ናትራን: ጸጋ ታሪኽን ቅርሲን መለለዪ - ሓውሲ ኸተማ ማይ ዕዳጋ | natran may edaga | ERi-TV

Ойын-сауық

ናትራን: ጸጋ ታሪኽን ቅርሲን መለለዪ - ሓውሲ ኸተማ ማይ ዕዳጋ | natran may edaga | ERi-TV
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

Пікірлер: 69

  • @mohammedsaid3371
    @mohammedsaid33712 жыл бұрын

    ኣብዚ ከባቢ ሓውሲ ከተማ ማይ ዕዳጋ ተወሊድና ዓቢና ከምዚ ክግለጽ ዝጸነሐ ድማ ኢዚ ከባቢ ኣዝዩ ንመጻኢ ብሩህ መጻኢ ዘሎዎ ከባቢ ኢዩ ማኢከላይ ቦታ ናይ ኤርትራ ኢዩ ምስ ሓውሲ ከተማ ደቀምሓረን መንደፈራን ቅርቢ ስለ ዘሎዎ መብዛሕቲኡ ኢዚ ከባቢ ድማ ጎላጉል ዝበዘሖ ስለ ዝኮነ ንመጻኢ ካብ ኣስመራ ዛዓቢ ከተማ ክኸውን ተስፋ ዘሎዎ ከባቢ ኢዩ ። ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፋላለዩ ገዛኢቲ ክርገጽ ስለ ዝጸነሐ መብዛሕቲኡ ህዝብና ትምህርቲ ስለ ዘይጸነሖ ኢንታይ ይሰርሕን ኣበይ ኢንታይ ይህነጽ ከስተውዕል የጸግሞ ኢዩ ሎሚ ግን ኣብዚ 31 ዓመታት ብዙሓት ተማሂሮም ዋላ ኢቶም ትምህርቲ ሕጽረት ዘሎና ኣብ ስደት ብንዕዘቦ ኣብ ዓድና ንምነዮ ነገራት ብዙሕ ስለ ዝኮነ ኤርትራ ሃገርና ንምህናጻ ሎሚ ኣዝዩ ቀሊል ኢዩ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ንጽቡቓ ግዲ ኮይኑ ናይ ምሕሳብ ዕድላት ሂቡና ኣሎ ። ገለ ብዙሓት ኤርትራውያን ናብ ኢስራኤል ብስደት ምስ ወጹ በተን ሰሪሖም ዛኣከብወን ገንዘብ ኣብ ዓዶም ገዛዉቲ ክሰርሑ ጀሚሮም ነይሮም ኢቲ ዝስራሕ ገዛዉቲ ግን ኣበይን ኢንታይን ይስራሕ ዝኮነ ፕላን ኣይወሰዱን ከመይ ገሮም ጸገም ህዝቦም የቃሉሉ ኢንበር ብፍልጠት ናይ ኢንጂነራትን መንግስትን ዝተሓንጸጸ ስለ ዘይነበረ መንግስቲ ደው ኣቢልዎ ። ኮይኑ ድማ ቅድሚ ሓደ ከተማ ኮነ ዓዲ ምህናጽካ ማስተር ፕላን ናይ ጽርግያ መስመር ማይ ሕክምና ትምህርቲ ናይ ሸቐጥ ቦታታት ምጽናዕ ኣገዳሲ ኢዩ ቀዳምነት ድማ ኢታ ትስራሕ ከተማ ኮነት ዓዲ ኣብ ጥቓኣ መጋቢ ዝኮነ ዓቢ መኽዘን ናይ ማይ ዲጋ ክህልዋ ኣሎዎ ። ኮይኑ ድማ ኢዛ ሓውሲ ከተማ ማይ ዕዳጋ ከምዚ ክግለጽ ዝጸነሐ ብማይ ሃብታም ከም ዝነበረት ክሳብ 1991 ካብዛ ሓዉሲ ከተማ ማይ ዕዳጋ ዝፍልፍል ማይ ክሳብ ሓዉሲ ከተማ ጾሮና ይበጽሕ ከም ዝነበረ ብዓይነይ ዝራኣኽዎ ኢዩ ሎሚ ግን ድሕሪ ናጽነት ምስቲ ዋሕዲ ዝናብ ኣብ ሃገርና ዘጋጠመ ኢዚ ቦታ ውን ክጽሎ ተገዲዱ ብዙሓት ናይ ጀራዲን ሞቶራት ውን ኣብዚ ከባቢ ዓይኒ ናይዚ ፈልፋሊ ማይ ስለ ዝተተኸላ ናታ ፈልፋሊት ማይ ክቃጸጻኣ ኪኢለን ኢየን ። ኢቲ ከባቢ ውን ሓዉሲ ሑጻዊ መሬት ስለ ዝዉንን ምስቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ደርቂ ክጽሎ ኢዩ ተገዲዱ ። ኢዚ ከባቢ ደቀምሓረ ጉራዕ ዉጡሕ ዓዲ ጎልጎል ቱኹል ኣኽሩር ኣዝዩ ብሑጻ ሃብታም ቦታ ኢዩ ህዝቢ ኢዚ ከባቢ ንመላኢ ኤርትራ ሑጻ ዝምግብ ዝነበረ ከባቢ ኢዩ ሎሚ ግን ድሕሪ ወራር ወያነ ኣጎልጉሎት ህንጻ ደው ስለ ዝበለ ኢዘን ዓድታት ስረሐን ደው ኣቢለን ጸኒሐንን ኣሎዋን ኢቲ ባህርያዊ ሃብተን ድማ ንልዕሊ 25 ዓመታት ብተፈጥሮ ዉሒጅ ተተጎሪቱ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክኸይድ ኢዩ ጸኒሑ ነዚ ባህርያዊ ሃብቲ ሑጻ ዝኽልክሉ ግድባት ኣብዚ ከባቢ የሎዉን ቀደም ኣብ ከባቢ ቱኹልን ጉራዕን ዓዲ ጎልጎልን ሓንቲ ዲጋ ነይራ ብሓንቲ ቀዳመይቲ ዉሒጅ ኣብቲ ዲጋ ዚኢከብ ዝነበረ ሑጻ ዳርጋ 3000 መካይን ይጻዓና ነይረን ። ኣዝዩ ዓቢ ትካል ኢዩ ኣብዚ ከባቢ ዘሎ ጸጋ ኢዚ ከባቢ ግን ምስቲ ምዕባለ ዘይጸነሖ ነዚ ሑጻዊ ማዕድን ብቡሊኮቲ ኮነ ሰራሚክ ከማዕብሎ ኣይተራኣየን ጥረ ሑጻ ጥራሕ ብሚሻጥ ኢዩ ጸጋታቱ ከባኽን ጸኒሑ ። ኢዚ ኣብ መላኢ ኤርትራ ከም መብሰሊ መግቢ ንጥቀመሉ ከም ባዓል ሞጎጎ ጻሕሊ ጀበና ዓታሩ ድማ ኣብዚ ከባቢ ኢዩ ቦቶኦም። ኢዚ ከባቢ ውን ብጸጋታት መስመር ናይ ሞጋዓዝያ ሃብታም ከም ዝነበረ በዚ ከባቢ ሰንጢቑ ዛሓልፍ መስመር ኣዝዩ ብዙሕ ኢዩ ካብ ባዓል ባጽዕ ዝራገፍ ንብረት ኣብዚ ቦታ ብምኽዛን ናብ ሙሉኢ ኤርትራ ምክፍፋል ውን ይካኣል ኢዩ ኢዚ ቦታ ዙሑል ክሊማ ስለ ዝውንን ዝባላሾ ንብረት የሎን ማኢከላይ ቦታ ስለ ዝኮነ ድማ ዉሑስ ኢዩ። ካብዚ ሓዉሲ ከተማ ማይ ዕዳጋ ትሕት ኢልካ ካብዚ ፈርቶ ማይሑጻ ኣዝዩ ጽኑዕ ኣኽራናት ዘሎዉ ብሞንጎ ኢዚ ኣኽራናት ሰንጢቑ ዛሓልፍ ዉሕጅ ብምግዳብ ነዚ ከተማ ደቀምሓርውን ሓዉሲ ከተማ ማይ ዕዳጋን ካለኦት ትሕቲ ኢዚ ከባቢ ዘሎዋ ከም ባዓል ተድረር ዛኣመሰላ ዓድታት ድማ ዝቅልብ ማይ ሙኾነ ነይሩ መንግስቲ ድማ ጠመተ ክገብረሉ ትምኒተይ ኢዩ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zbanhghi7380

    @zbanhghi7380

    Жыл бұрын

    ድሕሪ ናጽነት ህግደፍ ቤት ማኣሰርቲ ተኺሉ መሳቀዪ ኤርትራውያን ገይርዋ ይርከብ።ህዝቢ ማይ-ዕዳጋ ካኣ ስቃይ የሐዋቱ ክርእን ክሰምዕን ድቃስ ሲኢኑ ኣሎ። ረሲዕኻዮ ሞት ኣይርስዕኻ

  • @awaken1701

    @awaken1701

    Жыл бұрын

    Hi Mohammed, abti ketema meriet btessa tray diyu zwehab walas geza megezae yek'alyu? zkaal entekoynu ke nmsale nklte astansa geza, 250 meter square kindey kebabi yebetseH? Yeqenyeley

  • @aklilusereke4000
    @aklilusereke40002 жыл бұрын

    God bless Eritrea!🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonastsegay1163
    @yonastsegay11632 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷Bkedamnet edmen teanan yhabeley nkulatkum abalat ministry ziena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kexile kulu botata eritreana kemzi geirkum akrublna,eza hadas medeb awxikuma delekum keman maletey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eziom wn ziegatata yom🇪🇷🇪🇷🇪🇷tbl meda gierkuma delekum ka bteami xbuk kexlwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @sosweet6192
    @sosweet61927 ай бұрын

    Harbrnga hzbiy my lovely people God bless you all ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷. I admire you journalist.❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed81762 жыл бұрын

    ማይዕዳጋ አዝይኡ ሓያል ጥምጥም ምስ ጸላእ ብ1990-19/5/1991ዛዛምይ ኹናት ዝተካየደላ ግንባር ደቅምሓረ ኢያ! ስለዝይ ኡንቃዕ አቅረብኩሞ ኢዝይ ታርክ! ክሳብ ሕጅይ ኣለዋ ንታርክ ኣብ ጎልጎል ማይ ዕዳጋ ብነፋርት ጸላእ ኣብ ቅድም ዓይንይና ዝተቃጸላ 2ታንክታት!

  • @amanuelaregay3802
    @amanuelaregay38022 жыл бұрын

    ብምብራቕ ምስ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ትዳወብ ኢልኩም ግን ኣይኮነትን በዓል ጉራዕ ፡እንዳደቆ፡ ዝባንሰራው ናበይ ነጢርኩሞ ጌጋ ጂኦግራፍ ኣይትሃቡ።

  • @danaitfsahaye1329
    @danaitfsahaye13292 жыл бұрын

    ዓኽ miss u adey maiedaga

  • @awaken1701

    @awaken1701

    Жыл бұрын

    Daniel, Wedi mai edaga dikha?

  • @tekludrar6188
    @tekludrar61882 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ሓያል መንእሰይ ከማኻ ይብዝሑ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ገሊጽካዮ ኤርትራ ከማኻ ሓያላት ክበዝሑ ንመነ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንካ።

  • @sosweet6192
    @sosweet61927 ай бұрын

    Thanks brother Geta tsega ybzahalki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🤲🤲. SHDA .Russiawi Sellay eka mesleni. Please if they are alive Police Amanual Alganesh or Musye bring them for in interview .TEBAREK brother 🇪🇷🇪🇷

  • @danielgebreyesus9027
    @danielgebreyesus9027 Жыл бұрын

    This guy is great the way he interviews

  • @hgfhhfvgh2222
    @hgfhhfvgh22222 жыл бұрын

    ማይ ዕዳጋን ከባቢኣን ዱሉዱል ድፋዓት ናይ ጀጋኑ ሰራዊትና ታርኻዊ ቦታ እዩ ነሩ ነቲ ዑሱብ ፋሽሽታዊ ሰራዊት ደርጊ ከኣ.ሓንሳብን ንሓዋሩን ሑቁኡ ክርትም ኣቢሉ ካብ ገጽ እዛ ሓላል መሬት ዘጥፎኦም እዩ ነሩ ዘልኣለማዊ ኽብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🙏ዓወት ንሓፋሽ

  • @issackberaki8996

    @issackberaki8996

    2 жыл бұрын

    a

  • @andebrhankidane2730

    @andebrhankidane2730

    2 жыл бұрын

    Pp

  • @FeruzMehretab-jc7ch
    @FeruzMehretab-jc7ch5 ай бұрын

    Ahhh adey natey miss u🥰🥰🥰

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 Жыл бұрын

    ማይ ዕዳጋ ዝተማሃርኩላ ምጭውቲ ከተማ እያ ነይራ አብ ሱሳታት። ብልምዲ እንዳ ሐበሻ እንዳ ደናግል (Elementary) ተባሂሉ ይጽዋዕ ነይሩ አብኡ ክአ ተማሂረ። ሽዑ ማይ ዕዳጋ ብጣዕሚ ዕምርቲ እያ ነይራ። ብዝኾነ መተዓብይቲ ደቂ እቲ ከባቢ ገለ ዘክሩ።

  • @FeruzMehretab-jc7ch

    @FeruzMehretab-jc7ch

    5 ай бұрын

    Enda men tfelet zekreley

  • @mahtayemane944
    @mahtayemane9442 жыл бұрын

    Deki Gezawtey alekum do ❤❤❤

  • @cheaisahlezghi7510
    @cheaisahlezghi75102 жыл бұрын

    መንእሰይ ኣወልኼር፡ ኣጆኻ ኣብ ዘለኻዮ ጽናዕ፡ ኣብ ጐድንኻ ኣለና። ብስም ማይዕዳጋ ናይ ባንክ ሕሳብ እንተዝኽፈት'ሞ ኩልና ብሕልፊኳ ደቂ'ቲ ከባቢ ንካልኣይ ደረጃ ቤት/ት ገንዘብ ምውጻእ ክንጅምር። ዘሕዝን'ዩ ከምቲ ቀደም እንፈልጣ የላን ግን ንኹለን ኤርትራውያን ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ዝወረደን ዕንወትን ኣደራዕን፡ ናይ ልዕሊ50 ዓመታት ማህሰይትን ከም ምኹኑ ተገንዚብና፡ ንመንግስቲ ዋላ ህግደፍ ካብ ምውቃስን ምውንጃልን ፡ አእጃምና እንተኣበርከትና'ዩ ዘምሕረልና። ንምዃኑ እቶም ግዜ ረኺብኩም ትውንጅሉኸ፡ ብሕልፊ እዞም ኣብ ወጻኢ ዘለኹም ቁሩብ ሃየንታዶ ኣለኩም። ሃገር ኣበይ ነይራን ከመይ'ላ ከም ዝመጸትን ይስቆረኩም'ዶ?

  • @mikael3245

    @mikael3245

    2 жыл бұрын

    chai , lebam zereba

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    2 жыл бұрын

    Anta Abey Deleka Gerih Eka Nisika Mengsty Tiwunjulu Tibl Sin Ety Mengstiy Baelu Gebenana Do Aykonen. Hizby Eritrea Eko Senaf Aykonen Enkan Do Hizby Eritrea Hizby Ety Kebaby Tirah Eko Miakela Ni May Edag. Hizby Eritrea Jigna Tebae, Akal Ab Tesfa Dinebr Hizby Eyu. Seziy Hito Enteleka Nety Isaias Hiteto. Eritreawan Eko Eritrea Atyom Nerom Eyom Gin Genzebom Giziom Atifiom Eyom Temelisom Isaias Ganin Diyablos Hizbina Kab Bial Uganda Juba Kedu Misrah Ab Hageru Kiserih Eyu Domerits Gin Mis Isaias Abey Emo

  • @mikael3245

    @mikael3245

    2 жыл бұрын

    @@SS-ck9xp anta seb suk ilka bzuh halewlew aytbel, mejemeria neger neta hager eti tblo zeleka hizbi do aykonen atsnihwa ksab hji zkelakelela zelo, slemntay kedamnet hager kithlu slezelewa neti kulu tetsabotat dmą segirato, isayas eko hade seb iyu, kem junta isayas kitbel aribuka, tebay gber

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    2 жыл бұрын

    @@mikael3245 Unud Hager Malet Hizby Eritrea Eyu Hager Detsineh Dim Abeytin Meneseyat Eritreawan Dia Enber Isaias Aykonen. Hizby Eritrea Bi 2 Ztetsefia Hizby Eyu Bi Isaias and Weyane Tigray Hatewtew Tibl Deleka Nisika Eka Ab Bayta Zele Terdieka Tezareb Mejemeria Hizby Eritrea Fetisho Anbibo Ezi Wedy Ab May Edaga Dizareb Delo Esatom Eyom Hager Hizom Delewu. Isaias Neger Endasawere Meneseyat Ab Kunat Endatebese Sigab Gonder Welkayt Esu Gin Ab Adiy Halo Asafihu Yiwiel SEKRAM GANIN Deku Dia Daysedom Meskinay Hizbina Memlsu Kem Mobae Deku Dikefil Delo

  • @mikael3245

    @mikael3245

    2 жыл бұрын

    @@SS-ck9xp kedemu wn shimka aytsebeken nska gele tsegem aleka halay hizbi eritrean mesilka tsere hager ika

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 Жыл бұрын

    👉💪🇪🇷💚💙❤🕊🤝⛪️📖🕌🤝🕊💚❤💙tebrek mret afecarit hizba eritrea thbena mcana kabaky kedsit hagrina kure thben huwtena nakeya 👉💪🇪🇷🤝🕊💚❤💙

  • @kubromkidane31
    @kubromkidane312 жыл бұрын

    Abki neru ferqi mechweti gezawety may edaga nemlski eba nekwen kb ክርቢት

  • @negstihagos7275
    @negstihagos72752 жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤❤

  • @ggyrtu3599
    @ggyrtu35992 жыл бұрын

    Deki ERI ABE GEZO KESRH EUO KESANU 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @teshometesfaye343
    @teshometesfaye3432 жыл бұрын

    እዋይ ሓጢኣት ዘይውዳእ ሽግር እዘን ንሪአን ዘለና መሬት ሓመድ ኢና ንርኢ ዘለና እምበር ዝለምዐ መሬት ኣይረኣናን ከመይ ዱ እቲ ልምዓት ልምዓት እንተ ዝህሉ ነይሩ መሬት ቀጠልያ ምረኣና ኔርና ግና ልምዓት ስለ ዘይብላ ግና ሓመድ ዝተባሕጎጎ ጥራሕ ኢና ንርኢ ዘለና ስለዚ ነዚ ባዶ መሬት ከም ዝለምዕ ጌርካ ብምምጻእካ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ካልኣይ ከኣ ናይጣልያን ነይሩ ደርጊ ነይርዎ ንዓና ዋላሓንቲ ኣይገብረልናን ንሕና ከ ንመጻኢ ወለዶ እንታይ ክንገድፈ ኢና ኢልኩም ሕሰቡ 31 ሓደን ዓመት መሬት ጥራሕ ኢና ረኢና ጸገም ህዝቢ ኤረትራ ከምዚ ዘለዎ እንተ ቀጺሉ 1000 ዓመት ጌራ ከማን እካ ኣይትትስእን ኣነስ ዘይፍለጥ መርገም ግዲ ኣለዋ ኢዩ እምበር እዋይ ሽግረ

  • @mulugetagebrhiwet4160
    @mulugetagebrhiwet41602 жыл бұрын

    Awelker raE zeloka menesey eka

  • @cumba3551
    @cumba35512 жыл бұрын

    Awelkhier nifue

  • @omerabdellaalabdella7381
    @omerabdellaalabdella73812 жыл бұрын

    anta hawey kulu xegem eyu neyenay gedifkha neynay ktebl bhaxiru wela hanti uelen elka tekharej

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale99742 жыл бұрын

    ሰላም። ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ሃርበኛታት ኤርትራ ዝሓዘለት ዓድን፣ንሓደነት ህዝቢ ኤርትራ ዓረ መሰረት ዝኾነ ወትሩ ኣናተኾልዐ ዝነበር ህያው ታሪኽ ዝተሰርሓላን ዝተመሓሓሉላን ዓዲ ፣ኣብ ምዕቃብ ታሪኽ ሓደንት ኤርትራውያን ዝተጻወተቶ ዓቢ ስራሕ ነዚ ሓድሽን ዝመጽእን ወለዶ መዘከርታ ዝኸውን ሓወልቲ ናይ ኣቦና ወልደኣብን ሸኽ ኢብራሂምን እንተዝቐውም ነዚ ሎሚ ኣብ ምድንጋር ዝርከብ ሓድሽ ወለዶን ህዝብን ኣሃ ኢሉ ንታሪኹ ክፍትሽን ከመዓራርን ምሓገዘ። ሓወልቲ ታሪኽ ተቐቢሩ ከይተርፍ ዝሕግዝ ህያው ምስክር ስለዝኾነ። ኩሉኦም ሓርበኛታት ኤርትራ ታሪኽ ኣብዝፈጸሙሉ ቦታት ንዝፈጸምዎ ታሪኽን ውልቃዊ ታሪኾምን ዝሕበር ንኡስ ሃበሬታ ዘለዎ ሓወልትታት ምትካል ንሕብረተሰብና መሊሱ ክሓስብን መኣዝኑ ከመዓራራይን ምሓገዞ። ንታሪኽ ኤርትራ ከጥፍ ኡን ከህስሱን ፣ክብልሉን ከይደቀሱ ዝሓድሩ ብዙሓት ከምምዃኖም መጠን ህዝቢ ኤርትራ ካብ ስቕታ ደሓን ዝብል ናይ ለባማት ኣተሓሳስባ ፍንትት ብምባል ምስ ክቡር ባህልና ንስቕታ ብኣገባብ ሰቢርና ታሪኽ ጀጋኑ ህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ቱርኪ፣ግብጽውያን ጣልያን እንግሊዝን ኢትዮጵያን ዝተሰነዱ ታሪኻት ኣብ ቤት መዝገብ ጥራሕ ሰፊሮም ብራድዮን ድምጽን ጥራሕ ካብ ምቅላሕ ብተግባር ዝር ኣን ዝድህሰስን ነገራት ኣብ ምስራሕ ምስታፍ ኣድላይነቱ ዕዙዝ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ። ንሰፊሕ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሰነድ ምግላጽ ዝሓለፈ ስራሕ ይጥለብ ከምዘሎዩ። ስለዚ ሃዬ,,ንሕበር። ኣምልኽ ን ኤርትራን ህዝባን ይሓሉ።

  • @danielgebreyesus9027
    @danielgebreyesus9027 Жыл бұрын

    It’s not Weldab it was Ras Tesma guys

  • @Gl.f
    @Gl.f2 жыл бұрын

    Ewae abzias ezi mengsti senifu kindzi ziakil hzbis Highschool zeyblu . Ab Eritrea 3000 ziakil hzbi zelewon aditat kulen highschool alowon .

  • @luildebas1587
    @luildebas1587 Жыл бұрын

    ካብ ደቀምሓረ ክሳብ ማይ እዳጋ ዘሎ መንገዲ ብጣእሚ ሕማቅ መን ገዲ ኢዩ።ብሓፈሻ ግን ካብ ደቀምሓሬ ክሳብ ጾሮና ዘሎ ጽርግያ መንግስቲ ኣቃሉቦ ጌሩ ብቅጥራን ክልብጦ ኣሎዎ።ምክንያቱ ህዝቢ እቲ ከባቢ ኣብ ሕርሻን ምልማእ ጀራዲን ኣቢ ወፍሪ ጌሩ ስለ ዝንቃሳቐስ።ስለዚ ኤረትራ ብቐለብ ርእሳ ክትክእል እንተኮይና ንሓሮስቶትን ኣልማእቲ ጀራዲንን መንግስቲ ኣቶኹሮ ጌሩ ከተባብኦም ኣሎዎ። ዘለኣለማዊ ዘክሪ ንስዋትና። ኣወት ንሓፋሽ።

  • @user-xq6tj5jg1y
    @user-xq6tj5jg1y2 жыл бұрын

    ፍሉይ ተዘክሮ ዩ ዘለኒ ምስ ማይ ዕዳጋ ኣብ 2000 ዓመተምህረት ዩ ካብ ሳዋ ትኽ ኢልና ናብ ኣሃዱ 38 ተወዚዕና ክሳብ 3ይ ወራር ዝጅመር ኣብ ማይ ዕዳጋ ጸኒሐ ። 3ይ ወራር ከቲተ ናብ ሓይልታት ክፍለሰራዊት ድሕሪ ምውዳእ 3ይ ወራር ውን ተመሊሰ ።ማይ ዕዳጋ ጥዑም ህዝቢ ዩ ብጣዕሚ ከይተዛወርና ኣምሲና ኣይንፈልጥን ።2001 ክምርዖ ከይደ ድሕሪ መርዓይ ውን ተመሊሰ ነይረ ።ምስ ሓለፍቲ ዘይምስምማዕ ንገዛይ ድሕሪ ምምላስ 4-4 ኣርባዕተ ዓመትን 4 ወርሕን ድሕሪ ምኹብላል ካብ ጾሮና ናብ ማይ ዓይኒ ንማይ ዕዳጋ ተመሊሰ ።ድሕሪ ወርሒ ናብ ኣሃዱየይ ንዓድቐይሕ ከይደ ተፈሪደ ኣብ ማይ ዕዳጋ ክእሰር ተመሊሰ ድሕሪ ኣዋርሕ ውን ተመሊሰ ናብ ኣብዚ ማይ እዚ ንሕጸብን ንሓጽብን ኔርና ።ካብ ዚ ናብ ተሃድሶ ጋሽ ባርካ ኬድና ጨጋሪት ድሕሪ ኣዋርሕ ተመሊስና ንዓላ ድሕሪ ወርሒ ንሰላዕ ዳዕሮ ድሕሪ ወርሒ ንዓድቐይሕ ናብ ኣሃዱየይ ከይደ ድሕሪ ወርሒ ናብ ጉራዕ ተመሊሰ ሕጂ ውን ኣብ ማይ ዕዳጋ ክዳናን ነብስናን ንሕጸብ ኔርና ።መቸም ሳላ ሻዕብያ እንታይ ተሳኢኑ ረሳሓት እዚኦም

  • @lasksegid8926
    @lasksegid89262 жыл бұрын

    Weyani bankin tankin bzrekobo nay ethipia n 100 neritrea melswa. HGDF k?

  • @haberehetberhe1195
    @haberehetberhe11952 жыл бұрын

    Tae

  • @andebrhankidane2730
    @andebrhankidane27302 жыл бұрын

    Plp

  • @hailewolde1816
    @hailewolde18162 жыл бұрын

    ቅድሚ ጥልያን እውን ማይዕዳጋ ናይ ቱርክን ግብጽን ዕርዲ ከምዝነበረን ምስ ሃጸይ ዮውሃንስ ኣብ ዝተገብረ ኩናት ቱርካውያን ተሳዒሮም ዕርዶም ሓዲጎም ብህድማ ንከተማ ባጽዕ ከምዝተመለሱ ታሪኽ ይነግረና ።

  • @brhaneablel7768

    @brhaneablel7768

    2 жыл бұрын

    Hasawi lokumax

  • @africamymom5163

    @africamymom5163

    2 жыл бұрын

    Kela turkey kem seb ayhaseboton hatse yohannes. Ab mebraq sudan keydu rese arekebu keydu. Seqelka tsentsuway ayteqreb.

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    2 жыл бұрын

    @@brhaneablel7768 ዶንቆሮ !! ካብ ምጽራፍ እነተተዋህልል ምሓሸካ ። እንተዘይ ከተትካ አብ ጉራዕ ንኖኻ ትኾነን ሰኽታት ቁራዕ ፤ እንተዘይከተትካ ኣበ ጎዳጉዲ ንኖኻ ትኾነን ሰኽታት መግዲ ፤ ዝበሃለሉ ዝነበረ ዘበን እዩ

  • @hailewolde1816

    @hailewolde1816

    2 жыл бұрын

    @@africamymom5163 ጸማም !! ብዛዕባ ማዕዳጋ ኢና ንዛረብ ዘሎና

  • @Gl.f

    @Gl.f

    2 жыл бұрын

    Hasawi Yohanes n n Eritreawin telimowom abti kunat key mexe kunat dogaeli e u kea neru ms Sudan kiwagae ms kettdu ab Netema kea kisadu korixomo

  • @Eritreanloveshow
    @Eritreanloveshow2 жыл бұрын

    ነዚ ኣወልኬር ሲ ቦቱኡ ኣብታ ናይዚ ገልዳም ኢሰያስ ኢያ he is so smart bra

  • @ossaresgebremeskel5921
    @ossaresgebremeskel59212 жыл бұрын

    Wow look this place compare how was before and now is so sad it looks like graveyard now because of those Criminals hgdef🤔☠☠☠☠

Келесі