🔴👉"ኣርጋኖን ናይ ሶኒ"(ብትግርኛ) መንእሰያት ስምዕዋ

Пікірлер: 400

  • @bemnetnkhu5423
    @bemnetnkhu54232 жыл бұрын

    ኣሕዋት ድምጺ ይስማዕ ኣሎ'ዶ?

  • @dawitn829

    @dawitn829

    2 жыл бұрын

    Beay xbuk ysmai alo.

  • @KanaZegelilaTub3

    @KanaZegelilaTub3

    2 жыл бұрын

    Ewe zhawey

  • @user-xe4gq4gg7w

    @user-xe4gq4gg7w

    2 жыл бұрын

    እወ ማዓረይ

  • @user-kf1xp8dg5e

    @user-kf1xp8dg5e

    2 жыл бұрын

    እወ ከቡር ሓወና

  • @hiwetsolomon5899

    @hiwetsolomon5899

    2 жыл бұрын

    Selam neakum ykun yehwat argano btgrina abey krekba ykel bjakum eba negeruna ente alekum kea hardnakket mo kemtsedolna kngebr ykreta ashegirekum Key keykewn mo natey gez koynu mo eti zenbbo brdiet kkoneley eleye

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s6 ай бұрын

    እመቤታችን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ክብሪ ንዓኪ ኣዶ ኣማኑኤል

  • @robichannel7718
    @robichannel77182 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም እንኳዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ሓላላተይ ቀጺለ ሓወይ ናተይ ብጣዕሚ ንፉዑ ጹቡቅ ድምጺ ኣለካ ኣጂካ ቀጽሎ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ፡ሙሉኡ ፍቅሪ ራህዋ ቅሳነት ኣዲኩም ኣቦኩም ብፍቅሪ ኣምላክ ይንብውሩ ካብ ኩሉ ሕማቅ ይሰውረኩም ናብውልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብስክራብ ክትሑጉዙኒ ብትሕትና ይዕድመኩም የቀኔለይ ።

  • @user-gw2fc7gg7c

    @user-gw2fc7gg7c

    2 жыл бұрын

    አሜን🙏🙏🙏

  • @rominhkas1764
    @rominhkas17642 жыл бұрын

    ስለ ኩሉእግዚአብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ኩሉ ግዜ ኣርጋኖን ብትግርኛ ክሰምዕ ባህገይ እዩ ነይረ ጾሎታን ኣምላድነታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ምሕረት ፍቁር ደወዳን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ፫ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምርህና ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ አሜን ይቅርታ🙇‍♀️🙇‍♀️🙇‍♀️ ብምድፋረይ ፍቃዶም ተኮይኑ ክሳብ ናይ በንበት ይመልእልና ክቡር ኣቦና ብምድፋረይ ደጊመ ይቅርታ🙇‍♀️🙇‍♀️🙇‍♀️ ይሓትት 🤲🤲

  • @tamesgen4443
    @tamesgen4443 Жыл бұрын

    Kal hiwet yesmalne xoltan barktan nay adane kudstiy adena kudistiy maray MS kulne yekun amen amen amen

  • @tyffdcchh1018
    @tyffdcchh10182 жыл бұрын

    ተመስገን ከነደይ ይጥዕም ናይ እመ ኣምላኽ ፀሎት ጣዕሚ ፍቕርን ይሕድረና ናይ ሰሉሰ ብሃንቃወታ ንፀበየኹም

  • @user-wc3ws9gj9p
    @user-wc3ws9gj9p2 жыл бұрын

    ❤🙏👍ኣቤት ልብኻ ዘዕርፍ ጾሎት በሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @goteyitomnigus4800
    @goteyitomnigus48002 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩኽ ሓዉና ኣሕዋተይ አርጋኖን ደያንበቡኹም ከይት ሓድሩ አርጋኖን አጋንኒት ፀርፀር ዳብል ፀሎት ይኡ ሰይፌ ስላሴ ሰርፌ መለኮት ዉዳሴ ማርያም እዛተሙ ተይፀለኹም ከይትዉዑሉ ከይትሓድሩ ድኣጋንኒት ሓዊ ዩኡ ድኾኖም 🙏🙏

  • @user-bj1md1eb5n
    @user-bj1md1eb5n2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኻ ናይ ቅድስት ደንግል ማርያም ደረከታን ጣዕማን ምስ ጉላትና ይኩን ኣሜን 👏👏 ምስ ይቅሬታ ናይ ,ሰሉስ ,ናይ ረቡሮ ,ናይ ዓርቢ ,ናይ ቀዳም, ናይ ሰንበት ,///// እባ ቀፅለልና ክቡረይ ኣምላክ ይሓግዝኻ ተመስገን ብትግርኛ 👏🥰🥰🥰

  • @ghenetghe8493
    @ghenetghe84938 ай бұрын

    ኩቡራት ኣቦታት ኣሕትት ነዝ ስኤላም አረፍት ዝህብ ቃል ከነስምዕ ዝፍቅድ አግዛበህር ዝፍቅድ ይምስገ 🤲🤲🤲💙⛪️💙✝️💙⛪️ ኣሜን

  • @GffghhyFfftgy-wn2ck
    @GffghhyFfftgy-wn2ck8 ай бұрын

    Amenl. Amenl. Amenl. 🙏🙏🙏⛪️🎊🎊🎊🎊🎊

  • @user-yp4yt9qf3f
    @user-yp4yt9qf3f7 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ፆሎታ በረኸታ ኣማላድነታ ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን

  • @issayaseyassu6579
    @issayaseyassu657911 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዛቢሔር ብምሕረቱ ይጠምተና።ጾሎት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ተራዳነት ቁዱሳን መላእክቲ ኣይፈለየና ኣሜን!

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay99492 жыл бұрын

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን፡ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ጸሎታ፡ ኣማላድነታ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

  • @ermiashabtom4509

    @ermiashabtom4509

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-pd8wg9cf1m
    @user-pd8wg9cf1m Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐና ክብር ኃውና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓልካ እመ ብርሃን ኣደና ፆሎታ በረከታ ምስ ኩላትና ህዝብና ክርስቲያን ይኩን አሜን

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓዉና እሞ አምላክ ቅድስተ ቅድሳን ምስ ኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ትኩን አሜን🙏

  • @user-vh8ng7wo6r
    @user-vh8ng7wo6r Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመኣልና ፀጋን በረከትን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን እመ ኣላክ ምስ ኩላትና ይኩን❤

  • @kulusebukulusebu7588
    @kulusebukulusebu7588 Жыл бұрын

    Amen (3)ቃል ሂወት የስምዓና ጾሎት በረከታ ናይ ድንግል ማርያም እመ ብርሃን ኣይፈለየና ዝሓወይ ⛪️❤

  • @user-qt4ok4pv3k
    @user-qt4ok4pv3k3 ай бұрын

    Amen,amen,amen, qal hiwet yesmana xega berekata xolota nay dngl,maryam, enate ayfeleyena 🥀✝️❣️

  • @dawitnedele2606
    @dawitnedele26062 жыл бұрын

    ተመስገንካ ኣምላኽ ስለ ትኹሉ ነገር ❤️🙏🏽

  • @user-jf3ri3nn8s
    @user-jf3ri3nn8s2 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐልና 👏👏👏ናይ ኣዴና ፀሎታን ፀጋ በረከታን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏

  • @TesfayTadese-yp7gy
    @TesfayTadese-yp7gy9 ай бұрын

    ኣመን ኣመን ኣመን ድንግል ማርያም ኣደይ ካብ ሃዳናይ ኣራዊት ድያብሎስ ሃልውኒ ❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤

  • @amanuel5687
    @amanuel56872 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና መምህርና እግዚአቢሄር ይባርከልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን በረከትን አብዚሑ ይሀበልናን አብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ወልድ አማኒአረል🙏🙏🙏

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay63472 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣደና ቅድስቲ ቅድሳን ንፅህቲ ንፁሃን ድንግል ማርያም በረከታን ረዲኤታን ኣማላድነታን የካፍለና ንኩለና ህዝበ ክርስትያን ኣሜን ፫☦️🕯🕯🕯

  • @melatmelat1376
    @melatmelat13762 жыл бұрын

    ብሓቂ እግዚአብሔር የክብረልና ክቡረይ ተመሰገን ከሉ ግዜ ኣርጋኖን ክፅሊ ይፍትን ኣማርኛ እዩ ነይሩ የደንጉየኒ እናደለኩ ይገድፎ እና ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ በረከቱ የብዝሕ እመቤቴ ትሓልወልና

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ጾሎታን በረከታን ናይ እግዝትነ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ናይ ኩሎም ቁዱሳን ምስ ኩላትና ይኩን እግዚኣብሄር ኣምላከይ ብመገድካ ምርሓኒ❤❤❤

  • @mikieleabadi3128
    @mikieleabadi3128 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen ✝️✝️✝️❤

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi34233 ай бұрын

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawey

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና ንእግዚአብሔር ምስጋና ይኹኖ ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብእውነት ደስ ዝብል ቃለ በረከት ረድኤት ናይ እመ ብርሃን ጸሎታን ንብዓታን አማላድነትን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲየን ይኩነልና አደ ጎይታይ ክብር ንዓኺ ይኹን ተመስገን ጽዮን አደይ አደ ብዙሓን እመ ብዙሓን 💒✝️🙏🏾🛐❤️❤️❤️💛💛💛☀️✨💫🎇🫶🤝😘📖🎇💯👌🍃🕊️🕊️🕊️

  • @ermiashabtom4509
    @ermiashabtom4509 Жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN QALE HIWET YESMANA HATIYATINA YEKERE YEBLILNA KUBURU HAWENA KA EDIMEN TINAN YHABEKUM FETARI AMEN AMEN AMEN

  • @aleksanderandbrhan2373
    @aleksanderandbrhan23732 жыл бұрын

    አሜን(3) ቃል ህይወት የስማዓልና ከምዚ ጊርኩም ኣንቅሑናን ኣጽንዑናን ዘበኑ ኩፉእ አዩ ዘሎ እዚ ኩሉ ታኣምራታን ቅድስናኣን ባዕሉ ዝሓረያ ጎይታን ነዴና ቅድስ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ዘነኣእስ ማዕረ ክንደይ ክፈረዶ እዩ እዝግዩ መሓሪና ክርስቶስ ኣነ ድማ ንስም ኣዴና ቀድስት ቅዱሳን ድንግል መርያም ከየቃልልን ከይንዕቅን ከየቃልልን ሲ ከምኡ ድማ ካብ መናፈቅነት ክሕደትን ሓልወኒ

  • @hhmm1031
    @hhmm10319 ай бұрын

    ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክና ክብርን ምስገናን ይኹኖ

  • @selamaredae3569
    @selamaredae3569 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ድንግል ማርያም ፅላል ትኹነና

  • @user-jv4ou4wx5l
    @user-jv4ou4wx5l8 ай бұрын

    ኣቤት ኣቤት እወ ሰሚዕና ጥዑም ድምጺ ቃል መላእክት የስማዓልና ብሩኽ ሓወይ የቀንየልና!!

  • @riyadhbest6783
    @riyadhbest67834 ай бұрын

    ፆሎቶ ናይ አድና ቅድሰት ድንግል ማርያም ምሰ ኩሉና ህዝቢ ከርሰትያን የለም ኹን አሜን አሜን አሜን👏👏👏

  • @user-ef8pl9sx2o
    @user-ef8pl9sx2o5 ай бұрын

    ኣ ቅደስት ማርያም ኣደይ ሓደሪኪ ምስይ ኩንይ 😢😢 ኩሎም ካብይ ካበ ኣሕዋተይ ዉለደይ ብቅዱ ስሚኪ ኣደይ ኹሎም ሩኩሳት መንፍስቲ ኣጥፍእልና እስረለና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-be6ze5rh7u
    @user-be6ze5rh7u5 ай бұрын

    ስለ ኩሉ ነገረይ እግዛብ ሔር ይመስገን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃል ህዎት ያስመዐልና ኩቡር ሓውና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ፈጣር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-wx8fj
    @AaAa-wx8fj2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ዛሓወይ ዝተረፈ ናይ ሰሉስ√ናይ ረብዑ√ ናይሓሙስ √ቀፅለልና

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 Жыл бұрын

    Amen Temesgen Goytaye Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽👏👏👏💕💕💕🍇🌷🍇🍇✝️⛪️

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ድንግል ማርያም ኣደይ ፅላልና ትክንና🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @smretkidane
    @smretkidane3 ай бұрын

    ኣሜን አሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና 👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rusomkahsayembaye1643
    @rusomkahsayembaye16432 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና

  • @user-wx7zl8br3t
    @user-wx7zl8br3t2 жыл бұрын

    ብሓቅ ቃለ ህወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ክቡር መምህርና አሜን።🙏

  • @user-mm7sp1vb5f
    @user-mm7sp1vb5f2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና🤲🤲🤲🤲🤲⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪✝️✝️✝️✝️✝️🤲🤲🤲

  • @wegahtagedey7294
    @wegahtagedey72942 жыл бұрын

    Temesgen amlak sle kulu neger Kal hiwet yesmalna kbur hawey ⛪⛪⛪⛪🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿⛪⛪⛪⛪

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye20832 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ሃውና❤️🙏❤️🙏

  • @amanuelkesete3433
    @amanuelkesete3433 Жыл бұрын

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna Daykon hawey xegu yebizaha egziabiher amlak xelotan berketa nay mime birahan dengel mariyam mes kulatena yekun amen

  • @user-ji5rd2fb2h
    @user-ji5rd2fb2h2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዝሕ ናይ እመ ኣምላክ ፀሎታታን በረከታን ኣይፈለየና ናይ ኣባ ጊዮርጊስ ዘጋሰጫ ፀለቶም በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ እግዚአብሔር እዩ ካብ ዝፈትዮም ፀሎት ሓደ እዩ ክቡር መምህርና ሓደራ ቀፅሎ

  • @hafteyzari4750
    @hafteyzari4750 Жыл бұрын

    ኣሜን (3) 🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ፀጋኣን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን 🙏

  • @user-bb7jv9yx4d
    @user-bb7jv9yx4d7 ай бұрын

    _ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት ይሰመዐልና ኣማላድነት ናይ እመብርሃን ኣይፈለየና💛🥀🌱_

  • @user-rm1zd9tl6n
    @user-rm1zd9tl6n8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወይ ፀጋኡ የብዝሐልካ ኣምላክ✝️

  • @user-wr1pm1nh7h
    @user-wr1pm1nh7h8 ай бұрын

    Amen amen amen edmen tenan yhbkia egzabiher ❤❤❤❤❤

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጾሎቱን በረከቱን ናይ ጊዮርጊስ ጻጋስጫ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @lidyabereket2752
    @lidyabereket27522 жыл бұрын

    ስለ ኩሉ እግዚኣቢሄር ይመስገን ቃለ ሂወት የስማዓልና እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል 🙏🙏🙏

  • @MarYam-gs3xt
    @MarYam-gs3xt6 ай бұрын

    ባሓቂ ቃል ሂወት ይስማዓልና ክብር መምህርና ብርክት ጣዓማን ፍቅርቲ ማርያም ይሕደርና 🙏

  • @user-tc8er4qw5j
    @user-tc8er4qw5j2 жыл бұрын

    ተመስገን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣደይ ኩብረን ምስጋናን ንዓኺ ይኩን ኣሜን

  • @TEKLERISHAN-bu4vc
    @TEKLERISHAN-bu4vc3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጋ በረከቱ ያብዛልህ ክፉ ኣይንካህ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @adiamnerkebo9520
    @adiamnerkebo95202 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና! በረኸትን ረዲኢትን ናይ ኣባ ጊዮርጊስ ዘጋስጫ ምስ ኩልና ይኹን! ኩቡር ሓውና እግዚኣቢሄር ጸጉ የብዝሓልካ።

  • @adefqri-wq3ng
    @adefqri-wq3ng4 ай бұрын

    amen amen amen qale hiwet yesmalna zhaweyy

  • @artflow216
    @artflow2162 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እመ ብራሃን እናቴ ምልጃሸ ኣይለይኘ🙏

  • @autikoszsmu
    @autikoszsmu2 жыл бұрын

    Amen amen amen Amlak xega yebzh des zebl Bereket eme brhan mskulna ykun

  • @aleksanderamanuel9583
    @aleksanderamanuel95832 жыл бұрын

    Kibert yhabelna kibur haw yismae alo hiji eten zetrefa bhankewta kinxbeyka ena lul fetari nay zeben agolglotka yibrak edemn teana yhabka fetari tebarek🙏

  • @user-le9cf7gf6z
    @user-le9cf7gf6z2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲ተመስገንካ እግዝኣብሔር ኣምላኸይ ስለ ኩሉ ነገር 🙏🕯️✝️ኦ ኣምላኸይ ሰላምካ ምሕረትካ ክትልከልና ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን 🤲🤲🎚️🎚️🕯️🕯️🥰🥰🥰❤❤

  • @kisanetshmangus8229

    @kisanetshmangus8229

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን ቃል ሂወይ የስመዕልና እመ ብርሃን በረከታን ጸሎታን አይፍለየን፡፡

  • @tirhasyibalh7155
    @tirhasyibalh7155 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @mihrettesfay3630
    @mihrettesfay36302 жыл бұрын

    Zkeberen ztemesgenen laul amlakna temesgen sle kulu wuhbetu amen qale hiwet ysmana thank bro ❤🙏

  • @user-ef8pl9sx2o
    @user-ef8pl9sx2o5 ай бұрын

    ተመሰገን ኣምላከ ኣቦይ ቅደስ ማርያም ምሳና ኩኒ ኣደይ

  • @user-yg9hu9xe2w
    @user-yg9hu9xe2w3 ай бұрын

    ናይ ሰሉስ ቀፅለልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ዓስብካ ይኽፈልካ ዝሓወይ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ❤

  • @melawit-melawit
    @melawit-melawit4 ай бұрын

    ተመስገን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርናን ኣቦናን🙏🙏🙏

  • @ruthmisgun8792
    @ruthmisgun87922 жыл бұрын

    Amen qale hewit yesmelna beruk hawey egzabher xega berktu yebzhelka

  • @asmaittsegay6300
    @asmaittsegay6300 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምኣልና ፀጋኡ የብዝሃልካ ክቡር ሃወና። እመብርሃን ምስ ኩላትና ትኩን ኣሜን፣❤❤❤

  • @genethaile6050
    @genethaile60502 жыл бұрын

    Slekulu neger eigziabhet ymesgen kalehiwet yesmalna Amen 🙏 Amen 🙏 Amen

  • @user-sk8ko1iv8b
    @user-sk8ko1iv8b2 жыл бұрын

    Egziabeher Yemsgen kebren mesganan ne emebrhan dengel yekun amen Kemu wen kuburat sedrana Metshafe Arganon be Tegrina ente delikum beflay abe Sewiden tenberu tshafuley haberta kehbekum yekel eye

  • @Rosa-qo6zl
    @Rosa-qo6zl9 ай бұрын

    እሰይ ንልቢ ዘረስርስ ጸሎት ቃል ህይወት የስመዐልና ናይ ሰሉስ ረቡዕ እናበልኩም ቐጹልና ጸጋኡ የብዘሓልኩም'ዋ መምህርና

  • @asmaittsegay6300
    @asmaittsegay630010 ай бұрын

    Kal Hiwet Yesmealna kibur hawena..!! 🙏❤️🙏

  • @SalamhSaallm-oh8fn
    @SalamhSaallm-oh8fnАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን ወንድማችኝ ቃለ በረከት ያሰማልን አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤

  • @eyerusalemmulu3913
    @eyerusalemmulu39139 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ብሓቂ ልብካ ዙዐርፍ ፆሎት ❤

  • @mussieyohannes2482
    @mussieyohannes248217 күн бұрын

    amen amen amen qal hiwet yesmalna

  • @mizangebreamlak2554
    @mizangebreamlak25542 жыл бұрын

    Amen. Amen. Amen. Kale. Hiwet. Yesmana

  • @mihretkidane8294
    @mihretkidane82944 ай бұрын

    Amen Amen Amen xelotan bereketan ms kulnahzbekrstyan ykun memhrana dma xeguau yebzahalkum❤❤❤

  • @user-tw7lz3hz6c
    @user-tw7lz3hz6c9 ай бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna kubur memhrna

  • @samivic
    @samivic Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጋ በረከት ይዓድሎም መምህርና ኩለኩም ንዛ ፀሎት እትሰምዑ ኣፋቀርቲ እመ ብርሃን ንዓይ ንድኩም ሐውኩም ዘክሩኒ ብፀሎትኩም ሕሰቡኒ

  • @mikehaile5775
    @mikehaile5775 Жыл бұрын

    ቃለ ህይዎት የስማዓልና አሜን አሜን አሜን።

  • @user-qj2lx6zy9f
    @user-qj2lx6zy9f Жыл бұрын

    " ቃል ህይወት የስማዓና።" ኣሜን።

  • @ermiashabtom4509
    @ermiashabtom45092 жыл бұрын

    Amen amen amen qale hiwet yesmana hatiyatina yekeri yebelelna

  • @user-vz9rb3ls8b
    @user-vz9rb3ls8b Жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmana amaladnet embe brhan ms kulna ykun 7:41

  • @asmaittsegay6300
    @asmaittsegay6300 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመኣና❤️🙏🙏🙏

  • @user-bh7jh2rs5y
    @user-bh7jh2rs5y2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐል

  • @lidyabereket7293
    @lidyabereket72932 жыл бұрын

    Bhaqi qal hiwet yesmelna Amen Amen Amen 🙏🙏🙏burukat memharana xega bereketu yebzhelkum 🙏🙏🙏blbi nemesgn

  • @shushanzeru3743
    @shushanzeru3743 Жыл бұрын

    ብሐቂ ቃለ ሂወት የስማልና ናይ አገልግሎት ዘመንካ የንዉሐልና ከምኡ ዉን መዝሙር ዳዊት በዚ መልክ እንተ ትሰደልና ንበረኸተት ብሐቂ ቃለ ሂወት የስማልና ዘመንካ ይባረኽ አሜን 🙏🙏🙏

  • @regat919
    @regat9192 жыл бұрын

    Ezgabher amlaky bal bezeha mehart kebri nake yeken Amen

  • @user-cy6mq4xi2v
    @user-cy6mq4xi2v2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህር ና ፀጋ በረከቱ ያብዘሐሉኹም አሜን አሜን አሜን

  • @adhanetkidane3089
    @adhanetkidane30892 ай бұрын

    Adey mearey mesay kuni kehgos metan kulu mealeti amen amen amen temesegen fetsri 💞💞💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏

  • @freweynighebremariam7770
    @freweynighebremariam77702 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher

  • @user-cd2le7ju2v
    @user-cd2le7ju2v7 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-ef8pl9sx2o
    @user-ef8pl9sx2o4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜነ ኣሜን ቃል ህወይት ይመሰዕልና

  • @wwqqwwqq8454
    @wwqqwwqq84549 ай бұрын

    (ኣሜን)ቃል ህወት ያስመልና ኩቡሩ መምህሪ❤

  • @gdhfhjtvug3712
    @gdhfhjtvug3712 Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ሓውና ክንደይ ይጥዕም አሜን አሜን አሜን

  • @selamgebremikael6780
    @selamgebremikael67802 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና ኩቡራት ስድራና

  • @askalabrahamsaldosry1110
    @askalabrahamsaldosry11102 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @filmonkahsayc7975
    @filmonkahsayc797511 ай бұрын

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna kubur hawna bitami des zebl

Келесі