ገረንሰአ፡ ሓጺር ዛንታ ብቢንያም ፍሳሃጽየን፡ ቀዳመይቲ ተዓዋታቲት ፈስቲቫል ኤርትራ 2005

Ойын-сауық

Пікірлер: 24

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 Жыл бұрын

    የቀነል መምህር ኣዝዩ ደስ ዘብል ዛንታ ፓርት ቱ ንጽበ

  • @redaeghebru2559
    @redaeghebru2559 Жыл бұрын

    ብዘለካ ደስ ዝብል ድምጽን ሰሓቢ መደባትን ኩሉ ቪድዮታትካ(ኣውዲዮ) ሰሚዐዮ ጥራሕ ዘይኮነ ደጋጊመዮ ኢየ ውን። ሎሚ ግን ኣባኻን ኣብ ቢንያም ፍስሓጽዮን ዘለኒ ኣድናቆት ኣብ ቦትኡ ኮይኑ፣ ቅሩብ ዝሕል (ማእደድ) ዝበለ ኮይኑ ።

  • @kasay67
    @kasay6710 ай бұрын

    መሃሪት ዛንታ።

  • @tesfaldetbocure6079
    @tesfaldetbocure6079 Жыл бұрын

    Great narrator and great story and thank Mekonnen. Looking forward to see the next part of the story.

  • @xaka5505
    @xaka55057 ай бұрын

    ሰላም፣ ወዲ ረዛን ትብል መጽሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእል ተሓባበሩኒ እባ🙏።

  • @erunatey2125
    @erunatey2125 Жыл бұрын

    ኣጆካ ቀጽሎ ኣያኒ👍👍💪🇪🇷💪🇪🇷✌️✌️

  • @mydave1467
    @mydave1467 Жыл бұрын

    Waw what a big reminder for me,Memhr please share 9 n 1/2 as well.10 ewtat haxerty zantatat 2005.🙏

  • @Adona906
    @Adona90610 ай бұрын

    Awedadia gin ayagebkulan bininam fsehaxen zifetwo derasi eyu neru❤❤❤❤❤❤

  • @berketokubay5988
    @berketokubay5988 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ❤❤❤❤❤❤

  • @ksanetgebremikael627
    @ksanetgebremikael62710 ай бұрын

    Wow mara zedenq zanta yu

  • @HayatAngosom
    @HayatAngosom9 ай бұрын

    Nay wedi hadera kea eba amxalna habebe

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha7630 Жыл бұрын

    Quelle expérience et triste 😢❤ histoire

  • @J.K.k.-fi7sh
    @J.K.k.-fi7shАй бұрын

    እዚ ኣንባባይሲ ከደንግጸኒ!!!!

  • @biniamnegassitesfay7985
    @biniamnegassitesfay7985 Жыл бұрын

    መኩየ፡ ከመይ ቀኒካ ጅግና ከም ወትሩ ብሉጽ ታይ ክገብረልካ ኢሉ ውዳሰ ናተይ ኮንቶ ግዳ ዕግበት ሕልናካኣ ኣይጋደፍካ ተሎፎንካ ባ ላኣከለይ ብዋሳብ ክንራከብ ደሌካ ኣለኩ ኣብ ኢታሊ ከተማ ሚላኖ ይቅመጥ ትካል ረስቶራንት ይኩን ባር ኣለና ሞ ኣብኡ ኣድቨርታይዝ ክገብረልካ ትትደክመሉ ብዘይካኣ ንስካ ፈላጢ ዘይብልካ ከም ወትሩ ብሉጽ ኢለካ ኣለኩ ብዙሕ የ ካኣ ዘፍቅረካ በቃ ፍቅሪ ኢካ ኣቦ ባህሊ ዓቃቢ እምነት ብራና ሂወትና።

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    Жыл бұрын

    ሰላም ቢንያም የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ። ቁጽሪ ተሌፎን 016162726546 ኢያ እንተዘይተቐቢለካ ይሰርሕ ኣለኹ ማለት። ተመሊሰ ክድውለልካ'የ።

  • @tsehayneshgoitom6008
    @tsehayneshgoitom6008 Жыл бұрын

    ንመን ትመጾ መን ይመጻ ትመጾ!!!!!!!

  • @johnyem1573
    @johnyem1573 Жыл бұрын

    ደራሲ ሽም መርዓዊ መሪጹ .... ገረንስአ 😂😂😂😂😂

  • @EfremEseyas
    @EfremEseyas Жыл бұрын

    Kalay kefal alowa du

  • @abedshimendi4461
    @abedshimendi4461 Жыл бұрын

    ገርንሰአ ካብተን ኣብዛ መጽሓፍ ዘለዋ 12 ሓጸርቲ ዛንታት እታ ደጋጊመ ኣንቢበ ዘይጽገብክዋ ሓጻር ዛንታ እያ ። እቲ እዋን ኣዝዩ ነውሕ እዩ ቅድሚ 14 ወይ 13 ዓመት ይኸውን እዩ ግን ክሳብ ሎሚ ካብ ዝኽረይ ዘይሃሰሳ ዛንታታት እየን። ንድገም ፡ ድሕሪ ሓንቲ ደቒቕ፡ ጽሓፍ ውዘተ። የቕንየልና መምህር መኮነን ብሓፈሻ ኩለን ሕድሕደን ዘይባላለጻ ዛንታታት እየን እሞ ኩለን ከተቕርበልና ብ ተስፋ ንጽበ።

  • @hiwetzelalem3274

    @hiwetzelalem3274

    Жыл бұрын

    Eza mexhaf entay u aresta hawey?

  • @nahomyonas1098

    @nahomyonas1098

    11 ай бұрын

    ክልተ ጎራሓት ሓሙኽሽቲ ስንቆም ክብሃል ክርምዚ'ዶ ኣይኮነን።

  • @wediaradom5324
    @wediaradom5324 Жыл бұрын

    ቢንያም ፍስሓጽዮን ሓደ ካብቶም ዘድንቖም ደረስቲ ሃገርና እዩ። ከም በዓል ልቢ ሳሌም ዝኣመሰላ ድርሰታቱ ብተኸታታሊ ብጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ክዝርጋሓ ከለዋ ብተመስጦ ኢና ነንብበን ኔርና።

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto1113 Жыл бұрын

    ከም ወትሩ የቕንየልና ሞኬ፡ ተሕልፎ መልእኽቲ ኣዝዩ ምስ ኩነታት ሕብረተሰና፡ ሱር ዝሰደደ ድኹም ኣትኣላልያ ንስንኩላንን ሕሙማትን ዝእርም ኣገባብ ጽሓፊ ዝመረጻ ከም ኣርእስቲ" ገረንስአ" ፍጹም ኣይነኣድኩዋን፡ ነታ ኣርእስቲ ጥራይ ምስ ርኣኻ ትህበካ ኣንፈት ወላሓንቲ የብላን፡ እሞ ድማ ካብቲ ንፉዕን ምኩርንቢኒያም ፍስሓጽዮን ምዃኑ እቲ ጌጋ ዝጎልሐ ኮይኑ ተሰሚዑኒ!

Келесі