ቪኦኤ ምስ ወናኒ ዳህላክ ሆቴልን መዘናግዕን ጆቫኒ ፕሪሞ ኣብ ምጽዋዕ ኤርትራ
ቪኦኤ ምስ ወናኒ ዳህላክ ሆቴልን መዘናግዕን ጆቫኒ ፕሪሞ ኣብ ምጽዋዕ ኤርትራ
ኣቶ ጆቫኒ ፕሪሞ፡ ደጊም ድሕሪ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዕብየትና ጠጠው ዘብለና የለን፡ ሰብ ግን ብናጻ ክንግድን ሃገሩ ከማዕብልን ዕንቅፋት ከጋጥሞ የብሉን ይብል
ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- tigrigna.voanews.com/a/%e1%89...
ቪኦኤ ምስ ወናኒ ዳህላክ ሆቴልን መዘናግዕን ጆቫኒ ፕሪሞ ኣብ ምጽዋዕ ኤርትራ
ኣቶ ጆቫኒ ፕሪሞ፡ ደጊም ድሕሪ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዕብየትና ጠጠው ዘብለና የለን፡ ሰብ ግን ብናጻ ክንግድን ሃገሩ ከማዕብልን ዕንቅፋት ከጋጥሞ የብሉን ይብል
ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- tigrigna.voanews.com/a/%e1%89...
Пікірлер: 81
wawwwww ኤሬ ዓደይ መዓር ወለላ ዓምብብለይ በልጽግለይ ምድራዊት ገነት ኩንለይ። ሓበን ኣፍሪቃ ምድሬ ትእምርት
father Govani is an example of how to do business, he is a loyal and kind man, his model of business is not just to enrich himself but also help his countrymen and women in creating jobs. he could easily invest his money in Italy his second home and live comfortably there instead he chose the hard option and invest his money in his home country and help others. very proud of you father Govani God bless you and make you prosperous.
The HOPEFUL MAN , never been HOPELESS!!! " GHEBREMESKEL PRIMO " You are appreciated. Congratulations!!! Andies, USA, MINNESOTA.
ነዚ እንተ ተንኪፍክሞ ጥልያን ንኢሰያስ ሕንቅ ከተብሎ የ እበር 2% ክኸፍል የብሉን ዝብል ኤርትራውስ ቀደም ኣብ ሞንጎ ኢንተርቪው ታሓኒቁ ምተወስደ
@yosephhabte565
5 жыл бұрын
ደንቆሮ ።
@africanhabesha9650
5 жыл бұрын
adey ya alemey እንታይ ዓቕምለዋ ጥልያን ኣብ ኤርትራ መጽያ ክትሓንቕ ምዕቡል ማሃይም ኢኻ ትመስል ዘለኻ
"ሕጂ ደኣ መን ጠጠው ከብለና" ፍረ ጻማኹም ትሓፍሱ ይግብርኩም፡ ፡
God bless you strong men thanks
Eritrea would have been the richest country in Africa if Isaias/HGDEF wouldn't block every Eritrean rich that come to invest in Eritrea. I'm amazed how they allowed this man to own multi hotels in Eritrea. HGDF is not party but company. HGDF doesn't want anyone to compete with them in Eritrea. #longliveeplf
@seektruthtobefree6714
5 жыл бұрын
How many rich Eritreans do you know that were "blocked" from investing in Eritrea?
@jesusismylord2374
5 жыл бұрын
@@seektruthtobefree6714 Uncountable!!!!
@yonijoni4636
5 жыл бұрын
@Eritrawi seb you shouldn't be talking when u have that united nation (gift) flag on ur profile picture . 🇪🇷
@seektruthtobefree6714
5 жыл бұрын
@Eritrawi seb : Who told you this? Your TPLF Agame bosses?
@seektruthtobefree6714
5 жыл бұрын
@@jesusismylord2374 By "Uncountable" you mean YOU KNOW NOT EVEN ONE SINGLE "rich Eritrean". In other words, you are a LIAR!
2%kkkkkk ata seb merirwoo ezi sebay haqi yzareb alo
Bhaki nay Sebeut srah abi abnet eu neana menaesey! God bless you Father Govani.
ዋውው ባባ ጀቫኒ እድመን ጥዕናን ይሃብካ
I hope tewelde ሕልናዊ ስራሕ ኣብ ምስራሕን ምስናድ ክትህሉ፡ እምበር በዓል ገንዘብን ሃብትን ደኣ ኣበይ ቃለመጠይቕ ዝገብረሉ ክሰኣን፡ ብዛዕባ ቶም ደቀባት ግን ገለ ክትገብር ይትስፎ ከም ወድ ሓረስታይ መጠን
Rich and kind Jeovani
10:22 spot on ...nailed it. Let Eritrean merchants do business freely.
Govani eday kefile tbl aleka tsbuk krub tetsebeyena emo. Kindey ke knue seb eka rhats dka zeytbelie. Tzkro do tkewn kebabi 2003,2004 wefri Musa Ali bnetsa mayzhul ewn ayhabkann dfachana zsetena abalat hayltat mklkal. VOA hakegnatat entekonkum htetulna
@geneamha7584
5 жыл бұрын
Dehan beal kfuuee B Amlak yu zfde, hne mfday gn kabti zbedeleka ayfelyekan yu!
Wooow Dio e grande " KULU KOINU IYU SAL TSNAATKA, BAAL BURUH TESFA IKA " KESILO
2 kolu zelilu zelewu ymeslu
Primo jovani ladero,feldicana ni hizbi eritrea mish bofankulu elkayo.
Nerna what do u mean the sorsse of money must be investigated it's ?
Ewae *Tewelde* diyu abey eiyu ke eti Interview plz?
eza sebay poletic tnisnes ala kemti baba iseias zeyfetwo
ጆቭ... ሽኮር... 4 ስዓት. መሐሽሸሺ
PRIMO abi seb, fetawi ERITRA , YIDMEN TIYINAN YIMINEYELKA. Tu sei forte PRIMO, e io ti amiro molto, son orgoglioso che sei ERITREA. L'Eritrea ha bisogno di persone come PRIMO. AMBESA yika , amlak yihagizka, fetawi dika sile zikonka.
Idmen tiinan yhabka, iza temenika dserahkaya mksenitka tkun, ajoka, ajoka, ajoka, Che Dio ti Benedica! Sei l'orgoglio degli Eritrei, Coraggio!
እውይ ሓወይ አዚ ጥልያን ክንደይ ፂቂነት እዩ ገይሩ ከይዱ...
God bless him!
Nayi PRIMO Tigrigna, yigerim yiyu, KITZERI. un vero, puro ERITREO.
ናይ ባሓቒ ደስ ዚቢል ኣብነት እዩ ኑቡዝሓት ። ኣቶ ገብረመስቐል ። ነጋዶ ኪኣትዉ ኣለዎም ጊን ህግደፍ ዘይፈትዉዋ ነገር እዩ ። ኩሉ ክበሪህ እዩ ጊን ጉጂለ ህግደፍ ጡሮታ ዘድልዮም ኣብ ጡረታ ክህሉዉ ኣለዋም ።
Ata ezi gex dumu zkhone gazetina zeybesele zereba zhatt znbul hto aythtet ata rsi tsti
@hagosgerenkieal9612
5 жыл бұрын
Behaki gezz dummu
Jovani gunuf adna selam iu ilka wedta kelbi
Dikala ni dikala melia hagerina
tewelde leba
Nice program Keep up Teweldino
ms hgdefff.mibalee yelen tmm elkaa mdkamm uuu
Ms hgdef tesharka bnasa gulbet kubania mosa Ali teserhlka entay demoz ktkfl nska dea
Terewaee bnatsa glbit wefrie warsay ykalo zteserhe geza waga jekfleka u lokumatsie
Tewelde riesi kawlo kalie seb sienkas nezi ... 🥔🍈
Ata entay ekum kulukum eri adey mdre netet wala gele tblu the best country in israel not toking onother about::
Anta entay eyu zmesl ezi (tewelde) luk HGDEF
Abessa xbuq tarik gedifka mkad kab za oalem zelalemawi hawelti eyu
Atum tezarebti Tigrinya Christian eske eti tenkul gidefiwo eski kihalfelna tey geyrikum e u ezi sebay tixerfiwo tay ahlifikum zihabkumo alekum haswti Eritrean bisenki tenkolkum endi u fekodo fah fah Elna tesedidna zelena
@xmwazeablolohiweteuropa2047
5 жыл бұрын
Ab alem kem muslim tonkol aykhulun ayu Christian tonkol Aykonan akar isis
@user-zr9tk7ok9o
5 жыл бұрын
@@xmwazeablolohiweteuropa2047 himak orthodox orthodox kab gexmidri kittefo keribkum ekum
@nohnoh4127
5 жыл бұрын
@@user-zr9tk7ok9o ከምዛ ናይ ግራኝ ክንቀንጠብካ ኢና።
@user-yd5lf2vs3p
5 жыл бұрын
Sekt ata gohaf aslamay Eritrea is orthodox Country 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒 & Katholik
ኣታ ዚ ኩርኩር ወያኒ እንታይ ክገብር ኢዩ ንዓድና ምልስ ምልስ ዘብዝሕ ዘሎ? ኩፋእ ማስኬራ ኸ ዘይትገብር!!!
እጆኻ ሕጂ ክሉ ሓሊፉ እዩ ዘበነ ሽሻይ ስራሕ ቅሳነት እዮ
ኣየ ተወልደ መንቀልወጢ!! VOA ክንዪ ናይ ጋዜጣኛ ስራሕ ፡ ግርም ናይ ልመና እንጀራ ኮይናትካ ኣላ! ኩሉ ግዜ ከም ባሪስታ ክትለማመጥ በቃ ሕሱር?
Tewelde Feger Seraqi
Bela tewelde
Ezi tewelde ziblwo lekbat u kurkur nay higdef u
ገለገለ ወሃብቲ ርእይቶ 2% ክኽፈል የብሉን ኢሉ ትብሉ ኣለኹም። 2% ኣይከፈል ኣይበለን። ንሱ ዝበለ ኣስቤዛታትን ካልእ መተዓራረይታትን ከነእቱ ክፍቀደና ኣለዎ፡ ነጋዳይ ክንቀሳቐስ ክፍቀድ ኣለዎ፡ ነቲ ኣብደገ ዝነብሩ ዜጋታት 2% ከፊሎም ኣስቤዛ ከእትዉ ዝፍቀድ ዝነበረሞ ብኡ ኣቢሉ ከኣ ነቲ ኣብ ዕዳጋታት ዝነበረ ሕጽረት ብምጥቃም ኣብ መሽጣ ዝውዕል ዝነበረ ኣሰራርሓ'ዩ ቅኑዕ ኣይኮነን ዝበለ። ኣብክንድኡ ነጋዶ ክንቐሳቐሱ ኪፍቀድ ኣለዎ ኢዩ ዝብል ዘሎ። ነጋዳይ እንተፈቒድካሉ ንዓዱ'ዩ ዘምጽእ፡ ኣብ ዘይ ዓዶም ብዙሕ ኢንቨስት ዝገበሩ ኣለዉ፡ ጌጋ'ዩ፡ ኣብ ዓድኻ'ዩ ውሕስነት ዘለካ'ዩ ዝብል ዘሎ። ብናተይ ኣረኣእያ ከኣ ቁኑዕ ዘረባ'ዩ።
እዚ ብድዐኛ ክልስ: ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መሕትት :ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብደዐን ዘለፋን ከዝንብ ሰሚዐዬ ኣሎኹ። እቲ ናይ መንነት ቅልውላው(Identity crises ) ዚስምዖ ሰብ ዘዘውትሮ ዘይውርዙይ ዘለፋ ድማ ካብ ከምዚኦም እትጽበዮ ኢዩ። ምኽንያቱ ቃላትካ መንነትካ ስለዜንጸባርቑ።
@tigringapluss6925
5 жыл бұрын
Haki Zifetu yea hakika nay France 🇫🇷 gazetegna azaribwo nieru hmak kalat semielu aleku ane wn
@eritreagreatgezavideos7683
5 жыл бұрын
ስቅ በል ለቅማጽ ብድዕ ዝግብር እብ ልዕሊ ህዝቢ ኤሪትራ እስያስ ጥራሕ እዩ
@hakizifetu3011
5 жыл бұрын
@@eritreagreatgezavideos7683 ዚኸበርኪ ሓብተይ ኣብዚ ቃለ መሕትት ኢሳይያስ ኣይኮነን ዘሎ። ብተወሳኺ ክነግረኪ ዚደልይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራውን ንዘባጩን ዚላገጽን ናይ ኢሳይያስ ብድዐ ይዓብይ ወይ ይበዝሕ ኢልካ ብምንጽጻር ሸለል ዚበሃሎ ኣይመስለኒን። እቲ ክንዲ እምባ ምግዛፉ ዚበደለካን ክንዲ ጸጸር ዚበደለካን በደል በደል ኢዩ: ኣብቲ ዚወሃቦ ፍርዲ ጥራሕ ኢዩ ዚፈላለይ።
@eritreagreatgezavideos7683
5 жыл бұрын
@@hakizifetu3011ክክክክ ካባካስ ተዛሩበ እልካ ድካ እስከ ንግረና ካብ እስያስ ንላዕሊ ንህዝቢ ኤሪትራ ዝተላገጸሉ እሪትራዊ ተመሲሉ ስቅ እልኩም ዘይትስተሩ እሪትራ ንክትዓኑ ህዝብ ንክስደደ ዝገበረ እስያስን ካማካ ፓፓጋሎታት ድግፍነትን እዮም ቀዳሞት ናይ እሪትራን ህዝቢ እሪትራንጸላእቲ እቶም ናይ ድገ ጽላእትና እብ እሪትራ መጽኦም ሕጊ እይትግበሩ ቅዎም ክይትገብሩ እስራት ክይትፍትሑ ጽርግያኩም ክይተዕርዪ ኢንበስት ክይትገብሩ እይበሉናን ክተእምነኒ ምፍታናካ ናይ ሃገረይ ኩነታት ክትሓፍር እዩ ዝግብኣካ ስቅ እልካ ስእሊ ሳጥኔኤል እስያስ እንዳስገድካ ንበር እዚ ስብእይ ብእድኡ ከማን ጽሩይ ኤርትራዊ ንባጽዕ ንእሽተይ እበርኪትላ እስያስ ዓገመ ካእ ኮነ ኢሉ ክትዓኑ ጌርዎ ምክንያት ተውድኡ እቲ ንኤሪትራ ዘዕነው መን ምካኑ ተረጋጋጹ እዪ። ናታትኩም ሃለውለውን ናይ እስያስ ዓጋመ ሃለውለውን expire እይ ኮይኑ ሎሚ ንእስያስ ዝድግፍ እሪትራዊ እይኮነን ሓቂ ዘይፍቱ ሓቂ ክዛረብ እይክእልን እይ ሽምካ ቀይሮ ፖፓጋሎ እልካ
@hakizifetu3011
5 жыл бұрын
@@eritreagreatgezavideos7683 ኣብዛ ርእይቶይ ዘንበርኩላ ንኢሳይያስ ዚድግፍ ኣበሃህላ የሎን። ዶስ ከምዞም እትሕለቕሎም ዘሎኺ ኣዳኸርቲን ዘለፍትን ድላዮም እናበሉ ካብቲ ንሶም ዚበሉዎ ናይ እቲ "መራሒ "ይብእስ ኢለ ከምቲ ናትኪ ልሙስን ጥምዙሕን ኣተሓሳስባ ኣስሪጸ ዘይተጓዓዝኩ ኢኺ ደሊኺ? ንእግረ መንገደይ ድማ ሓደን ኣገዳስን ነገር ኪነግረኪ ንሱ ድማ:- 1)ትምህርቲ ተመሃሪ ምኽንያቱ ካብቲ ኣጸሓሕፋኺን ንጸርፊ ምቕዳምኪን ማዕረ ክንደይ ተሃሲኺ ከምዘሎኺ ኢዩ ዚሕብር። ወድሓንኪ ርእሲ ሓምሓም
Jovsni. ተረፉ ጣልያን ! ንፉልሰት መንእሰያት ኤርትራ they’re crazy ዝበልካዬ ኣብ record ተተታሒዙ ከምዘሎ ኣይትዘንግዕ :: ባጫ ንመንእሰይ ኤርትራ ዋጋ ክትከፉለሉ ኢኻ :
በቀደመይውን ነዚ ወጃብ ተወልደ ዝብልዎ አይፍተወንን አንዩ አብዚ ቪደዮ ድማ ርአይዎሞ ክዳውንቱ ወጃብ ሕቶታቱ ስቅ ኢልካ አንታይ ኢሉ ከምዝሓትት ከማን ዘይፈልጥ አዚ ድማ ዘርየካ ዝተጽሓፈሉምበር ብዓሉ ዘዳልዎ ሓሳባት ወይውን ጽሑፋት ከምዘይብሉዩ ዘረድአካ ህግደፍ ናይ ኢዶም አይስአኑ ንብዓል ተወልደ ክምውሉ ጊዚኦም ይሕሊፎሞ አንተ አቲ ዋና ሆቴልሞ ሕጂ ተረዲአቶ ምስ ህዝቢ ምስፋይ ከመይ ሕደገኛ ምኻኑ ካብ ንሊብያ ድስደዱ ግዳ አብ ዓዶም ኮይኖም ዘይሰርሑ ይብል ከምዘይነበረ ሕጂ ድማ ግምጥል ኢሉ ክልተ ካብሚቲ ዶ ገለዶ ክብለና ጀሚሩ አብታ ናጻ ኤርትራ ናብታ ተልዲ ዓዱ ጥልያን ጥራይዩ ክጉሓፍ ዘለዎ
ለትግሬ ሆቴል ያከፍታል አማና ኦሮ ትበድላላችሁ እግዚአብሔር የስራችሁ ያስጣችሁ
@davidmazgina4094
5 жыл бұрын
ረሳሃት ሃስውቲ መብርስቲ ሃገር ከትልቲ ሰብ ነብሲ ገዳይት