EMN - መራሒት ሓይሊ ኮይነ፡ ሓይለይ መሪሐ ናብ ኪናት እንከምርሕ ዓይነይ`ዩዝበርህ። - Eritrean Media Network

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - መራሒት ሓይሊ ኮይነ፡ ሓይለይ መሪሐ ናብ ኪናት እንከምርሕ ዓይነይ`ዩዝበርህ። - Eritrean Media Network

Пікірлер: 570

  • @user-on7op7cn5e
    @user-on7op7cn5e2 жыл бұрын

    ተጋየዩ EMN ጀጋኑና ብህወት ከለዉ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን 🇪🇷🌹🇪🇷💯🇪🇷🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷

  • @lulyaeri3878
    @lulyaeri38782 жыл бұрын

    ዋዕሮ ጓል ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷 በጃኹም ነዛ ዋዕሮ ብብዙሕ ስለትልዓል ብዙሕ ታሪኽ ስለዘለዋ ካላአይጊዜ ጥራይ ዘይኮነስ 1000 ጊዜ ከተቅርቡዋ ንላቦ♥️♥️♥️♥️

  • @filmonamanuelfala1121
    @filmonamanuelfala11212 жыл бұрын

    ጋል ጥሮታ ኣማሓዳሪት ማይተመናይ ነበር ኣብ ኩሉ ጅጋና hero of heros

  • @abrahamfesshay5870
    @abrahamfesshay58702 жыл бұрын

    ትብለጽ ዋዕሮ ( ጋልጥሮታ ነብሲ ) ክሳብ ናይ 7 ወርሒ ጥንሲ ሒዝኪ ኣብ ኩናት ክሳብ 17 ግዜ መውጋእቲ ኣጋጢምኒ ኢልካ ኣሎ ዘረባ መርኣያ ጽንዓትን ጅግንነትን እዩ ። ክምህ ዘይትብሊ ዋዕሮ፡ኩሉ ጸገምን,ቁርን ፡ኣሳሓይታን መኪትክዮ ተጋዲልኪ ጋል ህዝቢ ኣደ ጽንዓት፡ሓቦ፡ኒሕ ንበሪ ክበሪ ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና we are proud of you our Heroes long live

  • @zaidworqi5871

    @zaidworqi5871

    2 жыл бұрын

    Nay Bhaqi Ewa

  • @kiflayandemichael5982
    @kiflayandemichael59822 жыл бұрын

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ብሂወት ዘለዉን ዝሓለፉን EMN ከኣ ነመስገነኩም ነቲ ካብ ባሕሪ ብማንካ ዘይተላዕሎ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ምሉእ ሓላፍነት ወሲድኩም ክትሰርሑ ንምሕጸን

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor66402 жыл бұрын

    ክሪኤን ከለኹ ነብሰይየ ከሕልፋ ዝደሊ ከመይ ድየን ዋዕሮታት ደቂ ኤረይ ዮኒ በል እዚ ውሻጠ ጅግንነት ጀጋኑና ካብ ኣተኻዮ በርቢርካ ኣውጽኣዮ Thanks for everything you do 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐💐💐💐 525 like ኣይትሕመቑ

  • @er-jw9vq
    @er-jw9vq2 жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ጋል ጥሮታ እንቃዕ ሓሳብ ልብኪ ሰመረልኪ መሬት ብኣኩም ጸኒሓ እንቃዕ ኣብዛ ዓመት በጻሕኪ። ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷)(🇪🇷)❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @redseacamels9993

    @redseacamels9993

    2 жыл бұрын

    She is a giant and brave warrior. And you are excellent and special, because you doing a great job with your team. I love ❤️ you.

  • @er-jw9vq

    @er-jw9vq

    2 жыл бұрын

    @@redseacamels9993 እንግሊሽ ኣይፈልጥን እየ ሓቢቢ ትግርኛ ወይ ዓረብ በጃካ ዝጸሓፍካያ ዘለካ ድገመለይ የቀነለይ ወዲ ሪመይ💖

  • @habtetareke9215
    @habtetareke92152 жыл бұрын

    EMN ብተቕርብዎ መሳጢ ታሪኽ ኣዚና ነመስግነኩም ብጣዕሚ ታሪኽ ኣዴታት ሰውራ መወዳእታ የብሉን። ጓል ጥሮታ ዝተረፈ ዕድሜኺ ይባርኽ ኣምላኽ።

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup51502 жыл бұрын

    There’s no one in the world that can compare with you Eritrean tegadelti deki Anisetiyo I’m proud of you please write a book my beautiful sister,thank you so much yonas,for letting me hear there stories 🇪🇷🇪🇷♥️🌹♥️🌹👍💪🏾🙏

  • @helenkidane763
    @helenkidane7632 жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ትብለጽ ከም ሽምኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤😍💎💎🙏

  • @godblesseritrea2583

    @godblesseritrea2583

    2 жыл бұрын

    መደብኩም ደስ ዝብል ዩ ቀዳመይቲ ምርጫይ እያ ኮነሬል አሽመላሽ ጎይትኦም ዝበሃል ቅድም ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ዝነበረ ሕጅ ምስ ህዝባዊ ግንባር ዘሎ ንእሽተይ ከሎካ ካብ ሜዳ አስመራ እናአተወ ቡዙሕ ጅግንነት ይሰርሕ ዝነበረ ሰብ ሕጅ ከም ዝነገሩኒ ብሕማም ምኽንያት አብ ገዝኡ ዓቴኰዛን ዝበሃል አሎ ብህይወቱ ከሎ ታሪኹ ክንሰምዕ ደስ ምበለኒ

  • @sen-ayt7782

    @sen-ayt7782

    2 жыл бұрын

    @@godblesseritrea2583 ❤️🙏🏽 ወዲ ኤረይ ጹቡቅ ሓሳብ ደዉለሉ ንዮናስ ክኸዶ ይኽእል እዩ ብጹሑፍ ኩሉ ኣየንብብዎን እዮም

  • @samharamen6278
    @samharamen62782 жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ን አርካናት ገድሊ🇪🇷💪 ንስለ ኤርትራ ንእስነተን ዝሃብ አዴታትና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ 🙏🏾 🇪🇷💪።

  • @tedrosberhe1850

    @tedrosberhe1850

    2 жыл бұрын

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @amanuelweldekidan96

    @amanuelweldekidan96

    Жыл бұрын

    ⁰0

  • @bqse6142
    @bqse61422 жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ደቂ ኤረይ ኤርትራውያን ምዃና ካብዘን ሰብ ቅያ ምፍጣርና የሔብነና የኹርዓና ገዲም ተጋዳሊት ዋዕሮ ትብለጽ ተወልደ ጓል ጥሮታ ኣንበሲት በዓልቲ ቅያ ታሪኽ ንበሪ ሓርበኛዊት ኣብነታዊት ክብርን ሞጎስን ደበስን ንስዉኣትና ዮናስ ነኽብረካ ጋዜጠኛ ሕቶታትካ ደስ ዩ ድብለኒ ኩልኹም EMN ሰራዕቲ መደብ ብልቢ ነመስግነኩም ኣጆኹም ኣለና ኣብ ጎኖኹም የቐንየልና ስለ ኹሉ ማኣድታትኩም ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! ✊🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @eriellta838
    @eriellta8382 жыл бұрын

    ጋል ጥሮታ ዘይትሕለል ወራር ወያነ ምስ ጀመረ ብረት ሒዛ ክትሕልዉ አብ ከባቢ ዕዳጋሓሙስ ይዝከረኒ ክብርቲ ተጋዳሊት ጋል ጥሪታ ዕድመን ትጥዕናን ይሃብኪ ።

  • @kibreabwedixge667
    @kibreabwedixge6672 жыл бұрын

    ካባኽን ምዉላደይ የኹርዓኒ ዘየብረናክን ክኣ የጉህየኔ።

  • @m.g5367

    @m.g5367

    2 жыл бұрын

    Nai lomi endmo abidna

  • @samisami8754

    @samisami8754

    2 жыл бұрын

    Kid ewa hadami kid tray afti zelekayo kedm kedami

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde32472 жыл бұрын

    ደቂ ኤረይ ታሪኽና ይትረኽ ኣሎ።ንሕና ድማ ታሪኽን ቅያን ጀጋኑና ተጋደልትናን ዋርሳይን ሰሚዕና:ክንሕበነሉን ሕድሪ ተቐቢልና ኣለና ንሃገርና ክንብል ይግብኣና።ሃገርና ብኸቢድ ዋጋ መጺኣ።ብኸቢድ ዋጋ ድማ ኣውሒስናያ።ስለዚ ኣለና ንሃገርና ንበል።

  • @user-py8yp8px7y
    @user-py8yp8px7y2 жыл бұрын

    🙏ትብለጽ ትብለጽ ትብለጽ ካብ ኹሉ ብኹሉ ብልጽቲ 🙏ዋይ ኣደይ መዓረይ ኣቲ ክንደይ ክጥዕም ኤዩ እቲ ታሪኪ ኹሉ እቲ ጅግንነትኪ በሊ ኣነስ ደጋጊመ ኤየ ዝሰምዖ ዘለኹ ከማኽን በዓል ከምዚ ከማኽን ጅግንነቶም ጀጋኑ ተጋደልትናን ንኽሰምዖ እዘን እዝነይ ከፊተ ኤየ ዝጽበየኩም ብጅግንነትኩም ካብ ብልቢ ኤየ ዝሕበነልኩም ኡንቃዕ ንስኹምሲ ናትና ኣነውን ናትኩም ኮንኩ 🙏ንኣምላኸይ ዘመስግኖ 🙏ኣታ ክንደይ ክጥዕም ኤዩ እዚ ታሪኪ 🙏ትብለጽ ትብለጸይ ክብረት ይሃበለይ.🙏ወትሩ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስውኣትና 🙏⛪️🕌🙏

  • @user-py8yp8px7y
    @user-py8yp8px7y2 жыл бұрын

    ዋውው ኣቱም ሰባት ክንደይ ክጥዕም ኤዩ ክትሰምዖ ከለኻ ጅግንነት ኤርትራውያን የሕዋትና ክብረት ይሃበልና 🙏እዚ ኤዩ ዘብለካ ኤርትራውንት ኹቡር መንነት 🙏⛪️🕌🙏

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey56282 жыл бұрын

    Jegna waiiro, we are proud of you. We are so thankful for your ultimate sacrifices. We are Eritreans because of you . Yonas thank you for everything you and your colleagues are doing. Please please give them more time as you may not get them again these heroes. Awet Nihafash

  • @zakariasberhane4383
    @zakariasberhane43832 жыл бұрын

    Eritrawi kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾🐪🐪🐪❤️❤️💕💕✊🏿✊🏿👍🏿👍🏿👍🏿❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @zewdibeyene4712
    @zewdibeyene47122 жыл бұрын

    ጅግና ትብለጽ ሐፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ተወልደ ሐጎስ 💪🏻💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💐💐💐💐💐💐💐ሐዝሐዚና

  • @user-on7op7cn5e
    @user-on7op7cn5e2 жыл бұрын

    Welcome EMN 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷 ታሪክና ዝስንድ ዘይነበረ እልና መኣንታ ከብድና ንሃርር ነርና ህጂ ግን ተስፍ ኣለና ሳላ EMN

  • @jossyaferhom305

    @jossyaferhom305

    2 жыл бұрын

    @warsay yikealo Zigerim eyu hakika anewin yesekifeni neru hiji gin ufffff yibl aleku ayy ewe jigninet

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane90752 жыл бұрын

    I am proud to be Eritrean!!!!💯💯💯💞💞💞

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai92372 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኹም ንዛ ንረግጻ ደለና መሬት ሂወትኹም ጉልበትኹም ከፊልኹም አረኪብኹምና ሞሳን ክብርን ይግባአኹም ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኩሉኹም ጀጋኑና። ዩናስ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ አጆኻ።

  • @natsenetteshome3675
    @natsenetteshome36752 жыл бұрын

    ጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር መዳረግቲ የብለን ጀጋኑ ተባዓት ቆራጻት ወዘተ ኣብ ዓለም መዋዳደርቲ የብለን

  • @eriellta838
    @eriellta8382 жыл бұрын

    አብ ቐጻሊ ወራር ወያነ ከመይ ነበረ ከተዘትወልና አምጻአልና

  • @yodittsegay5034
    @yodittsegay50342 жыл бұрын

    Thank you for your services Eritrean heroes. I don't have any words to appreciate you how you work hard for our country. You are a women of your word and you’ve always done exactly what you have said and you’re a woman of honor. Thanks you again and again.

  • @wladsawawarsay275
    @wladsawawarsay2752 жыл бұрын

    ዋዕሮየ💗💖🇪🇷🌾🌻🍀☘🌸🌺🌿🌼💪❗ Yoney ka keep going bring all our irreplaceable Heros & Heronies. So that all the miraclous history of E .P.L.F will be caried on for generations and generations! "PROUD TO BE ERITREAN" (Victory to the Masses; ዓወት ንሓፋሽ!)

  • @mibrakhagos
    @mibrakhagos2 жыл бұрын

    ኢኤምኤን ብጥዕሚ ኢኩም ንፉዓት። ታሪኽ ክስነድ ጥራይ ኣለዎ፡ ዝሰምዖ ኣይስእንንዩ ምስናዱ ጥራይ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte61482 жыл бұрын

    ብቃላት ዘይግለጵ ጅግንነት መመሊስካ ክትሰምዖ ዘደንጱ ጓል ጥሮታ ሓንቲ ንጀጋኑ ኤርትራዉያን ወኪል እያ ብዙሕ ታሪክ ካብቲ ዝሓለፈቶ ጵንኩር ኩናት ከም ዘለዋ ተገንዚበ ካልኣይ ክፋል ጥራይ ዘይኮነስ ብቀጳሊ ክፋላት ክትመጳና ብትሕትና ንጵበ ክብርን መጎስን ንስዉኣትና🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍👍👍🌷🌺🌹🏵🌷🇪🇷👍🙏🌺🌹🏵🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ermiasb5124
    @ermiasb51242 жыл бұрын

    ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን

  • @sabaarafaine5451
    @sabaarafaine54512 жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ሳላ ጅግንነትክንን መስዋእትኽን ብጅግንነትክን ተሓቢና ኮሪዕና ኤርትራውያን ንበሃል ኢልና ደረትና ነፊሕና ርእስና ኣቅኒዕና ምስ ዓለምና ተሰሪዕና ንከይድ ኣለና ተሓበኒ ጅግና ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏❤🇪🇷

  • @atakltielias
    @atakltielias2 жыл бұрын

    ዎው መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነት ጀጋኑ ተጋደልትና፡ እንቋዕ ነዚ ኣርኣየኪ ዋዕሮ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ ዕድመን ጥዕናን🙏 ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ብሂወት ዘለዉ ጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ✊🏽🇪🇷. ምስጋና ንኩልኹም ኣዳለውቲ ዚሰነድ ጅግንነት።

  • @ariammehtsun8232
    @ariammehtsun82322 жыл бұрын

    ጓል ጥሮታ ብርክቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ። ሙቁሉልነትኪ ኣብ ምምሕዳር ማይ ተመናይ እየ ዝዝክሮ እሞ ኣጀኪ በርትዒ ኢኪ🇪🇷🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽❤️❤️❤️

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit55512 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጥዑም ዕላል ደስ ዘብል ። ካላኣይ ክፋል ኣስማዓና

  • @amanabebe6284
    @amanabebe62842 жыл бұрын

    እቲ ኤርትራ ዘይትሰዓረሉ ምክንያትን ሚስጥርን እዚ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ጥሮታ ጅግና

  • @astergebreab3965
    @astergebreab39652 жыл бұрын

    ኣሰይ ሽኮር ኣርካናት ኣዴታትና ክብረትና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @ggmm2340
    @ggmm23402 жыл бұрын

    Amazing story and heroism. My question would be, it’s great that she has an “Administrator” position but don’t you think she has earned a military title too? I would say, she is a Cornel to a Brigadier General in my mind. Thank you for all the service!!!

  • @rufta.
    @rufta.2 жыл бұрын

    I Love gal Tirota. Ab Maytemenay Amehadarit keleki ndege ferimkiley. Salaki biayer wetsia ab Norwey yrkeb aleku. Kab kertet mengedi Sudan adhinkna Ms Rakuki tehagusi . Bezi agatami khbreki Kuluna Meneseyat Nfetweki. Ab dege zelena btsuk nzkreki. Tesfa ngebr adba Ms atena knrekbeki. Adreski ente rekibna . Adena haftna Mkllti tegadalit gal troto Shikor GBU 🙏🇪🇷❤ wetru Awet Nhafash ::

  • @shamsuleman4427
    @shamsuleman44272 жыл бұрын

    ጀጋኑና ቅያ ጅግንነትክን መዳርግቲ የብሉን! ሓንቲ ሪኢቶ ግን ኣላትኒ ኣብ ቃለመጠይቅ ናይ ጀጋኑና ኣምሓራ ትብል ቃል ብጣዕሚ እያ ትደጋገም ኣምሓራ ግን ሓደ ክፋል ናይ ሙሉእ ኢትዮጵያ እዩ። ይርዳኣኒ እዩ ንሰራዊ ኢትዮጵያ ንምግላጽ ሙኳኑ ወታሃደራት ኢትዮጵያ ካብ ሙልእ ኢትዮጵያ ዝተዋጸኡ ሞቅጸሪ ዘይብሉ ሰራዊት እዩ ነይሩ። ስለዚ በቲ ሓደ ወገን ነቲ መሪር ቃልስና ናብ ሓደ ጸቢ ዓንኬል ነውርዶ (ነንእሶ) ኣለና ምስ ኣምሓራ ጥራሕ ኣይኮናን ተዋጊእና ምስ ዓባይ ሃገረ ኢትዮጵያ ኢዩ ነይሩ። ብካልእ ወገን ካኣ ንሓደ ቤሄር እንዳኣልዓልካ ምዝንታው ነቲ ዝምድና ሃስዩ እዩ እሞ ኣምሓራ ትብል ብሰራዊት ኢትዮጵያ ወይ ደርጊ ወይ ካኣ ጸላኢ እንተዝባሃል ምሓሸ ባሃላይ እየ።

  • @edentecle818
    @edentecle8182 жыл бұрын

    Thank you for your service eritrawit waero 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @mulughetaadhanom2091
    @mulughetaadhanom20912 жыл бұрын

    ዝተረፈ ግዜኺ ይባርኸልኪ ፈጣሪ Eritrean Net work ድማ ሃየ ተጓየዩ ጀጋኑና ብሂወቶም ከልዉ ታሪኾም ክንሰምዕ,,,፨፨፨፨

  • @simontheodros663
    @simontheodros6632 жыл бұрын

    What class Eritrea women fighter.You are a hero and roll model of Eritrea.Thsnkd for your service.

  • @maitemenai7307
    @maitemenai73072 жыл бұрын

    ጀጋኑ ተጋደልትና ንእስነትክን ወፊኽን ናጽነት ዘምጻአክናልና። ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና።

  • @er3137
    @er31372 жыл бұрын

    ኤርትራዊት ጓለንሰይቲ ብተፈጥሮኦ ወዓሮ ኢያ ንሃገራ ሂወታ ኢያ ተሓልፈላ i love you 😍 ሃመማዲኤ፡🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt77822 жыл бұрын

    ብልጽቲ ከም ሽምኪ ጂግና 💕🙏🏽ተጋዳልት ዕዲመን ጥዕና ይሃብኪ ኣምላኽ ብጻዕርክ ደምጻክያ ዓዲ 🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saronteame773
    @saronteame7732 жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት ታሪክ ክሰምዕ ደስ እዩ ዝብለኒ ሓቀኛ ታሪክ ሰለዝኮነ ኣብ ሆሊሁድ እንተዝስራሕ ኦስካር ምወሰደ እዚ ዘሕብን ታሪክ ብዝሕ እዩ ዘዘክረኒ ካብ ይካኣሎ ናብ ዋርሳይ ወረስ ተወራረስ ኩራዕ ወዲ ኤረ ጋል ጡሮታ ንስክን ከምዚ ከማክን ጀጋኑ ኢለክን ኣለኩ።

  • @thomasteferi4378
    @thomasteferi43782 жыл бұрын

    ማህጸን ተፈቲኑ : አምላክ ክአ ቁዱስ ፋረ ሂብና ! ከምዚ ክትሰምዕ ማራ የሐጉስ ተጋዳላይ ዘይድገም ፉጥረት !

  • @zerayhabtu3193
    @zerayhabtu31932 жыл бұрын

    ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ

  • @wedidrar1074
    @wedidrar10742 жыл бұрын

    ዋዕሮ ጋል ጥሮታ ነብሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እምበር ሸፋቱ ተባሂልኩም ብጣዕሚ ዘሕዚን

  • @berhanesolomon8915
    @berhanesolomon89152 жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ፡ ጅግናነት ህዝባዊ ግንባር ትሓደ ካብቲ ሓደ ዘይባላለጽ ምስትንክራዊ ዝኮነ ዓወት ኢዩ፡ ብፍላይ ታራ ደቀንስትዮ ከኣ ተንቲንካ ዘይውዳእ ኣብርእሲ ምኻኑ ነቲ ተጋዳለይ ጥራይ ዘይኮነስ ነዚ ሓዱሽ ወልዶ ውን መራልን ሓቦን ዘስንቅ ኢዩ፡ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ፡ ሰላምን ቅሳነትን ንሃገርናን ንጎራባብትናን እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሃበና ፡

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere94272 жыл бұрын

    ብሓቂ መወዳድርቲ ዘይብሉ ታሪኽ ጅግንነት፣ ክብርን መጎስን ይሃብኩም ዋዕሮ ከማኽን የለን። በጃኻ ካልኣይ ክፋል ግበረላ ካልኦት ብጾታ እውን ከምኡ ኣቕርበልና ዮናስ ፋርስ ክጸውይሉ ኩሉ ክፈልጦ እቲ ውዕሎ ጅግንነት።

  • @trhastsige2295
    @trhastsige22952 жыл бұрын

    Jeganu ny behkie 🥰🥰🥰👏👏👏ezie journalist ka kinfe 👍👍👍💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bashailema9043
    @bashailema90432 жыл бұрын

    Thank you for your service to Eritrea! I wish you a long life!

  • @alekueyezebl701
    @alekueyezebl7012 жыл бұрын

    ጅግና ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሕቶም ኣላትኒ ንኣዳለውቲ እዚ መደብ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ነዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ምንጋርኩም ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም ክቀጽልዎ ክኣ ክብለኩም ይደሊ ኣብ ቀጻሊ ከተምጹልና ንሓተኩም እንዳቦይ ሓደራ ዝብሃሉ ስድራ ዓዶም ገዛ ከርመድ ዓይላ ጉንደት እታ ስድራ 12 ወሊዳ እቶም 8 በጃ እዛ ሃገር ተሰዊኦም እቶም 2ብግፍዒ ደርጊ ተቀቲሎም እቶም ክልተ ብዘይ ዘተፈልጠ መይቶም ኣደ እዞም ስድራ በይና ሕማቅ መሪር ሓዘን ተሐልፍ ኣላ ሰብኣ ውን ምስቶም ደቁ ነዛ ሃገር መስውኣቲ ከፊሉ ስለዚ ነዛ ኣደ ከይድኩም ሓቲትኩም ተገዲስኩም ታሪኽ ስውኣት ደቃን ኣቀታትላ ደቃ ብግፍዒ ደርጊ ከተዘንትውልና ብኽብሪ ንሓተኩም ኩቡራት ኣዳለውቲ መደብ

  • @dana.j9062
    @dana.j906211 ай бұрын

    There's no words to describe our heroes for what they have done and continue to do so to defend Eritrea ( Hagerey) To our Heroes, we admire, idolize, and honor you for your courage, outstanding achievements, sacrifices, and your noble qualities !! 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @mulugetakidene4681
    @mulugetakidene46812 жыл бұрын

    ጅግና ሓርቤና ጋል ጥሮታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @peaceandlove684
    @peaceandlove6842 жыл бұрын

    ዋዕሮ ጀግና ኤረትራዊት እንኳዕ ናጽነት ክትርኢ አብቃዓኪ።

  • @biniam5667
    @biniam56672 жыл бұрын

    EMN ሚድያ ጽብቅ ስራሕ ! ኣብ ቀጽሊ መዳባትኩም ንታሪኽ ኤርትራ ንታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ሻዕቢያ ከምዚኦን ዓይነት ጁጋኑና ክትምጽእልና ንለብውክም።

  • @kidanebahiakesete7350
    @kidanebahiakesete73502 жыл бұрын

    Nsle bètatalent zkonet tray nebsa eba part 2 aqrbelna bezeterefe selam wesenay yonasa good jobs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌

  • @dahlak8721
    @dahlak87212 жыл бұрын

    60ታት መንእሰያትና ናይ ሎሚ ወለዲና ከማኩም ምህላውና ትዕድልቲ ዩ ወትሩ ከንክብረኩሚን ክንሕበነልኩም ኢና ዋው

  • @habtomtsehaye3518
    @habtomtsehaye35182 жыл бұрын

    እዚ ኩሉ ታሪክ የሕሊፍክሰ 4 ወሊደ ምሰ በልክሰ ኣሰይ ክንደይ ደሰ በለኒ ታሪክ ይሕሊፍኪ ኢከ እሞ በረኸት እግዚአብሔር ይዕሰሎም ዉሉድኪ ኣደ ጀግና እዩም

  • @ghirmeso98
    @ghirmeso982 жыл бұрын

    ጀጋኑ ኣዴታትናን ኣቦታትናን ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ነዓኹም:: Eritrea media network dima ልባዊ ምስጋና:: please Keep it upp.

  • @Eritraen
    @Eritraen2 жыл бұрын

    ጅግንነት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ መግለጺ ውን ኣይርከቦን ኢዩ

  • @germaytesfay5252
    @germaytesfay52522 жыл бұрын

    ብዛዕባ ታሪኽ ጥርጥር የብልናን ግን አደንጉኽሞ ሕጅውን ማይ አይሐለፎን እሞ ቀጽልዎ ዕድመንጥዕናን ይሃብኪ አዴና

  • @abebaderar8298
    @abebaderar82982 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል መመሊስካ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ጋል ጥሮታ ጀግና ናብራኺ ደቅኺ ይባሩኽ አብ ካልአይ ክፋል የራኽበና EMN ከአ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ቀጽልዎ

  • @eriellta838
    @eriellta8382 жыл бұрын

    ዘይትምኖ ተጋዳሊት ዕላላ በጃኹም ,ግዜ ሃብዋዶ

  • @tesfalemgebremichael5525
    @tesfalemgebremichael55252 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጅግና ዋዕሮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @habtom5113
    @habtom51132 жыл бұрын

    ኤርትራዊ ትም ኢሉ ኣይኮነን ብኤርትራውነቱ ዝምካሕ 🇪🇷👌👍👍👍

  • @anbesatesfay1716
    @anbesatesfay17162 жыл бұрын

    ገዲም ጅግና አዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አሜን። አነስ ብኻ ምሳኹም ተወሊደ አብ ግዜኹም ዝነበረ ታሪኽ ክሰምዕ ከለኹ ምስ ናይ ሎሚ ምዉላደይ ማራ ዩ ዘጽላኒ✊🏽✊🏽

  • @akilehab377
    @akilehab3772 жыл бұрын

    We all came from a woman, but I came out from #Eritrean woman & I'm proud of it. Thank you EMN & btseiti Tiblets. We need at least one more part. Thank you in advance. Glory to our beloved martyrs.

  • @yonassbhatu8
    @yonassbhatu82 жыл бұрын

    Kebrn Mogosn n jeganu, ztesewun zelewun hagerna.

  • @eriellta838
    @eriellta8382 жыл бұрын

    ዕላላ ጥዕም ቐጻሊ አቕርብዋ

  • @sahleamanuel9435
    @sahleamanuel94352 жыл бұрын

    Kem nay eritreawiyan tarik befxum yelen. Anbesit waeri 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @amanamena1949
    @amanamena19492 жыл бұрын

    ብሪ ብርሃነ ክፍለ ሰራዊት 16 ማከልነት ሓይሊ ፡ ፡ዝነበረት ድለያ ዮናሲኖ ።

  • @himantesfasghi2642
    @himantesfasghi26422 жыл бұрын

    Edmen Tienan Yhabki Jigna Hafteyy 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐👍👍

  • @user-sv8re8pr8t
    @user-sv8re8pr8t2 жыл бұрын

    እዛ ኣዴና እሞ ንርኣያ ምሉእ ንእስነታ ን ገድሊ ኤርትራ ወፍያቶ ከይ ኣክል ሲ ሕጂ ካኣ ነቲ ኩሉ መስገደል ሓሊፋ ከዕርፍ ከይበለት ክሳብ ሕጂ ን ህዝባ ተገልግል ኣላ። ብዛዕባ ዛ ሰብ እዚኣ ዶሞዛ ክንደይ ይኸውን ኢልና እንተ ንሓስብ ግን ሕልናና እንታይ ምበለና ኡፍፍፍፍፍ ቃንዛ ዩ በጃኻ my Lord

  • @eritrealove119
    @eritrealove1192 жыл бұрын

    I am so proud of you 👍 our hero ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷thank you for your sacrificed 🙏

  • @chriskesete2112
    @chriskesete21122 жыл бұрын

    ቀጽልዎ ኩሉ ግዜ ✅✅✅

  • @nebu5224
    @nebu52242 жыл бұрын

    ጀጋኑና መስተንክር ታሪኾም 🇪🇷❤ ዮናስ ሓውና ናይቲ ኣብ ሜዳ ዝወለደቶ ግን ኣይሓተትካያን ኣብ ዝቕጽል ንጓል ጥሮታ ብስፍሕ ዝበለ ብሃንቀውታ ንጽበየካ ። ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማአታትና ኣወት ንሓፋሽ 🇪🇷

  • @abogida669
    @abogida6692 жыл бұрын

    Wawwwww I'm so happy to see you gal tirota brkiti fithawit kulu zeyegma waero ab mimhdar Godayf eiye zifelteki edmen tienan yhabki ketsiyo 🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitte3424
    @senaitte34242 жыл бұрын

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ EPLF forever I love you every single one of youTegadelti ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @berea.5579
    @berea.55792 жыл бұрын

    Great admiration and respect for the heroism of all the eritrean liberation fighters,EMN u doing great job keep it up

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi38072 жыл бұрын

    GOD BLESS YOU 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi43412 жыл бұрын

    I remember you, Gual Teirota. Yor're one of the most heroes. I went school with you" Military Academy" in 1986 Apolo/ Nakfa\.

  • @tsigehanaasefeha2547
    @tsigehanaasefeha25472 жыл бұрын

    Dear Mr Yonas, Your programme is amazing for years I have been waiting to hear like those excellent story of our hero sister,s and brothers. Second gual tirota, you are a star our beautiful sister. There is no word to describe how you were in gedly; been a mother and sister to give a booster to your bizot. Waw story like must be recorded in Guinness World record. May God bless you and your family. I am very proud of you. Tebae gegina haftey Please please EMN keep searching because there are thousands story hidden that need to be recorded. Thank you so much.

  • @hosanayonas896
    @hosanayonas8962 жыл бұрын

    ጎልጥሮታ ዋዕሮ ጅግና!!

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum64762 жыл бұрын

    I am glad she is alive to tell the story..thank you my Hero. We are very proud of you thank you. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏

  • @asmaitawetu390
    @asmaitawetu390 Жыл бұрын

    ኣንበሲት ጅግና ጓል ኤረይ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷👍💯

  • @user-tg4rv3ho1j
    @user-tg4rv3ho1j2 жыл бұрын

    ጓል ጥሮታ ኣመሓዳሪት ማይተመናይ እንከላ እየ ዝፈልጣ ሕውስ ባህርያታ ተፈታዊ ካብ ዝገብራ እዩ ዕድመ ይሃቭኺ

  • @yonasentertainment8744
    @yonasentertainment87442 жыл бұрын

    🇪🇷❤Eritrea gegina

  • @akhberetkibreab6571
    @akhberetkibreab65712 жыл бұрын

    🌟🇪🇷⛪I love you deki Eriy 🕌🇪🇷🌟✊🥛✊🌟🥰🥰🌟

  • @tesfalemgebremichael5525
    @tesfalemgebremichael55252 жыл бұрын

    EMN keep doing the good job we're very proud of you.

  • @gmanyem1057
    @gmanyem10572 жыл бұрын

    ነዘን ዋዕሮ ደቂ ኣንስትዮናስ ጅግና ወይ ጀጋና ኢልካ ጥራይ ክትገልጸን ኣይውሓደንን ዶ ቃል ዶ ስኣንና፡ እስኪ ሃሰው በሉ በጃኩም።

  • @abrahamtesfai6597
    @abrahamtesfai65972 жыл бұрын

    Some times it is very difficult to be an Eritrea. The degree of guiltiness and worthlessness i feel when i hear all this incredible events. Every of us will die but people like her will never die, they will live on forever, because they done something worth life and beyond. I think you EEN. Please keep doing what you are doing and if there is a need for financial support, please do so. Thank you!!!!

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up2 жыл бұрын

    God bless you my sister and Ur Family 🇪🇷🙏🌷💜🌿🇪🇷👏

  • @asmeretsolomon4694
    @asmeretsolomon46942 жыл бұрын

    Jigna gual Eri I’m proud of you salakum jeganuna Eritrean people we love ❤️ gual Eri edmen tinan yimine 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay42962 жыл бұрын

    Welcome EMN🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay38672 жыл бұрын

    Abet jgnnet Eritrea 🇪🇷 ko fluyat ena 👏👏👏

  • @semharberhe8748
    @semharberhe87482 жыл бұрын

    Jgna waero des behalt 🌹🇪🇷💕 kbren mgosen ygbeakn EU MO 🌷🇪🇷💜 edmen tenann yhabkn ftari adalwti eza mdeb dma btaemi Ena nmsgnkum kxlwo aytdonguna n general flpos amxulna please 🇪🇷 abzi zsmamae like gbrr🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmeretzeghai1522
    @asmeretzeghai1522 Жыл бұрын

    Wow wow jegna tegadalit wearo 🇪🇷♥️🇪🇷

Келесі