ሌላ ምስ ንኡስ ዞባ ላዕላይ ጋሽ - መደብ ናትራን | Natran - Introduction to the Lealay Gash Subregion - ERi-TV

Ойын-сауық

ERi-TV, Eritrea - መደብ ናትራን -ንኡስ መደብ ዘዋሪት ካሜራ - ሌላ ምስ ንኡስ ዞባ ላዕላይ ጋሽ | Natran - Introduction to the Lealay Gash subregion
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

Пікірлер: 98

  • @Kokob100
    @Kokob1006 ай бұрын

    ኣነ ወዲ ዞቦ ዶብብ ኢየ ዝፍትዎ ቦታ ግን ላዕላይ ጋሽ ኢዩ ብፍላይ ማይ ቆቋሕ ሃዳሙ ሸሸቢት ❤🇪🇷

  • @dejenzraewedixaeda3763
    @dejenzraewedixaeda37636 ай бұрын

    ኣብ ዝመጽእ ግዜ ብዛዕባ ኣውጋሮን ከባቢኣን ብብዝሒ ወርቂ ስለ ደሎ ብስፍሕ ድበለ ሕዝኩምልና ንኽትመጽኡ ነታባብዕ Thanks

  • @TekleBeyene-de7wc
    @TekleBeyene-de7wc6 ай бұрын

    ጋሸይ ሓላል ዳግማይ ተመልሰ ክሪኤኪ ሕልሚ ኣለኒ ንኩሉ ኤርትራዊ ካኣ ስደትና የሕጸረልና ምስ ስድራና የራክበና

  • @Eritrea_2013
    @Eritrea_20136 ай бұрын

    ጻዕራም ደጀን ዝኾነ ህዝቢ ተበረኺ 🇪🇷🙏🏼ምስ ህዝብኺ 🥰🙏🏼🥰🇪🇷🎄🎄🎄🥂2024 ርሕስቲ ዓመት ትቀስኑላ ዓመት ትኹነልኩም ህዝበይ ዒቃል ❤❤❤ 🥂🥂❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎄🎄🎄🎄🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-wl3qy2ed2y
    @user-wl3qy2ed2y6 ай бұрын

    ወይነ ኣደይ ኣርኦምን ኣድመን ጥዓናን የሓብኩም

  • @eritrawit7184
    @eritrawit71846 ай бұрын

    ኢታ ባድመ ኢባ በጃኩም ኣሕዋት ኣሪአና ኣላሊና ንዛ ባዓልቲ ታሪኽ ዛንታኣ ዘለዋ የቅንየልን

  • @user-ld9cu1rn8u

    @user-ld9cu1rn8u

    6 ай бұрын

    አብ Dmtsi Eritrawyan ትብል ሜድያ አላትኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽዩ ሰኒደሞ ዘለው

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-20136 ай бұрын

    ያ የሕጺርኩማ። ሓርማዝ መተዓቢቲይ። ገረንፈት ኣጉመ ኣዉጋሮ ተኮንቢያ ማይሽግሊ ኣንቶረ ኣዲ ፍቅርን ማዓርን ጻባንን❤

  • @debesayyosef806
    @debesayyosef8066 ай бұрын

    ጋሸይ ጻዕዳ❤❤❤❤

  • @omeremehin2963
    @omeremehin29636 ай бұрын

    ጋሽ ጻዕዳ ብፍላይ ገረንፈት ዓደይ የቀንየልና ገጽ ዓድና ዘራካና ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ኤረይ

  • @bereketraesu2690

    @bereketraesu2690

    4 ай бұрын

    👍

  • @Galadey
    @Galadey6 ай бұрын

    Eway gash halaleye❤😢❤❤❤❤❤

  • @bereketraesu2690
    @bereketraesu26906 ай бұрын

    gash xhade ❤❤❤❤❤

  • @golujchanel2080
    @golujchanel20806 ай бұрын

    thanks for for your nice service EriTV.

  • @menilekkenfe4708
    @menilekkenfe47086 ай бұрын

    Thanks so much Eritrea 🇪🇷 tv 📺🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🐪🐪🐪💪🏿✊🏿

  • @Jo.424
    @Jo.4246 ай бұрын

    Gashey xeada ❤❤❤❤❤

  • @dawithabtemariam50
    @dawithabtemariam506 ай бұрын

    ጋሽ ከምዚ ዝበልኩሞ እክሊ ዝሕፈሶ ጸባ ዝሕለቦ ከምኡ ውን ወርቂ ዝርከቦ እዩ ግን ንፈርሕ ዝንጎ ሒዝና ከይንተርፍ መክንያቱ ሓጋይ እንስሳታት ኩዕት ይሓግይኦ ከረምቲ ማይ ሃሪሙ ንሱዳን ኢትዮጲያን ይከይድ ለበዋይ ነብሲ ወከፍ ምምሕዳር 2 ደዞራት ክዋሃቦ ይላቦ ዓቅሚ እተኣሎ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-ex8lr7wg7s
    @user-ex8lr7wg7s6 ай бұрын

    ናይ በሓቅ ደስ ዝብል ቦታ ኣሪኢካና የቀኒየልና

  • @FioriZemichael-qo6ul
    @FioriZemichael-qo6ul6 ай бұрын

    ጋሽይ ብሩክ መርት አረይ ኣድይ ዋውውውው🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari17426 ай бұрын

    laelay gash adey adi zeraeti adi tirit❤❤❤❤❤❤

  • @user-mu1eu1ye2q
    @user-mu1eu1ye2q6 ай бұрын

    Aseyyy gashey halal hzban mayan tumat eri shikor ❤❤❤❤❤❤❤

  • @dana.j9062
    @dana.j90626 ай бұрын

    ኤርትራዊ ማለት በቃ ጻዕራምን ሕያዋይን ፈቃር ህዝቢ ብዙሕ ቅንዕናን ኣዝዩ ተቐባሊ ሰብን ብርግጽ መሬት ጀጋኑን ማለት እዩ። 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @danielbarnabas2206
    @danielbarnabas22066 ай бұрын

    God bless Eritrea

  • @amanhabtemariam2144
    @amanhabtemariam21446 ай бұрын

    Embah belu, gash Barka Halal meret

  • @nigistihadgu1819
    @nigistihadgu18196 ай бұрын

    ❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹💪💪💪🌺🌺ያሰላም ❤️🐪🐪🐪🌺🌺🌺ያሰላም እዎይ ደስ ኪትብሉ አብሺሩ ህዝብና ሃገርና አብሺርኩም ሰስኑልና ዓምሩልና ጃሕጃሐ በሉልና ካባና ትደልይዎ ሐገዝ ድሉዎት ምኮና ከረጋግጸልኩም እፈቱ በቲ ንአና ኪረክቡና ትክእሉ መገዲ ቀሊል እዩ እሞ አዶና አምላክ ረቢ ምሳኩም ይኩን ምስልኩም ልግባእ አብሺሩ ዓወት ንሐፋሽሽሽ ❤️❤️❤️🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🐪🐪🐪🐪🌺🌺💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @dana.j9062
    @dana.j90626 ай бұрын

    Being Eritrean simply means a hard-working, resilient people with lots of integrity and honesty and kind people!! But do not mistake our kindness for a weakness!! 💚❤️💙 🙏 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @thebestisyettocome.7056

    @thebestisyettocome.7056

    6 ай бұрын

    Thanks for your Compliments. But If This IS the case why the Eritrean begging for asylum food Help Money in Ethiopia until Europe, Canada? ASK your self properly!

  • @filmontesfamichael3885

    @filmontesfamichael3885

    6 ай бұрын

    😅😅😅

  • @merhawi6787

    @merhawi6787

    6 ай бұрын

    @@thebestisyettocome.7056, by other reasons, which we are not willing to share it here with un relevant people!

  • @WediSawaMendelay
    @WediSawaMendelay6 ай бұрын

    Ewayyyyy ezi meret adinas kulu des ybleka, anes tekalit miealti n sidet zimexaku, seb do kabzi ysded eu wedey ❤🇪🇷. Ruhus hadish amet & lidet n kulatkum deki Eri 🇪🇷

  • @humhum3511
    @humhum35116 ай бұрын

    Marvelous !!!! Thanks a lot ERI-TV .

  • @misghinaghebremariamtedla5263
    @misghinaghebremariamtedla52636 ай бұрын

    ❤azekakirkumna gash xaeda, hzba buruk, ab wthdrna kelena halifu tuum,degime life kihlf tesfa aleni

  • @debesayyosef806
    @debesayyosef8066 ай бұрын

    ስቡክ ስምዕና ቶኮምብያ ከመን ርኢና❤❤❤❤

  • @user-mr9sw1tl6x
    @user-mr9sw1tl6x6 ай бұрын

    ብመጃመርያ ናዚ መደብ ብምቅራባክም ኣዝየ ኣየ ዝመስንክም ግርንፍት ዓድይ ኣየ ቅጽር ትልፈን ንታይ ኣብ ክምንት ኣልክ 0702543341❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kesetesium349
    @kesetesium3496 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @user-cr2ji2ew7x
    @user-cr2ji2ew7x6 ай бұрын

    Gerefit adey shkorr miss ko🥹🥹🥹🥰🥰🥰🥰

  • @user-uj7kp3gi2l
    @user-uj7kp3gi2l6 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🙏

  • @fthawifthawi4252
    @fthawifthawi42525 ай бұрын

    Gashey ❤❤❤❤gash brka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kirosasfaha3216
    @kirosasfaha32166 ай бұрын

    ❤❤❤ tsebuk medeb kesiliwo

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom62386 ай бұрын

    🐪🇪🇷❤✊✊✊✊

  • @weredelugano1015
    @weredelugano10156 ай бұрын

    Good job

  • @edenmoments9931
    @edenmoments99316 ай бұрын

    Beatiful xbuk toblahta gedifulna xbuk srah nkulu adtat kemzi endageberkum ketekrbu hadra nblekum

  • @nehiga1362
    @nehiga13626 ай бұрын

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @haderazeray3603
    @haderazeray36036 ай бұрын

    መጋዓዝያ ናይ ላዕላይ ጋሽ ተሸጊሩ ኣሎ ኣብዚኣ ፍታሕ ክትጎብሩሎም ካልእ ዝጎደለ የለን

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8u6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hadshadi607
    @hadshadi6076 ай бұрын

    ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🙏🙏🙏

  • @user-lx3lw9fb3u
    @user-lx3lw9fb3u6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahwakesete7017
    @rahwakesete70176 ай бұрын

    ❤aseyyyyyy adey marey

  • @user-dc3dl5wm6q
    @user-dc3dl5wm6q6 ай бұрын

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-eu6vk8ws8i
    @user-eu6vk8ws8i6 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @mahdereteklay4918
    @mahdereteklay49186 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @damaeast6551
    @damaeast65516 ай бұрын

    The government has to make every effort to ensure safe and adequate solution to the transportation issues. 🇺🇸

  • @BinibiniBinibini-kw6ym
    @BinibiniBinibini-kw6ym6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @Milli-meter567
    @Milli-meter5676 ай бұрын

    ብመጀመርያ ነዚ መደብ ብምቅራኩም ኣዝየ እየ ዝመስገን:: ኸምዚ ኢልኻ ዓድኻ ኽትርኢ ከለኻ ዝፈጠረልካ ባህታ መግለጺ የብሉን :: ካልእ ድማ እቲ ታሪኻዊ ኣስማት ናይ እቲ ዓድታት እንተ ንዕቆቦ ይሓይሽ ንኣብነት ዓዲ እብርሂም ዝበልኩሞ ዳባሮ ኢዩ ቐንዲ ሺሙ ብምምሕዳር ዳበሮ ድማ ይፍለጥ ሰለምንታይ ኣብ ኤሪ tv ዓዲ ኢብርሂም ኢልኩሞ መልሲ ካባኹም ይጽበ :: እንተ ተቐይሩ ድማ ሰለምንታይ ተቐይሩ? Why we don't keep the old or the original name?

  • @haderazeray3603
    @haderazeray36036 ай бұрын

    ናይ ክሊ ሓርማዝ ተባሂሉ ተሓዚኡ ዘሎ ፍታሕ ኪግበረሉ ብፍላይ ጀራዲን

  • @solomonkidane9204
    @solomonkidane92046 ай бұрын

    ❤❤🎉

  • @gagahani
    @gagahani6 ай бұрын

    ዘገረም አዩ 100`000 population ዘሃዘ ከባቢ ጸገም ሞጎእዘያ ከሀለዉ ኣይ ገባኢን አዩ ነረ "

  • @martaamine7753
    @martaamine77536 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @user-tk9pd2zr3j
    @user-tk9pd2zr3j6 ай бұрын

    ❤🇪🇷👌

  • @samuelgoiteom1438
    @samuelgoiteom14386 ай бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይይይ

  • @WillamWilliams1533
    @WillamWilliams15336 ай бұрын

    ❤❤🇪🇷👍

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba4426 ай бұрын

    Badme aytbel keytbadm

  • @streetcorner1738
    @streetcorner17386 ай бұрын

    Please show it on a map when you describe a location. ❤

  • @dejenzraewedixaeda3763
    @dejenzraewedixaeda37636 ай бұрын

    ሓጺራ

  • @edithakersting6374
    @edithakersting63746 ай бұрын

    ጽቡቕ መደብ ደስ ዘብልዩ እዚ ሲኢልኩሞ ዘለኹም ግን ናይ ሃካያት እዩ ትኽ ኢልኩም ካብ ባረንቱ ገረንፌት ወሪድኩም እቲ ካልእ ስሙ ጥራይ ጸዊዕኩም እዚኣ ድያ ላዕላይ ጋሽ? ኣየናይ ጎቦን ርባን ኣሪኢኹምና ጎቦታትን ሩባታትን ትብሉ ኣብሩባ ጥሓሉ ኣርእዩና ዓድና ናፊቕና ኣለና እቲኦም ሰራሕቲ ፊልሚ እንተኾኑ ካብ ከረን ሓሊፎም ዘይፈልጡ ንሱኹም ከኣ ሓንቲ መንገዲ ጻጸ ሒዝኩም መጺኹም ላዕላይ ጋሽ ትብሉ ጋሽ ትውሰድኩም።

  • @Aman80770
    @Aman807706 ай бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-pt9ty1mk3b
    @user-pt9ty1mk3b6 ай бұрын

    Merhaba merbey xada mese mahzber algende

  • @user-nv3lg6ev8z
    @user-nv3lg6ev8z6 ай бұрын

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫💪💪💪👈

  • @henoktesfalem5644
    @henoktesfalem56446 ай бұрын

    ጋሽ ጣዕዳ

  • @Aman80770
    @Aman807706 ай бұрын

    ቓላት ጥንቕቕቕቕ ብኽዱኑ አርምዎ ❤❤❤❤

  • @user-rg3nr8ig2v
    @user-rg3nr8ig2v6 ай бұрын

    Gash mosob Eritrea Qolahta zedliyo hzbi Gash Barka xergya ketran Electric mesmer telephone simento mesrhi abayti tendino xeruy may mogazya harat Mengstawi duqanat bank Kesab lomi ab alem Zeyele hezbna international bank harmewo kulu rhikewo alo Beflay hezbi gash barka Qolahta sienu hamema tantu resah fesasi Nay mewdata ab dehrit eu zelo amlak kabzi zelwo dekenet xebkti mestorhot yefterlu

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe94206 ай бұрын

    Aemlaek mskuom yukon firkuo tsmkuom yhbkuom ftaeri

  • @medhaniekibrom1068
    @medhaniekibrom10686 ай бұрын

    Beqa znafiqo bato memhir koyne abiu 5 amet giere beqa kabzi kulu znafiqo adi tium sebu tium botiu specially augaro

  • @user-zm7kz5eu7p
    @user-zm7kz5eu7p6 ай бұрын

    gashy halaley ane kemzi eu neru heiwty bejka xaba may keman aysten eye nere hji gn be bera mestay kem zesbebe may afna chnawi koynu 😂

  • @betelihem823

    @betelihem823

    6 ай бұрын

    ኣይተጣስካን እዚ ዝምሰል ለምለም ባህርያዊ ተፍጥሮ ሓዲካ ምውጻካ

  • @user-zm7kz5eu7p

    @user-zm7kz5eu7p

    6 ай бұрын

    @@betelihem823 tetayska zeytmlselu eu koynu ember kesab hji eye zenafqo 1 1 geze leli etom sebat eti berka eye zenafqo wela eka bakal yeflyo ember be menfes kulu geza mesy eu

  • @futurandom1604
    @futurandom16046 ай бұрын

    ኣብ ከባቢ ኣጋሮ፡ ክሳብ ገረንፊት፡ ኩርኩጂ ሓለዋ ተዋፍርና ነርና፡ 1999 ጃሃድ 5ይ መስርዕ ብኣይኮታ፡ መረብ ሰጊሮም ፈንጂ ይተክሉ ነሮም፡ ኣል ኢስላሕ ጃሃድ እስላም ኤርትራ ዝብሃሉ ካብ ምብራቅ ሱዳን ተበጊሶም ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ይኸልእዎ ነሮም። እዞም ጃሃድ ኣል ኢስላል ዝብሃሉ ሐሰን ዝብሃል ወዲ ባርካ ከባቢ ኣቁርደት መራሒኦም፡ ኣብዚ ግዜየ ኣብ ኩዊያት ቤት ጽሕፈት ከፊቱ ብቋንቋ ዓረብ እስላም ይጉስጉስ ኣሎ። ጋሽ ባርካ ክርስትያን፡ዓዲ ትግርኛ ኮይና ኢሉ ጽልኢ ይሰብክ ኣሎ፡ ኣብ ከባቢ ከሰላ ጃሃድ ወትሃደረት ኣለዎ።

  • @user-hb9zy6gg3s
    @user-hb9zy6gg3s6 ай бұрын

    እንታይ እሞ ክዓብስ ሃብቲኻ ህስብካ ክጥቀመሉ እንበር መንእሰያት ከተጥፍእ ኣንዳ ወዓልካ እንታይ ከዓብሰልካ ባህርያዊ ሃብቲ።

  • @user-xu7kp8ch3x
    @user-xu7kp8ch3x6 ай бұрын

    ኢሳያስ ውዛል ነዛ ንእሽቶይ ኤርትራ ምምሕዳር ሲኢኑ ጽርግያ የለን መካይን የለዋን ጹሩይ ዝስተማይ የለን ሕክምና የለን ኣብ ኤርትራ ኩሉ ጽቡቅ ኢሳያስ ኣጥፍእዎ እዋይ ህዝብና ጸገምካ መዓስ ኢዩ ክውዳእ😢😢😢😢😢

  • @user-kq2qk6cp1s

    @user-kq2qk6cp1s

    6 ай бұрын

    Entay tfelto aleka

  • @user-tk9pd2zr3j

    @user-tk9pd2zr3j

    6 ай бұрын

    Kondaf agame nay adika gber togar

  • @mohammedhasan519

    @mohammedhasan519

    6 ай бұрын

    Go dedebit

  • @user-zm7kz5eu7p

    @user-zm7kz5eu7p

    6 ай бұрын

    ane kem zemslni hezbi atmika geza zebel eyom zekdu zelwu ember nezi lewha hezbi mar eika temxalu anyway tesfa negber hezbi Eritrea kulu ab sedet zelo hageru temlisu merte adu keri

  • @user-xu7kp8ch3x

    @user-xu7kp8ch3x

    6 ай бұрын

    @@user-tk9pd2zr3j ኤርትራ ጽቡቅ ኣላ እንተልካኒ ጡዑይ የእሙሮ የብልካን ኢለ ጥራይ ክሓልገካ

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-20136 ай бұрын

    ሓቆም ማይ ኮ ዝጋነን ኣይኮነን። ሞጉዓዝያ ግን 0። ጋሸይ ሓላል ❤

  • @aklilusereke4000
    @aklilusereke40006 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @FnanFisha
    @FnanFisha6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі