I am proud be Eritrea 🇪🇷 ❤️ 💙 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍💯💯💯💖💖😘😘
@margarettesfamicael4853 Жыл бұрын
we may forget but we never forgotten our heroes what they go through for freedom peace for Eriy and Eritrean people teaching stories, thx for sharing real life before our Independence, it's great things to hear from eyewitness our story.kebrn mogson nsemaietna given their life for freedom peace and voices to all Eritrean people in world GOD BLESS Eriy home of Heores!!!!!❣️❣️💖
@hareguyemane9075 Жыл бұрын
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💖💖💖
@simdela4785 Жыл бұрын
ክብርን ሓጎስን ነሓርበኛና በጃ ንዝሓለፉ ነዛ ክብርቲ ሃገር
@solianasoliana2735 Жыл бұрын
I am proud to be Eritrean people🥰🥰🥰, I love you deki eray🤩🤩🤩 hagerna amlak yebarkelna yehalwelna 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@shida2004 Жыл бұрын
They have to make based in true story movies using this incredible story and others . Proud to be Eritrean 💪🇪🇷👍
@hareguyemane9075 Жыл бұрын
I am proud to be Eritrean Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I grow up in Eritrea ( Asmera).Always when I think about my lovely Eritrea how much I miss this country beside I remember my lovely friends whom I consider them us my family Aster Berhea, Semayenesh berhea whom they live in Neshete Gejereat . There Dad had a lot of cattle & use to sell Milk .
Eritrean revolution listen each individually story , tactics of working ,hiding from enemy , staying hiding in small hole for days this story makes so proud. However you have done the great job for independence. Thank you for your great service have done. when I listen each individual statement really make me proud.🇪🇷🌹🇪🇷🌹EPLF
Пікірлер: 242
አየ ኤርትራዊ ጅግና ነቶም ስውአት ወለዲ እግዚአብሔር ይምሐር ንዓካትኩም ከአ ዕድመን ጥዕናን
My family I miss them ❤ my grandparents and my father yemane russom Amlak ab zelekumo yeksnkum l sooo proud for my family ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tighistimelake9449
Жыл бұрын
😍
@saraasmerom9050
Жыл бұрын
Your family are heroes ❤️🇪🇷
ወርቃዊ ታሪኽ! ሓደራ ህድሞዞም ጀጋኑ ወለቲ!
ናይ ብሓቂ ልብኻ ድምስጥ ታሪኽ ሓርበኛታት ስድራ ግን እታ ህድሞ ብኽብሪ ክትጽገን ኔርዋ መኽንያቱ ቅርስታትና ስለዝኮነት
ጀጋኑ ኤረይ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንአቦይ ርእሶም ዶቦጭ ምስ ባዓልቲ ቤቶምን መሰልቶምን አብ ገነት ይንብረልና እግዚአብሔር ነዚ ዘቅረብኩምልና ኩሉኩም ነመስግን ኤርትራውነት ክቡር መንነት ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ውውው ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ታሪኽ ናይ ሰሓርቲ ኽትንትኒ ገነት ኽሓፍተይ ❤ ❤ ተኪኤ ሓወይ ብዓል ኣቦይ ርእሶም ሓሊፎም ታሪክ ግን ነቦሪ ብጣዕሚ ተሓጉሰ እዞም ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️🌹🌹🙏🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🙏.
👍 ደቂ ኤረ ሰብ ታሪኽ ሀገረ ሰማእታት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am proud be Eritrea 🇪🇷 ❤️ 💙 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍💯💯💯💖💖😘😘
we may forget but we never forgotten our heroes what they go through for freedom peace for Eriy and Eritrean people teaching stories, thx for sharing real life before our Independence, it's great things to hear from eyewitness our story.kebrn mogson nsemaietna given their life for freedom peace and voices to all Eritrean people in world GOD BLESS Eriy home of Heores!!!!!❣️❣️💖
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💖💖💖
ክብርን ሓጎስን ነሓርበኛና በጃ ንዝሓለፉ ነዛ ክብርቲ ሃገር
I am proud to be Eritrean people🥰🥰🥰, I love you deki eray🤩🤩🤩 hagerna amlak yebarkelna yehalwelna 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
They have to make based in true story movies using this incredible story and others . Proud to be Eritrean 💪🇪🇷👍
I am proud to be Eritrean Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራ ሰፈር ታሪኽ ብጣዕሚ ደስ ዝብል 🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ናይ ብሓቂ ዘገርም ጥበብ አዋይ ናይ ኤርትራዊ ብልሒ እኮ ኣብ ታሪኽና ዘይ ተገብረ የለን ማለት እኮ እዩ ዘገርም እዩ ብሰላም ዕረፉ ነዛ ሃገር ዝወደኩም ጀጋኑና
ታሪኽ ኤርትራ ሰሚኻ ኣጽገብን ኢዪ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ የመስግነኩም እግዚኣብሄር ንኹልኹም ስድራ ይባርኽኩም ኩሉ ኤርትራ ስድራ 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki Erina abzelekum selamkum ybzah ❤❤❤
እንቁዋዕ ኤርትራዊት ኮይነ ተፈጠርኩ እንዳሓደርካ ትሰምዖ ሓበን ኩርዓት ጥራይ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና መግልጺ ስኢነ 🦁🦁🦁
@tmniteyabera8685
Жыл бұрын
Etay eyu zakuraka wedi arawit
@Am-yr5zd
Жыл бұрын
@@tmniteyabera8685 ሰረቅቲ ጀርክና ማንካ
@sabateklay4890
Жыл бұрын
ጅግንነት ናይ ዞም ኣናብስ ኣቦታተይ ኣታ ርእሲ ከልቢ ዕሱብ ድርባይ ጓሓፍ
@sabateklay4890
Жыл бұрын
ሰራቒ ኤርትራዊ ከምዘየለ እሙን ህዝቢ ምኽዋኑ እቶም ሓቀኛታት ተጋሩ ይምስክሩ አለው ከማኻ ዓይነት ብልዖም ኣይራናን ኻ ብዙሕ ይዛረቡ እታ ሐቂ እዚ እዩ እንዳመረረካ ዋሓጦ i
🙏🇪🇷🐪🙏🇪🇷🐪🙏🇪🇷🐪😍jeganu deki Eritrea. Egziabher hagarna Eritrea bark
እዋይ ኤርትራዊ ዘይተነግረ እምበር ዘይተሰርሔ ታሪኽ የብሉን አዴታትና ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን
Seharti zeytenegrelu bzuh Tarik alewo fetshwo ikum Eritv. Xbuk medeb
I grow up in Eritrea ( Asmera).Always when I think about my lovely Eritrea how much I miss this country beside I remember my lovely friends whom I consider them us my family Aster Berhea, Semayenesh berhea whom they live in Neshete Gejereat . There Dad had a lot of cattle & use to sell Milk .
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ💪🇪🇷❤ ቀጽልዎ ሐደራኹም 🙏
The place should be kept as a museum 💪💪🙏🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ነዛ ታሪኻዊት ዓቢ ሚስጢር ዝሓቖፈት ጉድጓድ ንክትጽገን ከይትበርስ ናይ ኩልና ሓላፍነት እዩ በጃኹም ከምዚ ዝኣመሰለ ክዕቀብ ኣለዎ 🇪🇷🙏🙏🙏
I am proud to be eritrean ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
There are a lot of things that you need to interview people of Eritrea. There are many heroic people. Thanks for sharing this heroic family
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት
Dekery jeganu edemen tenane yhabkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪
ስሓርቲ ሰፈር ጀጋኑ🦁🦁🦁
እዋይይ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ተቐዲሑ ተተሪኹ ዘይውዳእ ከም ቀላ ዮርዳኖስ ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ታሪኽ የለን ህዝባዊ ግንባር ከቢሩን ተሓፊሩን ይንበር ንዘንት እለት ። ነባሪ ታሪኽ እምበር !!! ነባሪ ሂወት የለን !!! ዘልኣለማዊ ዝኽሪ !!! ን'ሰማእታትና !!! ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
💖💖💪💪👍🙏
Ewe Ewe heki bihki jgnna hafash wdbina heki bihki ✌️🇪🇷❤️
Btaomi hgus eye tarik nay gezana bmukanu my gad bless you all my family love you all 💖❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless for all the freedom fighters who sacrificed and are sacrificing their lives to defend Eritrea's sovereignty.
Gelixka zeywudae tarik eritrea peoples 💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you our hero very brave 👍🇪🇷❤️
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🌹 🎉🎉🎉
Wow thanks good news ER TV ❤️🇪🇷✌️
Eritrean revolution listen each individually story , tactics of working ,hiding from enemy , staying hiding in small hole for days this story makes so proud. However you have done the great job for independence. Thank you for your great service have done. when I listen each individual statement really make me proud.🇪🇷🌹🇪🇷🌹EPLF
ናይ ብሓቂ ኣብ ሰውራ ዘይተነግረምበር ዘይተግብረ የለን ዝበሃል ሓቂዪ ዘሕብን ታሪክ
ህዝቢ ኤርትራ ሰራሕ ቂያ ሓበን ይስመዓኒ ዓወት ንሐፋሽ 🙏💞
ጅግንነት, ኤርትራ, ግና, ብዙሕ, ታሪኽ, ኣሎ 🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🌹🌹👍😍👌
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Haileab asefaw my bro kafti zfleteka nlaeli Xbuk serah ketserh kexbeyeka eye bzuh zeitbrbere tarik alo gex zftewen hatnetatey Dema rea ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ነዚ ህዝቢ እዝስ ብምንታይ ኢካ ክትገልጾ ኣብ ሕብርቲ ጸላኢ ካብ ደቢኡ ከይራሓቀ ተቃሊሱ ዘቃልስ ዓጢቁ ዘዕጥቅ ቃላት ሲኢነሉ 🙏
TRHAS AMATRE ERITREA ♥️💪🇪🇷
Oh my God God bless you My people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏻🙏
ናይ በሓቂ ዝገርም ታሪክ ጉዕዞ ሰውራ ኤርትራ ጥበብ ስለ ዝተሓወሶ ኢዩ ኣብ ናጽነት በጺሑ ። Er Tv ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ብህጂ ውን ከምዚ ዓይነት ከተቅርቡልና ኣንዳ ተላበኩ ሓንቲ ነገር ግን ኣላ ኩሉ ግዝየ ዝከታተላ ዝነበርኩ ህጂ ግን እቃሪጽኩማ ምስጋር ወያነ ናብ ኣዲ ምሩግ ትብል ብክፋላት ትሰድሉና ነርኩም ህጂ ውን ክትቅጽሉልና ንላቦ
Deki Erey jeganu Edman tinan yehabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Thank you Tv. Ere for sharing this amqzing kiya Abotatina History....there is alot History in Sharti....Fetishiwo ekum
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷👍🌸
Ertrawi nay bahaqi jgna hzbi kuburat weledna 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
This is the real museum
ጀጋኑ አሪትራውያን።
How far they go to sacrifice to their people , God bless you
ፈጣሪ ዘበንካ ይቐይሮ🙏🙏🙏 ሰላምን ቕሳነትን የውርደልካ ኣታ ለዋህ ጅግና ህዝበይ ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ይኣኽለኩም ይበለና ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@tighistimelake9449
Жыл бұрын
Amen Amen
@titirezene9592
Жыл бұрын
Amen🙏🏻
Wow TPLF learned making all this ጉድጎድ from you guys amazing…
Deke erina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ኣቤት ጅግንነት።
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍 kab bahri bchlfa aytegeren ketswo gize yhabkum fetari hasadat yeleyelna
ህዝብና ብጣዕሚ ሓያልን ፅዕራምንዩ
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
Jegnu tarik tebaten natkum men yetkao elfi kedat bezi tarik ayehbenun eyom nebrkna🇪🇷❤❤🇪🇷🙏🏻
ናይ በሓቂ ዓውት ምስጢር ህዝቢ ኤርትራ እዚ እዮ ነይሩ።
Wow ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS Heros always 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ 😍!!
Amazing history 👏&very interesting 👍
👍🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷💪
@semeretesfahiwet2125
Жыл бұрын
🥰🇪🇷🥰💪🇪🇷👍
Det är en spännande Eritreas historia, och det väcka uppseende. en av historisk händelse. Tack så mycket.
@simdela4785
Жыл бұрын
Det er sant Regbe! Vi har en fantastisk historia! jeg stolt av ā være Eretrisk
Welcome
Eitrea For Eiratrea god belss our hero familiy
Abet jgnet,nnatsnet eritrea men zeytewefeye deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 abiet ftsame,dengikum eritv ezi kulu tarik keytezentewe ykedu alewu bejakum ngaye nezi tarikna
🌿🙏💪❤️🌷🇪🇷🇪🇷🌷❤️🇪🇷🌷❤️🇪🇷🌷🌿🙏💪❤️🌷🇪🇷Proud to be Eritrea 🌿🙏💪❤️🌷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🤝🤝🔥🔥
ፕፕፕፕፕፕፕፕ ዝገርም ታሪኽ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ናይ ዳምባ ሰሓርቲ እባ ምጹልና ናይ ኣውድኣመት ቅዱስ ሚኬኤል 35ሰባት ብሓደመዓልቲ ዝዓረፉላ ታሪክ ልቢ ወለድ ዛንታ pls ደቂ ኤረይይ l love you
@elukemana6723
Жыл бұрын
Neshity afilto telika bejka ,/ke negrine .Desi eyu zebilne wela neshity tikun
@tv3726
Жыл бұрын
@@elukemana6723 ኣብ ዳምባ ሰሓርቲ ደርጊ ብጸላእቲ ተመሪሑ ኣብ 1981 ታሕሳስ ንግደት ናይ ዳምባ ሰሓርቲ ቅዱስ ሚክኤል ማዓልቲ ልዕሊ 34 ሰባት ቀቲሉ ቅድሚ ምቅታሉ ግን ተጋደልቲ ኔሮም ኣብቲ ዓዲ ኩናት ተጌሩ ተጋደልቲ ብድብያ ንደርጊ ብዙሕ ምስ ቀተልሉ ደርጊ ዳግማይ ወዳበ ገሩ ሰራዊት ወሲኹ ተኣሳሲሩ መጽዩ እቶም ተጋደልቲ ውሑዳት ሰለ ዝነበሩ ካብቲ ቦታ ኣዝሊቆም ድሕሪኡ ደርጊ ናብ ዳምባ ሰሓርቲ ኣትዩ ምስ ኣተወ ብሓሰውቲ ተመሪሑ ነቶም ሓፋሽ ውድባት ዝነብሩ ኣውድኣመት ሰለ ዝነብረ ሒዝዎም ምስጢር ንገሩ ተባሂሎም ምስ ኣቅበጹ ብግፍዒ ብሳንጃን ጥይትን ቀቲልዎም ምስኦም ከኣ ኣውደኣመት ስለ ዝነብረ ብዙሓት ሰለማውያንን ነጋዶን ተለኪሞም እዚ ይበስል ብውሑድ እቲ ታሪክ።
@elukemana6723
Жыл бұрын
@@tv3726 wow yegrm eyu dergi nay edu aysean besmeam ....yekiniliy zekafilkani/ ni behke🥰❤️🇪🇷
🐪❤🇪🇷✊✊✊
ኣብዚ ግዜ ደርግ ዝነበረሉ እዋንዩ ኔሩ ናይ ሕጂ ቀሺ ተኪኤ ናይ ሽዑ ግና ሃለቃ እንዳበልና ኢና ንጽውዖ ዝነበርና ዋላ ቲሃለቃ ኽንብሎ ውን ብልምዲ ኣብ ሕብረተሰብና ከም ሳጓ ሃለቃ ቀሺ ዝባሃሉ ብዙሓት ኔሮም ዮም ኣብቲ ጊዜቲ ሃለቃ ተኪኤ ምስ ካሎኦት ደቂ ኮዳዱ ነስመራ ከም ኮንትሮባንድ ዛኣመሰለ ብጋዴን ዛኣቱ ንብረት ኔሩ ኩሎም ሳሓርቲ ካኣ ኣብቲ ግዜቲ ክሳብ ቴባት ናኣሽቱ ቲቭ 14 16 18 ኢንቺ ቴባት ሳንዮ ስተሪዮ ናሽናል ፓናሶኒክ ዝባሃላ ዲሒረን ዊን ኢንተርናሺናል ዝባሃላ ናይቲ ግዜ ዝተፈላለየ ኪዳውንቲ ጂኒሳት ዘይተሰፍየ ጣቀታት ደቀኒስቲዮ ብጋዴን ዓላ ፎሮ ያኣቱ ኔሩ ኩሎም ሳሓርቲ ድማ ኣብዚ ስራሕ ተዋፊሮም ዮም ከም ካላኣይ ናይ ሕሪሻ ስርሖም ዘሳላስሉዎ ዝነበሩ ጎኒ ጎኑ ድማ ዋሃዩ ኮይኖም ናይ ከተማ ስራሓት ይሰርሑ ነበሩ። ኣነ ኣብቲ ግዜ ንእሽቶን ፈጣንን ኢየ ዝነበርኩ ኣብ ኣስመራ እናሸቀጥኩ ኮንትሮባንዳ ካብዞም ደቂ ሳሓርቲ ብብዝሒ ንብረት ንገዝ ኣሎም ነበርና። ሃለቃ ዳርጋ ብዙሕ ኑጡፍ ኣይነበረን ግን ኩሉ ጊዜ ምስቶም ኮዳዱ ኢምበይቶ ብብዝሒ ካኣ ንፉዓት ሸቃጦ ዝነበሩ ድቂ ዝግብ ኢዮም ንሃለቃ ተኪኤ ምባዓር ሽዑ ኢየ ዝፈልጦ ሳሓርቲ ብሓፈሻ ኣዚዮም በላሕቲን ደፋራትን ዮም ንዝዋሃቦም ስራሕ ብጅግንነትን ቆራጽነትን ይፍጽሙ ኔሮም ሳላቲ ኮንትሮባንድ ምስኹሎም የ ተፋሊጠ ንምፍላጥ ጥንቅቅ ኢሎም ዮም ዝፋለጡኻ ኣነ ውን ዋላኳ ወደስመራን ተማሃራይን እንተነበርኩስ መበቆል ዓድኻ ቀንዲ ኣቐዲሞም ዝሓትዋ ስለ ዝነበረት ኣነውን ሳሓርቲ ብምንባረይ ዳሓርዲ ንሓደ ምስ ነገርካዮ ኩሎም ዮም ዝናጋገሩ ብንጹርን ሓቅን ግን ከራጋግጽዎ ኣሎዎም ስለ ዝነገርካዮም ጥራይ ኣይ ኣምኑኳን ኢዮም። ነዚ ኮነ በቲ ስራሕ ኮንትሮባንድ ዊን ካብ ስራሕ ፈዳይን ዝፍለ ኣይነበረን ኮንትሮባንድ ቲሰርሕ እንተኮንካ ፈዳይን ወይ ዋህዮ ኬንካ ክትሰርሕ ዘጸግም የቡሉን ብፍላይ ዳህራይ ናይ ጋዴን ስራሕ ብደርግ እናተፈልጠ ስለ ዝመጸ ስራሕ ዊን ተቀይሩስ ቢጋሕቴላይዩ ተቀይሩ ስለዝተማሓየሸልና ድማ ምስቶም ናይወጣት ሊቀ ምንበር ኢናተሳማማዕኩ ዓርቢ ዓርቢ ንጋሕቴላይ ከይደ ቀዳም ጺዒነ ሰምበት ንጉሆ ወይ ቀዳም ለይቲ ነእትዎ ኔርና ኢና። ኣብ ጋሕቴላይ ነቶም ውዱባት ዘድሊ ከም ሽጋራ ካልእ ዝመስል ድማ ካብ ኣስመራ ነውርደሎም ነበርና ከም ዝገዙኡልና መሲሎም ድማ ንብረቶም ይወስዱ ነበሩ። እምባኣር ንሃለቃ ተኬአ ሕጂ ኣብዚ መደብ ምስ ረአኹዎ ኩሉ እቲ ብፉሉጥ እኳ ኣይኩን እምበር ንሶም ኮንትሮባንዳ ኪሸጡልና ከለዉ ንሕና ድማ ኣብ ከተማ ዝርከብ ንብረት ቀሪብናሎም ንጸንሕ ኔርና ኢና ንኽብል ስለ ዝደለኹ ኤ ሳሓርቲ ኣብ እጃም ቃልሲ ሰውራ ጌና ዘይተበርበረ ኣበርክቶ ዝነበራ ቦታጅግንነትን ትብዓትን ኢያ ። ብፍላይ ኣብ ምውጻእ ህዝባዊ ሓይልታት ካብ ዓላ ብኻላኣይ መጀመሪያ ኣብ ዛሓርቲ ኢያ ተንቃሳቒሳ ብዓል ወዲ ኤፍረም ይኩኑ ሓይልታት ክፍልታት 06 ጆማሂር መጀመሪኦም ሳሓርቲ ንሳተን ቀንዲ ንእሽቶ ሳሕል ዝባሃላ ዳማ ዳምባን ዓዲ ቐረጽን ቀንዲ መጀመሪይን መርገጽ እግሪ ሻዕቢያ ኢየን ቦታታት ስትራተጂካዊ ቦታ ምስ ምንባሩ ደንገል ውን ይፈትዉዋ ኳ ተነበሩ ብዙሕ ገባር በዘይ ምንባራ ተጋደልቲ ብዝሕ ድበሉ ክትምግብ ትኽእል ኣይነበረትን ኮም ኡ ውን ዓተበባስ ደምበ ብሞኳና ብዙሕ ኣጋይሽ ትእንግድ ኣይነበረትን ዳሕራይ ግና ህ ሓ ሓ ኤ እንዳበርትዐን ሓየለን መጸ ክሳብ ከባቢ ዓዲሓውሻ ካኣ ዓረደ ስንስለት ዓዲ ሃከፋ ላምዛ ዓዲ ቀ ታሕታይ ዓዶም ዞማት ሰላዕ ዳዕሮ ዓዲ ጎምቦሎ ካኣ ህ ሓ ዓሪዱ ነበረ። ካቡኡ ንታሕቲ ግና ጀብሃ ሒዛቶ ነበረት ኣብ ምጠረሻ ግና ደርግ የቀይ ኮኮብ ዘመቻ ኣብ ሶማል ተዓዊቱ ነበረሞ ኢዚ ዘይባሃል ኩምራ ኣጽዋር ሶቤት ንደር ስለ ዝሓገዘቶ ብመረብ ዎዶ ዘማች ኣኽቲቱ ደርግ ዘመናዊ ኣጽዋራት ሒዙ ንሰውራ ኤርትራ ክድምስ ስ ተሃንደደ ሰውራ ኤርትራ ምዝላቕ እናተዋጋእካ ኮነ ክም ሳዕቤናቱ ብቢዓል ዓዲያቆብ ጀሚርካ ኩሉ ምንገዲ ከረን ደርግ ጽርጊያ ሒዙ እግረእግሮም ይዝዕብ ተጋደልቲ ካኣ ኣብ ዘዚጥዕሞም ጸኒሖም ይድምሡዎ ነበሩ። ምዝላቅ 1978 ኣዚያ ኩናት ዝበዝሓ ዓመት ኮይና ኢያ ተመዝጊባ። ብዙሕ ዝረሳዕኩዎ ኣሎ ቆልዓ 11 ዓመት እኳ እንተነበርኩ ሽዑ እዋን ካብ 1975 ሃዲምና ካብ ኣስመራ ዓዲ ስለ ዝነበርና ኣነ ንቁሕ ቀይሕ ዕምበባ ብምምባረይ ፖሎቲካዊ ንቕሓተይ ግን ክሳብ ንሓደስቲ ተጋደልቲ ከይተረፈ ይምህርን ተጋደልቲ ባኣይ ይድነቁን ኔሮም ዮም። ድርግ ዲሂሱ ምስ ኣተወ ግን ንሕና ዊን ነስመራ ተመለስና ብፍላይ ኣነ ንስድራይ የሸግሮም ኔረ ኣብቲ ጊዜ 1876 ጥራይ 5 ጊዜ ናብ ተጋድሎ ከይደ 5 ግዜ ኩንታል በሊዕካ ተመለስ ኢሎም ምቕባል ኣቦዩኒ። ሻቡ ኣብ መበል ሓሙሻይ ግዜ ግን ኣደይ ዝገደፈትለይ የብላን ተኸትኪተ ተ ኣሲረ ዋላ መን ከታዓርቕ ነደይ ወዲ ሓደ ስለዝነበርኩ ኣቦይ ኣበስመራ ኢዩ ዝነበረ ሻቡ በዚ ዛኣኪብ ነስመራ ሒሳትና ተመልሰት ኣነውን ከምሰበይ ነቲ ተፈልየዮ ዝነበርኩ ትምህርተይ ቀጺለዮ ይብለኩም።
@yoni4422
Жыл бұрын
yeqenyelna sleti mesati zantak ..... Jigna
@yacobhaile6379
Жыл бұрын
I read your article like I wrote myself and it is like reading news paper=CLEAR! 1876...1976=NOT A BIG DEAL. WHERE ARE YOU KNOW? WISH U Z BEST!
@elukemana6723
Жыл бұрын
Wow gele aynet yekinilna 🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷
Proud to be Eritrea🇪🇷 miss my blood
እዚ ታሪኽ እዚ ብፊልም ውን ክስራሕ ዝግቦኦ እዩ። ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ገና ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ ተዘንትዩ ሞ፡ ተስፋ ገብር ኩሉ ክስነድ። እዞም ስድራ ድማ ዝለዓለ ክብርን ሞጎስን ይሃቦም። 👍🏿🙏🏾❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘይርሳዕ ታሪካዊ ፍጽመ ክብረ ነቶም ዉፉያት ስድራቤት 💪💪💪💪💪 ከምዚ ዝኣመሰለ ታሪኽ ክስነድን ክዝንቶን ዘለዎ ኮይኑ ግን አዮም ይፈልጡ ሓብር በጃክም ዓብግዞእ ብመልክዕ ፊልም አንተዝስራሕ ዝበልርጸ ነይሩ ::: ብጣዓሜ ነምርስግን ነዚ ናይ ጀግንነት ታሪኽ ዘካፈልኩም 💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
7 ሰሓርቲ 🇪🇷✊🏿🐪. Eri-TV መጎጎ ኣድሓነት ኣብ ዳንባ ስሓርቲ ቀጻልነቱን ውጽኢቱን ፕሮግራም ገርኩም ኣርእዩና።🙏🙏🙏. ምሽጥራዊ(Typing error)
@berhanebhg4796
Жыл бұрын
7 siharti entay eyu 21 aditat eyen even siharti zbhalla 3 wekerti damba sharti 4 adtat agudli Kab 21 aditat wekerti azamer zibanangeb damba
@cumba3551
Жыл бұрын
ዓጋመ ኣሎዉ መስለኒ አብ ኤሪቲቪ።
Zgerim eyu 😞😞😞 GBU 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዞገርም ዛንታ።❤❤❤❤❤❤❤😊
🇪🇷❤️
🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Meglexieika tsenelom tsienelu nezi buruk hizibi ❤☔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
📢eritreawenet kubur minenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷awet nehafasheeee ✊️✊️
🌟🇪🇷⛪I love you deki Eriy 🕌🇪🇷🌟✊🥛✊🕯
💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Hagerna Eritrea 🇪🇷 nsleki zhalefu sematatna bgbri ydebesu awet nhafash
Waw, it was amazing story
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for ertrawyan be ertrawyan awet nihafash
Qeshi Tekie
Weledna jeganu zegeberwo yelen
great job
ሓበን ሃገር! ፈጣሪ ህዝብናን መንግስትናን ይሓሉ 🙏🙏🙏
ኣብ ሳውራ ኤርትራ ዘይተነግረ ምበር ዝተገብር ታርኽ የለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍