ጥራይ ዕርቃነይ ኣብ ገጻት Facebook ካብ ዝቃላዕ - ሓቀኛ ዛንታ

ሕዝቶታትና
ትምርታዊ
ትንተና ስፖርት
ድሕሪ ባይታ ዕዉታት ሰባት
ሓቀኛ ዛንታታት
ልብ ወለድ ዛንታ - ወዲ ረዛን
Support This Channel; tiny.cc/9itpaz
EriZara Tech Bringing to you a good explanation of programs, regarding smartphones, lessons for driving a car, Sports analysts, Eritrean Documentary, Movies, LOVE STORY, Short Story, ADVICE, Comedy, English Language Lesson for Second Speakers of Other Languages and some tips that can be very beneficial to you.
Set this channel as Not Made for Kids. I never upload content that's Made for Kids.
Copyright © EriZara Entertainment 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© All rights reserved.
- - - - - Connect with us - - - - -
W E B S I T E: goo.gl/aT2Szz
Y O U T U B E: / erizaratech
F A C E B O O K P A G E : / erizaratech27
P E R S O N A L FACEBOOK:goo.gl/XAPHfZ
I N S T A G R A M: / erizara1
T W I T T E R:goo.gl/9ETqLH
G O O G L E+: goo.gl/k8qdi
Produced By EriZara Entertainmnet
ERIZARA - New Eritrean Series Movie 2020 - ቤትና`ኮ ዓለም`ያ.
1ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
2ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
3ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
4ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
5ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
6ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
7ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
8ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
9ይ ክፋል - • ERIZARA - New Eritrean...
Interview With Artist Semhar Yohannes
1ይ ክፋል፡ • Interview With Artist ...
2ይ ክፋል፡ • Interview With Artist ...
Interview With Artist Danait Yohannes
1ይ ክፋል፡ • Interview With Artist ...
2ይ ክፋል፡ • Interview With Artist ...
#erizaratech#Neweritreanstory

Пікірлер: 315

  • @EriZaraTech
    @EriZaraTech4 жыл бұрын

    ሰላም ረዛናውያን፣ ከም ውትሩ ንዝያዳ ልብ ወለድ ዛንታታት። follow instagram.com/erizara1/ ኣይንረስዕ? ቡሩኽ መዓልቲ ይግበረልኩም።።

  • @himmankahsay6593

    @himmankahsay6593

    2 жыл бұрын

    .

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari10534 жыл бұрын

    ደቂ ኣንስቲዮ የሕዋትና በጃክን እዝ ናይ ሎም ወሎዶ ኣዝዩ እዩ ጨካናት ሶ ነብስክን ባዕልክን ሓልዋ እምበር ኣብ ስደት ክንድዝ ጭካነ ኣብ ልዕል የሕዋትና የኣክል የሕዋት ንነብስና ኣይንበድል ንሰን እየን ክብረትና የሕዋትና ኣንስትና ኣዴታትና

  • @emnet93

    @emnet93

    4 жыл бұрын

    Behaki lebam ❤️👍

  • @hailezgiberaki1208

    @hailezgiberaki1208

    4 жыл бұрын

    Nay bhaki lebam seb

  • @Biney-ry9tq

    @Biney-ry9tq

    4 жыл бұрын

    Kemaka lebamat yebzhalna Fetari

  • @aforkitesfay8587

    @aforkitesfay8587

    4 жыл бұрын

    Nay bhaki

  • @tigstikidane1886

    @tigstikidane1886

    4 жыл бұрын

    Kemaka yebzhu zhawey

  • @user-df9rz4oo2o
    @user-df9rz4oo2o3 жыл бұрын

    ብሓቂ ሓቂ ዛንታ እያ 100% ደቂ አንስትዮ አሕዋተይ ንጠንቀቅ የፍቅረኒ እልካ ነብስካ አሕሊፍካ ምሃብ ሕስረት እዪ

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu23994 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ግርምምምምምምምምምምም ትበለኒ ካብዞም ኣወዳትና ጥራሕ ነብስኪ ክሪአኪ ደልየ ትብል ዘረባ እያ ከምኡ ድማ ኣትን ፍቅሪ ሒዝኒ ኢልክን ጥራሕ ዕርቃንክን ትወፃ ኣዋልድና እውን ዓገብ በቃ ዓገብ❗️ ብከምዚ ዝመፅእ ፍቅሪ የለን ዘፍቅረኪ ኣብ ልዕለኪ ሓልዮት ዳኣምበር ወርደት ኣይገብርን ኩሉ ግዜ ክትሕጎስሉ እዩ ዝደሊ እምበር ከገድደኪ ኣይደልን 👈 ስለዚ መን እዩ ብሓቂ ዘፍቅረና ክንፈልጥ እዩ ዘለና ኣቱም ግርህነት እታ ሚስክን ሂወን መዝሚዝኩም ሓፍትኩም ትብድሉ ድማ እግዚአብሔር ልቦና ይሃብኩም

  • @user-zu1dr3vz6w

    @user-zu1dr3vz6w

    4 жыл бұрын

    Bhaki tsbuk aleki haftey natey

  • @samigosb8538

    @samigosb8538

    4 жыл бұрын

    Awald tefqirkn kem gele konkn

  • @malhabib357

    @malhabib357

    4 жыл бұрын

    Normal eti wedi nay behaki zftwa endhr koynu normal eu eti wedi Gen nkxawate Gen betami abi gega eu

  • @messikahsay3562

    @messikahsay3562

    4 жыл бұрын

    ኣወልድ ሳኪት አኪን ፎኦኦኦኦኦኢ ታይ ኣብይኪን ዶ ኣድኪን ከሚኡ ኪግብራ ረኪን

  • @solokusunforever1425

    @solokusunforever1425

    4 жыл бұрын

    Nay bhaki ❤

  • @user-oc1gj9dr3v
    @user-oc1gj9dr3v4 жыл бұрын

    ጽቡቕ መደብ መሃሪ ብሙኻኑ ከኣ ኣድኒቀዮ ። የቐንየልና ሓዉ

  • @NOnonon89325
    @NOnonon893254 жыл бұрын

    💔😢😢 ምስኪነይቲ ሓፍተይ ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበላ,ኣቤል ዝተረገምካ ወዲ ኣምላክ ናይ ኢድካ ይፍደየካ ጨካን 😭😭

  • @sssg9010

    @sssg9010

    Жыл бұрын

    Nay behaki..gzi yneweh enber abey keyterfo

  • @henokteweldebrhan2363
    @henokteweldebrhan23634 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ፡ መሃሪ ውን።

  • @user-kt4ly5vx7b
    @user-kt4ly5vx7b Жыл бұрын

    እፍፍፍ በስመአብ ምስኪነይቲ ሓፍተይ ካብዚ ማሓረኒ አምላክ ብመንገድካ ምርሐና ጎይታይ 😥😥😥😥😥💔💔

  • @tedross8259
    @tedross82594 жыл бұрын

    ን ብፍቅሪ ዓዊረን ኣብ ጌጋ ዝሕንኮላ ትምህርቲ ዘለዋ ዛንታ። እስታዝ ሜሮን ንዓይ እቲ ቡሉጽ ጻሓፊ፡፡ ብርዕኻ ትሰስነልና።

  • @user-di3ll9ob9b
    @user-di3ll9ob9b3 жыл бұрын

    ዉይ ሓፋተይ መዓረይ ዘሕዝን ዛንታ ፍጣሪ አብ ገነቱ የንብርኪ😭😭😭😭አቤል ናኢድካ ይሃብካ😭😭😭

  • @rozalinatadese1941
    @rozalinatadese19414 жыл бұрын

    አዋይይይ ሓፍተይ ኣምላኽ ብ የማናይ ኢዱ ይቀበልኪ ኣቤል ሓውና ኻኣ መንገዲ የማን ይምራሕካ አምበር አኮ ሕልናካ ብዓቢኡ ካኣ ደም ናይ ናዝሬት ክኽሰካ አዩ ፡ ከሙኡ ወን በጃኽን የሕዋተይ ካብ ከምዚ ዓይነት እንዳ ራኣኻ ምዕዋር ቆጠብ ነዛ ጽሑፍ ተንቡቡ ዘልኩም ኣምላክ ይባርኩም 🙏🙏🙏 ናዝረት ሓፍትና ኻኣ ኣምላክ ምሕረቱ እዚዙ ይቀበልኪ 😭😭😭😭 but I'm so sad 😥😥

  • @MeriMeri-kx2iw

    @MeriMeri-kx2iw

    3 жыл бұрын

    👍👍👍👍

  • @yohanasemere5064
    @yohanasemere50644 жыл бұрын

    ምናልባት ብኸምዚ ምፍርራሕ ዘሸግሩኽን ዘለዉ የሓተይ ግን ኣጆኽን ሰብ ንግዚኡ ዩ ዝብል ብ ኢዲቲን ውን ክገብርዎ ስለዝኽእሉ ካብ ጌጋኽን ደኣ ተመሃራ ምበር ርእስኽን ደጊምክን ኣይትበድላ ሂወትክን ናትክንን ናይ ኣምላኽን ያ ንሰብ ኣይምልከቶን ዩ ከይትደሃላ ንዝመጽእ ሕሰባ ክትዕወታን ክትርስዕኦን ድማ ኢኽን

  • @futwientertainment7185
    @futwientertainment71854 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዕ ፡ጽፉፍ ዛንታ ፡ማሃሪ ዛንታ ናይ በሓቂ ፡ዛራ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ብኸመይ ኣድራሻ ክረኽበኩም ይኽእል

  • @EriZaraTech

    @EriZaraTech

    4 жыл бұрын

    B instagram erizara elka tewekesena kbur haw.

  • @ERGalaxyTV

    @ERGalaxyTV

    4 жыл бұрын

    ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ ንዓይ ድማ ግበረለይ ሓወይ ናተይ kzread.info/dash/bejne/gnaaksGaiaq-daQ.html

  • @user-qy7dg8sb5z
    @user-qy7dg8sb5z4 жыл бұрын

    ጋል ከምዘይ ወለደቶ ብጋል ዝፃወቱ ፍጡራት አምላክ ምሕረት የውርደሎም 😥😥😥😥😥

  • @abrhameyob5170
    @abrhameyob51704 жыл бұрын

    ኣታ ረሳሕ ኣብ ሓብትካ ርኣዮ ምበልኩካ ግን ንሳ ወን ጋል እያ ኣብ ነብስካ ክወርደካ እዩ ብገለ ትኣምራት ጉሓፍ ኣራዪ ውዳቅ

  • @hadishghebreyesus9890
    @hadishghebreyesus98903 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻመ ብዓል ክፉእ እግዘኣብህር ይፍደዮ ንመዋቲት ሓፍትና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ

  • @user-pf9hi1so4f
    @user-pf9hi1so4f4 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ብምሕረቱ የጠምተና የሕዋተይ ብጣዓም ዘሕዝን የሕዋተይ ደቂ ኣንስትዮ በጃኪን ተጠንቀቃ ኢዝ ኩሎ ዘጋጥም ዘሎ ካብ እግዚኣብሔር ኣምላክ ስለ ዝራሓቂና ኢና

  • @user-ow8ns7yf3t
    @user-ow8ns7yf3t3 жыл бұрын

    ሕጅስ እንታይ ስለ ዝበደለት እዩ ስለ ዘፍቀረት? ታይ ከ ትጥቀሙ ሂወትና ምስ ኣጥፈእና? 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @freweynitek9745
    @freweynitek97454 жыл бұрын

    ውይ ኣምላኽ ኣቦይ ካብዚ መሓረና ሓፍቲ ከምዘይብሉሲ ውይ ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ

  • @merkebtube8167
    @merkebtube81674 жыл бұрын

    Tnx bro hmak zanta gn nbuzha memhari zkewn meraya iyu l appreciate ur job.

  • @whsti_adarash
    @whsti_adarash4 жыл бұрын

    እግዚ ኦ ምሓረነ ክራቶስ ኣቱም ኣሕዋተይ ክንደይ ንጭክን ኢና እሕዋትና ሙካነን እባ and እሕዋት ክም ዘለዋና እባ ንዘክር ኣቱም በጃኹም ዓገብ ዓገብ እግዚኣብሔር ኣምላከ ቅዱሳን ይቅረ ይበለልና እንበር እዚ'ሲ ኣይግድን ዓገን ይሕዋት ይኣክለና እወ ይኣክለና በጃኹም ኣይንጋገ ኣይንጋገ እግዚኣብሔር ኣምላከ ቅዱሳን ብምሕረቱ ይጠምተና ይቅረ'ውን ይበለልና

  • @okookokmaradespahali3535
    @okookokmaradespahali35353 жыл бұрын

    ግን ልምንታይ ዋይ ግዜ ዋይ ግዜ እስኪ ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለና 2021ዓ.ም እስከ ንቃየር ሞት ከምዘሎ ኣይንረስዕ ብስም ኩቡር ኣምላኽ ብጃኹም በጃኹም ተለመኑ ስለ እዝግሄር =?

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk5693 Жыл бұрын

    ኣወዳት ዕድመኩም ትሕፀር ፎኦኦኦ😢😢

  • @user-bm7ik8in7l

    @user-bm7ik8in7l

    9 ай бұрын

    ኩሉ ሰብ ሓደ ኣይኮነን

  • @WediTesfay448
    @WediTesfay4484 жыл бұрын

    ኣሕዋት ኣብ ሓፍትኹምን ኣዴኹምን ክወርድ ዘይትደልይዎ ነገር ንምንታይ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ይወርድ ኣትን ኣሕዋትና ኽኣ ኣስተውዕላ ; ግን እተን ኣብ internet ዘይብሉ ዝቅመጣ ኣሕዋትና እየን ዝጉድኣ በየን እዩ ክበጽሐን ::

  • @weditsegay809
    @weditsegay8094 жыл бұрын

    Btami azya maharit zanta teraki btami xbuq so thank ,nezu thatu yehwatna ka ageb .

  • @livewithhope9586
    @livewithhope95864 жыл бұрын

    Thanks bro!

  • @desuwedierilove7962
    @desuwedierilove79624 жыл бұрын

    ba ja gdefuna bejakum kem zi gual ke ala diya abzi lomi haki inte koy nu s zakola mara adegixatni😭😭❤️

  • @regentesfie82
    @regentesfie824 жыл бұрын

    Thanks bro meharit ya mo ab qexali kemzi mehari knxbe ena

  • @daniel24hgg56
    @daniel24hgg564 жыл бұрын

    deki eri girls please be smart😢

  • @mulugetahadush7599
    @mulugetahadush75994 жыл бұрын

    ንምንታይ ናብ ሕጊ ዘይቀርብ የሕርር ኢዩ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39294 жыл бұрын

    Nay bhaki btaemi Zehzn kebdika zbelie merir kanza Yerhwelna baelu Fetari

  • @fre8932
    @fre89324 жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት ፍጻመ ጌሩ ብሂወት ይነብር ኣለኹ ዝብል ዓሻ ጥራይ ዘይኮነ ናይ ጋኒናት ጋኒን ምስ ሰብ ዘየቑጽሮ ባህርያት ወትሩ ከይቀሰነ ክነብር እዩ

  • @kibreabtekle8226
    @kibreabtekle82264 жыл бұрын

    Thanks brother wellcome

  • @berhaneyewhanes9994
    @berhaneyewhanes99944 жыл бұрын

    Meri hawey kesili habibi Kab hawika wedi Nerwey

  • @semehersemeher6909
    @semehersemeher69094 жыл бұрын

    Nay bhaqi zehzn zanta,btaemi kebid u zelo zewan ygermeka seb tebelashu,😭😭😭😭😭💔💔💔💔🤲🤲🤲🙏🙏🙏 mlue mhretu ylakelna u zbhal,neza chanel keyemesgenku khalfn aydeln,nehwatna rdewen,edmen tenan yhabkum nezi medeb zedalekum awet yhabkum.

  • @finankibrom4606
    @finankibrom46064 жыл бұрын

    ስለምንታይ ነቲ ወዲ ከተቃልዕዎ ዘይፈተንኩም?

  • @danielyohannes3231

    @danielyohannes3231

    4 жыл бұрын

    Yes

  • @teshemeyigzaw6253
    @teshemeyigzaw6253 Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ ዩ ኣምላኽ ንሓፍትና ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበላ ንሓዉና ደሞ ኣምላኽ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃቦ

  • @fnanfnan7035
    @fnanfnan70354 жыл бұрын

    Tanks bro

  • @samitateklu6371
    @samitateklu63714 жыл бұрын

    Egzabiher amlak aboy bjaka Kabiza resah Alem kulu geze nab betika merihan & kab chekan seb haliwena amlak ab gentu yenbrki haftey

  • @henokrezene3186
    @henokrezene31864 жыл бұрын

    ኣዝያ መሃሪት ዛንታ ክትኮነና ተስፋ ይገብር ንከምዚ ዘጋጥመን ኣሕዋትና ድማ ብሰናይ ነገርን ህዱእ መንፈስን ኣብ ጎኒ ሕብረተ ሰበን ብትብዓት ከምዝቀርባ ክንገብረን ኣለና ።

  • @freweynihanes5171
    @freweynihanes51714 жыл бұрын

    Amlak byemanay eidu yqebelki haftey mearey ute nska kea mesta yewrdelka fetari rgum fetret eika

  • @makdamehari7669
    @makdamehari76694 жыл бұрын

    Good story ❤️👌

  • @sabagerensea2610
    @sabagerensea26104 жыл бұрын

    Ehi dea neska tekal wediy 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺 beqa hiwet beynekia ketenebr yegebreka uffffffffff

  • @maebelzemickeal9345
    @maebelzemickeal93454 жыл бұрын

    OMG betami chekan seb eyu gen ezi egziabeher amlak mihret yewredelna

  • @ttlove7057
    @ttlove705726 күн бұрын

    ብሓቂ መሃሪት ዛንታ እያ ጥንቃቄ ንግበር ደቂ ኣነሰትዮ ኣሕዋተይ🥺😥😥

  • @brhanekaleab3611
    @brhanekaleab36114 жыл бұрын

    Ohhhh amlak mhretu yewrdelna

  • @helentadese7123
    @helentadese71234 жыл бұрын

    Offffff bitami zehzen zanta eu ewayyy haftey masta da yewredka neskas

  • @maramihari6453
    @maramihari64533 жыл бұрын

    ከምኡ ከምዘሎ ፍሉጥ እካ እንተኮነ ንሳ መይታ ትብላ ኣለካ ካብ መን ድኣ ተረኪቡ እዚ ዛንታ ዋላስ ካብቲ ከምኡ ዝገበራ ኢካ ረኪብካዮ ። ብውልቀይ እንተ ብሰብ ወይ ባዕላ ካብ ኣፍ ሞት ተመሊሳ እንተትከውን እሞ እዚ ዛንታ ድማ ካብኣ ተትረክቦን ነቲ ወዲ ውን ናብ ዝዓበየ bat ፍርዲ ኣቅሪባቶ ሞ ንብዙሕ ዓመታት ከምዝተፈረደ ተትሕብር ነቶም ኣወዳት ውን ማሃሪ ምኮነ እቲ ሰዲድኣዮ ዘለካ ውን ጽቡቅ ኢዩ እዚ ናተይ ተወሳኪ ሓሳብ ኢዩ።

  • @adhanethagos8291
    @adhanethagos82914 жыл бұрын

    ብጣዕሚ መሃሪ ዛንታ እንድዩ ግን ክኣ ከብድኻ ዝቐርጽ። ንዓኣ ፈጣሪ መንግስተ ስርማይ የዋርሳ እንተ ነዚ ድሁል ኣሬሜን እሞ ናይ ኢዱ ኣይስኣን።

  • @tedrosteklezgi9558
    @tedrosteklezgi95582 жыл бұрын

    ናይብሃቂ ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ

  • @abrahakonjo9830
    @abrahakonjo98304 жыл бұрын

    ኣይይይይይይ ናዝሬተይ ማኣረይ ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኪ እንተ ኣቤል ኣረመንየ ግን ኣዝግያቢሀር ይፍረደልካ ኣሕሕሕ

  • @metkelmebrahtu120
    @metkelmebrahtu1204 жыл бұрын

    አበይ ጉዜ እና በጽሑና ዘለና ደቀይ ገባሪ ኩፉእ ድማ አዱካ አይትሱአን

  • @robelkifel9587
    @robelkifel95874 жыл бұрын

    Betami zehzen eyu atom hamak tegebru antey ekum k kurub trekebu yehwat yebulkumun deyu nedikum aytzkurun dikum bejum kab hamak zerkeb yelen

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep Жыл бұрын

    ያባሓቂ ትምህርት 😢😢😢😢😢💘💘💘💘👌

  • @zehtwdigebrekidan6372
    @zehtwdigebrekidan63724 жыл бұрын

    Btami resah ftret, naka mhaz kelil Endalu neru balege,nhabtka maere kemzi bedel, abliali ahwatkum kemzi bedel akndi fkri halyot💔💔💔

  • @masarratmasarrat3398
    @masarratmasarrat33984 жыл бұрын

    ነይ ብሓቂ ኣዝዩ ልቢ ዝትንክፍ ታሪክ እዩ ኣወዳት ንምንታይ ጨካናት ትኾኑ

  • @lidusilvanalidusilvana5204
    @lidusilvanalidusilvana52044 жыл бұрын

    Uyyyyyyy ata bejakum n amlak ferihu ezi enda geberina dea kemey geru eyu dea khalfelina bejakum nxebaha nheseb 😭😭😭 etom kemiu tgeberu zelokum fetari beayni mhret ytemtikum atni ahewatey bejakin nnbsena bealina nheleyela kab nebsina zbelix zmexena yeblinan

  • @tirhasrussom326
    @tirhasrussom3264 жыл бұрын

    Kid balege, kale ytref si Ade yeblkan dyu. Kemey smit zey blka tref seytan diyablos. Ewy ant awald ke entay nkewn alena. Ente etom hmak tgebru awedat emo bamlak rkebwo.

  • @user-st4us5kl4t
    @user-st4us5kl4t4 жыл бұрын

    Btaami zhzn eiyu bejakn lbi ngber awald zfetweka kema ayblekan haderakn yeqnyelna kbur hawna

  • @shewitteklay9266
    @shewitteklay92663 жыл бұрын

    ማሓረና አምለክ የሕዋተይ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ አወዳት ሓደራ አዚና ንራሓቅ

  • @aaronlid9451
    @aaronlid94514 жыл бұрын

    ያ ናይ ብሓቂ ከምዚ ዝገብሩ ኣለዉ ድዮም ሓፍቲ ዘይብሎም ወይ ክብሪ ሰብ ዘይፈልጡ እዮም!! እንተ እተን ሕራይ ጥራይ ዝፈልጥ ጌጋ ክብላ ዘይክእላ ይሕዋትና ግን ካብዚ ተማሃራ

  • @sammyhhh3985

    @sammyhhh3985

    3 жыл бұрын

    Ezom hafti deyblna kemu ayngebrn ena ade alatna

  • @MGKIBROM
    @MGKIBROM4 жыл бұрын

    It's so sad story 😭

  • @user-on3yh1ou3q
    @user-on3yh1ou3q Жыл бұрын

    Way haftey so kulen deqi anstyo kabzi zanta kmhara alewon

  • @merahiom3285
    @merahiom32854 жыл бұрын

    Kemey aynet resah wedi eu wedey

  • @bm5097
    @bm50973 жыл бұрын

    ኣያ ወዲ ለብዘበን ገጽኩም ትርሓቅ

  • @wegahtateklebrha1166
    @wegahtateklebrha116610 ай бұрын

    Kemay 💔😭offfffff ewayyyyy haftey maery kenday tergm haftey yeblkan du kemay guhf wedi

  • @rutatesfamariam7130
    @rutatesfamariam7130 Жыл бұрын

    Ufff ewuy besmeam kab kemzi sewerena goytay 🥺🥺🥺😭😭😭😭😭abayki Haftey 😢

  • @selinaberhe9363
    @selinaberhe93634 жыл бұрын

    Ane zgermeni kemzi zgebru awedat resatat eye zblom ,hji kaa emo neritrea zelewa awalde yetallu alewu ane zfeltom bkereba amlak mhret yewrdelom ,kulatkum nahwatkum kemzi kemzelo mngar mmhar

  • @user-oc5fs1nz9e
    @user-oc5fs1nz9e4 жыл бұрын

    ኤሮፓ ንምታይ ከም ገነት ንሓስቦ ኣብ 3ይ ዓለም ኮንካ ዉን እኮ ንዓካ ኮንካ ንስድራ ዉን እኮ ክትከዉን ትክእል ኢካ ኣብ ከባቢካ ዘለዉ ጸጋታት ጥራይ ቑልሕ ንበል በጃክን እዘይ ኣብ 3ይ ዓለም ዘለክን የሕዋትና ተጠንቐቓ ንምታይ ነዞም ናይ ደገ ሰባት ከም ፉሉያት ሰባት ትወስድኦም በቓ ዓይነቱ ብዘገድስ ጠባዩ እታይ እዩ ድሕረ ባይትኡ ከይ ፈለጥክን ብዘይ ውዓል ሕደር ሕራይ ትብላ ብረብሓ ዝመጽእ ሓዳር ቑምነገር ንርእዪ ኣለና ስላስቲ ከይጸንሐ ይብተን please እቲ ንዓክን ዝከዉን ኣብ ከባቢክን ኣሎ ።

  • @wehazotkonjo4297

    @wehazotkonjo4297

    4 жыл бұрын

    Nay bhaki xubk zerba u 😍 🙏 🙏 🙏

  • @brhanekaleab3611
    @brhanekaleab36114 жыл бұрын

    Yeah gn nay zi wedi adrasha antealeku nab hgi kkerb awewo please

  • @dejengrmay1239
    @dejengrmay12394 жыл бұрын

    Nisu ke ezi gahaf ynebr alo malet diu

  • @goitomshehako3511
    @goitomshehako35114 жыл бұрын

    Btami meharit ya Ajoka ketsilo

  • @samiyemane1829
    @samiyemane18294 жыл бұрын

    I like your fiction bro

  • @wehazotkonjo4297
    @wehazotkonjo42974 жыл бұрын

    Eway meskinyti hafteyy beal himak gebri emo abey keyksin uffff 😭

  • @egzabiherymesgen3789
    @egzabiherymesgen37894 жыл бұрын

    Kemey Kemey zibelna ina nay ziwelod Please kulu bisnesirat nikid kulina

  • @user-oc1gj9dr3v
    @user-oc1gj9dr3v4 жыл бұрын

    ናይ ለብዘበን ፍቕሪ ድዩ ወይ ጽልኢ ኣይርድኣንን እዩ ዘሎ ማዕረ ከምዚ ዲና ከፊእና !!! ኣወዳትና ኣዋልድና ኣመና ከፊእና ብሓቂ ደይ ከም ወለድና !!! ናይመን ሰይጣናዊ ዝኾነ ተግባር እዩ እዚ ብዕሉግ ፍንፉን ዝሕዝን እዩ 🤔🤔🤔😥😥😥😥

  • @titihabeshawit9076

    @titihabeshawit9076

    Жыл бұрын

    የፍርሕ እዩ ግን ሰብ ዘይኣመንካ መንዩ ክእመን😥

  • @daniya4773
    @daniya47734 жыл бұрын

    ኣየ ደቅ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ንጠንቀቅ ንዓና ዩ

  • @msgnaandebrhan6807
    @msgnaandebrhan680711 ай бұрын

    Eway habtey mskneyti ms seb ela eba ms seytan erknet Gera 😂😢😅mengste semay yewarsa

  • @astertzeggai7572
    @astertzeggai75724 жыл бұрын

    Btaimi tegagiki nazret egziabiher yihaluki kem adetatna nkun bejakn

  • @nahomtekle4249
    @nahomtekle4249 Жыл бұрын

    Ewey haftey mengste semay yewarski fetari

  • @user-xm5em4me1m
    @user-xm5em4me1m4 жыл бұрын

    ኣውቲርካልና ታይ ገዲፍካልና ኪያሮ ክክክክ

  • @wedisenhitanseba4475

    @wedisenhitanseba4475

    3 жыл бұрын

    kkkkkkkk

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii38854 жыл бұрын

    እውይ ስብ ሉሚ እህህ ተመን ተቕይሩ እፍፍፍ

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet40164 жыл бұрын

    Mehari xhufiu moss hawena abey emo keytemo gebar kifue ente zen yhwatna ke bjaken eba giega abresi giega aytgbera tmharalu nmntay yedgagem alo zi aynet tgbar ftari ykre yblelna

  • @ahmedtom5330
    @ahmedtom53304 жыл бұрын

    Ewayyy ak atum sebat entay eina nkewn zelena ahwat yebulkumndyu eten deki anstyoke nmntay b kbretkn telae txaweta

  • @YONAS.REALTOR
    @YONAS.REALTOR4 жыл бұрын

    Epe

  • @LidyaGilay
    @LidyaGilay27 күн бұрын

    Resahat eyom etom kemzi zgebru amlak nay idrub aytsanu😢😢😢😢😢

  • @yuelgrmay9315
    @yuelgrmay9315 Жыл бұрын

    Ahhhhhh eway wedi sheruta ata bejhum ngreni abey gzwtii eyu zelu ahhhhhhh wedi deqala

  • @user-dg4fl7nq2g
    @user-dg4fl7nq2g4 жыл бұрын

    Yake etay ena nikewin zelena ab yhiwatina kidizi chikane eufff betaeimi zihizin 😢😭

  • @Abiy-uk8lp
    @Abiy-uk8lp Жыл бұрын

    Btaemi zehzn mskneyti habtey mengste smay yewarski bhlneu endatesakey knebr eyu hlna da zelewo aymesln enber kab kemzi yahlwena fetari

  • @fggyggyy7308
    @fggyggyy73084 жыл бұрын

    Betaemi zehzen zanta ey benbeat jemire wediaya peliss ahwatey kedemi zekone neger megbarena haftenan adenan kemeu dema nay mexai bealti betenan kemeu tezegatemen si entay megeberna ilena nehseb bejakum sedetna yeaklena ??????

  • @saronkibrom769
    @saronkibrom7694 жыл бұрын

    Ze gen hadi rsha eu

  • @yerusabay6018
    @yerusabay60183 жыл бұрын

    Mengste semayat yewarski 😭😭😭😭

  • @user-kl9tr9hg1l
    @user-kl9tr9hg1l2 ай бұрын

    Ufff 😢😢😢😢 lebeka zetenkfe zanata😢😢😢😢

  • @YordaTewolde-un8fs
    @YordaTewolde-un8fs Жыл бұрын

    Ahhhhh hafti yeblne

  • @detailssina4756
    @detailssina47564 жыл бұрын

    Ya Hafti Yeblne Deyu Mara Tegagiyu ezi Wedi mehrte Yewerdlu

  • @siemhailu9813
    @siemhailu9813 Жыл бұрын

    Wayyy haftey hemaq rekbki amlak ab yeman edu yenbrki abel ka betami tegagyu koumu kgber aynbroun

  • @godislove3443
    @godislove34434 жыл бұрын

    💔💔💔 so sad 😓😓😓

  • @yemaneshemangus9708
    @yemaneshemangus9708 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቒ ማሃሪት ዛንታ ንባብ ትረኻ ብጣዓማ ንፊዕ ከምዚ ዉን ኣሎ ዩ ወይ ጉድ

  • @user-nv8ud3jy7c
    @user-nv8ud3jy7c4 жыл бұрын

    ጽቡቅ መደብ መሃሪ ግን እዛ ጓል ኣሕዝናትኒ ኣብ ደገ ዘለዉ ኣዋዳት ግን ኣይትጨኩኑ በጂኹም

  • @ekinahom8621

    @ekinahom8621

    4 жыл бұрын

    😋😋😋 ወጣመይ መጺኪ ዶ

  • @yordanosabrham2326
    @yordanosabrham23264 жыл бұрын

    Btami zhezen memanu zkebed tarik yu,

Келесі