🛑ድምጻዊ ሙሉጌታ ማሉዳ (Mulugeta Maluda) እንታይ ይብል ኣሎ | ብዘይግጥሚ ምዝራብ ዘይኽእል ፍሉይ ህጻን
Ойын-сауық
#tigray #ethiopia #eritrea
🛑ድምጻዊ ሙሉጌታ ማሉዳ (Mulugeta Maluda) እንታይ ይብል ኣሎ | ብዘይግጥሚ ምዝራብ ዘይኽእል ፍሉይ ህጻን
ኣብዚ ጠዊቅኩም ኣውርድዋ 👉whitecalling.co/more
Follow Me on Instagram 👇
➪ / maggy_showw
is fair use under U.S. copyright law because it is non-commercial, transformative in nature, uses no more of the original work than necessary for the video's purpose, and does not compete with the original work and could have no negative affect on its market. Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976, allowance is made for 'Fair Use' for purposes such as criticism, comment, news reporting, teaching, scholarship, and research, Fair use is a permitted by copyright statute that might otherwise be infringing, Non-profit, educational or personal use tips the balance in favor of fair use
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔ Enjoy and Subscribe now
እንኳዕ ብሰላም ናብ maggy show ብደሓን መፁ ።እዚ ቻናልና ዓላምኡ ንምዝንጋዕን ንምምሃርን እዩ ። ኩሉ ግዜ በቢ 3 መዓልቲ ሃዱሽ video ናባኩናባኩ ክነብፅሕ ኢና subsribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
🔥ዓገብ ! ንብዙሓት ሰባት ዘቆጥዐ ናይ ፓስተር ዮናታን ጉድ ኣብ መድረኽ
👉👉 • Video
🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ ዝግባእ ኣፀያፊ ምስልታትI
• 🛑ብቁልጡፍ ካብ Tik tok ክጠፍእ...
🛑ንአርቲስት ዊንታ መኮነን ደዊለ call prank ሸዊደይ
• Video
Social media 👇👇👇👇👇
Facebook ..
/ maggy.hntsa
Telegram t.me/maggyshow
THANK FOR WATCHING 🙏🙏🙏 DON'T
FORGET SUBSCRIBE AND CLICK ON BEEL 🔔🔔
yonas maynas comedy , dawit eyob comedy gangster , dawit eyob comedy 2023 ,maggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media አውሎ ሚዲያ, ebstv worldwide,Eritrean Movie, Eritrean Comedy, New Eritrean Comedy 2023, New Eritrean Movie 2020, Wedi Shuq, Wedi Shuq 4, Wedi Shuk, Wedi Shuk 4, Wedi Shuk New, Wedi Shuq New, Yonas Mainas, Yonas Maynas, Yonas Minus,LTV World, ARARAT Entertainment, Neshnesh Tv, tigrigna, mekelle, Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television, EBC, Amel, Kemalatkum Entertainment, Wushatena Media, ገሬ እሙን Gere Emun, Star Entertainment, ቀዛሕታ Kezahta,Ethiopian wedding Dance, wedding, ethiopia, eritrean wedding, eritrea, eritrean music, eritrean music 2023, new ethiopian music, ethiopian news today, wedding dance, ephrem amare, admas music, new eritrean music 2023, ethiopian music 2023, new ethiopian music 2023, ethiopian movie, amharic film, new ethiopian movie, amharic movie, ethiopian comedy, ethiopian film, eritrean movie, eritrean comedy, eritrean film, seifu on ebs, seifu fantahun show, heny emu, ሳልስቲ መርዓ
heny emu,henyemu,ሄኒ እሙ,ONE LOVE channel,couples challenge,jofi lovers,prank,neshnesh tv,eritrean couples,dadi & mami,natu hubi,ሊግ ፍቑራት,Couples league,ethiopia,eritrea,eritrean music,eritrean music 2023,new ethiopian music,ethiopian news today,ephrem amare,admas music,new eritrean music 2022,ethiopian music 2022,new ethiopian music 2023,amharic movie,ethiopian comedy,eritrean movie,eritrean comedy,eritrean film,ፕራንክ,ውድድር,መዘንግዕ ካሜራ,Eri-TV,ኮሜዲ.New Eritrean movie 202 new eritrean movie 2022,new eritrean movie 2023 this week,tik tok habesha,new eritrean movie 2023 today,eritrean movie,eritrean movie 2023,eritrean movie 2023 new,eritrean movie 2023 new today,comedy eritrean,comedy eritrean 2023,comedy eritrean 2023 new,eritrean music 2023 new today,dawit eyob comedy,yonas maynas comedy,tigray movie,gere emun,awel seid 2023,zomay channel,tefetawi talkshow,dr. sharon woldu
Пікірлер: 334
ድያቆን ኤፍሬም እግዚአብሔር አምላክ ኣብቤቱ የንብርካ ሓወይ ❤❤❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
9 ай бұрын
አሜን
ብጣዕሚ ንጡፍ ቆልዓ ኣምላክ ብጥበብ የዕቢካ ድያቆነይ ብዙይ 3ተ ዓመት ሪኢዮ ነይረ ❤❤
ናይ ቅድሚ ኩናት እዩ ርአዩ ነይረ አብ ናይ መምህር ሙሉ ድያቆን ኢፍረም እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤
@user-xt8tj3cj8f
Жыл бұрын
ናድሕሪ ኩናት እዩ ትማሊ ሪኦዮ❤❤❤❤
@user-vq6he1gb4e
Жыл бұрын
ናይ ሐዚ ተኾነ ኸሞ እንታይ ይምልኮቶ መጀመርያ ክንድናዩ ይስራሕ ኣብ ይቱብ ኣይኮነን ከምዚ ከምዚ ምባል ሓሻዊ ዝኸነ ሰብ
ፀላኢኻ ይቃፀል ናመዳናኣ የኣማግየ ሓወይ ❤❤❤❤❤🎉🎉
ዳግማዊ ቅኔ ያሬድ አብ ትግራይ ንካልኣይ ንካልኣይ ግዜ ተፈጢሩልና,🙏🫶👏👏👏
ንባዕዲ ማጊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ዝሓወይ ማዓረይ❤
❤ ዲያቆን ኤፍሬም እግዛብሔር ይባርካ ፣ እዚ ዲያቆን ንትግራይ ጥራይ ኣይኬነን ዘድልያ ከላይ ንዓና ኤርትራውያን ውን የድልየና እዩ ፣ ስለዚ ኩሉ ህዝቢ ብፍሉይ ሓገዝን ምትብባዓን ንግበረሉ ፣ ብወገን ተገሪመ እየ።
You are honest man You not resist I have 🙏 respect for you brother keep going. From eritrean
ምግራም ጥራይ 🤔አታዬ ገሪሙንስ ገሪማ አውጺኤሉ I love it
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ማጊየይ ግን ናይ ዚ ድያቆን ኤፍሬም ሓዉና ዝቀረፆ ቪድዮ እቲ ጋዜጤኛ ትብሎ ኣለካ ❤❤ግን ሽሙ ክቡር ኣቦና መምህር ሙሉ ኣቦ ዉፅዓት ይብሃል❤❤
ሓውና ድያቆን ኤፍሬም እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መጀመርያኻ ከይኾነስ መወዳእታኻ የፀብቀልካ ክቡር ሓውና ናይ ቅዱስ ያሬድ ኣምላኽ ጸጋኡ ኣብዝሑ ይዓድልኻ ክቡረይ😘 ማጌ ሓወይ ኣብዛስ ተጋግኻ እስኻ እመኖ ኣይትእመኖ እቲ ባዕሉ ዘለዎ እዩ ትናግሩ ጅግና ተጋዳላይ ውፉይ ንህዝቡ እዩ ክንዲ ናቱ ዝሰርሐ ብዘይካ ምስኡ ዘለው ካልእ ኣይረኧናን ኣየ ናኣትና ነገር ናባዕልና ሰብ ክዓቢ ዘይንደሊ 😢
ማግየ ልፈትየካ ኣባይካ ይቃፀል ለባመይ ❤️ ኣነስ ነዚ በዓል ጥበብ ዝኾነ ድያቆን ክፈትዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤️
ማሎዳዬ ንፎትወኻ ነኽብረኻን ኢና ብናይ ሕማቅ ሰባት ዘረባ አይተሰተማሰል❤ ዙዲያቆን ሓውና ግን የምር ማራ እዩ ጎበዝ ሐዚ ግን ሓሚቑ ተጎሳቂሉ😢
እዊ ብጣዕሚ ፁቡቅ እግዚኣቢሄር ይጠብቅህ
ፀላኢካ ይቃፀል ሓወኒይ ❤❤❤
ማጊዋይ ብሉፅ ጎይታ ጠባይ ጸላኢካ ይቃፀል❤ዲያቆን ኢፍሬም ደጊመ ስለ ዝርኣክዎም ብጣዓሚ እየ ተሓጉሰ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሂወት ተረፈ❤️ናይዙ ፖስተር ነገር ግን ሞይተ😂😂
ኣነ ንማጊ ኣፍቂረዮ ኣለኩ ድምፂ ኩኑኒ ተጋሩዋይ❤❤
@sjqsooaoq0862
Жыл бұрын
ድምፂ ንክን አሕዋት😅😂😂
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ የኔ ማርር❤❤❤❤
ድሓን ኢካ ዘአርከይ ሕጂ እንዲአ ክርእየልካ ጀሚረ ኬፍ አለካ 🥰🥰🥰
አነ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ማዓረይ ❤❤❤ቀጽሎ ንዕቤትካ ከአ ይምነ
@tsbrhaneerha3973
Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፀላኢካ ይቃፀል ንባዕላ ዘይትቃፀል ሕማቅ ፈራዲት
ማሉዳ ጅግና ተጋዳላይ እዩ ፈታውዊ ህዝቡ ርሕረሕ ይሕመኒሎ ተደረፈሞ እሱለ ከይሰረሐ ሐሚሙ አብ እልጋ ክህርስለዎ ማጊ ከይፀልአካ ልቐርብይ ለይቐርብይ ፍለጥ
ማግየ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
ልባዕዲ ማግየዋይ ከትቃፀል ወለኪ❤
ማጊዋ ንባዕልኻማ ኸይትቃጸል ብቻ ኹሉ ግዜ ብፍሸኽታ ምጸና አድናቂትኻ እየ❤😅
ማግየይ ንፉዕ ሓቂ ምዝራብ ፅቡቕዩ❤🎉
አረ ይመቸካ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ንዝቆልዓ ከዓ ሰላም በለልና
ትክክል ማጊ እረ ትክክል ብጣዕሚ ደም ትግራይ ተይነቀፀይስ ፀጉሪ ምቅያር ታይ ኣምፅኦ
ማጊተይ ፀላኢካ ይቃፀል ብዓልካ ምቅፂል ሓጢያት እያ
ጅግና ብጣዕሚ ኢና ነመሰግን 🥰🥰 አበሳዬ በርትዕ
ፅሩይ ሓወይ 💛❤🙏
ኡፍ ኣነስ ኽፈትወካ ጎይታዋኒ ማጊተይ ሽኮር😘😘😘😘😘😘😘
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ማጊዋይ መኣረይ ንስካ እንተ ተተቃፂልካ ከ ሞ መን ክጫዊተና ዩ ❤
ማሉዳ ጅግና ውዲ ህዝቢ እዩ
Magi ma brother bizaeba nay maluda lewagaekayo like yileka eye
ፀላኢኻ ይቃፀል ዋ ካሊእኻ ኩሉ ፅቡቅ ሳሓቅካ ጥራሕ እያ ዘይትምችወኒ ናዓየ ፊክ ትመሰል ብዝተረፈ ይመችኻ🎉
ብሓቂ እዩ ኩሉ ግዜ ብግጥሚ ዘዋግዕ❤❤
Magi ani seb❤❤🇪🇷🇪🇷
ድያቆን ኤፍሬም እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን❤❤❤❤❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
9 ай бұрын
ይሃብካ
ማልድያ ❤️🩹ባሓቂ ቆሲልና ስንና😁እናሳሓቀ ልብና እናተቃፀለ 🔥
ማገይ ሓወይ ብጣዕሚ ጎበዝ ቆልዓ እዩ ❤❤❤❤
Xelaeka yikaxel hawey mearey. We love you so much Magy❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉
ድያቆን ኤፍረም ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን))ኣየ ናትና ነገር ግን ዋላ ሓንቲ ግጥሚ😉
ዊ አነይስ ክፈትወካ ማዓት እየ ማዕረይ ንበረልና 🥰🥰🥰🥰
ማጊየይ ምንጪ ሳሓቀይ ❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ❤❤❤
ማሉዳ ፈታዊ ህዝቡን ዓዱን እዩ።💛❤️🦁 ➨ስለዚ ንረብሓካ (ላይክ፣ኮሜንት)ክትብል ኣፍኻ ዘምፀአልካ ኣይትዛረብ መጀመርያ ንማሉዳ ክትነቅፍ እንተኮንኻ ክንዲ ናማሉዱ ስራሕ።ወዳሓንኻ🙌
@user-vq6he1gb4e
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ❤❤❤
ማጊ ማጊ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
ለባመይ ብጣዕሚ ትክክልኛ ሓሳብ ማሉዳ ኣብዚሕዎ እዩ ኣርቲስት ንህዝቢ ዝመጥን ኣካያይዳ ክህልዎ ይግባእ ማሉዳ ብጣዕሚ ቸኩሉ ሕማሙ ክሕክም ማለት ድዩ ዝኾንሉ ብዝኾነ ህዝቢ የዕዘብሎ
አሰይ ዉድ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
You are the best❤❤❤
ቃፅለሉ ተባዕ ሓው
ኣነስ ክፍትወካ ማዓረይ ❤❤Love you 😘😘🙏🙏
ኣነስ ኣብ መዓልቲ 3 ግዜ ተትመፅእ ዋላ😘😘
ብጣዕሚ ዝፍትወ ቆልዓ ❤❤❤❤❤❤❤
ማግየ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ንበረልና
ስላምኻ ይብዛሕ ሓዉና❤❤
ናይካ ግጥሚ ክሰምዕ እምበር ታሓኒቀ ነይረ🙈🤣♥️♥️♥️♥️
ማሉዳየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Betami ina neftewka zehawey marey
ዋይ ማጊ ግደፍ ንማሉዳ ክትነቅፎ ከለካሲ አነከ ከመይ አየ ምባል ፅቡቅ አዩ መሰሎም አባ ይተሓለዎሎም በቃያ ከይትዛናገዕ ነባዕልና ደሰ ዝበለና ናገበርናሰ🙄
እንኳዕ ብሰላም መፅእኸ ማግየ የኔ ፍቅር❤💋👌
ምርጥ ናይ ትግራይ ገጣማይ wow 😮😮😮
Nskas eba halu maggi 🇪🇷 ♥️ ❤️
እዝቆልዓ ክጉብዝ ኣምላክ እካዕ ካብዝኩሉ መከራ እካዕ ወፀ
ሰላም ማጊ ሰለማሉዳ ዝተናገርካዮ ደርፊ ሰሩሑ እዩ ደሪፉ ጉርሽ ክረክብ ኣለዎ. ከምቲ ንስካ ኣብዚ መፂካ ጉርሽ ንክትረክብ ትጃጃል ዘለካ ,ጉርሽ ንክረክብ ግድን እዩ ክጭፍርን ክደርፍን . እስካእ ሐዚ ኣብ ሓዘን ተቀሚጠ እየ እንየኩ ዲካ ትብል ዘለካ ኣይጨፈርኩን ኣይጨበስኩን. ኣረ ናይህዝቢ ትግራይ ተቆርቋሪ. ዋዋ ጀግና እዩ ቁርን ጥምየትን ችግርን ፊት ንፊት ዝተዋገአ. ከማይን ከማካን ኣብ ፅቡቅ ዓዲ ተቀሚጡ ብሚዲያ በሎም ቁረፆም ኣይበለን .አረ ክንደይ ብሓዋላን ኣብ እክልን መሰረታዊ ነገራትን ጉርሽ ናወሰኩ ዝሃፍተሙ ኣለዎ .ማሉዳ ገፅ ሰብ ሪኡ እዩ ዘምፀኦ ዘሎ ተፈትዮሞ ይሽልምዎ ተዘይኮይኑ ጥርሙዝ ክውርወረሉ ይክእል
@user-vq6he1gb4e
Жыл бұрын
ይገርመካ እዩ ልጥቅሙ ክብልስ ....☹️
ዌል ማግየ ብልቢ እየ ዝፈተካ ተስፋ ይገብር ድሕሪ ስደት ሓደ ምዓልቲ ረኺበ ብኣካል ተስሕቀኒ ትኾን 😁😌
ማጊ ከፈትወካ አነስ ❤ዕዲመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣር
መጊዋይ ዓብዪ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ❤❤❤💋
Ymocheka ❤❤
ብሓቂ እየ ኩሉ ግዜ ብግጥሚ
Kemaka ybuzuhu hawey natey btaemi xbuk medebat aleka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፅቡቅ ዘረባ ማጊተይ ስነ ጥበባውያን ክብሪ ናይቲ ዝውክልዎ ማሕበረሰብ ክሕልው እዩ ዘለዎም።
ፀላኢካ ይቃፀል
❤❤❤ማእርግና ለባም
ሽኮር ቀጽሎ ማዓረይ ❤❤
Son, let him have fun, don't criticize, he deserves to live his life the best he can. You haven't been were he was. Peace!
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ማጊተይ የኔ ማር❤❤❤❤
Eta nay maleda mulugeta hakika ika keep going bro yemchika 👌👌
❤❤❤❤
ምቅረይ ልብም❤❤❤❤❤❤❤
አ ይበል ግጥሚ ማጊ ሓወይ ቀፅለሉ ይዓኺ 😁😂
Good job bro we support you eritrea 🇪🇷
ፅብቆይ ክፈትወካ
ሰላም ጥዕና ሓዋይ
ማግየ ❤❤❤❤❤
ፀሊኢካ ይቃፀል 🙏
ፀላኢካ ይቃፀል ወድነይ ቀፅለሎ ፅብቅ ኢካ ዘለካ ዝሓወይ ማዓረይ❤️
ግደፊ ማጊተይ💘♥️🤗
መቅሰን ዝኮንካ ወዲ ይመችኻ ናተይ ፍቅሪይ 😍😍😁😁😁
ማጊየይ ፍቅሪ😌💚
ኣጆኻ ማኪ ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤
ጎበዝ ቆልዓ ኣታባብዕዎ
አብ ዝሓፀረ ግዜ እየ ዝፈልጦ መዳባትኻ ማግየ ግን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዝሓወይ ቀፅለሎ ንፍቅሪ ንጎስጉስ❤ ፍቅሪ እዩ ጡዑም❤😊
ወዲ ዓደይ ቡጢዓሚ እየ ዛፍትዉኪ ቀፁለሉ❤❤❤❤
❤❤❤❤😂ገቡዝ
ዋውውውው ቆንጆ❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
ማግየ ሽኮር አነ ክፈትወካ መዓት እየ ወዲ ሪመይ ሽኮር ኩሉ እትቅርቦ ነገር ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ቀፅለሉ
ማጊየይ እምወደህ ነሪልኝ የኔ ወድ🥰🥰🥰
ክትምቸወኒ መዓት❤