TBS TV| ፍሉይ ምድላው፡ ምስ ዶክተር ዊና ሰለሙን ዝተገብረ ፃንሒት //Interview With Doctor Wina//

Ойын-сауық

#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ

Пікірлер: 37

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew614224 күн бұрын

    ዉቅያናስን ዳዊት ሰለሙንን ርኸቦም በዓል ብዙሕ ሞያ ዊንታ ትግራይ !!✌️✌️✌️👏

  • @Yemane-ux1kz
    @Yemane-ux1kz27 күн бұрын

    የቕንየልና ዶከተር ዊና ናይ ብሓቒ ብሉፅ ስራሕ ኢኻ ሰሪሒኻ ከም ሓደ ሙሑር መንዕሰይ ትግራዋይ ንቐፃሊ ብዙሕ ተስፋ ዘለካ መንዕሰየ ኢኻ ኣብ ምዕባለ ስነጥበብ ትግርኛ ልዑል ተራ ኽትፃወት ትኸእል ኢኻ ።ንመበቆላዊ መንነታዊ ቛንቛኻ ቛንቛ ትግርኛ ዝገበረካዮ ፃእሪ። ኸድነቕ ዘሰለዎ እዩ ሓፍትና ናይል ብዛእባ ትግርኛ ምኸኣሉ ዝተገረመኪ ይመስል ይኹን ደኣምበር ከትፈልጥዮን ክትርድዮን ዘለኪ ንተጋሩ ሓደ ካብዝገብሮም ቀንዲ መንነታዊ ቛንቛን ሓበራዊ ኣላማን እዩ ካብዚ ወፃኢ ትር ጉም የብሉን

  • @01tigray
    @01tigray25 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕና ይሀብካ ዶክተር 🙏❤

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru16525 күн бұрын

    Well done ወድ ዓደይ

  • @user-ud3rh3fs4k
    @user-ud3rh3fs4k26 күн бұрын

    Tbs ❤

  • @user-lk2eq8qp4g
    @user-lk2eq8qp4g27 күн бұрын

    Dr des yilal...

  • @MikiBercy-cp7su
    @MikiBercy-cp7su27 күн бұрын

    Selam selam❤❤❤❤❤

  • @user-si7wy1hc9l
    @user-si7wy1hc9l27 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @shalom5798
    @shalom579827 күн бұрын

    ትግርኛ ጥራሕ ይዘረብ ኣብትግራይ100% ከምቲ ኣብ ካልኦት ዓድታት ብቋንቛኦም ጥራሕ ዝዛረቡ።

  • @amharawitchesandwizard4459
    @amharawitchesandwizard445926 күн бұрын

    ትግርኛ ኸመይ ለሚድካዬ ኢላካ ምስትሓቶ ንትግራዋይ ? ዝገርም እዩ ! ኹላትና ኣዲስ ኣበባ ዓቢና ኣይግዳስ ብደርጊ ግን መሰረትናን ምንነትናን ግን ክንርስዕ አይተኽኣለናንን ወለጋ ዝተወልደ ዝዓበዬ ስብ ዝስኣነ ስብ እካ ዶ ኣይትዕዘቡን !

  • @shalom5798
    @shalom579827 күн бұрын

    ግጥምና ዜማ? ታይ ግባሩና'ዩ -ብትግርኛ - ግጥምን ዜማን ዘይትብልዎታ ?

  • @barcoteabenet1511
    @barcoteabenet151127 күн бұрын

    ኮሜንት ሰጪዎች ምነው እንደፈለገ ይናገር ግድ ትግርኛ በደንብ ማወቅና መናገር የለበትም ለምሳሌ እኔ እዛ አልተወለድኩም እንደሱ ነው ትግርኛዬ።

  • @Alifmedia11

    @Alifmedia11

    27 күн бұрын

    በትክክል። ሰው ካደገበት እና አፉን ከፈታበት ውጪ ቋንቋ ተምሮ መናገሩ በራሱ ሊበረታታ ነው የሚገባው። በተለይ ትግርኛ ለመልመድ የሚፈልግ ሰው ማሸማቀቅ እና መሳቅ ጭራሽ እንዳይለምድ ነው የሚያረገው

  • @gorfubitew6142

    @gorfubitew6142

    24 күн бұрын

    እቲ አገዳሲ ህዝብዊነትን ትግረዋይነትን እዩ ብዘይገድስ ቋንቋ ???

  • @qweryqwe7826

    @qweryqwe7826

    15 күн бұрын

    ​@gከመይ ማለት ብዘየገድስ? እዚ ዓብይ ስሕተት እዩ ካልእ ቛንቛ እንተትኸዉን ግን ፋራ ከይትባሃል ተጠንቂቕካ ትዛረብ እቲ ናይ ኣዴኻ ቛንቛ መስመሩ ክተስሕቶ ከለኻ ግን ኖርማል እዚ ነብሰ ምትሓት ኣብ ቡዝሓት ኣሕዋትና ዝረአ እዩ

  • @shalom5798
    @shalom579827 күн бұрын

    ኣየስታውሶን-? ኣይዝኽሮን ምባ እንታይ ዓቕበኩም? ኣንቱምሰብ ቛንቛኩም ጥራሕ ተዛረቡታ? መግዛእቲ ኢደዙር ብፍታውካ ትግዛኢካ ታይ ይብሃል ጉዱ? እሱ-? - ንሱ ይብሃል - እቲ ቅኑዕ ትግርኛ። ወድያው-? ብትግርኛ- ሽዑ ንሽዑ። ብቻ-? ቅኑዕ ትግርኛ - ጥራሕ'ዩ ዝብሃል ።

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe782627 күн бұрын

    ሞያዊ ሓላፍነትኪ ተዋፅኢ ከም ኣብ ማእከል ዓዲ ምዕባይኪ ግን ከይኣድነቁኺ ክሓልፍ ኣይደልን ፅብቕቲ( እና፡ ኣስታዊስካኒ፡ምናምን:ብቻ ዝብሉ ቃላት ካብ tbs ኣይንፅበን ....❌ ብዝተረፈ መደብኩም እምብዛ ይምቅር ኣሎ ❤

  • @user-fo9hs9ep8g

    @user-fo9hs9ep8g

    27 күн бұрын

    እንታይ ግበር እዩ ትብሉዎ፣ ብአምሃርኛ ኣፍ ፈቲሁ ብትግርኛ ሙሉ ፕሮግራም ምዛረብ ክድነቅ አለዎ። ኣብ ካሊ ከባቢ ተወሊድና ዝኣበይና ብፅህረትና ኢና ክንዛረብ ንፈትን። እንታይ ንግበር 🤦😀

  • @amharawitchesandwizard4459
    @amharawitchesandwizard445926 күн бұрын

    እንታይ እያ እዚኣ ጋዜጠኛ እምበርከ ተጋሩ ወለዲ አለውዋ ዶ ? ንዓድኻ ዶ ኸመይ ሓሲብካዬ እንዳበልካ ይሕተት ሰለዓድኻ ዘይምሕሳብ ድያ ተምህርና ? ኣየ TBS እለይዋ ንጋዜጠኛነት ብፍላይ ንትግራይ አይትጥዕምን ኸይትኸስሩ

  • @shalom5798
    @shalom579827 күн бұрын

    ዝማዕበለያ ትግራዋይስ ኣምሕኛ ጥራሕ ይዛራብ በሉ። እዚ ነገርስ ሐቂ'ዩ ኣንቱም ሰም፡ ቋንቋኡ ዝጽያፍ ወለዶ መን ወለዶ?

  • @serenityshalom7387

    @serenityshalom7387

    27 күн бұрын

    ata denkoro ar tera ertrawi Amharic is created in Axumite civilization empire so it's our language 😊

  • @shalom5798

    @shalom5798

    27 күн бұрын

    @@serenityshalom7387 ምልክት ድንቑርናስ ጽርፊን ተጻረፊ ሰብን'ዩ ። ሰብ በብቛንቛኡ ኣጻፊፉ100% ይዛረብ ማለት እንታይ ዘጻርፍ ኣለዎ?

  • @serenityshalom7387

    @serenityshalom7387

    27 күн бұрын

    @@shalom5798 first u got know history because of the slavery of Arab turk Italian British etc the side effects of the slavery u guys that's why u are vanished lambadusa Sinai etc so long story short Amharic we created it just like Sabian geez language it's our language eyesedebkuh aydelem ewek eyalkuh naw babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😁😁😁😁

  • @shalom5798

    @shalom5798

    27 күн бұрын

    @@serenityshalom7387 ታሪኽ እንካብ ቛንቛንካ ምፍላጥ ይጅምር። ትግርኛ፡ድማ ርእሱ ዝከኣለ ቛንቛ'ዩ። ፊደል,ቕኒት....ብዙሓት ጽጋታት ዝሐዘለ'ዩ። ቃላት ኮነ ባህሊ ዘለቕሕ እንብውር ኣይልቃሕን። ኣብቕዓ። ትግራዋይ ትብሃል ሕ/ሰብ ኣሎ ትግርኛ ዝቛንቛኡ ኣብዘሎ ይሃሉ።

  • @serenityshalom7387

    @serenityshalom7387

    27 күн бұрын

    @@shalom5798 with all respect there's bihere Tigrai we know our history kidus yared dekike Estfanos what he call anyways Amharic is our language we created it babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😚

  • @amitgebregergis9056
    @amitgebregergis905627 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

Келесі