"ነቲ ሕጊ ዝፈጠረ ህዝቢ ከመይ ጌርካ ሕጊ ትኸልኦ፧" ዕላል ኤስ ቢ ኤስ ምስ ስነ ጥበበኛ ዮሃንስ ትካቦ

ኣብዚ ቅነ ብዙሓት ኤርትራዊያን "ይኣክል!" ዝብል መጸዋዕታ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝገብርዎ ዘለዉ ምስማዕ ድምጺ ተኣሳሲሩ፡ ፍሉጥ ስነ ጥበበኛ ወዲ ትካቦ ዘቕረቦ መጸዋዕታን ብምትሕሓዝ ምስ ረዲዮኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ዝገበሮ ዕላል። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል፡ ኣብ መጸዋዕታ ናይ "ይኣክል!" ዘቕረባ ደርፊን ኣብ መንእሰያት ኣሕዲራቶ ዘላ ጽልዋ፡ ደርፊን ደረፍቲ ኤርትራን፡ ን ወዲ ትካቦ ናብ ደንበ ተቓውሞ መንግስቲ ኤርትራ ክጽምበር ዝገበሮ ኩነታትን ካልእን ኣዕሊሉ ኣሎ።
ኣብ ዝቕጽል ካልኣይ ክፋል፡ "ይኣክል!" ንመን፧ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናብ ህዝቢ ከቕርቦ መዲብዎ ዘሎ ስራሓትን ካልእ ምስህልው ኩነታት ኤርትራን ኣዕሊሉ ኣሎ።
www.sbs.com.au/yourlanguage/t...

Пікірлер: 79

  • @alemsegedabraham9298
    @alemsegedabraham92984 жыл бұрын

    ጅግና ውዲ ህዝቢ ስምዒት ህዝብና መቃልሕ ዝከውን ኣብነታዊ ስነጥበባዊ። እቶም ፈራሓት ድምጻውያን ትብዑ ካብ ወዲ ትካቦ ተማሃሩ።

  • @berekettg1
    @berekettg15 жыл бұрын

    ቆቢዔይ ኣውጽእ ኣቢለ ክቡር ሰላምታይን ምስጋናይን ንወዲ ትካቦን SBSን

  • @millimeter1030
    @millimeter10304 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ጅግና ወዲ ህዝቢ ናይ በሓቂ ክገልጸካ ቃላት የሕጸረን ኢዩ :: ንስኻ ንህዝቢ #ኩሉ ኢኻ

  • @moses3400
    @moses34005 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ " ሓፍ ዘይብል ወርቒ "

  • @filiwedihabesha4536
    @filiwedihabesha45365 жыл бұрын

    ወድ ትካቦ ፈውስ ልብ፡ ንዓካ ዝገልጽ ቃል የብለይን፡ እንቃዕ ጥራይ ናህና ኮንካ።

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab85984 жыл бұрын

    Wedi tikabo i Love you ❤️💕😘

  • @user-vw8oi9ls3b
    @user-vw8oi9ls3b4 жыл бұрын

    Wedi Tikabo you’re my HERO forever and ever. Long life John

  • @telaabay1856
    @telaabay18564 жыл бұрын

    ወዲ ቱካቦ ቡሱል ስነ_ጥበባዊ ሽግር ህዝቡ ቀልጢፉ ዝተረዶኦ ሃብሮም።

  • @abrehapawlos2910
    @abrehapawlos29104 жыл бұрын

    Wedi tikabo jigna

  • @peaceandlove5759
    @peaceandlove57594 жыл бұрын

    The Great artist all the time ! Long live brother

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab23934 жыл бұрын

    Smart man

  • @weiniamen2404
    @weiniamen24044 жыл бұрын

    ገለ አዩ ምዓት ወሪዱና

  • @rbl.6917
    @rbl.69174 жыл бұрын

    ወዲ ህዝቢ።

  • @stellagirma8312
    @stellagirma83124 жыл бұрын

    Wedi Tkabo I Love 💖💖💖💖💖

  • @reddaabraha5699
    @reddaabraha56992 жыл бұрын

    ❣💘💖

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene54844 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ ሓያል ገጣሚ እዩ ንሕልናኡ እዩ ዝነብር ኣብ ዝዉዕለሉ ቦታ ይፈልጦ እዩ።ዳሓር ኣብ ኩዉንነት እዩ ዝኣምን።ፅዕንቶ ዝፈጥረሉ በቶም ዉሑዳት ከይህሉ እምበር ወዲ ትካቦ ካብቶም ደረጃ ሓደ ዝሰፈሩ ስነ ጥበብ ትግርኛ ማዕረ የሰልፎ ኣሎ ግን ዝኾነ ይኹን በታ ሒዙዋ ዘሎ ክጓዓዝ ይግባእ።።ብዙሓት ንቑሓት ደረፍቲ ትግርኛ ኣኸቲሉ እዩ።ሰዓብቱ እዉን ብዝበለፀ ንዕኡ መሲሎም ይኽተሉዎ ኣለዉ

  • @TekilaWedidermas
    @TekilaWedidermas4 жыл бұрын

    ወዲ ትካቦ በል ወዲ ሃገር ክትድረር

  • @user-cl6rs7kj5i
    @user-cl6rs7kj5i4 жыл бұрын

    he is king

  • @wedikifle2061
    @wedikifle20614 жыл бұрын

    Wedi tekabo jegna abo tigrigna

  • @habtomberlinkaskahy8520
    @habtomberlinkaskahy85204 жыл бұрын

    Wwwww wedi tikabo jgna

  • @wedisherifo8287
    @wedisherifo82874 жыл бұрын

    Wedi tikabo jigena

  • @immanuelneveneve8631
    @immanuelneveneve86314 жыл бұрын

    ለበም እንዲካ ወዲ ትካቦ

  • @habtusebhatu8090
    @habtusebhatu80904 жыл бұрын

    Wedi Tikabo gegna

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp5 жыл бұрын

    Johannes Hawina Naybihaqi Neti HAQI ZIFELETE Aleyimo. Kulu qalatika Riesey Ahimumin Libey Becha Bi Eritreawan Hizbey. Esike Egzabhar Yesegagirena Nab Fitih, Sirat, Selam. Eritrea Hagerina Haqafit Hiziba Yigibera. Ajocha Johannes Hawina Misacha Alena Mis Hizbina Tetew Kinbil. Ab Hiwetika Aslito, qisanet and Edimen Tienan Yimneylka Johannes Hawina

  • @mussiedebesay2350
    @mussiedebesay2350 Жыл бұрын

    ወፍር ኣይትመለስናን ወዲ ትኩቦ

  • @halalmedhaine407
    @halalmedhaine4073 жыл бұрын

    Slemtay zeytezarbo tkolalfo aleka please

  • @janiwoldetinsae
    @janiwoldetinsae10 ай бұрын

    ሓታቲ ዜሮ መላሲ ክኣ ዝገደደ ትሕቲ ዚሮ ክክክክ

  • @user-mi6gm7mf4f

    @user-mi6gm7mf4f

    4 ай бұрын

    ንስኻ ድኣ ባርያ እንድኻ😂😂 26:04

  • @alemsegedabraham9298
    @alemsegedabraham92984 жыл бұрын

    ኣርቲስት ዝበሃል ናይህዝቢ ድሌታትን ኩነታትን ተረዲ ኡ ዘዝይም ዝገጥም ዝስእል ዝዋሳእ ወዘተ ኢዩ ብ ናተይ ርድኢት ህዝቢ ፍትሒ ዘይረከበ ናይ ፍቅሪ ዜማ ተቅረብካሉ ሰማዒ የብሉን፡ እቶም ገዳይም ኣርቲስት ከም በዓል ሓጎስ ብርሃነ ሃይለገብሩ ሳሚ ብርሃነ በረከት መንግስተ ኣብ ፍሒራ ወዲትኩል ዳሽም ምስግና ጋል ኣንከረ ፍጹም የውሃንስ ሄለን መለስ ኣበባ ሃይለ ወዲ ሸክ በኪታ ዓሊ ፋጥማ ኢብራሂም ጠዓመ ወልደሚካኤል ወዲዛግር ተፈኖ ወዘተ ፡ ከምዛ ንህዝቢ ኢሎም ዘይተቃለሱን ዘይበርከቱን ሎሚ ህዝብና ኣብጸገሙ ዳግማይ ከይዝክርዎ ድምጺ ከይኮንውን ኣደራዕ ወሪዱ ዘሎ ንከይገልጽውን ንምቅያሩ ንከይሰርሑን ኣፎም ኣፍላም ክከውን እንዳፈለጡ ኣስቂጦም ክዕዘቡ ከለዉ ኩልና ንሓዝን ። ከደም ዝተቃለሰ ኩሉ ሕጂ ዘይቃለሰሉ ምክንያት ይገርም ኢዩ።

  • @cherkoseman1954

    @cherkoseman1954

    4 жыл бұрын

    አብ ኤርትራ ጸገም የብልናን። አብ አድ ኢትዮጵያ ከየዱ ይደረፍ ይቃላስ። ዮሃንስ ትካቦ ጎጃሜ ኢትዮጵያዊ ናይ ኤርትራ ከይምልከቶን።

  • @alemsegedabraham9298

    @alemsegedabraham9298

    4 жыл бұрын

    @@cherkoseman1954 ትግርኛካ ኣይጽረካን ሽምካ ከምዝሕብሮ ወዲ ስግር ሩባ ኢካ። ዘይምልከተካስ ንስካ ኢካሞ ስቅ ኢልካ ጋሻካ ኢሰያስ ክትቅበል ተዳሎ፡ ወዲትካቦ ከተልዕሎ ኣየጸብቀልካን ኢዩ።

  • @cherkoseman1954

    @cherkoseman1954

    4 жыл бұрын

    @@alemsegedabraham9298 ኤረትራዊያ ክትከውን ደምካ አጸርይ!!!! ተወልጄ ጎጃሜ ዮሃንስ አይደለየን ከይዱ። ደህር እዚ ሸም ኤርትራ ከለእል አየምልከቶን። ከምእውን ትግርኝና ናይ ማንም ደምጺ ገረወይና ዝደርፎ አይኮነን። ጎሮሮው ንደርፊ አይከውን አንጃል አይሃፍርን። ኤርትራውያነት ብደም እበር ትግርኝ ሰለጸሬሃ አይኮነን። ቆማላት ተጋሩውን እባይ ኤርትራ ተወልጀ ዮሃንስ ትካብውን ትግርኝ ይዛረብ አብ ደም ግን ኤርትራዊ አይኮነን!!!!!, ስለዚ ከም አዝማዱ ኢትዮጵያን ን ኤርትራ ከጥፍእ ተበጊሱ።

  • @alemsegedabraham9298

    @alemsegedabraham9298

    4 жыл бұрын

    @@cherkoseman1954 ነዓ በጃካ ተሰተር፡ ጨርቆስ ኪድ "የሞላ የሞላ ሚኒባስ" የሚሉት ስራ ኣይጠፋም ላንተ የሚሆን እዚህ ከምትንተባተብ ሂድ ከቄሮ ተከራከር ከቻልክ፡ በክት ነህ የሆንክ ገገማ

  • @cherkoseman1954

    @cherkoseman1954

    4 жыл бұрын

    @@alemsegedabraham9298 kkkkkkkkkk ተወልጄ አይሰርህንደ።

  • @samsonwoldegaber5060
    @samsonwoldegaber50604 жыл бұрын

    Weshlak.......start to sing Amharic

  • @bereketsiyum4184
    @bereketsiyum41844 жыл бұрын

    ኣብ ዓደ ቦሓጎታትካ ኬድካ ተጣበቕ ብጎዞሞ ይቋራረጹ ኣለዉ

  • @destadesta1209

    @destadesta1209

    4 жыл бұрын

    Tigrina zizareb kulu eretrawi eyu

  • @rahelmicheale8543

    @rahelmicheale8543

    4 жыл бұрын

    Bereket siyum tezribe ilka dika 🤫 ne wedi tekabo neseka kendi hanti fidel nay semu aytebekien ika sek ilka hateftef aytebel

  • @senayeritrean6592
    @senayeritrean65924 жыл бұрын

    SBS zay Erterawe kamErterawe garekum hada garenaw tamesu majamara ketehatewo kalkum sederaka kabay maseyom elka hetoto

  • @destadesta1209

    @destadesta1209

    4 жыл бұрын

    Tigrina zizareb kulu eretrawi eyu

  • @senayeritrean6592

    @senayeritrean6592

    4 жыл бұрын

    @@destadesta1209 kkkkk wala tegeraway?

  • @destadesta1209

    @destadesta1209

    4 жыл бұрын

    @@senayeritrean6592 kemey dia

  • @alexkahsay3997

    @alexkahsay3997

    4 жыл бұрын

    Fara

  • @dagi7419

    @dagi7419

    4 жыл бұрын

    ክሳብ ሎሚ ብጸማምካ ኣለኻ ካብ ወዲ ትካቦ ንላዕሊ ኤርትራዊ የለን። ጓሕናቕ

  • @amanuda895
    @amanuda8954 жыл бұрын

    ነዓይ ነንጭዋስ ኣብ ሎቖታ ድያ ኢላ ኣንጭዋ ... መን እዩ እቲ ህዝቢ ???????

  • @senayeritrean6592
    @senayeritrean65924 жыл бұрын

    Wade tekabo garenaw garawana majamra manenat ka asafef ne ERT ketwekelka ketzarab

  • @user-cl6rs7kj5i

    @user-cl6rs7kj5i

    4 жыл бұрын

    Senay Eritrean ባዓል ንስካስ ንመን ኢኩም ክትጻረፉ

  • @senayeritrean6592

    @senayeritrean6592

    4 жыл бұрын

    @@user-cl6rs7kj5i nakan garenaw wade Tekapon

  • @user-cl6rs7kj5i

    @user-cl6rs7kj5i

    4 жыл бұрын

    Senay Eritrean ኣታ ረሳሕ ጽንጻይ

  • @cherkoseman1954
    @cherkoseman19544 жыл бұрын

    Kkkkkkkkቆማል ጎጃሜ!!!! ዘሃብናካ ዜግነት ገዲፊክ ከይድክ ስለዚ አፍካ አክብ። ህጂ ብዛእባ አደሃ ኢትዮጵያ ተዛረብ ጎዳይ ኤርትራ አይምልከተካን። አየናይ አዝማድክ ኢትዮጵያ አብ ጉደጎዳ ተአሲሩ????kkkkkkkkjጎጃሜ ከከከከ ደረቅ ጎዳሜkkkkkkkjkkk

  • @user-cr5ve7pq8m

    @user-cr5ve7pq8m

    4 жыл бұрын

    Who you are ? Ata njis jahadist

  • @ProudEritrean

    @ProudEritrean

    4 жыл бұрын

    @Cherkose Man listen up man who are you give/take citizenship? stop hiding behind computer screen, if you really support the dictator you should go and live there.

  • @cherkoseman1954

    @cherkoseman1954

    4 жыл бұрын

    @@ProudEritrean ሺም ዮሃንስ ትካቦ ዜግነት ኢትዮጵያዊ መቦቆል አዲ አማሃር ጎጃም ሥራህ ሃሜን እዝ አብ ላእሊ ሺሙ ዝተጸሃፈ ሰብ ብሽም ኤረትራዊ ዜግነት ዘደናግር በምካኑ ኩሉ ኤርትራዊ ካብ እዝ ሰብ ንጠቀቅ!!!!!!

  • @hanilovely8041

    @hanilovely8041

    4 жыл бұрын

    Cherkose Man Akar si antay aleka eyu Abza Eritrea tbehal Adna wedi Sdetena Sdetena kid Adka nska knreA ena kea afta meret ክንጥርዘኩም ኢና ነዓኩም ቶሮሪስት

  • @cherkoseman1954

    @cherkoseman1954

    4 жыл бұрын

    @@hanilovely8041 Kkkkkk እወ አብ facebook ክጥርዘና ትክእል አብ Facebook ኤረትራዊ ክትከውን ትክልkkkkkkkk አብ ባይታ ግን ባዶ ፈከራ ከም አሰልም ጀበርቲ

Келесі