#tbstv #tbs
"TBS Tv . .ዝተገበረ ፃንሒት"X . . . TBSTv . . .ዝገበረቶ ፃንሒት
ኣብ ዛዕባ ተፈናቀልቲ ኣድሂብኩም ዘቅረብኩምዎ እዋናዊ ፀብፃብ ዝነኣድ'ዩ። ቀፃልነት ክህልዎ ተሥፋ ንገብር።
ሠብ ንዝቀተለ ሞት እንተዝፍረዶ ፍትሓዊ ውሣነ ምኾነ ኔሩ።
ሃ ኢልና ጀሚርናዮx . . .ሀ ኢልና ጀሚርናዮ
ይቐፅል ። ብዓቕሚ ፍልጠትን ቴክንኖሎጅን እናዓበኹም ተኣማኒ ሚድያ ኽትኮኑ ተስፋ 'ለና ። ብፍላይ ሓበሬታ ካብ ምቕራብ ተወሳኺ ምርመራ ብምግባር መደብ ክተካትቱ እንተትጅምሩ ፅቡቕ ዩ ።
ድምጺ ብጣዕሚ ትሒቱ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ጥላሁን ቐፅሉሉ ግን በይዛኹም ህዝብኹም ኣገልግሉ ትግራይን ተጋሩን ቀንዲ ዕላማኹም ይኹን ሽዋዊ ኣተሓሳስባ ንየዉ በልዎ። thank you please subscribe Tegaru I did subscribed ❤much love Tigrayan from California ❤❤
♥️💛♥️🙏
Anchi Konjo Lij tey Nek Atbey Neh new yemibale Swedish eko He is good He knows how to sale himself! I have enjoyed his conversations 🙏
ናድምፂ ፅሬት ኣበላሺኹምልና ዓባይ ጋሻ ሒዝኩም መፂኹምስ ተፃዊትኩምና
❤❤❤
TBS TV ተስፋ ትግራይ፣ ወዲ ባይረ ሐቦኛ ትግራዋይ በርትዑ።
ወላ ሓንቲ ኣይስማኩን ናይ አበበች
ምንም የሰማዕናይ ናድምፂ ችግር አለዎ
❤❤❤❤
kbrti baalti gozom ndekuter kiros alemayo egzabiher amlak mulue admen tanay yhabki ms dekki
ጌች
It’s good to see you Tilesh 👍👌✊
💛💛💛❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ያወራኸው ወሬ የትግራይን ነባራዊ ሁኔታ አያሳይም ጉራ ብቻ ነው የንፀባረከው እንደውም እሷ ትሻላለች
ምን ንው ደምፃ
ጥላሁን ታፈረ፣ ብሉፅ ሰብ። ብኣኻን ብስራሕትኻን ንሕበን። በርትዕ
Wowwwwwwww tnx family kiros
ድምጺ ልዝብኹም ኩኑ ሓደራ
አዲሳባ ኾይንካ ስለ ትግራይ ትርጉም ነይርዎ ኣይፈልጥን። ሕደጉ!
ዋውው ተቀጥሮ መስራት ላልከው chnklate መታው ዘመኔን መቀጠር ፎ ቀርባለው የራሴ ልጀምር
በረከት ከመ ይሕደረና ብፁእ አቦና❤ መድአንአለም ትግራይ ዓድና ሙሉእ ሰላሙ ይልአከልና❤😊
💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ጀግና ብሓቂ ❤ ምስ ደቃ ተተቕርብልና ዉን ጽቡቕ ኔሩ ብ2ይ ክፋል ክተምጽእልና ተስፋ ንገብር ።❤ የቐንየልና ድማ ስለ ዘቕረብክልና❤
Aysmaen nnnnnnnn
Mikrofon astekakla wezero abebech
Dmtsi tsbuk aismaen
Libam gazetegna
Such a great courage to start such a media with an objective
Timihirt bet ???? Correct your words …. Bet timihiriti… is the right one
ረሳሓት ወያነ እነሃለው ከመይሉ ትግራዋይ ከሓልፈሉ መይሉ ክኽበር ሞት ንሕወሓት ነፃነት ንትግራይ
ድምፂ አይስማዕንዘሎ
ህዝቢ ትግራይ ዝሓለፈ 40 ዓመት ዝደልዮን መንግስቲ መሪፁ ይፈልጥ ዶ? ጥላሁን ብጣዕሚ ተጋጊኻ
ሠላም አሕዋት ጽቡቅ ጅማሮ እዩ ።ግና ኩሉ ግዘ ብነብስኹም ነፃነት ይሀልኹም ብድህሪኡ ድማ ናይ ትካልኩም ነፃነት አክብሩ ።
🥰🥰🥰
ሶሪ ድሕሪ ስደት 40 ዓመት😢
ትግርኛ ሊቃውንቲ ደቂ መምሕር ሊቅ መ/ር ገብረኺዳን ኣድው ኣቦ ብዙሓን ❤
ቅድሚ ኩሉ ትግርኛ ብጎብዕ ናብ መረበቱ ምለሱ ምክንያቱ ኣብ ትግራይ ዘለና ፀገም ! ቋንቋና ሕስብሉ ብጉብዕ ሰርሑሉ ብዝኾነ ሰናይ ናይ ሰራሕ ጊዜ ደስ ይብል ❤
እንትን 😂 ክስታይ
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊
ቤት ትምርቲ🎉
ትግራዋይ አብ ባህሉን ታሪኹን ከይነብር ከይሰርሕ አብ ዝሓለፈ 27 ዓመት መራሕቲ ትግራይ አብ ሓላፍነት አብ ዝነበሩሉ ግዜ ናይ ታሪኽ ባህሊ፣ ቋንቋ አብ ሕብረተሰብ ዘለዎ ግደ ዋጋ ሂቦም ዘይምስርሖምን ዘይምግዳሶም እዚ ሕጂ አብ መናእሰይ ዝረአይ ዘሎ ካብ ክቡር ባህሊ፣ ቋንቋ፣ ታሪኽ ርሕቀት ክርአይ ገይርዎዩ። እዚ ዝኽሕስ ስራሕ ክስራሕ ይግባእ፣ እዚ ወለዶ ክውቀስ የብሉን ዝቐረበሉን፣ ዝተማህሮን እዩ ዝመስል እሞ እቲ ዓብይ ጉድለት አብ መራሕቲ ሙኻኑ ተቐቢልካ መእረምታ ዝኸውን ስራሕ ምስራሕ እዩ ዘድሊ።
Wow, you are amazing. God bless. you. OMG, one thing bro work on your tigrenia language plz 😜
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ደቂ ትግራይ ይኽእሉ እዮም !! ዓብይ ተስፋ ትህቡና ኣለኹም !! የቐንየልና የቐንየልና ።
Пікірлер