በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ።፫ ብሓደ ኣምላኽ ብኣብ ብወልድ ብመንፈስቅዱስ ስም ብቅድስት ስላሴ እናኣመንኩን እናተማህጸንኩን ኣብ ቅድሚ እዛ ኣደይ ዝኾነት ቤተ ክርስቲያን ሰይጣን እኽሕደካ ኣሎኹ። ንሳውን ናይ ዘለዓለም ጸግዐይ ምስክረይ ዝኾነት ማርያም እያ። ኦ ጎይታ ነመስግነካን ነኽብረካን ኣሎና፡ ኦ ጎይታ ኣሚና ንግዝኣካ ኣሎና፡ ንቕዱስ ስምካውን ንግዛእ ኣሎና፡ ናይ ኵሉ ብርኪ ዝሰግደልካ፡ ናይ ኩሉ ልሳን ዚግዝኣልካ ጎይታ ንሰግደልካ ኣሎና፡ ናይ ኣማልኽቲ ኣምላኽ ንስኻ ኢኻ፡ ናይ ጎይቶት ጎይታ፡ናይ ነገስታት ንጉስ ንስኻ ኢኻ፡ ክቡር ምስጉን ወድኻ ንስኻትኩምሲ ክትጽልዩ ከሎኹም ከምዚ በሉ እናበለ ከም ዝመሃረና ከምዚ ኢልና ንጽውዓካ ኣሎና ኣብ ሰማይ እትነብር ኣቦና ስምካ ይቀደስ፡ መንግስትኻ ትምጻእ፡ ፈቓድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ዝኾነ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን፡ ናይ ዕለት መግብና ሎሚ ሃበና፡ ንሕና ንዝበደሉና ከምእንሓድሎም በደልናን ጌጋናን ሕደገልና፡ ኦ ጎይታ፡ ካብ ክፉእ ኣድሕነና እምበር ናብ ፈተና ኣይተእትወና፡ ከመይ መንግስትን ሓይልን ክብርን ንዘልዓለመዓለም ናትካ እዩ’ሞ ኣሜን። ኦ እግዝእትየ ማርያም ብናይ ቅዱስ ገብርኤል መልኣኽ ሰላምታ ሰላም እብለኪ፡ ብሕሊናኺ ድንግል ኢኺ፡ ብስጋኺ’ውን ድንግል ኢኺ። ኣደ እግዚኣብሄር ጸባኦት (ጎይታ ሰራዊት) ሰላም እብለኪ ኣለኹ። ንስኺ ካብ ኣንስቲ ብርኽቲ ኢኺ፤ ፍረ ከርስኺ’ውን ቡሩኽ እዩ። ኦ ምልእተ ጸጋ እግዚኣብሄር ምሳኺ እዩ። ኦ ፍስሕቲ ደስ ይበልኪ፤ ሓጥያትና ይቕረ ንኽብለልና ናብ ፍቑር ወድኺ ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንታና ምህረት ለምንልና። ናይ ሃይማኖት ጸሎት፡- ኩሉ ብዝሓዘ ሰማያትን ምድርን ዝርአን ዘይርአን ዝፈጠረ፡ ብሓደ ኣምላኽ ብእግዚኣብሔር ኣብ ንኣምን። ብሓደ ጐይታ ብኢየሱስ ክርስቶስ ዓለም ከይተፈጥረ ምስኡ ህልው ብዝኾነ ወልደ ኣብ ዋሕድ’ውን ንኣምን። ካብ ብርሃን ዝተረኽበ ብርሃን፡ ካብ ሓቀኛ ኣምላኽ ዝተረኽበ ኣምላኽ፡ ዝተወልደ እምበር ፍጡር ዘይኮነ፡ ብመለኮቱ ምስ ኣብ ማዕረ ዝኾነ፡ ኩሉ ብእኡ ዝተፈጥረ፡ ብዘይካኡ ግና ኣብዚ ምድሪ ዘሎ ይኹን ወይስ ኣብ ሰማይ ዘሎ ምንም ዝተፈጥረ የልቦን። ምእንታና ምእንቲ ሰብ ምእንቲ ምድሓንና፡ ካብ ሰማያት ዝወረደ ብመንፈስ ቅዱስ ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሥጋ ለበሰ፡ ሰብ ኮነ፡ ሰብ ኮይኑ ድማ ብዘበን ጰንጤናዊ ጲላጦስ ምእንታና ተሰቕለ፡ መከራ መስቀል ተቐበለ፡ ሞተ፡ ተቐብረ፡ ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ከም ዝተጻሕፈ ኣብ ሣልሳይ መዓልቲ ካብ ምዉታት ተፈልዩ ተንሥአ፡ ብኽብሪ ናብ ሰማያት ዓረገ፡ ኣብ የማን ኣቡኡ ተቐመጠ፡ ከም ብሓድሽ ንሕያዋንን ንሙታንን ኪፈርድ ብኽብሪ ኪመጽእ ኢዩ፡ ንመንግሥቱ ድማ መወዳእታ የብሉን። ጐይታን መሕወይን ብዝኾነ፡ ካብ ኣብ ዝሰረፀ መንፈስ ቅዱስ ንኣምን፡ ምስ ኣብን ወልድን ክንሰግደሉን ከነመስግኖን ብነቢያት ዝተነግረ ኢዩ። ልዕሊ ዅሉ ብዝኾነት ናይ ሓዋርያት ጉባኤ፡ ብሓንቲ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ንኣምን። ሓጢኣት ንምስትሥራይ ብሓንቲ ጥምቀት’ውን ንኣምን። ትንሣኤ ሙታንን ንዘለዓለም ዝመጽእ ሕይወትን ተስፋ ንገብር፡ ኣሜን። The Prayer of Faith We believe in one God, the Father Almighty, maker of heaven and earth, and all things visible and invisible. And we believe in one Lord JESUS CHRIST the only begotten son of the Father who was with him before the creation of the world. Light from light, true God from true God, begotten not made of one essence with the Father. By whom all things were made, and without him was not anything in heaven or earth made: Who for us men and for our salvation came down from heaven was made man and was incarnate from the Holy Spirit and from the Holy Virgin Mary. Become man was crucified for our sakes in the days of Pontius Pilate suffered, died, was buried and rose from the dead on the third day as was written in the Holy Scriptures; Ascended in glory into heaven, sat at the right hand of his Father, and will come again in glory to judge the living and the dead; there is no end to his reign. And we believe in the Holy Spirit, the life-giving God, who proceeded from the Father; we worship and glorify Him with the Father and the Son; who spoke by the prophets. And we believe in One Holy, Universal, Apostolic church, And we believe in one Baptism from the remissions of sins, and wait for the resurrection from the dead and the life to come, world without end. AMEN.
Пікірлер: 124

@user-nv5vt5ct6f
3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmeaelna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ እግዚኣብሔር ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና 🙏🙏🙏👏👏👏
@connorashton1606
2 жыл бұрын
instablaster
Amen amen amen Qale hiwet yesmeaelna
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስምዐልና
አሜን አሜን አሜን ፅሎትና እምብርሃን ተዕርገልና
አሜን በእውነት ለመምህራችን ቃል ህይወት ያስማልን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና 🙏🙏🙏
AMEN AMEN AMEN
ኣሜን
Amen amen amen keale hiwet yesmalena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና፡
አሜን አሜን አሜንን
አሜንን
አሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና
@elsaelsa1128
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen Kal hewet yesmealna
amen. amen
Amen Amen Amen
AMEN 🙏🙏🙏♥️✝️♥️
amen (3) kale hiwet ysmealena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰምዕና
አሜንንንንንን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜንንንንን❤👏👏💫
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Amen amen amen
Aman aman aman
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና 🙏🙏🙏
አሜን. አሜን. አሜን
Ame Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏
ኣመን ኣመን ኣመን
@asfahasaba2622
5 жыл бұрын
ኣሜን
@seemaseema5025
5 жыл бұрын
@@asfahasaba2622 Amen Amen Amen
@solyanakfle6196
5 жыл бұрын
Amen amen amen
Amen 🙏 🙏 🙏 qeli hiwet yesmaelna
አሜንአሜን,አሜን 🙏🙏🙏
አሜን❤አሜን❤አሜን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና
ባሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና አሜን
@asadaetho3618
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!
@ajhbbhd5703
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
አሜንአሜንአሜንቃልህይወትየስመዕልና❤❤❤❤
ቃል ሂወት ይስመዐልና
Amen am3n amen amen
Amen Amen Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤲⛪️
Amen amen amen 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🙏🙏
Amen amen
ኣሜንንንንንንንንንን ኣሜንንንንን ኣሜንንንንን ቓለህወት የስመዓልና
ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህረይ❤✝️
ኣመን ኣመን ኣመን !!!
😇🙏🤲
🙏🙏🤲🤲⛪⛪
Amen Amen
Amen 🙏🏽Amen 🙏🏽Amen 🙏🏽
❤❤❤ Amen Amen Amen
Amen 🥰🥰🥰
AmenAmen Amen
🙏🙏💒🤲☝❤❤
🙏🙏🏻🙏🙏🏻🙏🙏🏻🙏
Amen Amen Amen Amen Amen ❤
Amen🙏🌷👏💒🌷🙏
🤲🤲🤲🤲🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤👏🙏
A
እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት ያስማልን🙏🙏🙏🙏🙏🙏
𝑨𝒎𝒆𝒏 𝑨𝒎𝒆𝒏 𝑨𝒎𝒆𝒏
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤q
❤❤❤❤wq❤❤❤
AMEN AMEN AMEN✝️🌷🌸🙏🏾⛪️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዐልና
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Amen amen amen
ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen🙏
አሜን አሜን አሜን
@merhawimasswa364
5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
Amen amen amen
amen amen amen
amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን