ፍሹላት ናይ ልምዓት መደባት ኤርትራ // Eritrea's Failed Development Projects

ናይ ግብጺ ናይ ሕርሻ ዓሳ ንጥፈታት ንምርኣይ፡
ሓድሽ ሕርሻ ዓሳ ግብጺ (ኣል ፈይሩዝ) // New Egypt Fish farm (Al Fayrouz)
• ሓድሽ ሕርሻ ዓሳ ግብጺ (ኣል ፈይሩ...
References:
ናይ ክብሮም ዳፍላ፡
Eritrea: *ተዘክሮታት ፓልቶክ * Kebrom Dafla part 2:
• Eritrea: *ተዘክሮታት ፓልቶክ ...
AIRBUS A330 FULL POWER Engine Test on the runway + A330 Landing & Departure (4K)
• AIRBUS A330 FULL POWER...
#EritreanAirlines2024

Пікірлер: 52

  • @user-qg7qx7oj7h
    @user-qg7qx7oj7h2 ай бұрын

    ጹቡቅ ክእለት ኣገላልጻን ናይ ሓሶት ከልቢ ክነዕጽወካ ኢና

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r2 ай бұрын

    ብሕቶ መልክዕ ዘቕረብካዮ መልእኽቲ ፡ መልሱ ኣዝዩ ሓጺርን ንጹርነቱ ዘየዋላውልን ኢዩ ። ንሱ ድማ ናይ'ዚ ዘይተኣደነ ሰንሰለታዊ ሳዕቤናት ፍሽለታት እንኮ ጠንቂ ፡ ሕሱም ዕጫ'ዚ መከረኛ ህዝቢ እዚ ኮይኑ ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራን ህዝባን ኣዝዩ ሕሱም ጽልኢ ዘለዎ ፣ እሞ ብዛዕባ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ብውልቁ ዝውስን ፣ ተፈጥሮኣዊ ተጋራፋጢ ባህሪኡ ጤንጋር ብምዃኑ ንሃናጺ ውዕሊ ኮነ ሽርክነት ዘይበቅዕ መንሽሮ ሃገርን ህዝብን ዝኾነ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ፡ ኮነ ኢሉ ዘውርዶ ክሳራታት ምዃኑ ካብ ዝንጸር ኣይቀለለን ። ይትረፍዶ ቍጠባውያን ፕሮጄክቲታትሲ ፡ ብዓቢኡን ብቐንዱን እቲ ህልውና ሃገርን ህብረተሰብን ዘውሕስ ምስሳን ጸጋታት ንከይረጋገጽ ዘዝተወልደን ዘዝጎበዘን ፡ ተባህዲዱን ሰኪሑን ሃገሩን ህዝቡን ራሕሪሑ ከም ደቂ ዛግራ ኣብ ፈቖዳ ስደት ዝኽርትት ዘሎ ናይ ተኸታተልቲ ወለዶታት ጸጋታት ጉዳይ ድማ ዝበኣሰ ገበን ኢሰያስን ግጉይ ስርዓቱን ኢዩ ።

  • @DESETFQRI
    @DESETFQRI2 ай бұрын

    mechem nekefeta aytfetwun ekum entay gega alewo bzaeba hageru tetezarebe?

  • @burnlies
    @burnlies2 ай бұрын

    እቲ ቀንዲ ምኽንያት ፍሽለት እቶም ተጀሚሮም ዝነበሩ ናይ ልምዓት ፕሮጀክታት ነጻ ብዝኾኑ ሰብ ሙያ ምሁራት መጽናዕቲ ስለዘይተኻየደሉ 'ዩ. ብካድረታትን ጀነራላትን ፖለቲከኛታትን ዝህንደስ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ሃገር ከልምዕ ኣይክእልን 'ዩ. ሰብ ስልጣን ፖለቲከኛታት ዝኾነት ሃገር ኣብ ልምዓት ክህልዎም ዝኽእል ግደ ነቲ መስርሕ ብኣገባብን ሕጋዊ መስርሕን ንክስራሕ ሓገዝ ምግባርን ምክትታልን እምበር ሰብ ዋናታትን ቀለስትን ዝኾነ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ክኾኑ ምፍታን መወዳእታኡ ዕውት ስራሕ ከምጽኡ ኣይክእሉን 'ዮም. ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዝና ማሕበረሰብ ንምርካብ ኣብ ዘይዓውደ ፍልጠቱን ዘይሙያኡን ኢዱ ብምእታው ዝገብሮ ፋሕጠርጠር ከንቱ ፈተነ 'ዩ.

  • @commandomay8879
    @commandomay88792 ай бұрын

    ኩሉ ክሳራ 'ዩ ኔሩ ግዳይ 😢 ጸሓይን ንፋስን ኮይኑ ተሪፉ እናበልካ እናስተናዓቃ ትልፍልፍ ኣሎኻ ወዳጀ ሙሁር ። መኽንያት ናይ ኩሉ ዕንወት ግን ቅንጣብ ውን ትኹን ሓንቲ ቃላት መግለጺ ኣይሃብካን ። እዚ ድማ ጠፊኡካ 'ዩ ክብል ኣይክልን 'የ ፡ ኣንነት ዘጥቃዓካ ሙኩሕ ሰብ ኢኻ ክብል ግን ይደፍር ። ምስ ብዙሕ እቕሬታ ❤🇪🇷👍🙏

  • @omarosmann8324
    @omarosmann83242 ай бұрын

    The problem is from weyane and USA not from our government

  • @raheemh.9891
    @raheemh.98912 ай бұрын

    መርሓባ ዓቢ ሰብ እንኳዕ ብዳሓን መጻኻ ኣይትጥፋእ በጃኻ

  • @filywedibereka1961
    @filywedibereka19612 ай бұрын

    እዚ ፍሹል ትብሎ ዘለካ ጸገማቱ እንታይ ምዃኑ ዝሓለፈ ቪድዮታትካ ርኣዮ መልሲ ኣብኡ አሎ : ናይ ወጻኢ company እንተ ኮይነን ጸገም የለን ብናይ ውሽጢ ዓቕሚ ግን እቲ ጸገም ባጀት ምኻኑ ርዱእ ኢዩ 🤔

  • @themadman5763
    @themadman57632 ай бұрын

    Kunchin kumaln kerni Africa mdre agam hji kea asmera elom mexiyom negirnakum *tgraway egrka maere chamaka* niskum dea chaman kithaxbu keman bkuat aykonkumn tgray txenit 😂😂😂😂😂😂

  • @berhaneabrha2904
    @berhaneabrha29042 ай бұрын

    ብሰንኪ እገዳን ተጻቦታት ግዳማዊ ሓይልታት ኢዩ ፈሽሉ ከምኡ ኢሉ ክተርፍ ማለት ኣይኮነንን ኢመሪካ ኣብ ኤርትራ ጹቡቅ ክትሓስብ ኣክኣለትን።

  • @EBOY-ok6li
    @EBOY-ok6li2 ай бұрын

    ዘገርም ኣኣዩ እዚ ኩሉ ብተጀመረ እንተዝውዳእ ውን ዕቅቢ ነገር ዩ ኔሩ ግን ዑና ጥራሕ ሒዝና ተሪፍና

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya96592 ай бұрын

    Zewer bel Eritrea antay ayinet shigir yehlifa kiberhalka eyu ab sofa 🛋 kof elka Google translate gerka kitiwaraze xibuq aykonen gn anafeletka seb ketegagi mifitanka eyu bizaba sanction aske gele belena

  • @filywedibereka1961

    @filywedibereka1961

    2 ай бұрын

    ዘይፈልጥ መዓስ ኮይኑ በዓል ኣጀንዳ ኢዩ: ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥ ኣይሃዳናይን: ኩሉ ክስገር ኢዩ ኣብ መትከል ጥራይ ጽናዕ 💪🏾

  • @sawa98
    @sawa982 ай бұрын

    ዋው ለባም ፍጥረት, ኣኽእሎ ከምዚ ዓይነት ፍልጠት ከማኻን ከምመሰልትኻን ናብ ኤርትራ እተው እሞ ነቲ ህዝብና ኣርእይዎ እስኪ ክትረኣዩ

  • @eritrea700

    @eritrea700

    2 ай бұрын

    ንገረለይ እስከ ነዚ ሓማይ🤣🤣🤣🤣

  • @berketpeace2021
    @berketpeace20212 ай бұрын

    ምጥቃዕ እምበር ምሕታት ዘየላ 😂

  • @dejenaraya12
    @dejenaraya122 ай бұрын

    ከም ወትሩ ቡሉጽ።

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto52762 ай бұрын

    ኤርትራ ሃገርና.ከም ሃገር ከይትቀዉም ብደገ ይኩን ብጎረበት ዘጋጠማ ጸገማት ኣትፈልጥን ዋላ ሒጂ እካ ትወልዲካ ናይ ባሓቂ ኢካ መዳናገር ሃገራዊ መስሉና ንዓካ ምእማና ይገዲዲ ለስላሳ ሌባ ኢካ ንታፊላ ሃገርና ብረብሓ ዉልቃዊ ጥቂሚ ዝመሽመሸ ከዳዒ ኣምነት ክትቂሪቦ ደግም ይኣክለካ ንስካዉን ሎቁማጽ ኢካ ብዝኮነ ንገስጋስና ሰናይ ልምዓትና ብዉሽጣዊ ዓቅምና ዘገም እንዳበልና ኦታ ንደልያ ኤርትራ ጸላዊትን ሕፉርቲ ዘይትዲፈር ወለዶታት ቀስኖም ዝነብሩላ ክንገብራ እና ንስካን ሳዓብትካን ትቃይርወ የለን

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion77852 ай бұрын

    Niseka menehdimuka Kitegelizehsawi

  • @abebamckay7126
    @abebamckay71262 ай бұрын

    Fushul tubo weyenty

  • @afeworkiteslay1704
    @afeworkiteslay17042 ай бұрын

    Amselu hasawi

  • @ወዲዘርአ
    @ወዲዘርአ2 ай бұрын

    ፈራሕ መራሒ ክሳብ ዝሞውት ኣብ ሴልጣን ክጸንሕ እበር ህዝቢ ዘይደል እዚ ፍጌራ ሰቢኣይ 😢ህዝቢ ኤርትራ ሰሪሑ ክዓቢ ዘይደሊ

  • @josjos6631
    @josjos66312 ай бұрын

    ዓሰብ ሆስፒታል ኪበሃል ከ ሰሚዕኩም ዶ ትፈልጡ

  • @AsmeraAbay

    @AsmeraAbay

    2 ай бұрын

    ሆስፒታል ዓሰብ (ዱሕቱም) ይብሉ ኔሮም።

  • @musaelwolday1700
    @musaelwolday17002 ай бұрын

    ካባካስ ኽትእምነና ማለትካ ዱይሃላው ምጀመርታ ብዛዕባንግዲንገረና መን እዩ ድስቐሎ ስለዚዳፍላ ሓሳዊ ከማክስ ንምስክር ክተቅርቦ

  • @AhmedAli-ko4od
    @AhmedAli-ko4od2 ай бұрын

    The analysis is very good! We need transparency and accountabilities. The country is run by one man. When was the last time the useless "Cabinet of Ministers of Eritrea" had a meeting? 10 years back? There should be accountability and free press in the country. Nothing will change as long as there is no accountability, free press, and the environment must be suitabke for all Eritreans to return home and invest. But Issayas don't want propsperous Eritreans.

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema93272 ай бұрын

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk anta diqala dirbayyyy

  • @user-vm4gi9fj3h
    @user-vm4gi9fj3h2 ай бұрын

    ኣገላልጻካኣ ጽብቅ ኔሩ ግን ብዓንጻሩ እንታይ ጸግም ኔሩ ምገለጽናልካ ወይ መጻህፍቲ ኣንብብ።ብቅልጽምና ጀሚርናዮ እቲ እንቅፋት ነናቱ ኣለዎ።

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw2 ай бұрын

    SEMEEKA AYFELITIN EYE NMEJEMERYA GEZEY EYU. DES AYBELKANIN. HAGERKA TEFETU TEKONKA? "LIFE START TODAY!" HELP IF U CAN, IF NOT JUST LEAVE ERITREA FOR ERITREAN'S IN ERITREA (ERITRA BELONGS TO THEM) ::

  • @humhum3511
    @humhum35112 ай бұрын

    ጥፉሽ ኢኻ ።

  • @user-ue5ng6eg4g
    @user-ue5ng6eg4g2 ай бұрын

    አነስ ብዙህ ቅዲሚ ምዛረብካ ምስ ግብፅን ምስ ነፃ ሃገራት ከምልበን ክሰርሃን ዝኽእላ ሃገራት ተወዳድር ጌጋ ሓውና ቢኹናት ተታሃዝካ እገዳ እንታይ ክትገብር ትኽእል አይትጋገል ሓውና ንኽትዛረበሉ ቀሊል ኢዩ አገብ ።

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek95142 ай бұрын

    , ዕላማ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንኤሪትራ ምልማዕ ዘይኮነስ ንኤሪትራ ብዝኾነ ተጣቢብካ ንህዝባ ምጽናትን ማሓውራት ቅጦባኣ ንምዕናውን ኢዩ :: ባዕሉ ደጋጊሙ ነጊርና ኢዩ :: ወደባት ባጽዕን ዓሰብን ከምኡ ውን እተን ዝነበራ ፋክቶሪታት ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ከምዝገበረን ነጊርና ኢዩ :: ስለምንታይ ትካላት ኣብ ኤሪትራ ይጅምሩ እሞ ኣይውድኡን ንዝብል ሕቶ እቲ ምኽንያት እንዳፈለጥና ባዕላትና ምኽንያታት እንዳፈተርና ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ተሓታትነት ናጻ ኣይውጻኣዮ :: እቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይዞም ትካላት ተጀሚሮም ዘይውድኡሉ ምኽንያት ሕሰዳ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ :: ኤሪትራ ከይትዓቢ ከይትለምዕ ከይትብልጽግ ዋና ዕንቅፋት ኮይኑ ዘሎ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ :: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብተፈጥርኡ ሓደ ሓሳድ ቡዳ ሰብ ኢዩ ::

  • @SamuelKidane-lc9gv
    @SamuelKidane-lc9gv2 ай бұрын

    ሓሳዊ ኢኻ ወይ ኣይትፈልጥን ኢኻ

  • @omarosmann8324
    @omarosmann83242 ай бұрын

    I am not agreeing with you if there is sanction you can not do anything wedi adey

  • @fetauAdu
    @fetauAdu2 ай бұрын

    ኣበይ ዝነበርካ ዕንዛርያ ኢኻ፧ ሽግር ናይ ኤርትራ ዘይትፈልጥ! ዓጀውጀው ምባል ገዲፍካ፡ ንሃገርካ ሓግዝ፡ ኤርትራዊ እንተኴንካ መለትዩ።

  • @DESETFQRI

    @DESETFQRI

    2 ай бұрын

    entay khgza ztejemere enda akarexkumo dembar

  • @lillyhill3244
    @lillyhill32442 ай бұрын

    Get out of our way ,we have no time for stupidity. We are busy bidding our country.

  • @downdownw7374
    @downdownw73742 ай бұрын

    ሕጂ ኣበይ ነርካ እዚ ነገር አልዒልካዮ። ኢዶም አይስኣኑ ጎይቶትካ ንሰደድ ከይተረፈ ምሰተሰደደለን በዓል ስዑድያ ከይተረፋ ጠሊበን ምስ አብቅዓ ምለስዎ ብቁዕ አይኮነን ኢለን ብሽርሒ ምስ ምዕራባውያን ኮይኖም ከምዘኽሰርዎ የዔሪኻ ትፈልጥ ኢኻ። ዝገርም ግን ተስፋ ኤርትራ ክስማዕ ምስ ጀመረ ዝሞተ ነገር ከተልዕል ምጅማርካ ንባዕልኻ ካብቶም ኢድ ዝነበሮም ኣብቲ ሸርሕታት ትመስል።

  • @OBO994
    @OBO9942 ай бұрын

    ኮሊልካ ኮሊልካ ካብዞም ዘማርሩ ኮንካ ክብሮም ዳፍላ ረጋጺ ሓርኡ ሒዝካ ትመጽአ ሃገሩ አገዳ ክወርዳ ዝፍርምሲ ኤርትራ ንምንታይ ዘይማዕበለት ካኣ ትብል 0 ።

  • @zeriezerie6069
    @zeriezerie60692 ай бұрын

    ንስኻ አውሪ ንሕና ንሰምዕ እዚ ትብሎ ዘለኻ ምሁራት ደቂ ሃገር ዝሰርሕዎ እዩ ብስምዒትን ሓንፈጽ ቋንቋን ዝዛረቡ አይኮነን ።

  • @jaynjonas
    @jaynjonas2 ай бұрын

    ኣቦታትና ከምዚ ናትካ ነገር ምስ ሰምዑ ከምዚ ይምስሉ "ፈሊጡ ዝደቀሰ ሰብ ዋላ ሓርማዝ እንተነቕነቖ ኣይትስእን" ንስኻ ድማ ጎድኒ ሳዕቤናት ናይ ቁጠባ እገዳ ንሓንቲ ሃገር ኣዝዩ ሃሳዪ ከም ምዃኑ ትስሕቶ ኣይመስለንን። እንታይ ድኣ ከምዚ ከማኻ ሰባት ብናይ ውሽጣዊ ጥሙሕ (ulterior motives) ተበጊስካ እተልዕሎ ዛዕባ ኣናፋፍራ ቆቓሕ ዘይፈልጥ'ሲ ኣይሃዳናይን። ክላወበካ ዝደሊ ግን ምስቲ ሕልኩስ ሓሳብካ እትምጥወካ ስም ኣስመራ ዓባይ ዘይኮነስ ትግራይ ዓባይ ኢያ። ኩዕንቲ እንዳኣረኻስ ትግራይ ዓባይ LOL.

  • @abrahamkidane4496

    @abrahamkidane4496

    2 ай бұрын

    ሕራይ ገበርካዮ ጉሒላ መደናገሪ

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6w2 ай бұрын

    ክክክክክ ፊልም ኮ ዩ ናይ ዛ ሃገር ነገር

  • @mihretabtewelde9813
    @mihretabtewelde98132 ай бұрын

    ኩቡር ሓው ናይ ባሓቂ ሳኢነሳዊን ጭብጣውን ኣቃራርባ የቅንየልና!! ቀጽሎ ነዛ ሃገር ዘይፈልጣ ከምኡ ውን ብዛዕባ ቁጠባ እንዶ ዘይብሉ ህዝቢ ኢዩ ኣፍሪዩ ኢሰያስ ግብረሶዶም ኣንድነታዊ!

  • @majorgirmai9432
    @majorgirmai94322 ай бұрын

    ህግደፍ ካንሰር ህዝብና እዩ ድሕሪ ግፍፍትን ባዶ ኮይና ሃገር

  • @omarosmann8324
    @omarosmann83242 ай бұрын

    I am not agreeing with you if there is sanction you can not do anything wedi adey

Келесі