ኣስመራ ዓባይ Asmera Abay

ኣስመራ ዓባይ Asmera Abay

ሰላም ንኹሉኹም ተኸታተልቲ ናይዚ ቻነል፡ እንቃዕ ዳሓን መጻኹም ናብ ኣስመራ ዓባይ። ኣብዚ ቻነል ፡ ይጠቅምዩ ዝብሎ፡ ትሕዝቶ ይኹን ሓሳባት ዘካፍለሉ ማእከል`ዩ። ተስፋ ይገብር ካኣ ጠቓምን ማሃርን ዝኾነ ትሕዝቶ ክትረኽብሉ። ሳብስክራይብ ብምግባር ድማ፡ ቤተሰብ ክትኮኑ ይዕድም። ይቐንየለይ!

Hi everyone, Welcome to Asmera A'bay. In this channel I make contents which I believe are important and educational. Hopefully, you will gain some important information and ideas from this channel. I invite you to suscribe and be member of the community. Thanks!


Email: [email protected]

Пікірлер

  • @berhaneabrha2904
    @berhaneabrha29048 күн бұрын

    ፍብሪካ መመስርሒ ምስ ተተኽለ ክጅመር ዩ

  • @amanabdulsamed3171
    @amanabdulsamed317110 күн бұрын

    ነዚ መደብ ናይ ዕደና ዘቕረበልና ሓውና ናይ የማነ ባርያ ነዚ ሃብት ናይ ኤርትራ እትምልከት ደርፊ ሙዝ ግጥምታት ከም ምስጋና እቅርበሉ። ,,,,,እብ መሬት ዝቦቅል ጽቡቕ ዕምበባታት ዓበይትን ነአእሽቱን እኽራናት ቆቦታት ርኢኻ ኣይጽገብን ናይ ዓወት ሰዓታት ወርቂ ናፈልፈለ ኣብ ለዋህ መሬተይ ወደባት ከሎኒ ምስ ክቡራት ዑንቀይ ኣነዶ ምጠመኹ ምስዚ ኩሉ ሃብተይ። እወ ኣኤርትራና ኣብ ጎረባብትና ዉሑድ ህዝቢ ዘለዋ ግንከእ መጠኑ ስፊሕ ዝኾነ ባህርያዊ ሃብት ዝሓዘት ክነሳ ህዝባ ግን ህዝባ ግን ቅድሚ ነጻነት ኮነ ድሕሪ ነጻነት ካብ ጥሜትን ካብ ስደትን ነጻ ኣይኮነን ፡ ምናልባት ደቂ ደቅና ነቲ ዝሓለፈ 3-4ወለዶታት ዘሕለፍናዮ ጥሜትን ስደትን ንከየጋጥሞም ንምነየሎም። ብዝተረፈ ወርቅን ብሩርን ብብልዮናት ኪሎታት ትሕቲ መሬት ተቀቢሩ ህዝቢ ተዘይተገልጊሉሉ እምሓር ላም ኣለኝ በሰማይላይ ወተትዋ ኣላይ ላም ኣላትኒ ኣብሰማይ ጸባእ ዘይረኣይ፨፨። ኢዩ።

  • @Natimenge
    @Natimenge23 күн бұрын

    gubo malet qedem tilan zefahro garla eyu kesabu 6 7 kl miter eyu

  • @TekleEmaha
    @TekleEmaha25 күн бұрын

    ኢንታይ መልኢኽቲ ኢኻ ከተሕልፍ ደሊኻ

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita26 күн бұрын

    ኢሳያስ ንኤርትራ ከማዕብላ እንተዝድሊ 30 እገዳ ኣመኽንዩ ህዝባ ጸኒቱ ገዛዉታ ፈሪሱ ኢሳያስ ይዉጥን እምበር ኣብ ግብሪ ኣይትሕሰብዎ ግን ኣምላኽ ሃገረይ ኣይከጥፋኣን እዩ ህዝቢ ኤርትራ ዓሳ እካ ክረክብ ኣይካኣለን ዘስደምም እዩ

  • @debas47
    @debas47Ай бұрын

    I think many of the projects stopped mid track or changed hands bc of the “Igeda” imposed on Eritrea, but they don’t share or publicize the problems they face even though it’s an open secret. It’s their duty to share and educate the people!!

  • @debas47
    @debas47Ай бұрын

    I think many of the projects stopped mid track or changed hands bc of the “Igeda” imposed on Eritrea, but they don’t share or publicize the problems they face even though it’s an open secret. It’s their duty to share and educate the people!!!

  • @debas47
    @debas47Ай бұрын

    My Dear Brother, long time but I thought the following may pique your interest: The Liter of Light Project This project was launched to tackle the rising cost of electricity in the Philippines, aiming to illuminate 1 million homes. This innovative approach uses plastic bottles to provide indoor lighting from daylight, an idea originally developed by Brazilian mechanic Alfredo Moser. In 2011, the Liter of Light movement began, inspired by Moser’s simple yet effective invention. By mixing bleach with water in an empty bottle and placing it in a hole in the roof, Moser discovered he could illuminate his house during the day, creating the equivalent of a 40-60 Watt lightbulb. Filipino organization MyShelter adopted this concept and transformed it into a global movement, teaching communities how to install these lights. This solution is invaluable for areas lacking reliable electricity, lighting homes at no cost during daylight hours across the Philippines, India, Bangladesh, Tanzania, Argentina, and Fiji. Recognizing the need for night-time illumination, Litro de Luz developed a system to store solar energy. This system includes a solar panel, a battery, LED lamps inside a PET bottle, and a control circuit that activates the light as it gets dark. The Liter of Light project not only provides sustainable lighting but also empowers communities by teaching them to harness and utilize renewable energy. Together, we can bring light to the world, one bottle at a time. 💡🌍 #LiterofLight #Sustainability #RenewableEnergy #CommunityEmpowerment #Innovation #SolarEnergy #GlobalImpact Hope all is going well and keep on going! Don’t get discouraged bc of some minions who throw mud at anyone! Best

  • @merhawymulu658
    @merhawymulu658Ай бұрын

    Qedmi 4 amet ika kejmar eyu ilka tezribka emo ke? Mes hegdaf zemwot seb enbar zejemar yelan.

  • @MAMANATEYNATEY
    @MAMANATEYNATEYАй бұрын

    Asey xiboq

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile72962 ай бұрын

    We’ll explained God bless you bro

  • @ibrahimbayan1622
    @ibrahimbayan16222 ай бұрын

    ቅድሚ ሕጂ ናይ ኣውስትራልያ ካምፓኒ እዩ ኔሩ አወስትራልያ ኻኣ ከም ምዕራባዊት ስለትሕሰብ ክትንቀሳቀስ አይካአለትን በቲ ማዕቀብ ዝተግብረ ን ኤረትራ።

  • @ibrahimbayan1622
    @ibrahimbayan16222 ай бұрын

    መቸም ናይ ኤረትራ ነገር ከቅናኣኩም ማዓት እዩ ፡ ግን ቅሰን መንግስትና ይፈልጥ እዩ እንታይ ይገብር አሎ።

  • @user-vg2kq3no4u
    @user-vg2kq3no4u2 ай бұрын

    ሓሳዊ ታፍላ

  • @HimayHimay-uc6cm
    @HimayHimay-uc6cm2 ай бұрын

    Ezia kampani dher gamera kenday zaklo sabat ketesreh eya

  • @commandomay8879
    @commandomay88792 ай бұрын

    ኩሉ ክሳራ 'ዩ ኔሩ ግዳይ 😢 ጸሓይን ንፋስን ኮይኑ ተሪፉ እናበልካ እናስተናዓቃ ትልፍልፍ ኣሎኻ ወዳጀ ሙሁር ። መኽንያት ናይ ኩሉ ዕንወት ግን ቅንጣብ ውን ትኹን ሓንቲ ቃላት መግለጺ ኣይሃብካን ። እዚ ድማ ጠፊኡካ 'ዩ ክብል ኣይክልን 'የ ፡ ኣንነት ዘጥቃዓካ ሙኩሕ ሰብ ኢኻ ክብል ግን ይደፍር ። ምስ ብዙሕ እቕሬታ ❤🇪🇷👍🙏

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r2 ай бұрын

    ብሕቶ መልክዕ ዘቕረብካዮ መልእኽቲ ፡ መልሱ ኣዝዩ ሓጺርን ንጹርነቱ ዘየዋላውልን ኢዩ ። ንሱ ድማ ናይ'ዚ ዘይተኣደነ ሰንሰለታዊ ሳዕቤናት ፍሽለታት እንኮ ጠንቂ ፡ ሕሱም ዕጫ'ዚ መከረኛ ህዝቢ እዚ ኮይኑ ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራን ህዝባን ኣዝዩ ሕሱም ጽልኢ ዘለዎ ፣ እሞ ብዛዕባ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ሃገርን ህዝብን ብውልቁ ዝውስን ፣ ተፈጥሮኣዊ ተጋራፋጢ ባህሪኡ ጤንጋር ብምዃኑ ንሃናጺ ውዕሊ ኮነ ሽርክነት ዘይበቅዕ መንሽሮ ሃገርን ህዝብን ዝኾነ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ፡ ኮነ ኢሉ ዘውርዶ ክሳራታት ምዃኑ ካብ ዝንጸር ኣይቀለለን ። ይትረፍዶ ቍጠባውያን ፕሮጄክቲታትሲ ፡ ብዓቢኡን ብቐንዱን እቲ ህልውና ሃገርን ህብረተሰብን ዘውሕስ ምስሳን ጸጋታት ንከይረጋገጽ ዘዝተወልደን ዘዝጎበዘን ፡ ተባህዲዱን ሰኪሑን ሃገሩን ህዝቡን ራሕሪሑ ከም ደቂ ዛግራ ኣብ ፈቖዳ ስደት ዝኽርትት ዘሎ ናይ ተኸታተልቲ ወለዶታት ጸጋታት ጉዳይ ድማ ዝበኣሰ ገበን ኢሰያስን ግጉይ ስርዓቱን ኢዩ ።

  • @burnlies
    @burnlies2 ай бұрын

    እቲ ቀንዲ ምኽንያት ፍሽለት እቶም ተጀሚሮም ዝነበሩ ናይ ልምዓት ፕሮጀክታት ነጻ ብዝኾኑ ሰብ ሙያ ምሁራት መጽናዕቲ ስለዘይተኻየደሉ 'ዩ. ብካድረታትን ጀነራላትን ፖለቲከኛታትን ዝህንደስ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ሃገር ከልምዕ ኣይክእልን 'ዩ. ሰብ ስልጣን ፖለቲከኛታት ዝኾነት ሃገር ኣብ ልምዓት ክህልዎም ዝኽእል ግደ ነቲ መስርሕ ብኣገባብን ሕጋዊ መስርሕን ንክስራሕ ሓገዝ ምግባርን ምክትታልን እምበር ሰብ ዋናታትን ቀለስትን ዝኾነ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ክኾኑ ምፍታን መወዳእታኡ ዕውት ስራሕ ከምጽኡ ኣይክእሉን 'ዮም. ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዝና ማሕበረሰብ ንምርካብ ኣብ ዘይዓውደ ፍልጠቱን ዘይሙያኡን ኢዱ ብምእታው ዝገብሮ ፋሕጠርጠር ከንቱ ፈተነ 'ዩ.

  • @user-vm4gi9fj3h
    @user-vm4gi9fj3h2 ай бұрын

    ኣገላልጻካኣ ጽብቅ ኔሩ ግን ብዓንጻሩ እንታይ ጸግም ኔሩ ምገለጽናልካ ወይ መጻህፍቲ ኣንብብ።ብቅልጽምና ጀሚርናዮ እቲ እንቅፋት ነናቱ ኣለዎ።

  • @berhaneabrha2904
    @berhaneabrha29042 ай бұрын

    ብሰንኪ እገዳን ተጻቦታት ግዳማዊ ሓይልታት ኢዩ ፈሽሉ ከምኡ ኢሉ ክተርፍ ማለት ኣይኮነንን ኢመሪካ ኣብ ኤርትራ ጹቡቅ ክትሓስብ ኣክኣለትን።

  • @lillyhill3244
    @lillyhill32442 ай бұрын

    Get out of our way ,we have no time for stupidity. We are busy bidding our country.

  • @afeworkiteslay1704
    @afeworkiteslay17042 ай бұрын

    Amselu hasawi

  • @MrEre4ever
    @MrEre4ever2 ай бұрын

    Instead building the nation, You run away from the country. PLEASE SHUT UP AND GO ON LIVE YOUR LIFE.

  • @user-qg7qx7oj7h
    @user-qg7qx7oj7h2 ай бұрын

    ጹቡቅ ክእለት ኣገላልጻን ናይ ሓሶት ከልቢ ክነዕጽወካ ኢና

  • @user-ue5ng6eg4g
    @user-ue5ng6eg4g2 ай бұрын

    አነስ ብዙህ ቅዲሚ ምዛረብካ ምስ ግብፅን ምስ ነፃ ሃገራት ከምልበን ክሰርሃን ዝኽእላ ሃገራት ተወዳድር ጌጋ ሓውና ቢኹናት ተታሃዝካ እገዳ እንታይ ክትገብር ትኽእል አይትጋገል ሓውና ንኽትዛረበሉ ቀሊል ኢዩ አገብ ።

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema93272 ай бұрын

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk anta diqala dirbayyyy

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion77852 ай бұрын

    Niseka menehdimuka Kitegelizehsawi

  • @abebamckay7126
    @abebamckay71262 ай бұрын

    Fushul tubo weyenty

  • @degengedim7975
    @degengedim79752 ай бұрын

    you are a prophe. Thanks for the good job. One-day you will be awarded after formation of good transparent Gov.

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek95142 ай бұрын

    , ዕላማ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንኤሪትራ ምልማዕ ዘይኮነስ ንኤሪትራ ብዝኾነ ተጣቢብካ ንህዝባ ምጽናትን ማሓውራት ቅጦባኣ ንምዕናውን ኢዩ :: ባዕሉ ደጋጊሙ ነጊርና ኢዩ :: ወደባት ባጽዕን ዓሰብን ከምኡ ውን እተን ዝነበራ ፋክቶሪታት ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ከምዝገበረን ነጊርና ኢዩ :: ስለምንታይ ትካላት ኣብ ኤሪትራ ይጅምሩ እሞ ኣይውድኡን ንዝብል ሕቶ እቲ ምኽንያት እንዳፈለጥና ባዕላትና ምኽንያታት እንዳፈተርና ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ተሓታትነት ናጻ ኣይውጻኣዮ :: እቲ ቀንዲ ጠንቂ ናይዞም ትካላት ተጀሚሮም ዘይውድኡሉ ምኽንያት ሕሰዳ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ :: ኤሪትራ ከይትዓቢ ከይትለምዕ ከይትብልጽግ ዋና ዕንቅፋት ኮይኑ ዘሎ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ :: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብተፈጥርኡ ሓደ ሓሳድ ቡዳ ሰብ ኢዩ ::

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw2 ай бұрын

    SEMEEKA AYFELITIN EYE NMEJEMERYA GEZEY EYU. DES AYBELKANIN. HAGERKA TEFETU TEKONKA? "LIFE START TODAY!" HELP IF U CAN, IF NOT JUST LEAVE ERITREA FOR ERITREAN'S IN ERITREA (ERITRA BELONGS TO THEM) ::

  • @josjos6631
    @josjos66312 ай бұрын

    ዓሰብ ሆስፒታል ኪበሃል ከ ሰሚዕኩም ዶ ትፈልጡ

  • @AsmeraAbay
    @AsmeraAbay2 ай бұрын

    ሆስፒታል ዓሰብ (ዱሕቱም) ይብሉ ኔሮም።

  • @biniamweldemichaelb9384
    @biniamweldemichaelb93842 ай бұрын

    So what you do for Eritran, you

  • @AhmedAli-ko4od
    @AhmedAli-ko4od2 ай бұрын

    The analysis is very good! We need transparency and accountabilities. The country is run by one man. When was the last time the useless "Cabinet of Ministers of Eritrea" had a meeting? 10 years back? There should be accountability and free press in the country. Nothing will change as long as there is no accountability, free press, and the environment must be suitabke for all Eritreans to return home and invest. But Issayas don't want propsperous Eritreans.

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto52762 ай бұрын

    ከምዝኣ ሓቂ ዘለካ ጉዱስ ኤርትራዊ ትመስል ንላይክን ዩቱብ ረብሓካ ክትራብሕ ይመስለና ነሩ ጉዱስ ሃገራዊ ኖኖ ኣስትዉዑሉ ኤርትራዊያን ቅዲምሒጂ ዘወረደ ሓሳቡ ትመልስኩ ርኣይወ ንሃገርን ህዝቢ ዝብትን ናይ በሓቂ ካብ ሓደ ኤርትራዊ እየ ዝብል ዘይትጽበዮ ኣነዋር ሓበረታ ይሕልፊ ነሩ ስለዚ ጥዒና ዘይቡሉ መሳርሒቲ ባዓል ዳፊላ ከዲዓት ትዓሲቡ ዲሰርሕ መታለሊ እዩ ደገመ ኣስትዉዒሉሉ ከየዳናግረኩም ጥዒና የቡሉን ጸረ ህዝቢን ሃገርን ከፊርስ ሃነፊነፊ ዲብል ከዳዒ እዩ ንብለኩም

  • @AsmeraAbay
    @AsmeraAbay2 ай бұрын

    🐂

  • @dejenaraya12
    @dejenaraya122 ай бұрын

    ከም ወትሩ ቡሉጽ።

  • @berketpeace2021
    @berketpeace20212 ай бұрын

    ምጥቃዕ እምበር ምሕታት ዘየላ 😂

  • @musaelwolday1700
    @musaelwolday17002 ай бұрын

    ካባካስ ኽትእምነና ማለትካ ዱይሃላው ምጀመርታ ብዛዕባንግዲንገረና መን እዩ ድስቐሎ ስለዚዳፍላ ሓሳዊ ከማክስ ንምስክር ክተቅርቦ

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2sw2 ай бұрын

    እንታይ ረኸብካ ናብዚ ደረጃ ብሓደ ግዜ ወረድካ ዘደንጹ እዩ፥ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለካ ትመስል፥ እግዛብሄር ይርዳእካ

  • @AsmeraAbay
    @AsmeraAbay2 ай бұрын

    ኣሜን የሕቢሩ!😜

  • @EBOY-ok6li
    @EBOY-ok6li2 ай бұрын

    ዘገርም ኣኣዩ እዚ ኩሉ ብተጀመረ እንተዝውዳእ ውን ዕቅቢ ነገር ዩ ኔሩ ግን ዑና ጥራሕ ሒዝና ተሪፍና

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto52762 ай бұрын

    ሃገራዊያን ተመስልኩም ንእትገብርወ ጸለመ ዝረብረብናሉ ዉዲት ኣይገርመናን እዩ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምዒባሌ እንተሪኢኩም ሹዑ ንጸለመን ምምራርን ኢኩም ከይደቀስኩም ትሓዲሩ መሸፈኒ ንእትገብርወ ኢዒናዊ ዉዲትኩም ኢዩ ብዝኳነ ሕጂዉን ደግምና ዓገብ ንብለኩም ባኣኩም ዝዳናገር ሰብ የለን ፈትኩም ጸሊእኩም ተሳዒርኩም ኢኩም ከዲዓት ኩም ተሰኪምኩም ኣብ ደለኩማ ምምራትኩም ኢኩም ሓለምቲ

  • @DESETFQRI
    @DESETFQRI2 ай бұрын

    mechem nekefeta aytfetwun ekum entay gega alewo bzaeba hageru tetezarebe?

  • @SamuelKidane-lc9gv
    @SamuelKidane-lc9gv2 ай бұрын

    ሓሳዊ ኢኻ ወይ ኣይትፈልጥን ኢኻ

  • @okubayberhane4942
    @okubayberhane49422 ай бұрын

    GOOD ❤❤❤

  • @omarosmann8324
    @omarosmann83242 ай бұрын

    I am not agreeing with you if there is sanction you can not do anything wedi adey

  • @omarosmann8324
    @omarosmann83242 ай бұрын

    I am not agreeing with you if there is sanction you can not do anything wedi adey

  • @omarosmann8324
    @omarosmann83242 ай бұрын

    The problem is from weyane and USA not from our government

  • @raheemh.9891
    @raheemh.98912 ай бұрын

    መርሓባ ዓቢ ሰብ እንኳዕ ብዳሓን መጻኻ ኣይትጥፋእ በጃኻ

  • @Sulullta
    @Sulullta2 ай бұрын

    አንተ ስለ ትግራይ ለምን አታወራም ጅል አጋሜ

  • @trussom647
    @trussom6472 ай бұрын

    ወይ ናይ ሰብ ነገር ኣብ ኩሉ ንሱ እንተዘይብሉ ተቃዉሞ ምግባር ኣብ ርእሲ ዋና ልዕሊ ዋና ሙዃን ⛔