#RuftaLbey

Subscribe free:
/ ruftalbey
Copyright©Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ 2021
ምሳና ክትራኸቡ ምስ እትደልዮ በዛ Email ክትጽሕፍልና ትኽእሉ ኢኹም:
kibrom.debesay24@gmail.com
√ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ: / ruftalbey
√Facebook:page: profile.php?...
ሃናጺ ሓሳብኩምን ርእይቶኩምን ንዓና ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ካብ ምጽሓፍ ኣይትቀጠቡ።ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።
©All rights reserved to Rufta Lbey ሩፍታ ልበይ.No part of this publication may be reproduced,distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher.
#Rufta Lbey# ሩፍታ ልበይ#

Пікірлер: 200

  • @user-ev7ts5mt4c
    @user-ev7ts5mt4c2 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍ ክንደይ ደስ ትብል ዛንታ እዩ ንድንግል ዝኣምን መን ሓፈረ😢 ኣብዝይ ግዜ ከም ራሄል ደቅኣንስትዮ ትንህሊ ደቂ ተባዕትዮ ኣሕዋትና ሙሉኡ እምነቶም ምሓዙ ህይወትና ከም ራሄልን ዳኒን መፈፀምትኡ የርአና እግዝአብሔር አምላክ👏👏👏

  • @user-if9uk1dx3z
    @user-if9uk1dx3z2 жыл бұрын

    ዉይይይይ ኣነስ ከምዙይ ዓይነት ዛንታ ክሰምዕ ከለኩ በቃ ንብዓትዩ ዝዉሕዘኒ 😢 ቃለህይወት የስምዐልና ክብሮመይ

  • @user-su8by1vd9s
    @user-su8by1vd9s2 жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ክቡር ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ብሓቂ ዘሕዝን ዛንታ አዶ ማለት ብርሃን 🌍እያ🥺🥺🥺💔💔💔 አሰይ መፈፀምታኡ ደስ ክብል ንኹልና መፈፀምታ የስምረልና🤲🤲🤲

  • @user-kz5hv6oc4y
    @user-kz5hv6oc4y2 жыл бұрын

    ፍቁራተይ እንኳዕ ንሊቀ ቁዱስ ገብርኤል ዓመታዊ ክብረ ብዓል እብፅሐኩም ብሓቂ ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ እያ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዝሰኣኖ ነገር የለን እሞ ናይ ኩላትና ሂወት ኣሜላክ ይቀይረልና አሜን አሜን አሜን

  • @user-zl6iu3fd8x
    @user-zl6iu3fd8x2 жыл бұрын

    ስለ ሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና ፀጋኡ የብዝሐልኻ ኣነስ ብሩፍታ ልበይ ዝመፀ ዛንታ ካቅንአን ናይ ቤዛን ናይ ራሄልን ብጣዕሚ ደስ ቡሉኒ ታርክኽን ፀጋኡ የብዝሐልኽን

  • @user-cl1kd4yp7t
    @user-cl1kd4yp7t2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልካ ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ እዩ

  • @user-dk6ee9eu5q
    @user-dk6ee9eu5q2 жыл бұрын

    ዝኸበርኩም ህዝበ ክርስትያን ኣብ መከራን ፀበባን ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ፆሎትኹም ዘኩሩና ክብሮም ሓወይ ብዓድን ብደገን ብጣዕሚ ፀቢብና ጨኒቁና ብሓደ ገፅ ስደት ብሓደ ገፅ ድማ ድምፂ ወለድና ዘይንሰምዖሎ ካብዚ ይምሓርኩም ወዲ ሰብ ኮይኑ ፀበባና የሕፅረልና መድሃኒኣለም ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኹም ይባርኸልኩም 💔💔💔💔😥😥😥😢😢😢😢

  • @user-ns7cu2fr5m

    @user-ns7cu2fr5m

    2 жыл бұрын

    ኣጀኻ/ ኺ ሓፍተይ ናተይ ኣቦና እዮብ ንረአ ኣምላኽ ኽረድኣና እዩ ኹሉ ኻሓልፍዩ

  • @user-bu9os7ob7q

    @user-bu9os7ob7q

    2 жыл бұрын

    Ajena egzabihr mesana eyu zeyaday 💞💞💞

  • @user-dw3sm5gt9e

    @user-dw3sm5gt9e

    2 жыл бұрын

    Ajona kulu khalf eyu kulu nsenayna eyu

  • @HhHh-qw5tr
    @HhHh-qw5tr Жыл бұрын

    ቃል ሂውተ ይሰመጰለን መምህረን እግዚአብሔረ ይመሰገን ኣሜን ኣሜን አሜን

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti....2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ብክርስቶስ ይብዛሕ ፍቁራተይ ኣሰይይይይ በስመአብ ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ብሓቂ ንእመብርሃን ዝኣመነን ዝለመነን ዝሓፈረ የለን ብሓቂ ንዳንኤል ስቡር ልብን ደግነትን ምስትውዓልን ንራሄልን ዝዓደለ እግዚአብሔር አምላክ ይሃበና ይዓድለና🤲✝️🌾

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o2 жыл бұрын

    በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ሓደ ኣምላክ ንኣምን ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ብጣዕሚ ዘቢብ ዝኮነ ታሪክ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓላ ንክብርቲ ሓፍትና ራሄል ከምኡ እውን ንመቃርብታ ልዑል እግዛብሄር መጀመርታ ጥራሕ ዘይኮነ መፈጸምታ ቁዱስ መንገዱ የርእዮም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ንዓካ ክኣ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ብርዕካ ይለምልም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @elsamehari742
    @elsamehari7422 жыл бұрын

    ሰላም ዉሰናይ ክብሮም ይ እግዚአብሔር ይመስገን እንቋዕ ብሰላም መፃእካና ሰድራ ልኡል እግዚአብሔር ሰላም ንዓኩም ይኩን ብሓቂ ቃል ሰናይ ይሰመዐልና ደሰ ባሃሊት መንፈሳዊ ዛንታ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክሉ ኣለም 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @Gh-oc4rx
    @Gh-oc4rx2 жыл бұрын

    አሜን ቃል ሂወት የሰመዐለና ፀጉኡ የብዝሓልካ ክብር ሓወይ🙏🙏🙏💒💒💒

  • @zizuabraha3287
    @zizuabraha32872 жыл бұрын

    ቃል፡ሂወት የስምዓልና፡ኩቡር ሓወይ ሓዳር ኣብርሃምስ ሳራን፡ይግበረሎም፡ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን

  • @user-le4dq9iv9p
    @user-le4dq9iv9p2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡር ሓወና እንዃዕ ብሰላም መፃኩም አሜን ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐልና 🤲

  • @selam801
    @selam8012 жыл бұрын

    እንኳን በሰላም መጣህ ወንድማችን ክብሮም እግዚአብሄር ጸጋውን ያብዛልህ ለመልአኩ ቅዱሰ ገብርኤል አመታዊ ክብረ በአል እንኳን አደረሰን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች አምላኬ ሆይ ለሃገራችን ና ለሁሉ አለም ምህረትህን ላክ

  • @lave9644
    @lave96442 жыл бұрын

    ኣሰይ ተመስገን ኣምላኽ ስራሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ ድንቂ እዩ ብሓቂ ደስ ዘብል ታሪክ እዩ ንሕና ዉን ካብዚ ኣብዩ ትምርቲ ወሲድና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዛሓልኩም ክቡራት የሕዋተይ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ 👏👏👏

  • @user-wp3jb8xd5h

    @user-wp3jb8xd5h

    Жыл бұрын

    .

  • @user-bx5tq5sr1g
    @user-bx5tq5sr1g2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክብር ሓወይ

  • @Tdfmyhero
    @Tdfmyhero2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓው አምላክ ጥበቡ ይግለፀልካ ❤️🙏

  • @anama5649
    @anama56492 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመገን እንካዕ በሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ ኣጉልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ❤🌹

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu88432 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስማልን ለሁላችን እግዚአብሔር ያግልግሎት ዘመንህን ይባርክልህ ውድ ወንድሜ መምህራችን

  • @Trhasgaltewahdo
    @Trhasgaltewahdo2 жыл бұрын

    😭😭😭😭💔💔💔 አዶ ማለት ዓለም ብምልእታ እያ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ንአዴታትና ይሃበልና 🤲🤲🤲

  • @user-of5kb6vl7q
    @user-of5kb6vl7q2 жыл бұрын

    ሰላም ደቂ እሙብርሃን ኣሕዋተይ እንኳዕ ብሰላም መጽኹም ክቡር ሓዉና 🙏😍

  • @user-vl3ec9bk8v
    @user-vl3ec9bk8v2 жыл бұрын

    ሰላም መምህር እንካዓ ብሰላም መፀኩም ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩሕ እግዚአብሔር አምላክ ካቡቱ ወርድና ዘሎ መዓት ያኣክለኩም ይበለና አሜን 🌿🌿🌿🌿🌿🎚🎚🎚

  • @user-kf2pe2vk2p

    @user-kf2pe2vk2p

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-mu8hf1bi4b

    @user-mu8hf1bi4b

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርተይ

  • @user-iy2vt5bt1v

    @user-iy2vt5bt1v

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-vl3ec9bk8v

    @user-vl3ec9bk8v

    2 жыл бұрын

    @@user-iy2vt5bt1v አሜን ፍትዋተይ አጀና እግዚአብሔር ኣቦ ውጻዓት ብብዘለናዮ ሰላምና የብዘሐዮ💘💘💘💘💘💘

  • @user-yn7xf3lr7v
    @user-yn7xf3lr7v2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐና ክቡር ሓውና ዝሰማዕናዮ ዝተምሃርናዮ ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ ኣሜን

  • @user-zn3tq5cb6v
    @user-zn3tq5cb6v2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ እያ ጸጉኡ የብዘሐልካ።

  • @user-ck2li5lq8z
    @user-ck2li5lq8z2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና አሜን

  • @medihintadese7390
    @medihintadese73902 жыл бұрын

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ አየ ዓለም ንፍታዊኣ ንጸላእያ ቅሰነት ዘይትህብ ኣምላኽ ሠላም የወረደልና

  • @KhanKhan-hz3pp
    @KhanKhan-hz3pp Жыл бұрын

    ባሓቅ ቃል ህይወት የሰመዐልና አሜን🙏🙏🙏

  • @user-ig1wm8kl8s
    @user-ig1wm8kl8s2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አምላክ እንካን ፍፃሜኦን አሰነየሎም አጥዓመሎም

  • @mu5gyu266
    @mu5gyu266 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel69472 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኳዕ ብሰላም መፃአኩምአሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ክብረም

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan10222 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Qlhweti yesmalna Egziabiher Amlak xegu yebzhalka kubri hawna naye bhqi libka ztnkife Amlak yhnti lbna ykftlna Egziabher Amlak yqere ybllna🤲🤲

  • @user-ye8gi4pg1u
    @user-ye8gi4pg1u2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልናክቡር ሓዉና ብሓቂ መሃሪት ዛንታ ነቢየ😢

  • @youaremybeautymaryformylif1449
    @youaremybeautymaryformylif14496 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ክቡራተይ ❤❤❤❤🙏🕊

  • @user-rm4gw1mb8k
    @user-rm4gw1mb8k2 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይ!! ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክ ቀያሪ ሂወትና ኢዩ ሞ እቶም ዝተረፍና ከኣ ከምኦም የማስለና። ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና ክብሮም።ኣዝዩ መሃሪ ዛንታ ኢኻ ኣቕሪብካልና፡ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሕ። ቀጽሎ።

  • @milonmilon6338
    @milonmilon63382 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐለካ ንዓናዉን ክንንሳሕ እመ ብርሃን ብፀሎታ ትርድአና

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae14842 жыл бұрын

    ኣሜን (3) ካል ሂወት የስማኣልና

  • @user-xe9by2us7z
    @user-xe9by2us7z2 жыл бұрын

    እንኳዕ በሰላም መፃእካ ክብር ሓውና ቃለ ህይወት ያሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ንዓድና ሰላም ያውረደልና

  • @user-qq7jp6qx5o
    @user-qq7jp6qx5o2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዉና ✝️

  • @vipistarl5973

    @vipistarl5973

    2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ሓወይ

  • @aamm1852
    @aamm18522 жыл бұрын

    ሰላም እግዚአብሔር ይብዝሓልኹም ደቂ እመብርሃን ኣሕዎተይ ሓደራ እዛ ኾመንት ኣንብብዎ ኢኹም ምሉእ ጥዕና ዘለኹም ኹለኹም ንእግዚአብሔር ኣመስግንዎ ምኽንያቱ ልዕሊ ጥዕና ምንም ስለ ዘየለ ንኣይ ኽዓ ንኽሐሸኒ ኣብ ፀሎትኹም ዘኽሩኒ

  • @hyatemdhmed2926

    @hyatemdhmed2926

    2 жыл бұрын

    ጸሎት ድንግል ማርያም ይደግፍካ/ኪ

  • @user-lk9ov1px9j

    @user-lk9ov1px9j

    2 жыл бұрын

    ፀሎት ቅዱሳን አይፈለይኻ

  • @user-iy2vt5bt1v

    @user-iy2vt5bt1v

    2 жыл бұрын

    ፆሎት እመ ብርሃን ኣይፈለኪ ዝሓፍተይ ኣጆኪ ማዓረይ ክሐሸኪ እዪ

  • @user-bg6sc8lo2u
    @user-bg6sc8lo2u2 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ይመስገን ቃል ህይወት የስመዐልና እሜን እሜን እሜን

  • @user-fk2wb3qu8p
    @user-fk2wb3qu8p2 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም አብ መላእ ዓለም እትርከቡ ስድራ እግዚአብሔር ከመይ አለኹም

  • @user-bv4tb3mq3z

    @user-bv4tb3mq3z

    2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ስላምኪ ይብዛሕ🌻🌻🌷🌷🌷🌺🌺🌹🌹

  • @rutatesfay9989
    @rutatesfay99892 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ምሃሪት ታሪኽ እያ ክብሮም ሓዉና ከኣ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ።

  • @AaBb-zd9pr
    @AaBb-zd9pr2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዕልና ክብር ሓዉና

  • @user-gy9nz7fo2o
    @user-gy9nz7fo2o2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይውት የስመዐና

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe62162 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸጋኡ የብዘሐልካ

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልናን ክብር ሓወይ 👏👏👏🌺🌹🌷🌻

  • @user-hn2ei6nx5j
    @user-hn2ei6nx5j2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብሮመይ። ኣደ ብርሃን ኩሉ ብሓቂ። ብጣዕሚ አሕዛንትን ማሃሪትን ዛንታ መጨረሻኣ ክንደይ ይጥዕም ከምኡ ኢልና ወዳትና ኮነ ጋላትና ፈቃድኡ ፍትወት ዓለም ጨረውረው ልብለና ለ ወላዲተ አምላክና ብፆሎታ ተድሕነና ብፆሎታ ናብ መንገዲ የማን ናብ ቤቱ ይመልሰና አምላክና። ከስካብ መጨረሻ ብፅምዶም የንብሮም ፈጣሪ ንኣቶም እውን።

  • @user-ec4to6mk2e
    @user-ec4to6mk2e2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂውት ይሰመዓልና 👏👏👏

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu88432 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ውድ ወንድሜ መምህራችን

  • @user-ms9lh5ee1x
    @user-ms9lh5ee1x2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐና ኩቡር ሓዉና🙏🙏🙏

  • @asgodomkonstantinos8325
    @asgodomkonstantinos83252 жыл бұрын

    Amen 🙏⛪, Egzabher Amlakna xegu yebzhalkum yehwatety Nay bhaki des zebel medeb kexelwo.

  • @user-me9cy5bn6z
    @user-me9cy5bn6z2 жыл бұрын

    እሰይይይይይ ክንደይ ይጥዕም ኦ ኣምላኽ ንሕናውን ከም ዳንን ራህየልን መፈፀምታና የርእየና

  • @user-dw8hc3ev2x
    @user-dw8hc3ev2x2 жыл бұрын

    ስለ ሁሉም ነገር እግዚአብሄር ይመስገን አሜን አሜን አሜን

  • @natsnettewelde3145
    @natsnettewelde31452 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመኣና ደስ ዘብል ዛንታ

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago26822 жыл бұрын

    Amen qal hiwet yesmelna❤❤❤

  • @tomikesete9528
    @tomikesete9528 Жыл бұрын

    ተመዝገን ፈጣሪ ስራሕ እግዚኣብሄር ድንቂ እዩ እንቃዕ ፈጠርልኩም ቡሩካተይ

  • @hnaahnaa6705
    @hnaahnaa67052 жыл бұрын

    ሓቂ ቃለ ህወይት የስመዓልና ክብር ሓውና

  • @micaelmehari2294
    @micaelmehari22942 жыл бұрын

    እግዛኣቢሄር ጡዑም ደስ ዘብል ።ኣምምላክ ፍቅርኩም ይባርክ ደስ ዘብል ትምህርቲ

  • @lave9644
    @lave96442 жыл бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምህርና

  • @yahfdjbhgu8609
    @yahfdjbhgu86092 жыл бұрын

    Bhaki kel hiwet yesmaan amennn amennn affffffffffffffff 🥺🥺🥺😰💔💔🙏🙏🙏

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile62852 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡፡

  • @user-cx4gy6gy9c
    @user-cx4gy6gy9c2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን

  • @Trhasgaltewahdo
    @Trhasgaltewahdo2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ ቃለ በረከት ያስመዐልና ፀጉኡ ያብዘሐልካ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ማሃሪት ዝኾነት ትምህርቲ አሰይይይይ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል እዩ ፍቅርኹም ያብዝሓዮ ቅዱስ አምላኽና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ክቡራተይ ✝️✝️✝️🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase79212 жыл бұрын

    Amien Amien Amien qale hiwet yesmealna ezom yehwatey xegua ybzahalkum egziabihier amlak ❤❤❤💒💒💒🙏🙏🙏

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓዉና ደስዝብል ዛንታ

  • @fevendesbel6898
    @fevendesbel68982 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna kebur hawena 😍😊

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye65612 жыл бұрын

    🙏😭🙏btami des zebl eyu bejakn nay lomi Awald zelena kea nyhwatna nhabhb 😭🙏

  • @user-bo3bf4gx9l
    @user-bo3bf4gx9l2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ብጣዕሚ ማሃሪ ዛንታ አዩ

  • @maedn8592
    @maedn85922 жыл бұрын

    Qalhiwet yesmealna btaimi tiemti zanta egziabher ymesgen ab mefexemta zebxhom neana wn ab emnetna yexneana fetari xegeu yebzhalka kbrom hawey

  • @user-fk2wb3qu8p
    @user-fk2wb3qu8p2 жыл бұрын

    እንካዕ ሰላም መፃእኹም ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና

  • @user-dm8sb2rj8e
    @user-dm8sb2rj8e2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሠላምካ ይብዛሕ ክብሮሞይ አይይይ መሕዘነተይ ዘንታ እያ 😥😥

  • @user-nm5kw3tw7u
    @user-nm5kw3tw7u2 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብራተይ

  • @user-kf2pe2vk2p
    @user-kf2pe2vk2p2 жыл бұрын

    ሰላም እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @desatebyo8588
    @desatebyo85882 жыл бұрын

    ኣሜነ ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🤲🤲🤲💒💒💒✝️✝️✝️

  • @user-cq8ro6pm8v
    @user-cq8ro6pm8v2 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሩፍታ ልበይ

  • @adeda.channal5369
    @adeda.channal53692 жыл бұрын

    ቃለ ሰናይ የስምዓልና ክቡር ሓውና እንካን ብሰላም መፃእካ

  • @abrahamahferom5796
    @abrahamahferom57962 жыл бұрын

    Kal hiwet yesmealna

  • @user-yk8rt3qo6b
    @user-yk8rt3qo6b2 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና 💖

  • @wintakidane9453
    @wintakidane94532 жыл бұрын

    Aseyyyyyyy des kblu Egzabher amlak hadarom ybareklom Adalwti medeb ka xega ab lali xega ybzhalkum

  • @kudusantesfamikael3670
    @kudusantesfamikael3670Ай бұрын

    Amlak yemsegen 🙏🙏🙏🙏

  • @tttt5980
    @tttt59802 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃልሂወት የስማዓልና,,,ብጾሎት ንኲሉ ይስዓር ተመስገን ብሓቂ ብዙሕ አናተምሃርኩ አየ,,ተመስገን,, ኣነ ዝብሎ ውሕድ አዩ,,ካብ ፈጣሪ ርከብዎ ኩቡር ስብ

  • @user-uu2co2lm1y
    @user-uu2co2lm1y2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና አምላክ ጥበቡ ይግለፀልካ🥰👏✝️

  • @user-st1hf3xt7q
    @user-st1hf3xt7q4 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒👏🌹🌹ብጣዕደሰዝብልዛንታ

  • @user-io6ve6tq2d
    @user-io6ve6tq2d2 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ በክርስቶስ ይብዛሕ ክብር ሓዉና አስይይይ እመብርሃን ዝአመን ማንም አይሓፍርን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @Taemo767
    @Taemo7672 жыл бұрын

    *እሰይ ክንደይ ደስ ዝብል ዛንታ እዩ*

  • @igryjdubvd5626
    @igryjdubvd56262 жыл бұрын

    BHaki kale hiwet yesmealna kbur hawey

  • @tekiaandebrhan7209
    @tekiaandebrhan72092 жыл бұрын

    Amen eti leul fetarna ymesgen.

  • @almazfsha6660
    @almazfsha6660 Жыл бұрын

    Bhakiy Kal hewit yesmalna Egzabhr Xegiu yebzhalka Kibur hawna Betamy dss tbl zanta ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሄር ይመስገን 🙏🙏🙏😔

  • @godislove2769
    @godislove27692 жыл бұрын

    Amen kahle hiwet yesmalna xegu yebzhalkum ❤️👈

  • @yohanagabresallasi3434
    @yohanagabresallasi34342 жыл бұрын

    Asey egziabher zisiano yelen ni ana wun kemizi nay rahelin & danieli bi xolot eme birhan egziabher yibxihan🙏

  • @user-kh1eu4je4j
    @user-kh1eu4je4j2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓል ናይ ዘመን ኣገልግሎት ኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽ🙏🙏🙏💖❤❤

  • @eyerusmokonen9493
    @eyerusmokonen94932 жыл бұрын

    ተመስገንንን ክንደይ ደስስስ ይብል

  • @mebrhittesfay3228
    @mebrhittesfay32282 жыл бұрын

    እንኳዕ ብዳሕን መፃእኻ ኩቡር ሓዉና

  • @milihabesawit3193
    @milihabesawit31932 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዐና ክቡር ሓውና ብሓቂ ነቢዐ😢😢

  • @Bana_Tsbah
    @Bana_Tsbah2 жыл бұрын

    Nay bhaki Rehase hawey and kubrom hawey keep it going kale hiwet yesmana 🙏🙏🙏🙏

  • @desatebyo8588
    @desatebyo85882 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ይመሰገን ሰላምካ በክርሰቶሰ ይብዛሕ ክብር ሓውና ኣሰይይይይይይ እመብርሃን ዝኣመን ማንም ኣይሓፈርን ብሓቂ ቃለ ህወይት የሰመዓልና

  • @user-lc4rg9xc2h
    @user-lc4rg9xc2h2 жыл бұрын

    Nay Behaqi qal hiwet yesmalna egzaber amlak xegu yebzhi

  • @tthgh4257
    @tthgh42572 жыл бұрын

    በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዊና ፀጉኡ የብዝሕ

  • @user-rd8qe9zw2o
    @user-rd8qe9zw2o2 жыл бұрын

    Enika bselam misakakebr hawena

Келесі