ምስጢር 16 ዓመታት፡ ዘሕዝን ዛንታ ስደት ካብ መጽሓፍ 'ኣብ ሊቢያ ጠኒሰ'

Ойын-сауық

ጸጋብርሃን ጎይቶኦም ካብ ዝጸሓፋ መጽሓፍ ኣብ ሊብያ ጠኒሰ ካብ ዘለዋ ዛንታታት ሓንቲ ምስጢር 16 ሰዓታት ብፍቓድ ጸሓፊ ኣብ ሞዛይክ ባህሊ ተተሪኻላ። መጽሓፍ ንምእዛዝ www.semayat.com ተወከሱ።
16 Years secrete that destroys her leg.

Пікірлер: 200

  • @filimilano
    @filimilano Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዘሕዝን፡ እዚ ታሪክ ሓቂ እንተ ኮይኑ ዝከበርካ ክብሮም ከምቲ ኣሚንካ ዝተቀበልካያ ሕጂ ውን ኣሚንካ ሉዋም ጓልካ ሙካና ተቀበላ ምክንያቱ ብዘይ ድሌታ ዘጋጠመ ሓደጋ እዩ ነቶም ደቅካ ከ ዘይትርኢ ካልእ እሞ ይትረፍ ጓል ብሙካና ጥራሕ ብዙሕ ዓመጽን ሽግርን ክገጥማ ከምዝክእል ኣሚንካ ድንጋጸ ግበር፡ ደቅካ ብዘይ ኣቦ ኣሚና ኩሉ ዝሃበትካ ሰበይትካ ብዘይ ሰብኣይ እታ ኣቡኣ ዘይትፈልጥ ግን ከኣ ከም ኣቡኣ ትፈልጠካ ልዋም ብዘይ ኣቦ ነዚ ኩሉ ሽግር ክስከሙ ከመይ ኣቢሉ ልብካ ጌሩልካ ከም ጓና ትርሕቆም ኣለካ፡ርግጸኛ እየ ጽባሕ ከጣዕሰካ እዩ ርህራሀ ግበር፡ ወላ እኮ ኣብ ኣስቴር ዘለካ እምነት ሞይቱ ምስኣ ንምንባር ድሌት ኣይሃሉካ ከም ኣደ ደቅካ ግን ኣብ ጎና ኮንካ ሽግራ ክትፈትሕ ግቡእካ እዩ እዚ ኩሉ ኣጋጢምዋ ዘሎ ኣብ ኣዴካ ወይ ሓፍትካ ከምዘጋጠመ ጌርካ እሞ ሕሰቦ ሽዑ ናይ ብሓቂ ሰብ እንተ ኮንካ ሕልናካ ክከሰካ እዩ በጃካ ንኩሉ ከምዘይ ነበረ ጌርካ ከም ቀደምካ እሞን ሰባይን ኣቦን ኮንካ ናብ ሓዳርካ ተመለስ ውላድ ህያብ ፈጣሪ እዩ መን ይፈልጥ ልዋም ንጽቡቅካ ኢላ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህበትካ ናይ መንፈስ ጓልካ ትከውን ሓደራካ ንኩላትኩም ክጥዕመኩም ናብ ደቅካን ሰበይትካን ተመለስ፡ ብዝተረፈ ክቡር ኣቅራቢ ነዛ ሓፍትና ብከመይ ክንሕግዛ ንክእል ተለፎና ወይ ንዓኣ ክንረክበሉ ንክእል መንገዲ ተሓባበረና ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዛ ሽግርን ራህዋን ኣብ ኩላትና ዘሎ እዩ በጃኩም ኣይንጨካከን ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና

  • @biriktihaile5499

    @biriktihaile5499

    4 ай бұрын

    ድሕሪ ናትካ ምኽሪ ምጽሓፍ ትርጉም የብሉን ኣብ ልቡ ክምለስ ናይ ኩልና ጸሎት እዩ

  • @amanandemariam9476
    @amanandemariam9476 Жыл бұрын

    እዋይ ሐፍተይ 😢😢😢አጀኪ አምላክ ምስኪ ይኹን 🙏🙏🙏እዚ ሐቀኛ ታሪኽ እንተ ዀይኑ ንባዓል በታ አቶ ክብሮም ዓገብ እልካ ምዝርራብ ብፈተውትን መቅረቡኡን ምኽንያቱ ብዘይ ደለየቶ ሐደጋ ዓመጽ ስለ ዝወረዳ 😢😢ዘይ ሐሰቦቶ ዓመጽ😢😢😢

  • @maekeledawit6586
    @maekeledawit6586 Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ልብኻ ዝትንፍ ፍጻሜ`. እቲ ዘሕዝን ባዕልና ሓደጋ ንወድቀን ባዕልና ከኣ ንንጽለን. ኣየ ጓል ትረኽቦ

  • @merhawiestianos3530
    @merhawiestianos3530 Жыл бұрын

    " ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ " እትብል መጽሓፍ ኣንቢበ ወዲኢየ'የ ፡ ኩሉ ኣብታ መጽሓፍ ተጻሒፉ ዛንታ ልብኻ ኢዩ ዝበልዕ ። ብጣዕሚ ኢዩ ዝሕዝንን ዘደንጽውን ። እግዛኣብሄር ንኩሎም ተጸጊሞም ዘለዉ ይሕዋትና ፡ ሰላምን ፍቅርን ጥዕናን የውርደሎም ።

  • @danieldmu7056

    @danieldmu7056

    Жыл бұрын

    Hawey ab zkune krekba ykal

  • @liyagilagabir6751

    @liyagilagabir6751

    Жыл бұрын

    Abey krekba ykel hagzeni eba

  • @tantanyem7496

    @tantanyem7496

    Жыл бұрын

    @@liyagilagabir6751 dewlki adresski habeyo ab semun kitmetsaki eya

  • @seniDesta

    @seniDesta

    5 ай бұрын

    ኣነ ካማን ኣብ ሂወተይ ከንብባ ዝደሊ ፍሉይ ድልየትን ባህግን ኣለኒ ግን እታ መፅሓፍ ክረክባ ኣይካኣልኩን 😢

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 Жыл бұрын

    ነዛ ብኹሉ ሰብ ትደሃል ዘላ ሓብቲ ኣነ እዚ ጸገም ከምዘጋጠማ 100% እየ ዝኣምና። ምኽንያቱ ወዲ ተባዕታይ ንጓልኣንስተይቲ ኣብ በይና ጽምዋ እንተረኺቡዋ እታ ቀዳመይቲ ሓሳብ ትመጾ ክጋሰሳ እዩ። እዚ ንዓይ ኣብ መብዛሕትኡ እቲ ናይ ተፈጥሮ ስምዒት ዘምጽኦ ነገር ኮይኑ ይርደኣኒ። ግን ብኣመል ወይ ጠባይ ዓመጽቲ ሰባት የለውን ማለተይ ኣይኮነትን። ግን ነዛ ሓፍቲ ዘጋጠማ ሽግር እምበር ብዘበጥበጥ ወይ ዕብዳን ዝፈጸመቶ ስለ ዘይኮነ ይቕረ ክበሃለላ ምተገብአ ይብል። ግን እቲ ዝዓበናሉ ባሆልን ኣተሓሳስባን ስለ ዘይፈቕዶ መስኪነይቲ ሓፍተይ ትሳቕ ኣላ። እግዝኣብሔር ንዓኽን ንደቅኽን ዝሓሸን ዝበለጸን ህይወት ይፍጠረልኪ ኣጆኺ። ኣብ ነብስኽን ቅንዕናኽን ተመርኲስኪ ንበሪ። እዛ ዓለም ቃንዛ ግን ቁነዕ እንተኾንካ ወዮ ዙሩግ እንተኾንካ ውን ወዮ እያ እቶም ንዓለም ብቕኅዕና ክነብሩላ ዝፍትኑ ግን እቲ ዝዓበየ ቃንዛ ኣለዎም። ምኽንያቱ ነቲ ቅንዕናኦም ስለዝፈልጡ ስለምንታይ ንዓይ ከምዚ የጋጥመኒ እንዳበሉ ክሓርቁን ክጉህዩን እዮም ዝነብሩ። ኣጆኺ ንነብስኺ እመንያ ኣኽብርያ ፍተውያ ተኸናኸንያ ካባኺ ንላዕሊ ኣቦኺ ኣዴኺ ሰብኣይኪ ሓሙኺ ሓማትኪ መሓዛኺ ክኽብረልኪ ኣይትጸበይ ሰሰናዩ ንዓኽን ንደቕኽን😢🙏🙏🙏💖💖💖

  • @user-wy5jr4jy6n
    @user-wy5jr4jy6n Жыл бұрын

    ዛ ሰብ ብኸመይ ክትርከብ ትኽእል ማራ ያ ከብድኻ ትበልዕ ሰባት ንዖኦምስክነይቲ ናይ ካልኣ ከይኣኽላ ኸ ታይ ዝገበረት ኣብ ርእሲ ሽግራ ምድሃልን ገለመለን

  • @amanandemariam9476
    @amanandemariam9476 Жыл бұрын

    ነቲ ልዋም ጎለይ እንዳበለካ ዝዕበካያ ሕጂ ውን ጎልካ እያ ተራዳአላ ካሊእ አቦ የቦለን ነድአ ውን ተረዲአያ ዘሎዮቶን ዘይ ሐሰበቶ ዓመጽ ወርድዋ አይውረድ ሐብቲ ዶ የብልካን በጃካ ሕድገት ግበር ስለ ደቅካን ወላድትካን አምላኽ ከሐድገልካ

  • @asrbebetikv6369
    @asrbebetikv6369 Жыл бұрын

    ቃለ ሂውት ያስማልን

  • @yorsalmhibtay7187
    @yorsalmhibtay7187 Жыл бұрын

    Thanks memhrey. Bhaki eza mexhaf anbibeya eye tarikna eyu sdet hsum. Gal trekbo shgr eyu.

  • @tumuzghimuzghi4807
    @tumuzghimuzghi4807 Жыл бұрын

    Heart touching history Thanks memhr Mokonen

  • @londondayandnight
    @londondayandnight Жыл бұрын

    ብኸመይ ክምሕግዛ ንኽእል ነዛ ሓፍትና፧ በጃኻ ባ ቁጽሪ ተሌፎና ሃበና።

  • @Natan0755

    @Natan0755

    Жыл бұрын

    ኣነ ከማን ዓቅመይ ምሓገዝኩ ግን ብመይ ክንረክባ ንክእል

  • @hiwets5815

    @hiwets5815

    Жыл бұрын

    Kithigrz zgbea seb eya tehzneka.

  • @luwamnega136

    @luwamnega136

    Жыл бұрын

    ezi seb hsiyu kkewn alewo kndzi xegem endareaka nmntay qxri zeytbom

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Жыл бұрын

    @@Natan0755 ኢመይልካ ጸሓፈለይ ምሉእ ስምን ተሌፎንን ክጽሕፈልካ።

  • @Natan0755

    @Natan0755

    Жыл бұрын

    @@MosaicBahli እምንታይ ክንድዚ ምስጢራዊ ኮይኑ ሓገዝ ዝድልያ ተኮይኑ ኣብ ፓፕሊክ ዘይተውጾ ኣድራሻ ንዓካ ከ ከመይ እየ ክኣምነካ ዘመናዊ ሰራቂ ኣይትኩን ሓወይ ስደት ሰብ ከምዘይ ንኣምን ገይርና እዩ

  • @12huregaasili
    @12huregaasili9 ай бұрын

    Thank You Teacher Mokonen tesfay Keep it up

  • @actionawia9337
    @actionawia9337 Жыл бұрын

    ኩለን የሕዋተይ ጹቡቅ ኣይረከባን 😭😭

  • @user-lt4gd3jm9r

    @user-lt4gd3jm9r

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @user-lt4gd3jm9r

    @user-lt4gd3jm9r

    6 ай бұрын

    Kabzi meharena

  • @mulugetmuluget5947
    @mulugetmuluget5947 Жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ኣንባቢ

  • @danudanuawet
    @danudanuawet Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ዝሕዝን ፍጻመ እዩ እዚ ዉን ንዘጋጥመና ጸገማት ብግልጽን ብንጽህናን ንሰባት ከነካፍል ከም ዘለና ማሃሪት ዛንታ እያ ብልቢ ነመስግነካ ንኣዘታዊ ንኣስቴር ሓብትና ዉን ኣምላኽ ምስኣ ዩኹን ሓቁኖቱ ሕዙ ዝቀረበ ኩሉ ግዜ ኣብ ሓቁ እዩ ዝነብር እቲ ሰብ ዘይርእዮ ፈጣሪ ኣሎ ዝርእዮ ኩሉ ንፈጣሪ ንግዶፎ ምስ ኩላና ኣምላኽ ምሳና ዩኹን ሰላም ኣይረሳዓኩን ደቂ ኤሬይ።

  • @user-zq9td2lp8r
    @user-zq9td2lp8r7 ай бұрын

    እፍፍፍ ጓል ትረክቦ😢😢😢😢አሕሕሕ ካብድካ ትበልዕ ዛንታ😢😢😢ዋይ ሓፍተይ ካብዚይ ማሓረና አምላክ አቦይ ንስባኣያ ካዓ ፈጣሪ ልቦነኡ ካፍቱ ሕድገት ክገብረላ ይሓግዞ ብዘይ ሓሰቦቶ ካብ ወረዳስ አበራ ገድፍካ ሕቀፋ ምእንተ ደቅካ ንሳ ውን ፈትያ አከነትን

  • @user-ue5ng6eg4g
    @user-ue5ng6eg4g Жыл бұрын

    Thanks 👍 👍👍

  • @xsvfr147
    @xsvfr1474 ай бұрын

    እዋይ ሓፍተይ ጋል ትረክቦ መከራ ኣጆኪ ንስኪ ንፅህቲ ኢኪ ፈቲኪ ኣይኮንክን ፈጣሪ ይሓግዝኪ😢😢😢

  • @user-mh3fb6kw9c
    @user-mh3fb6kw9c Жыл бұрын

    ኣሕ ከተደግጸካ፡ ሕምቅ ኣጋጣሚ።

  • @akliluasmoromasmorom7598
    @akliluasmoromasmorom7598 Жыл бұрын

    ዝገርም ዛንታ

  • @godistlove7688
    @godistlove7688 Жыл бұрын

    Betami lebka zetnkef zanta.

  • @meramera4030
    @meramera4030 Жыл бұрын

    Bejaka qexla kula eta mexhafe aqreblna ❤️❤️❤️🙏

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 Жыл бұрын

    ብሓቂ ልብካ ይትንክፈ ኩሉ ይሓልፈ ብሓይሊ ፈጣሪ

  • @gualtigrina5944
    @gualtigrina5944 Жыл бұрын

    Ezi da mo ab bzuhat ahwatna zewerede xegem yo😭amlak mesaki alo haftey 🙏🏻ezi zewrede xegem ka besenki sdet eyo 😭😭sdet waga ykflena alo

  • @loveyoueri8312
    @loveyoueri8312 Жыл бұрын

    ኣንባቢ ዛንታ ድምጹ ብጣዕሚ ጥዑም ፡ ብዙሓት ኣንበብቲ ዛንታታት ኣለዉ ግን ኣይ ከምዚ ሓውና እዚ። ስሙ ባ ንገሩና ❤🙏

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Жыл бұрын

    ሰላም መን ክብል ኣንባቢ መኮነን ተስፋይ'የ ኣዳላዊ እዛ ቻነል። የቐንየለይ።

  • @zebibweldemichael1434

    @zebibweldemichael1434

    Жыл бұрын

    Nay behaqi tium dmxi aleka, yeqenyelna meharit zsnta ya

  • @antenbyeenesalaferkum4716

    @antenbyeenesalaferkum4716

    Жыл бұрын

    @@MosaicBahliselam abey krekba ykel eza mexhaf

  • @jossygebramical831

    @jossygebramical831

    Жыл бұрын

    ሞኮንን ተስፋይ

  • @denaitberhane8221

    @denaitberhane8221

    Жыл бұрын

    ​@zebib weldemichael 4

  • @berhekuflu1768
    @berhekuflu1768 Жыл бұрын

    ehhhh eway haftey bitaemi zehzin

  • @alutigraweti6819

    @alutigraweti6819

    Жыл бұрын

  • @yonasfsha5619
    @yonasfsha5619 Жыл бұрын

    Betame zehzen zanta 😭😭😭

  • @mihretsolomon1696
    @mihretsolomon1696 Жыл бұрын

    Hehzin zanta, zikxiel hiwetki Amlak yibarkelki.

  • @tekta1162
    @tekta1162 Жыл бұрын

    ሰላም ሓውና ደራሲ እዚ ዛንታ ናይ ብሓቂ እንተኾይኑ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። እዛ ሰብ ብዘይ በደላ ኣዝያ ተጎዲኣ። ናይዛ ጓል ተለፎን ወይ ኣድራሻ እንተሃልዩካ በታዓቕመይ ንክሕግዛ ድሉው የ። መኽንያቱ ኣቦ 3 ቆልዑ በዓል ሓዳር'የ። ሽግር እዛ ጓል ከኣ ድቃስ ዝኸልእ ኢዩ። ስለዚ ተኺእልካ ኣድራሻኣ ጸሓፈልና

  • @kidanesahlu8460
    @kidanesahlu8460 Жыл бұрын

    Well done

  • @kendielmedia4621
    @kendielmedia4621 Жыл бұрын

    እዋይ ጓል ትረኽቦ መከራ። ብልቢ ዘሕዝን ዛንታ።

  • @yoni8181
    @yoni81817 ай бұрын

    ኤህ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ .ጠንቂ እዚ ኹሉ እዚ ረሳሕ ስርዓት ኢዩ .ዳሓን ግን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ።

  • @bereketande5886
    @bereketande5886 Жыл бұрын

    ኣጆኪ ሓፍተይ ሕማቅ ዕድል

  • @kisaneberhe9678
    @kisaneberhe9678 Жыл бұрын

    Eway hafetey😭💔💔💔😭

  • @atakltielias
    @atakltielias Жыл бұрын

    ነዛ መጽሓፍ ገዚአ ኣብ ምንባብ እንከለኹ'ዩ፡ በጋጣሚ ሓንቲ ካብተን ኣብታ መጽሓፍ ዘለዋ ዛንታታት ናይ ስንብታ ደብዳቤ ወዲአ ናብ ፊልም "ከውሊ" ምርኣይ ዝኣተኹ ፊልም ምስ ወዳእኩ፡ ነዛ ምስጢር 16 ዓመታት ኣብ ዩቱብ ተዘርጊሓ ዝረኣኹ። ብዘይቀለዓለም ከኣ ክሰምዓ ጀመርኩ፡ ሓደ ካብቲ ጽቡቕ ናይ ምስማዕ ካልእ እናሰራሕካ እትገብሮ ብምዃኑዩ። ደራሲ መጽሓጽ ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ ከም ዝሕብሮ፡ ኩሉ'ቲ ዛንታታት ሓቄኛ ምዃኑ'ዩ፣ ብጣዕሚ መሳጢ ብዝኾነ ኣቀራርባ 'ውን'ዩ ኣቕሪቡዎ ዘሎ። ናብዛ ዛንታ ምስ ዝምለስ ዛንታ ኣስቴር ብሰንኪ'ታ ምሸት ምሉእ ህይወታ ተቐይሩ፡ ካብ እምንቲ ናብ ዘይእምንቲ ቀይርዋ፣ ንኹሉ'ቲ ክትገብሮ ዝነበራ ከይዘርዘርኩ ከምኡ ዓይነት ጌጋ ንኸይንፍጽም ዓቢ መምሃሪዩ። ንኣወዳት እትሕልፎ መልእኽቲ ከኣ፡ ኣዋልድ የሕዋትናን ኣዴታትናን ምዃነን ኣሚና፡ ኣብ ልዕሊአን ዓመጽ ንኸይንፍጽም እትምህር ጽብቕቲ ናይ'ቲ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኣስቴር'ዩ። በዚ ኣጋጣሚ ሰብኣይ ኣስቴር ንኹሉ ወጽዓ ብዓልቲ ቤቱ ተረዲኡ ምሕረት ክገብረላን፡ ክሕብሕባን ብስም እግዚኣብሄር እምሕጸኖ🙏፣ የቐንየለይ❤️።

  • @fevenzemhret3909
    @fevenzemhret3909 Жыл бұрын

    Eway habtey btami kebdka teblea😭😭😭😓

  • @zeromtesfay6577
    @zeromtesfay6577 Жыл бұрын

    ኣነስ ካብዘን ኩለን ቻነላት ሎሚ እምበር ዝበለጸት ትሕዝቶን ኣቀራርባን ዘለዋ መደብ ረኪበ ፡ ኣዝዩ ብሉጽ ኣመራርጻ ዛንታ ብሉጽ ኣቀራርባ ( ኣናብባ) ዘለዋ መድብ ይርኢ ኣለኹ ፡ ብሩኽ ሓወይ ቀጽሎ ፡ ኣዚዩ ሓቐኛን ንኩልና ዝትንክፍን ሓቐኛ ታሪኽ ናይ ብዙሓት ሰባትን ዩ ፡ ነኣብነት ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዝቐረበት ምልሶት እትብል ሲ መግለጺ የብለይን ከምኡ ውን ወዲ የማነ ፡ ብዝኾነ ኣጆኻ በርትዕ & ከማኻ ይብዝሑ ካብ ሃጠው-ቀጦው ምስማዕ ኣዚዩ እዚ ይበልጽ ።

  • @tsehayneshgoitom6008
    @tsehayneshgoitom6008 Жыл бұрын

    Matthew 18 (ትግ) - ማቴዎስ 21: ሽዑ ጴጥሮስ ቅርብ ኢሉ፡ ጐይታይ፡ ሓወይ እንተ በደለንስ፡ ክንደይ ሳዕ ክሐድገሉ፧ ክሳዕ ሾብዓተዶ፧ በሎ። 22: የሱስ በሎ፡ ክሳዕ ሰብዓ ሳዕ ሾብዓተ እምበር፡ ክሳዕ ሾብዓተ ሳዕ ኣይብለካን።

  • @jemilabushra1456
    @jemilabushra1456 Жыл бұрын

    🥺🥺🥺🥺🥺eway haftey natey ajoke mearey kehalfelki u

  • @wedikeshikesete893
    @wedikeshikesete8936 ай бұрын

    እዚኣ መጽሓፍ ኣብ ልብያ የ ጠኒሰ ትብል ብከመይን ኣበይን ክገዝኣ ይኽእል በጃኹም ተሓባበሩኒ❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ፍትዋት ኣብ ሽግር ዘለኹም ኩልኩም ወገናት ድማ ኣምላኽ መዋጽኦ'ራህዋ ቅሳነት ይፍጠረልኩም ይፍጠረልና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ንኹልና❤❤❤❤❤❤

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    6 ай бұрын

    ኣበይ ሃገር ኣለኻ። ብኦንላይን www.semayat.com ala

  • @wedikeshikesete893

    @wedikeshikesete893

    6 ай бұрын

    @@MosaicBahli thankis you bro ane ab england aleku

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    6 ай бұрын

    @@wedikeshikesete893 online kteeziza entezeykeelka habreni

  • @senaymeharena9530
    @senaymeharena9530 Жыл бұрын

    ሰላምታ ብምቕዳም ፡ መጽሓፍ ኣብ ሊብያ ኢየ ጠኒሰ ኣብ መስርሕ መሸጣ እንከላ ከምዚ ጌርካ ኣብ youtube ምዝርጋሕ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዘማልአ ዲዩ? ተስፋ ይገብር ምስ ደራሲ ተሰማሚዕካ ኣብዚ ትዝግሓ ክትህሉ።

  • @user-fy8tr6ys2n
    @user-fy8tr6ys2n Жыл бұрын

    ጓል ትረኽቦ💔😭

  • @filmonkibreab2685
    @filmonkibreab2685 Жыл бұрын

    Ydegma tray aleku 😢😢😢😢😢😢

  • @tsehayneshgoitom6008
    @tsehayneshgoitom6008 Жыл бұрын

    መርመራ' DNA' 100% ቅኑዕ ኣይኮነን።ይኹን እምበር ሕድገት ዝባሃል ኣሎ ።John 8 (ትግ) - ዮሃንስ 7: ደጋጊሞም ምስ ሐተትዎ ኸኣ፡ ቅንዕ ኢሉ፡ ካባኻትኩም ሓጢኣት ዜብሉ፡ ንሱ ቕድም እምኒ የውድቐላ፡ በሎም።

  • @redsea2
    @redsea2 Жыл бұрын

    Hemaq rekiba eway haftey😭

  • @trhasmeasho7651
    @trhasmeasho7651 Жыл бұрын

    Bmejemrya Selam bmqxal anbabi bteami xbuq . Aster habtey amlak Masaki ykun ,kubrom hawey kea aytcekn ata neta okla rae bejaka nska ika abua teareq.

  • @gh8solomon314
    @gh8solomon314 Жыл бұрын

    Haftey 😭💔

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 Жыл бұрын

    Way habtey zeirakyo yfterelki.... Teraki zanta dima nfue..... Ente awedat emo eidkum aitsanu

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 Жыл бұрын

    ኣየ ዓለም ጠላም ኣይ ጒል ትረኽቦ😢😢😢

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 Жыл бұрын

    Lawhat, Eritrea and tigray, tigranes, tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️. Eritrea hager telmetena..awet nafash.

  • @user-vv5ko8bn6y
    @user-vv5ko8bn6y Жыл бұрын

    እዋይ ኣደይ ድሓን ኣጆኪ ኣደይ ማዓረይ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @meazaabraham9653
    @meazaabraham9653 Жыл бұрын

    Eway gal trekbo bhaqi hmaq rekibki haftey

  • @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
    @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf30676 ай бұрын

    I m so sorry😢

  • @hanasolomon350
    @hanasolomon350 Жыл бұрын

    I’m so sorry Asetar 😢😢😢

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu6781 Жыл бұрын

    እዋይ ሓብተይ ዓኽ ኣጆኺ ኣስቴር ሓብትና

  • @user-ff9ui1yi3r
    @user-ff9ui1yi3r Жыл бұрын

    abiet dmxi ybel ybel ❤❤❤

  • @mihretweldu1524
    @mihretweldu1524 Жыл бұрын

    Way haftey

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 Жыл бұрын

    😢😢❤️

  • @user-jr4jt6pn1l
    @user-jr4jt6pn1l11 ай бұрын

    እዋይ ሓፍተይ😢😢

  • @AHMED-hx1pz
    @AHMED-hx1pz5 ай бұрын

    So sad history 😢

  • @Helenteame
    @Helenteame5 ай бұрын

    እዋይ ዘሕዝን ዛንታ😢

  • @user-ez4lz5wx8b
    @user-ez4lz5wx8b Жыл бұрын

  • @zereitokbaslase8243
    @zereitokbaslase82436 ай бұрын

    እዋይ ሓፍተይ እዚ ኩሉ ንዓክ ኣይ ግብኣክን ዩ ኣጆክ

  • @salemefrata3179
    @salemefrata3179 Жыл бұрын

    😭😭😭😭 gual terekbo 😢😢😢

  • @mstlalgebremedhin5357
    @mstlalgebremedhin535711 ай бұрын

    Eza mexhaf anbibeya eye gn mara chekinila mehret zbhal alo ndequ keman ayhaseben.😢😢😢

  • @SeMhar---ASM
    @SeMhar---ASM Жыл бұрын

    ጓል ትረኽቦ 😯 እዝስ እንታይ ይብሃል? ምስክነይቲ ኣጆኺ ንደቅኪ ክትብሊ በርትዒ ::

  • @helenhabtemariam7016
    @helenhabtemariam7016 Жыл бұрын

    eway haftey ajeki mearey😢😢😢😢😢

  • @fintra26
    @fintra268 ай бұрын

    Ohhhh beal beta bitami chekan gol anisteyti shgra bizuh

  • @eseyaseseyasfsaha8498
    @eseyaseseyasfsaha8498 Жыл бұрын

    Gaul terkebo 😢😢😢😢😢

  • @milinateygebrehannes2843
    @milinateygebrehannes28432 ай бұрын

    😢😢

  • @zufantesgay8861
    @zufantesgay8861 Жыл бұрын

    Eufffff😢😢😢😢😢😢hafetey

  • @robiman5489
    @robiman5489 Жыл бұрын

    Anabibka ninsieli aemiro zihigz eyu please kesilo eka and thank you

  • @meronokbay5040
    @meronokbay5040 Жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ክቡር ሓውና ኣቀዲመ ዑዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕካ ብምቅጻል ድማ ሓቂ ይሓይሽ ነዛ ዛንታ ምስ ሰማዕኹ ውሺጠይ ፉሉይ ስሚዒት እዩ ተሰሚዒን ክሳብ ትውድእ ድማ ብስሚዒት ሰሚዐያ

  • @be.careful322
    @be.careful322 Жыл бұрын

    Abe hager Esu entay zeygatme 😢

  • @filmongebrehiwet4060
    @filmongebrehiwet4060 Жыл бұрын

    ብመጀምበርታ ምስጋና ንኣዳለዉቲ እዚ መደብ። ብምቅጻል ከኣ ናይዛ ሓብትና ሽግር ኣብ ክልተ ከፊለ ክርድኦ ከለኩ፡ ማለት ጠንቁን ሳዕቤኑ ኣራኢእካ እታ ናታ ጌጋ ሓንቲ እያ። ንሳ ድማ ዘጋጠማ ሽግር ኣቀዲማ ዘይምሕባራ ጥራዩ። ናይ ክብሮም ነገር ግን እዚ ዘጋጠማ ሽግር ካብ ክቱር ባህግካ ዝነቀለ እዩ እምበር ናይ ኮሙእ ድሌት ጥራይ ኔርዋ እንተትከዉን ልዕሊ 800 ኪሎ ሜተር ምጉዓዝ ኣይምሰድለያን ኔሩ ሓደ። ካልኣይ ድማ እቶም ዝተረፉ ደቅካከ ብዛዕብኦምን መጻኤኦም ምሕሳብ ኣዝዩ ከገድሰካዩ ጽባሕ ንግሆ ዝገድድ ዋጋ ከክፍለካዩ። ካብቲ ናታ ጌጋ ጌጋካ ምስ ዓበየ ዝተረፈ ትነብሮ ሂወት ቃንዛ ክኮነካ እዩ። ንዓኣ እንተተረዳእካያ ግና በደሎም ከምዝሓደግናሎም በደልና ሕደገልና ኢልካ ምጽላይ እኮ ትበቅዕ ናብ ጽድቂ ድማ ተምርሕ።

  • @AbiteyKbrom-cn6xn
    @AbiteyKbrom-cn6xn8 ай бұрын

    Ahhh ewayy haftey marry 😢😢

  • @Robielghilay-fp1dg
    @Robielghilay-fp1dg Жыл бұрын

    ዛንታ ብጣዕሚ ጥዑም ኣናብባ ግን ድቃስ የምጽኣልካ

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Жыл бұрын

    ጽቡቕሞ ድቃስ ክኣብየካ ከሎ መጺኻ ስምዓያ።

  • @NetsantTesfamikal
    @NetsantTesfamikalАй бұрын

    😢😢😢😢😢

  • @fithawitghide359
    @fithawitghide359 Жыл бұрын

    ኣንቢበያ ብልቢ ድማ ደንጊጸ ጋል ትረኽቦ ብዙሕ ዩ💔💔💔💔💔💔

  • @RobelAberham-lw4je
    @RobelAberham-lw4je7 ай бұрын

    💞💞💞💞💞

  • @NetsantTesfamikal
    @NetsantTesfamikalАй бұрын

    😢😢😢😢

  • @SimonGebrihiwet-un2un
    @SimonGebrihiwet-un2un Жыл бұрын

    Ajoki bela zahaweyyyyy alem gedelo eye

  • @redwanmustofa-mo8bx
    @redwanmustofa-mo8bx11 ай бұрын

    Sakt metitkum aselchikumna

  • @hhgghhgggc8823
    @hhgghhgggc88235 ай бұрын

    😢😢😢😢😢❤

  • @medachelim897
    @medachelim897 Жыл бұрын

    ዓለም💔ቦሻዕ እያ በጃካ

  • @gualtigrina5944

    @gualtigrina5944

    Жыл бұрын

    Eway bosha nay tik tok🤣🤣

  • @paulosolo9735
    @paulosolo9735 Жыл бұрын

    Amlak misaki yekun haftey anes wedi mukaney axlini ko

  • @abdumuhammed8542

    @abdumuhammed8542

    Жыл бұрын

    Emo sebeyti kun kkkkk

  • @sabashishay7201
    @sabashishay7201 Жыл бұрын

    Eway haftey gal trekbo 😭😭😭

  • @nechitesfamariam9481
    @nechitesfamariam9481 Жыл бұрын

    💕💕💕💕💕👍👍👍👍

  • @edenbruk9990
    @edenbruk9990 Жыл бұрын

    😭😭😭😭

  • @user-ut2qc8gn7y
    @user-ut2qc8gn7y6 ай бұрын

    💔💔💔

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 Жыл бұрын

    Eway zehizn zanta eu effff

  • @Kokob_Semay_Tube
    @Kokob_Semay_Tube Жыл бұрын

    ኣብዚ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ዘሕዝን እዩ። ግና መሃሪ ድማ’ኒ።

  • @temesgenyemane-wr6hv
    @temesgenyemane-wr6hv9 ай бұрын

    Ajoki zhabtey eti kulu zkealo fetari yexebqelki

  • @selammahari4727
    @selammahari4727 Жыл бұрын

    😭😭

  • @Feven600
    @Feven60011 ай бұрын

    ኣየየየ ጓል ትረኽቦ ትብል ኣደይ😭😭💔💔

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit4 ай бұрын

    Egzeo meharna kerstose eway gale terkbo sebytka malte eko kulu entaynetka eyu yehewat ade dekika eta welodoka kekesel tegber kebrty gale hewan mote beseha kolu tehbeka xubuxkat kolu alem geza kery

  • @trhasbrhane9557
    @trhasbrhane9557 Жыл бұрын

    🥺🥺🥺🥺🥺🥺

  • @sebmekseb78
    @sebmekseb78 Жыл бұрын

    እዋይ ሓፍተይ ከተድንግጸካ ጋል ትረክቦ ሽግር አዩ። ግን ክብሮም ክርድኣላ ነርዎ ዶ? ምክንያቱ ንዕኡ ክትረክብ አዩ እዚ ሽግር ኣጋጥምዋ ባህርያታ ከምኡ ከም ዘይኮነት ስለ ዝፈልጥ

  • @kesetehabte1955

    @kesetehabte1955

    Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጨካን እዩ ልብኻ ዝትንክፍ ዛታ

  • @yerusalemhagos7021
    @yerusalemhagos7021 Жыл бұрын

    😭😭😭

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 Жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት ዛንታ እቲ ክሰምዖ ዘይደሊ እዩ ግን ከኣ ይሰምዖ ምኽንያቱ ንቃንዝኡ ኣብ ልቢ ዝተሃስየ ሰብ ስለዘይጽወር እዚ ድርሰት ዝብልዎ ንገሊኡ ሓቂ ንገሊኡ ከኣ ወለዳዊ'ዩ

Келесі