ተመስገን ኦ ጎይታ / Temesgen O Goyta / old eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኻትኩም ይኹን ክቡራት ሰማዕትና። እዛ መንፈሳዊት ቻነል እዚኣ ንድሕሪት መሊሳ ተዘክሮታት ናይ ቀደም መዛሙራትና ምስናይ ጽሑፍ(LYRICS) ንምስትንታን እትዕድም ኮይና። ፍርቂ ኣታዊኣ ድማ ከም ፍቃድ እግዚኣብሄር ንዝተፈላለዩ ዝተጸገሙ ወገናትናን ንቤተክርስትያናን ክውዕል መዲብና ኣለና። ንስኻትኩም ውን ተኻፈልቲ በረኸት ንምዃን ሳብስክራይብን ላይክን ብምባል ከምኡ ውን ሪኢቶኹም ብኮመንት ክትገልጹልና ብትሕትና ንሓትት። ደጊምና ሰላምኩም ይብዛሕ እናበልና ቤተሰብ ክትኮኑ ንዕድም።
ንዝደከመት ነፍሲ መጸናንዒ መታን ክኽውን ቃለ እግዚኣብሔር ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሓላፍነትና እዩ። ንዓና ነቶም ነዚ ኣገልግሎት ኣምላክ መታዓይይቲ ዝኾና ድማ መታን ሰኒፍና ከይንርከብ በታ ናይ ፍቕሪ ጸሎትኩም ደግፉና ።
#Eritrean_Orthodox_Tewahdo_church#Ethiopian_orthodo_Tewahdo_Church#Tigrinyia_mezmur_Orthodox_church #Ethiopian_orthodox_Tewahdo_church

Пікірлер: 19

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya38313 ай бұрын

    ተመስገን ኦጒይታ ተመስገን ዘልኣለም ኑጉስ ኢካ ኑጉስ እወ መስፍን ሰላም ምሕረትካ ዘይውዳእ ፍቅርካ ዘይምርመር ውዕለትካ ስ ድንቂ እዩ ባኣና ዘይንገር ጡዑም ዝማሬ ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ❤

  • @asaw2906
    @asaw290621 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ተመስገን ተመስገን ተመስገን ካ ጎታይ ✝️🤲

  • @HayatBasha-zz3ts
    @HayatBasha-zz3ts5 ай бұрын

    ተመስገን❤❤❤

  • @user-gu4gi7on9n
    @user-gu4gi7on9n3 ай бұрын

    Temesgen zelialem❤❤❤❤❤

  • @user-nr5zm4kd7j
    @user-nr5zm4kd7j19 күн бұрын

    Amen amen amenzemria mallet yesmlna❤️❤️❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️🤲🏻🤲🏻🤲🏻❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Adyimgerebrehan
    @Adyimgerebrehan5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o5 ай бұрын

    Amen temsgn ao gotay ❤❤❤

  • @user-qr7df5xd8e
    @user-qr7df5xd8e5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hd7og1kw4e
    @user-hd7og1kw4e8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @KalyaZegeye
    @KalyaZegeye6 ай бұрын

    Zemari melkete ysemln 🙏🙏🙏

  • @yaredawimezmur

    @yaredawimezmur

    6 ай бұрын

    Amen

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o5 ай бұрын

    Elllllllll zemrya mallet yesmlna my people ❤❤❤

  • @yaredawimezmur

    @yaredawimezmur

    5 ай бұрын

    amen zhaftey share sub gerna nab kulu nebxahaya

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru85626 ай бұрын

    Amen Amen Amen zimarie melakti yesmealna temesgen goytayyyy temesgen zelalem mhretka zey zey wdae ❤❤❤

  • @yaredawimezmur

    @yaredawimezmur

    6 ай бұрын

    amen amen amen zhawey subscribe share nbela nab kulu kibaxah

  • @cameleri9114
    @cameleri91147 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o5 ай бұрын

    Amen zemrya mallet yesmlna I have no words to explain the feelings I feel when I listenit to this mezmer 🥰🥰🥰

  • @nahomkiflay

    @nahomkiflay

    11 күн бұрын

    Me also. 🙏

  • @erilyrics4393
    @erilyrics43938 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

Келесі