Jayo Truth - ጓል ኣንስተይቲ ዝበደለ ሓቀኛ ዛንታ ብ ራሞን ንጉሰ 2021/ by Ramon Nguse True Story

Subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
Copyright © Jayo Truth 2021
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co
Website: www.jayotruth.co.uk
|- - - - - Connect with us - - - - - |
#Jayotruth

Пікірлер: 260

  • @nebyatgomida3271
    @nebyatgomida32713 жыл бұрын

    it deserves to you 👌

  • @Sela_19
    @Sela_193 жыл бұрын

    😓😓😓😓😓😭

  • @yordanoshadege1540
    @yordanoshadege15402 жыл бұрын

    Address eba sdedeley please

  • @Elrio1314
    @Elrio13143 жыл бұрын

    Why are you lost?

  • @efratatech6672
    @efratatech66723 жыл бұрын

    10qs , hasabka sile zigelexka bro, please gn buzuh alcohol aytiste , sport jemir ....xelom giber amlak natka kihibeka iyu....silezi alcohol mstay meftihi aykonen ekua diha ni xinchetka melisu yegadido....try to find good friends ,

  • @adyamabebe9732
    @adyamabebe9732

    😢😢😢😢😭😭

  • @Acnt12
    @Acnt12 Жыл бұрын

    Besimab this why i don’t believe boys😢never ever

  • @user-mx9cl3ub6h
    @user-mx9cl3ub6h Жыл бұрын

    Hawey marey ATI agedasi nab lbka mmlas iyu ajoka

  • @hanibalmogos2059
    @hanibalmogos205921 күн бұрын

    Seb koynu zeygage yelen Amlak yqre ybelelna selam yewrdelna God is Love ❤❤❤ .

  • @happyentertainment864
    @happyentertainment8643 жыл бұрын

    Am the second one i put a comment.

  • @user-dc4xt2op8k
    @user-dc4xt2op8k3 жыл бұрын

    ኣነ ዝብለካ እንካዕ ጣዓምካዮ እቲ ቃንዛ ማንም ሰብ ናይ ኢዱ ክረክብ ኣለዎ

  • @Sara_de319
    @Sara_de3193 жыл бұрын

    ክቡር ሓወይ ንስሐ እቶ እግዚኣብሄር ንሓጥያተኛታት እዩ ንስሐ ሰሪዑ ስለዚ ናብ ቤት አምላክ ተማላለስ አምላክ ምሳኻ ይኹን

  • @dejengabr6181
    @dejengabr61813 жыл бұрын

    ኣበይ ኣለኻ እምበር ኣበይ ኔርካ ኣይኮነን እቲ ኣገዳሲ ዝሓወይ። ሕጂ ከኣ ኣጆኻ ክትዕወት ኢኻ ምኽንያቱ ካብ ጌጋኻ ምምሃር መሰረት ናይ ለውጢ ስለዝኾነ። እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን ዝሓወይ

  • @Elrio1314
    @Elrio13143 жыл бұрын

    ሓወይ ናተይ ኣገዳሲ ናብ ልብኻ ምምላስ እዩ, ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ብ ሰላም ክትነብር እንተደሊኻ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንስሓ ኣቲኻ ይቕረ በል ነተን ኣዋልድ ከኣ ጽቡቕ ሂወት ክመርሓ ጸልይየለን በቃ,. ካልእ ኣማራጺ የለን, ሰሰናዩ ይምነየልካ 🙏

  • @mhretmulubrhan4839
    @mhretmulubrhan48393 жыл бұрын

    ጣዕሳ ብዘይ ንስሓ ዋጋ የብሉን እሞ ተነሳሕ ተነሳሕ ተነሳሕ

  • @official__tigrigna
    @official__tigrigna3 жыл бұрын

    ልቢ ጓል ኣነስተይቲ ሴርካ💔 ኣበይ ክትድቅስ ኣብ ስቓይ ክትነብር ኢኻ ገና😭 ዓሕሕሕሕ ሰምሃር 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @Sara_de319
    @Sara_de3193 жыл бұрын

    አነ ብወገነይ መንፈሳዊ ክሕግዘካ ይኽእል እየ saron Michael ኢልካ ኣድድ በለኒ ኣሌክስ ሓወይ ከም ፍቓድ ስምላኽ ዓቕመይ ክሕግዘካ ✝️

  • @gdu5557
    @gdu5557 Жыл бұрын

    ምስ እግዚአብሔር ተፀጋሕ እሞ ተነሳሕ ዝሓወይ ሓቀኛ ስላም ክትረክብ እግዚአብሔር ይሓግዝኻ

  • @user-qy4od9fs4u
    @user-qy4od9fs4u3 жыл бұрын

    ይቅረ ንዓኻ ስዲ ብስንክኹም ኩልና ደቂተባዕትዮ ሓደ ይምስለን

  • @bahriluldahlak3854
    @bahriluldahlak38543 жыл бұрын

    ኣሌክስ ሓውና አቲ አዝጋአብህር ዝፈትዎ ስራሕ ይቅረታ አዩ አሞ አንካ ንስኻ ናብ ልብኻ ተመልስካ አበር ፈጣሪ ሲ ቡሩክ አዩ ስለዚ ኣክብለካ ዝደሊ መጅምርታ አባት ነብሲ ግበር ሚስ ኣባት ነብስካ ትማክርካ ብቁምዕ ልቢካ ምስ ፈጣሪካ ተዓረቅ ብድሕርኡ ሚስ አቲን በድልየን አየ ትብለን ዘለካ ኣሕዋትና ፈጣሪ በዓሉ ሓደ መዓልቲ ክዓርቀካ ኢዩ ።

Келесі