🛑እሰይይይ ገበርካዮም ድዩ ! ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ እንታይ እዩ | ናይ ጀነራል ምግበይ ቪድዮ

Ойын-сауық

#tigray #ethiopia #eritrea
🛑እሰይይይ ገበርካዮም ድዩ ! ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ እንታይ እዩ | ናይ ጀነራል ምግበይ ቪድዮ
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu

Пікірлер: 437

  • @GalTsiyon21
    @GalTsiyon215 ай бұрын

    ፍትሒ ንተጋደልትና🗣🗣ምእንተና ህይወቶም ዝገበሩ ጀጋኑና😭

  • @user-my3mm8sg9r
    @user-my3mm8sg9r5 ай бұрын

    ሰብ ዝሳኣነ ሰብ እዙ ኩርኩር ገፅ ፈረስ ሐዝውን ፍትሒ ልተጋደልቲ ኣካሎም ዝጎደሉ በፍፁም ክቅፅል ኣሎዎ ኣጆኩም ✊

  • @SabaDesta-ed3dn
    @SabaDesta-ed3dn5 ай бұрын

    ፍትሒ ንተጋደልቲና

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14645 ай бұрын

    TDFይ ማዓረይ መስቃኩም ይሃቦም😢😢😢

  • @fananeguse4748

    @fananeguse4748

    5 ай бұрын

    Hasas!

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    5 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    5 ай бұрын

    SK beli dmu

  • @mekalihtigray8627

    @mekalihtigray8627

    5 ай бұрын

    ​@ደደብzaebakulu8553

  • @user-sq9ve2eh3d

    @user-sq9ve2eh3d

    5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፈጣሪ ንመን ኢልዎ 😢😢😢

  • @yordigebr985
    @yordigebr9855 ай бұрын

    ዓሕሕሕ ወድነይ ኣበይ እሞ ተመሊስካ ተትኮን 😭😭😭💔💔💔

  • @yibabrh6803

    @yibabrh6803

    5 ай бұрын

    😭😭Tornet kulu gzie ndeki dkatat metfi elom zkeftwo tornet eu 😢. Hawki ke. Mengsti semay yewarso. Xniat yhabkum haftey

  • @meheretmeles2758
    @meheretmeles27585 ай бұрын

    ፍትሒ ንጀጋኑ ተጋደልትና መሰሎም ይተሐሎ አካሎም ጎዲሎምሰ ልሳኖም ዶማ ክታአጽዎም አገብ

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki5 ай бұрын

    ትክክል ኢካ ሐውና ትብሎ ዘለኻ ትዲኤፋና ትንፋስ ሲኢኑ ትንፋስ ዘሐበና ህዝቢ ትግራይ አብዛ ስዓት ክትንፋስ ዝገበሮ ቲዲኤፍ እዮ ሰለዚህ መሰሉ ክሕለወሉ ይግቡእ ሕክምና ክረክብ ክንቃለሰሉ ይግባእ ❤❤❤

  • @helufkbede4016
    @helufkbede40165 ай бұрын

    ቀልድ የለን ኣሕዋትና ኢና ኸፊልና ስለዚ ፍትሒ ንዝኽልክለና ዋዋዋዋ ምግበይ ይኹን ደበረፅዮን

  • @user-on3uj6jk1j
    @user-on3uj6jk1j5 ай бұрын

    😢😢ደም ኣሕዋትና ይፈሮዶሙ ድምንታይ እት ኣብ ዓድ ዘሎ ህዝብና ድምፅ ደቁ ዘይኾን 😢

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ

  • @user-zy4hv7gg6o
    @user-zy4hv7gg6o5 ай бұрын

    ዓኽኽኽኣሕዋተይ ማስቃ ተበረካ ዝፈሰሰ ደም ሃየንታ ብርሃኖም ሲኢኖም ብርሃን ዝሃቡና የውርደሎም ኣጀኩም ፍትሒ ይንገስ ስሩዕ ወታደር ተኮይኑ እዩ ዘይወፅእ እንበር ስራዊት ትግራይ ናይ ህዝቢ ስለ ዝኮነ ክወፅእ ይክእል እዩ ፍትሒ ንውጋኣትና🙏🙏🙏❤❤❤💪💪💪💪💪

  • @ZaidAndom-qg4wo
    @ZaidAndom-qg4wo5 ай бұрын

    ኣንቱም ሰባት ናትኩም ደርፊ ገርኩም ዘይትፍኩሩ ኸ ኩሉ ባህልናን ልምድናን ታፊኽናን እናሰርቁ ተዋሪድና እኳ በጃኻ ምኸርልና

  • @nrhrb3886
    @nrhrb38865 ай бұрын

    ክብርይ ንተጋደልቲይ ፍትሒ ልዕልኦም ንርኦ የብላንንን Td F

  • @user-mg9nq3tm1t
    @user-mg9nq3tm1t5 ай бұрын

    አሕ አሕዋትና እባ ረግፎም ቀርየም ለለ ንዘም ንተረፍማ ደም የንብዕወም አለዉ ካሕዳማት😢😢

  • @kallmikael4519
    @kallmikael45195 ай бұрын

    ድምፂ ሰራዊት ትግራይ ይሰማዕ😢

  • @sbegge7121
    @sbegge71215 ай бұрын

    ደም አሕዋትይ ና ይፈሮዶም ፈጣረ😢😢😢😢

  • @user-vs4pg5rj5r
    @user-vs4pg5rj5r5 ай бұрын

    ዓሕሕ ደም ኣሕዋትና ፈሲሱ ተሪፉ ትግራይ ግን ናይ መን እያ ሰለምንታይ እዩ ህዝብና ፍትሒ ንዘይረኽበሉ መስዋእቲ እንዳኸፈልና ንነብር😢😢

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab22325 ай бұрын

    ማጊ ጽቡቕ መደብን ኣገላልጻ ❤መስሓቕን መዘናግዕን መሃርን እሩም ኣቀራርባ ንፉዕ መንእስይ❤ ሰላም ንኤርትራ ንኢትዮጵያ❤ንህዝቢ ትግራይ ሰላምን ራህዋን ይፍጠረሉ❤

  • @kffgetrr5571
    @kffgetrr55715 ай бұрын

    ጀጋኑና እዙይ ኣይግቦኦምን ነይሩ😢🤲

  • @semiramohammednur1234
    @semiramohammednur12345 ай бұрын

    ሰላምን ፍቅርን ንኩሉ ዓለም ይኹን ። መስጣ እዞም መናእሰያት ድማ ክፍደይዋ እዮም እቶም ኣዘዝቶም

  • @kibromkibrom3769
    @kibromkibrom37695 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ነውርና ብውሽጢ ይኹን

  • @eritreaprecious4643
    @eritreaprecious46435 ай бұрын

    ሰላም የውርደሉ ንህዝቢ ትግራይ። ናይታ ስፍይ ትብል ደርፊ ባ ሊንክ ኣብ ባዮ ግደፈልና😇😇😇

  • @user-oz5yq6oh8y
    @user-oz5yq6oh8y5 ай бұрын

    አሕ ብጣዕም እዩ ዘሕዚን ደም ኣሕዋትና ይፍሮዶም 😭

  • @HindEbrahem-sp9yt

    @HindEbrahem-sp9yt

    4 ай бұрын

    Hi

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz16195 ай бұрын

    ብጣዕሚ አዩ ዘሕዝን እንኻዕ ዞም ሰዋኣት አሕዋትን ተመልሶም ዘይሩኡ ዓክክክክክክክ😢😢😢😢😢

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay26375 ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ደሕዝን።

  • @user-lf7fc3rp9b
    @user-lf7fc3rp9b5 ай бұрын

    ፍትሒ ንተጋደልቲ ኣሕዋትና 💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @angelayosef6425
    @angelayosef64255 ай бұрын

    Hy magey selame deu zeyaday tefeka do wala suse yezune bezkon kexelo edemen tenane yehabeka mekurey layke sabekerayse naka ❤👍🥰🙏

  • @user-wc6sy3sl2c
    @user-wc6sy3sl2c5 ай бұрын

    አየ ኡፍ😢😢😢😢😢 ዓለም 😢😢😢

  • @greattigray5290
    @greattigray52905 ай бұрын

    እዊ ማርያምን እዚኤን ብኣካል ተዝረክበን ሸራሙጥ ናይ ሱዑዲ ኡፍ ዘይስንካስያ ሑፃ ሕየከሉ😢😢😢😢 ኣይ ኣሕዋተይ መስቃ ደምኩም የዉርደሎም ጀጋኑና😢😢😢😢

  • @vio6431
    @vio64315 ай бұрын

    Bravo bravo am 🇪🇷 eritrean just continue your work preach peace

  • @user-ob4tn4vz5r
    @user-ob4tn4vz5r5 ай бұрын

    😢😢😢ኣሕ ኣሕዋተይ

  • @amlesetberhe3771
    @amlesetberhe37715 ай бұрын

    Amyen 🙏🙏🙏

  • @user-we8ru6eu4h
    @user-we8ru6eu4h5 ай бұрын

    ኣብዚ ዘል ዓፋፍ ድማ ለለ ለለ እናበለ ይዓፍር ዓፋሪ ምግበይ ጅግና ኢለ ስለ ዝጨፈርኩ የሕመካ ጅግና እንድዩ ሕጅስ ፀሊም ጓዉና ለለለ ሓመድ ብላዕ

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g5 ай бұрын

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍መጀመርያእኮ ወድእካያ ኣይንሸኩል እኮ እልካ። ስማዕ ንምንታይ ተቆሪፃ ተፃዕና እዙይ እኮ ግልፂ እዩ።እምበር እቲ ቀፃሊ ዘሎ ምናልባት ኣነ ንዓኩም ከምታ ህይወትኩምን ኣካልኩም ዝሃብኩምኒ እስካብ መጨረሻ ህይወተይ ምእን ፍትሒ ንዓኩም ክቃለስ እየ።ነንስኩም ጀጋኑ እኩም ከም ሽማግለ ጥርታ ንእሱና እልኩም ሰላማዊ ሰልፊ ክትወፁ ኣይደለሰን እልዎም ይከውን ግን እቲ ቀፂሉ ዘሎ ክወፅእ ዘይደለየሉ ም/ንያትቲዲኤፍ ምስ መራሕቱ ንምፍልላይ ስለ ዝድለ። እቲ ሓድነት እቲ ስለዝኮነ ንህዝቢ ትግራይ ዘድሐነ።ማጊ ንባዕልካ ምስቶም ባንዳታት ከይተራከብካ ኣትተርፍን።ም/ያቱ ቡዙሕ ነገርካ ይቅየር ኣሎ ፈታዊ ትድኤፍ ን ፈታዊ ህዝብን ትመስል ግን ብግልባጡ እካ።TDF ማለት መን ድዩ ምግበይስ ሻዕብያ ድዩ?🙄ኣነ ንባዕለይ ከም ቲድኤፍ የድንቆን ይድግፎን ግዴቱኡ ዝገበረ ስለ ዝኮነ ዝግብኦ ክብርን ኩሉ ክረክብ ቅድምያ ክዋሃቦን ኩሉሻዕ ኣብ ጎኖም እየ ንከይርስዑ ነቲ ዘሎ መንግስቲ ምጥያቅ ፅቡቅ እዩ።ግን እቲ ዝተቃለስሉ ግን ብዜሮ ከይራባሕ ክጥንቀቁ ኣለዎም።ንፈደራል ክፍተት ከአቱ ብዝክእል ክከውን የብሉን።ንባንዳታት ካልእ መሳሪሒ ገንዘብ በጀት ንክብጀተሎም ብዘክእል መልክዕ ክከውን የብሉን።እቲ ብክልተ እግሩ ጠጠው ዘይበለ መንግስቲ ተተበቲኑ እኮ መጀርያ ዝእረዩን ዝጥቁዑን እኮ TDF ን ስድራ TDF እዮም።ካብኡ ናብ ስልጣን ዝመፁ እቶም ሕዚ ቲድኤፍን መንግስትን ህዝብን ንክበላሉዑ ተዓሲቦም ዝሰርሑን ከምቲ ከማካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘዉደልድሉ ዝነበሩ እዮም ናብ ስልጣን ዝመፁ።ካብኡ እቲ ኩሉ ጅግንነት ህዝቢ ትግራይን ሞት ኣእላፍ ቲዲኤፍን ብዜሮ ተባዚሑ ማለት ዶ ኣይኮነን??????ማጊ ማጊ ዓሪዓሪ!!!😮😮😮🙄🙄🙄🙄🙄🙄

  • @wedihabtye1618
    @wedihabtye16185 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @gigiriri4865
    @gigiriri48655 ай бұрын

    You said the best of the time let’s go and don’t hurt your people specially your heroes the sacrifices for their own people and their country

  • @andom8177
    @andom81775 ай бұрын

    Maggy Jegna kexil 🤜🤛👍

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምረኒ ማዓረይ

  • @user-ok7uv7nh9n
    @user-ok7uv7nh9n5 ай бұрын

    የሕምም😢😢😢 TDF❤❤❤❤❤

  • @Genetgeremedehin
    @Genetgeremedehin5 ай бұрын

    ሚጊ ስዓል ሒዙካ እንዮ መሕረት የውርደልካ ዝያዳይ❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምርኒ ገኒዋይ

  • @user-hx9wj1ql9v
    @user-hx9wj1ql9v5 ай бұрын

    መሕዘኒ ዝኾነ ግዘ❤❤

  • @HayeatHayeat
    @HayeatHayeat5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-vh3lz6sy4m
    @user-vh3lz6sy4m5 ай бұрын

    ጅግና ሙዃኑ ንፈልጦ ኢና ግን ልመን ሒዙ እዩ ጅግና ዝተብሃለ ስቕ ኢልኩም ኣሻሓት ረሲዕኩም ልሓደ ጅግና ኣይትበሉ ኢና እንብለና ኣሕዋት❤

  • @user-qg6jt8fm7y
    @user-qg6jt8fm7y5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rogerjoned9924
    @rogerjoned99245 ай бұрын

    No it has to come out remember Eritrea that is what happened

  • @Meszzarabi

    @Meszzarabi

    5 ай бұрын

    ልክዕ ሞዝራብ ምክታዕ ምዉቕቓስ የሔይለካ እዩ ካብቲ ናትና ጌጋ ተመሀሩ። ምጥቓዕ ጥራሕ እኹል አይኮነን። ብወገነይ ከም ሐዉ እንተፍቂድካለይ እቲ መቐለ ምስ ተመለሱ ንኹለን ዉድባት ዘንጸባርቕ መንግስቲ እንተዝግበር ብዓል ጌታቸዉ ደብረጽዬን ኬብ ብዓል አሜሪካ ጸቕጢ አይምበዝሖምን ምኽንያቱ ኢቴዬጽያ ንኸይትብተን TPLF ተዓምጺጻ።

  • @user-dn7uo2by4q
    @user-dn7uo2by4q5 ай бұрын

    ምግበይ ጀግናና ናበልናንምከሐልካ ዝነበርናስ ለካ ፀረ ህላወ ተጋደልትን ህዝብ ትግራይ ኢካ ኣንታ ክሓዲ 😢😢

  • @munaabdulla3246
    @munaabdulla32465 ай бұрын

  • @fortune8949
    @fortune89495 ай бұрын

    ❤❤

  • @efremhaile3632
    @efremhaile36325 ай бұрын

    ኣንታ ረሳሕ ቆልዓ ፍራ ጨናዊ ብጀነራ ምግበይ ጅግና ኣንታ ዓፋፍ ከተሽካዕልል ወድ ሸርሙጣ

  • @halefomgebreyohanns3442
    @halefomgebreyohanns34425 ай бұрын

    ንስካ እዉን ከም ሚድያ ኣፃርዮ እሞ ብድሕሪኡ ክንነቅፍ ኣብዘይተጨበጠ ብዙሕ ምትንታን ኣየድልን

  • @user-sw9wf6qj2e
    @user-sw9wf6qj2e5 ай бұрын

    ማጊ ብዝኮነ ኮይኑ ስልክካ ተትህበና ንእሽተይ ሓሳብና መካፈልናካ ደስ ምበለና። ተዘይኮይኑ ግና እታ አብ "አዳማ"ዝነበረ ናይ ብልፅግና ስብሰባ ብደንቢ ስመዐያ።

  • @Asgodommenges-jh3co

    @Asgodommenges-jh3co

    5 ай бұрын

    እንታይ ኢኻ ኽትብል ብብልፅግና ኣሳቢብካ ሱቕ ንበል ክትብል ዲኻ ደሊኻ ንሕና ኣይእትወናን ካብ ብልፅግና ንላዕሊ ንሕና ተጋሩ ንፈልጥ ጉድ ናይ ህወሐት ማንም ትግራዋይ ናይ ካድረ ፕሮፓጋንዳ ኣይሰምዕን

  • @Kafutube

    @Kafutube

    5 ай бұрын

    Atum sebat bsuru suk elna ena lhgdef ntsaref embey zom naynale kabeu lkefieu eyom . Na wushtka tsegem leyfetahkas zelilom na tselaei shrhi eyuya kemza hgdef weyane weya lblba koeyu mdre afenti kabakum lilaeli hzbi tigray tselaei yeblun.

  • @user-gq2hs8ev4q
    @user-gq2hs8ev4q5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ix2re8lg9y
    @user-ix2re8lg9y5 ай бұрын

    እዙ ካርናፍ ፀጊቡ😢😢😢 ታይ ኬኑ ዘይዝርጋሕ ናይ ሓደ ካርናፍ ጀነራል ውርደት ከይወፅእ ድዩ ዘይዝርጋሕ ከ ክዝርጋሕ አለው

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd5 ай бұрын

    ማጊተይ ለባመይ 😘 TDF ይ በይዛ ህዝቡ 🥺🙏

  • @ilovejesus1480
    @ilovejesus14805 ай бұрын

    ዋይ ምግበይ አታ መን ሒዝና ኢና ንተርፍ ዘዘኽበርናዮም ክንድዚ እንተወሪዶምባ?

  • @mekalihtigray8627
    @mekalihtigray86275 ай бұрын

    ኣታ ተጋሩ እሽካዕ ህንዱዚ ዲና ደዲብና😢

  • @alemfitsum1542
    @alemfitsum15425 ай бұрын

    ብውግእ ዘይተሳዑ ስራዊት ትግራይ ብገዘብ ብግዛዊ ሽግር ኢዩ ቃል ስውኣትኩም ረስዑኩ መላገጺ ህግደፍ

  • @hberi2489

    @hberi2489

    5 ай бұрын

    B wgie aytesarun dyom kkkkk

  • @AppStor-sl9cr
    @AppStor-sl9cr5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-my9se6if8m
    @user-my9se6if8m5 ай бұрын

    ማጊተይ እኳዕ ሰላም መፃኻ❤❤❤ኣሕ ኣብ ክንዲ ክብሪስ እዙይ💔😢ደም ኣሕዋትና ይፍረድኩም☝️😢ፍትሒ ተገዳልትና ድማ ይሰማዕ😔😔😔

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p5 ай бұрын

    😢😢ሓርርናኮ

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c5 ай бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዝሕዝና ኣሕ tdf ኣሕዋተ ኣዚኣ ዶ ንዒኹም😢 ድምጹ ኽናዋ ንእስሪቤት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዋ ማጊ ክንደይ ግዜ እየ ክጽሓፍልካ😢

  • @AlmazMengistu-qb5qy
    @AlmazMengistu-qb5qy5 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu5 ай бұрын

    ብጣዕሚ እዪ ዘሕዝን ኣክክ 💔😭

  • @briktiabdela303
    @briktiabdela3035 ай бұрын

    ትክክል እዩ ጀነራል ምግብ ተጋዳለይ ሰላማዊ ምግባር ዲሞክራሲ እዩ ግን ሽርሒ ዕሱብ

  • @user-vl2hq1dc2o
    @user-vl2hq1dc2o5 ай бұрын

    እቱ ቕርሺ ተኸፊሉዎም እዮም ዝብል ዘሎ ደላሊዶ ነይሩ ይኾን

  • @Hagoshbdgu-zx5vf
    @Hagoshbdgu-zx5vf5 ай бұрын

    ምግበይ ሃይለ ንቂደሚት

  • @terhasberhan
    @terhasberhan5 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምርኒ ቲቲየ

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans94005 ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን አሕዋት 😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x5 ай бұрын

    ማርጌ እዛ ሊሊ ጓል ሓውቦይ ኢያ ዋላ ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብላ ቆልዓ ኢያ ቅድሚ ሐዚ ፈታዊት ህወሓት ናሃለኩ ኣነ ናዓይ መሕረሪ ክንደይ ትዛረብ ነይራ ንኣድያም ሰብሃቱ ክትሕረድ ኣለዋ ምስበለት ባዓለይ ታዓሪቀያ ስለዚ ምስገለ ታሃላሊካ እምበር ኣብ ፓለቲካ ኣይኮነን ኣብ ካልእ ኣፍልጦ ዘይብላ ቆልዓ ኢያ ደቂናኣን ኣኮታታን ደቂ ሓትናኣ ደቂ ሓውቦኣ ቁፅሪ ዘይብሎም tdf ኣለውዋ ግን ሄልከኛ ኢያ ብተፈጥሮኣ እምበር ኣፍልጦ ስለዘለዋ ኣይኮነትን

  • @user-on6gw6hl9h
    @user-on6gw6hl9h5 ай бұрын

    ኣሕ ክንዲ ክብሪ እዙይ 😭😭😭😭

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx5 ай бұрын

    ማጊ❤❤❤

  • @heshetsegay2909
    @heshetsegay29095 ай бұрын

    ሰላም ማጊ ሓወይ ፍትሒ ንጀጋኑና ኣሕዋትና ብፍላይ ድማ ነቶም ኣፈኛታት ኣብዛ ሰሙን ንምግበይ ጫፍ ሒዝኩም ዓይኑ ተንቁርዎ ትህንደዱ ሰባት ግደፉ ዓገብ በልዎም

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam125 ай бұрын

    ዘይተረኸባ እየን አሕዋተን ተዝስእና ከምዚ አይምበላይ ዝተሰወአ ወይ አካሎ ዝጎደለ የብለይን

  • @wedigeneralrasalulaabanega1063
    @wedigeneralrasalulaabanega10635 ай бұрын

    Maggy ትክክል ኣለካ፡፡ ን TDF ምስጋና እምበር ከምዚ ዘይረብሕ ሓሳብ ወይ ርግፀኛ ዘይኮነ ሓበሬታ እናምፃእካ ምፅላም ናይ እቶም ካድረታት ኣመል እዩ፡፡

  • @user-xb8zk4lb5e
    @user-xb8zk4lb5e5 ай бұрын

    😢😢😢😢💔💔💔💔💔

  • @user-tz6nl3hu8u
    @user-tz6nl3hu8u5 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @negbre5988
    @negbre59885 ай бұрын

    ማጊተይ welcome ፍትሒ ጀጋኑና🥺🥺🙏🙏

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ

  • @Aminaworqi
    @Aminaworqi5 ай бұрын

    ማጊ ነዘን ቆልዑ አይተናኣእሰን ሓሳበን ናይ ምግላፅ መሰል አለወን፣ እቲ ችግር አጋጢሙ አሎ ከመይ እዩ ዝፍታሕ አብ ዝብል ክነተኩር አለና።

  • @user-sv2qd3ko6c
    @user-sv2qd3ko6c5 ай бұрын

    Kief aleka ane neakan kemakan merahti nay tigray mgeberkuwom niere n selam eka tzmr zeleka kexlo habibi

  • @user-bk7je9wd5i
    @user-bk7je9wd5i5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-vd2mh5jo9y
    @user-vd2mh5jo9y5 ай бұрын

    ኣጆኸም ካሕልፍ እዩ ዋይ ጀጋንና😢😢😢😢

  • @kokebnegn6832

    @kokebnegn6832

    5 ай бұрын

    That’s right

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg5 ай бұрын

    😊😊😊😊🙏🏾

  • @fortune8949
    @fortune89495 ай бұрын

    ❤❤❤tdf😢😢

  • @user-ih6ih4tg4e
    @user-ih6ih4tg4e5 ай бұрын

    King of king Megebey abo bireyene abo diseka hiae zebele yetahgome 💪💪💪💪

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምረኒ ክብረተይ

  • @user-pl4ve1vl1p
    @user-pl4ve1vl1p5 ай бұрын

    ኣጀኩም ካሕልፍ እዩ ጀጋንና😢😢😢

  • @user-kp5nl8uj1j
    @user-kp5nl8uj1j5 ай бұрын

    ❤😢😢😢

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6y5 ай бұрын

    👍👍👍❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምረኒ ክብረተይ

  • @user-vl7fy3gd7p
    @user-vl7fy3gd7p5 ай бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @Natihailay

    @Natihailay

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ መዓረይ ጀማሪ እየዋ 😊

  • @user-fb8yx8xq7r
    @user-fb8yx8xq7r5 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰

  • @KfjdhxFfyubbm-bq2qq
    @KfjdhxFfyubbm-bq2qq5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😢😢

  • @user-od5hw1jb8m
    @user-od5hw1jb8m5 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tsigehailu1622
    @tsigehailu16225 ай бұрын

    ሐውና አነ ናይማን ቦለቲካ ደጋፍት አይኮንኩን ግን ሐውና ቅድሚ ናሰላም ምፈራም ዝዛረበ ኢቲ ነገር እዚ ዘሎ እዩ

  • @alutigraweti6819
    @alutigraweti68195 ай бұрын

    ማዓረይ❤❤❤ ቃዶሞይቲ ባዕለይ

  • @Natihailay

    @Natihailay

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ መዓረይ ጀማሪ እየዋ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምርኒ ኣሉዋይ

  • @alutigraweti6819

    @alutigraweti6819

    5 ай бұрын

    @@GenetChannel-uo3rv ገይረ እየ ማዓረይ

  • @mikeal672
    @mikeal6725 ай бұрын

    Nono arky meary ni wedi tikabo derfi ya injoy tigbro zela nay kidm dirfi eyu please bi hemak aytirayo ni 2 hezbi selam yiwerdlna gin nay hager derfi kim abrar osman.wedi tikabo aytimxeana.we like it bro.

  • @GggYy-vx4ie
    @GggYy-vx4ie5 ай бұрын

    ዐደይ አውዝይ ወዲቂ እዞም ከሓዳመት አሕ😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Natihailay

    @Natihailay

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ መዓረይ ጀማሪ እየዋ

  • @salamalamlam6786
    @salamalamlam67865 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hewethagos1805
    @hewethagos18055 ай бұрын

    ❤❤❤🥰😊

  • @Natihailay

    @Natihailay

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ መዓረይ ጀማሪ እየዋ 😊

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo93075 ай бұрын

    ስላማዊ ፍትሃዊ ክክውን አልዎ ሚኢፋን ትትው የብል😢

  • @herihilemariam2420
    @herihilemariam24205 ай бұрын

    Magu Hawley nay general migbey zibelew biwetederawi higi selfi bifitsum ayfikedin nahatika hasab yrideani eu naytom guduatina chigr silezihasebka ymesileni

  • @elizabethamene323
    @elizabethamene3235 ай бұрын

    መጀመርያ ሙሉእ ሐበሪታ ርኸብ?

  • @user-hg8vh8pg3u
    @user-hg8vh8pg3u5 ай бұрын

    ዊልካም ማጊ ብሉፅ መንእሰይ👑😘

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ

  • @user-hg8vh8pg3u

    @user-hg8vh8pg3u

    5 ай бұрын

    @@GenetChannel-uo3rv ኣብሽሪ

Келесі