ማማ ርግኣት ተኽለ ሕማቅ ረኺባ!

Комедия

"ሰብ ክቡር ምኻኑ ምስ ረሰዐ ካብቲ ግዛእ ዝተባህሎ ሪሒቁ ግዙእ ምስ ኮነ መከራ ኣብ ዓለም በዝሐ ስለዚ ናብቲ ናይ ቀደም ክብርና ንመለስ ሰብ ንኹን"
ናይ ማማ ተኽለ gofundme link ኣብዚ ኣለኩም🙏🙏🙏፦gofund.me/e6745a1b
ነዚአን ውን ረኣይወን ኢኹም ገለ ጠቃሚ ነገር ተረኸብኩምለን ናይ ዝሓለፈ መደባተይ እየን
• Video
• Video
• Video
• Video
• #seb nkun media(part2)...
• Video
• #seb nkun media(ሰብ ንኹን...
• Video
• seb nkun media (ሰብ ንኹን...
• #seb nkun media(ሰብ ንኹን...
• #seb nkun media (ሰብ ንኹ...
• #seb nkun media (ሰብ ንኹ...
• Video
• #seb nkun media (ሰብ ንኹ...
• Video
• #seb nkun media (ሰብ ንኹ...
• Video
• #seb nkun media (ሰብ ንኹ...
• Video
• #seb nkun media (ሰብ ንኹ...
• seb nkun media (ሰብ ንኹን...
• Video
• Video
• Video
• Video
#seb nkun media#women media#eritrean#eritrean music#eritrean comedy#eritrean song#eritrean drama#film#eritrean movie#eritv#abrham afewerki#yemane barya#maebel alena walta hager#aan media#daniel wedi memhr mahder production#dasnatv#abrhale abitv#megarya entertainment#solo media#awita at vlogs#fnan app techinfo#rbltv entertainment#yikealotv#neshneshtv#zena#aregay hagos#seltene tefetawishow#yordanos erimotivation#gorgo gdrar#hiyab media#tgray#tmhmedia#asenatv#erisat#hdmona nebarit#lye entertainment#tedalo#yonas maynas#dawit eyob#awel seid#enginer ftsum zeysharawit eritrea#star entertainment#amaniel abrhe#dwtv#titi divora show#dadi & mami#samitv#nahomxtv#kap phili#bahrna entertainment#blhat media#wedishuq#adhanet adublena#monikawit hgdefawit#zara fltet

Пікірлер: 71

  • @user-jn2ic9mm2y
    @user-jn2ic9mm2y Жыл бұрын

    ማማ ርግኣት ነክብራን ንፍቅራን ኢና።🇪🇷❤⛪️🙏ኣምላኽ ምሕረት የዉርደላ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅

  • @user-jn2ic9mm2y
    @user-jn2ic9mm2y Жыл бұрын

    ወዳ ለኪሙዋ እበር ንሳ ዳኣ ትእዉደና ኢያ ፍረ ጸላም ወዳ ሃሲይዋ።

  • @senaitbereket9530

    @senaitbereket9530

    Жыл бұрын

    እሱ እንታይ ጌሩ እስኪ ንገርኒ ንስኪ ክሳብ ህጅ ብናይ አቦክን አደክን ሳንብእ ዲኪ ትትንፍሲ ህጅስ ድንቁርና አብ ኤርትራ ዝፍልፍል ኮይኑ እዩ ዝስምአኒ አንቱም ህግደፍዉያን አብ ምእብል አዲ ዋላ መጺእኩም ዲኩም ዘይትምብእሉ መቦቆል ድንቁርና ህጅስ አፈንፌንኩምኒ

  • @eritreatibarekx4013

    @eritreatibarekx4013

    Жыл бұрын

    ​@@senaitbereket9530 አየ ምዕባለ ብጭርአ ሒዝካያ ጠጠው ኢልካ ከይትርኢ የዒዊራትካ ምዕባለን መንነትን ክብሪን ፈላሊኻ ከይትርኢ ጽልግልግ ኢሉካ ። አስተውዒልካ ትኸይድ ተትኸውን አብዚ ንዐኻ ምዕባለ ኮይኑ ዝርአየካ ዘሎ አብቶም አዝዮም ዝማዕበሉ ሰብ ጸጋ ዘለዎም አካይዳ ተዐዘብ። ውላዶም ዘይረብሕ ሰብ ከይዋሰብ ብምስምስ ሂወት ሰብ የሕልፉ። አብዚ አስማት ክዝርዝረልካ አይኮንኩን ፡ ግን ካብ ልእልቲ ዲያና ናይ ዐዲ እንግሊዝ አማውታ ምንባብ ጀምር። ንዐና ድማ ርግአት ልእልትና እያ ፡ ወዲ ልእልቲ አብ ጉሐፍ ተደርቢዮ ነቲ ክብርቲ አዲኡ ዝመቶትሉ ዕላማ ከቃልል ክትርኢ ክልተ ሞት ኢዮ። አምላኽ አኻእሎ ይሃባ።

  • @meharizeremariam554
    @meharizeremariam554 Жыл бұрын

    ንፉዕ ሕማቕ ተወለደ ተዘምተ ሕማቕ ንፉዕ ተወለደ ተቐልተ ዝብሃል ምስላ ኣቦታትና ኣሎ ማማ ርግኣት ጅግና እዚ ኣይግብኣን ዩ ነሩ እንተኾነ ግን ኩሉ ፍቓድ ፈጣሪ ስለዝኾነ እግዝኣብሄር ባዕሉ ምሕረት የውርደላ።ብኣኣ ሕማቕ ንዛረብ ብሰንኪ ወዳሞ ዕሽነት ጥራይ ኢዩ።መልሓስና እታ ዝረኸሰት ህዋስ ኮይናትና ዘላ ሎሚ ብኣኣ ንፈጣሪ ንልምን ብኣኣ ዉን ንደቂ ሰብ ከማና ነካፍእን ንጸርፍን፡ ፍጣሪ ይቕረ ይበለልና ብዓይንምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን(3)።ኩቡር ሓውና ድማ ክብረት ይሃበልና ።

  • @SalehIbrahim-jv7qp
    @SalehIbrahim-jv7qpАй бұрын

    ስማዕ አብ ቃለመጠየቃ ፌክ ኤረትራዊ እዮም ዝበለት ከመይ ገርካ ናሐግዛ ትብል አለካ ወዳ ያሐግዛ ቤተሰብካ ትከውን

  • @theguanners1091
    @theguanners10912 жыл бұрын

    ማማ ርጋኣት ኣብ ኩሉ ዕውቲ ክንሳ ብስንኪ ዘይረብሕ ወላዳ ግን ኣይግድን ንሳ ዉን ናብ ሉቡ ክትመልሶ ኣይጸዓረትን ኣይሰረሐትን ተመሊሳ ውን ዘይናቱ ክትንእዶን ክትውድሶን ተሰሚዓ እቲ ሓቂ ምዝራብ ጹቡቅ ኢዩ ብዝኾነ ምሕረት የውርደላ።

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    ክቡር ሓው ነገር ኣደ ኸቢድ እዩ፡ ኩሉ ኣብ ውሽጣ፡ ኩሉ ጸዋሪት🙏🙏🙏

  • @zemenzemen9268

    @zemenzemen9268

    Жыл бұрын

    ውላዳ ደይኮነ ክቡር ሓው።ነገር ወላዲ ኣይትፈልጥን ዲካ

  • @merih_show
    @merih_show Жыл бұрын

    ጽቡቕ ሓሳብ.ዩ ሓቢቢ ማማ ርግኣት ምሕረት የውርድ ንደሙን የዕጽምቱ ሂወቱን ዝኸፈለ ዘይትኸውን ናብ ጋሃንብ ዝቕይሩ ረኺባ ሃገር : :

  • @berhanewedikeshi7439
    @berhanewedikeshi74392 жыл бұрын

    ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ማማ ርጋኣት ኣይጠዓመክን ሓብተይ

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ብርሃነ ሓወይ🙏🙏🙏

  • @fbljf9863
    @fbljf9863 Жыл бұрын

    LET! GOD BE WITH YOU.

  • @rahmasuleman740

    @rahmasuleman740

    9 ай бұрын

    እሰይይይይይይይይይ ፈቃረይይይይይይ ሰላምኺ የብዛሓዮ ርግኣተይይይይይይ

  • @rehasettesfamicel102
    @rehasettesfamicel102 Жыл бұрын

    Amlak ybarka kubur bro amlak mhret yewldela kbriti mama rgatey

  • @asmitosman209
    @asmitosman209 Жыл бұрын

    ODA telka odaka kfel Wey nfre selam ngero

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 Жыл бұрын

    ተጋሩያ ከተዕብየሉ ኢልና ኢና። እቲ ዓጋመ ወዳ ተጋሩ ከዕብየሉ።

  • @esyasbrhane1479
    @esyasbrhane1479 Жыл бұрын

    አምላክ ምሳኪ ይኩን ማማ ርጋት

  • @shewitzemichal2259
    @shewitzemichal22592 жыл бұрын

    ፈጣሪ ብ ዓይኒ ምሕረቱ ይጠምታ ነዛ ጅግና ኣዴና

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ሸዋ ሓወይ🙏🙏🙏

  • @sebnkunmedia
    @sebnkunmedia2 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ዝናፍቐኩም የሕዋት ከመይ ቀኒኹም ብምቅጻል ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ምኻን እኹል እዩ!!!🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 gofund.me/e6745a1b

  • @mekonenhaile4659
    @mekonenhaile46598 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samsomdanieltesfu3106
    @samsomdanieltesfu3106 Жыл бұрын

    Eziom reshat eyom btami tesemina

  • @habtomnayzgi3750
    @habtomnayzgi3750 Жыл бұрын

    ብርግጽ ዪኢዊድና

  • @melawit9956
    @melawit9956 Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @yemane1237
    @yemane1237 Жыл бұрын

    Amen.. 🙏🙏🙏👑👑👑👑👸👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑👑

  • @misginaiyasu2120
    @misginaiyasu2120 Жыл бұрын

    ADE ADYA NAY BAHGE HALAL BLis NAY KAHSAY BARH ASMANA 🌹🐆🌎🙏🖐

  • @genetmeles715
    @genetmeles7159 ай бұрын

    Thanks you ❤

  • @bewinfrab7925
    @bewinfrab79252 жыл бұрын

    Annnbesa Tanks Mr

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 Жыл бұрын

    Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @samuelsolomonmebrahtu609
    @samuelsolomonmebrahtu6092 жыл бұрын

    Habibi etom zitsarefu zelewu tegaru eyom nikulu aytlekmo

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    Kbur hawey thank you🙏🙏🙏

  • @solomonkahase4641
    @solomonkahase46412 жыл бұрын

    ሰላምካ ይብዛሕ ኣሩ ! ማማርጋኣት ሕማቅ ረኪባ ዓሕሕሕሕሕ ኣንታ እዛ ሃገርናስ ከይንዋ ዲያ ነዞም ደሞም ዝፍሰሱላ ዋላ ሙካን ሲኢና ገሪማና ፈቆዶ ሃገራት ሓገዝ ዝሓቱ ዘለዊ ወዲ ቱኩል &ማማ ሪጋኣት ወዘት ,,,,እሞ ካኣ እቶም ጹሩያት ዘሕን ኢዩ

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    ክቡር ሓወይ ንሕና ዓቅምና ንሓግዝ እቲ ኻልእ ሕቶታት ግን ንግዜ ንግደፎ🙏🙏🙏

  • @ayshaalzaabi5490
    @ayshaalzaabi5490 Жыл бұрын

    Haqi zeheway Natey

  • @vxghxb287
    @vxghxb287 Жыл бұрын

    ማማርግኣት ምህረት የውርደላ ከምሽማ ርግኣት ስቅውን ጽቡቅ እዩ እኮ ሕማማ ይኣክላ

  • @njaysteamconquuredeurope8402
    @njaysteamconquuredeurope84022 жыл бұрын

    Ade ade eya kulu tshfin.

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    tkkl kbur hawey thank you🙏🙏🙏

  • @muzittadese8857
    @muzittadese8857 Жыл бұрын

    Mama regat kesb heji aysltkn deu eway ane adey marey amlak mule mehrt yegbrlki

  • @samrawitamanuel2132
    @samrawitamanuel21322 жыл бұрын

    Mama rgat Mskineyti eti mshti weda Kab Ms junta hoo zbel adiu mehekemi kshifnela nirwo...fetari mhret yewrdela

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    Amen🙏thank you sister🙏🙏🙏

  • @njaysteamconquuredeurope8402
    @njaysteamconquuredeurope84022 жыл бұрын

    Bsenki Freselam eya ezikulu ade koyna Ember. Hzbi teqeyami eyu.

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    Thank you kbur hawey🙏🙏🙏

  • @nurahabib3175
    @nurahabib31754 ай бұрын

    💞💞💞💞💞💞👍👍👍👍👍👍

  • @AlganeshTekle-lh5rf
    @AlganeshTekle-lh5rf2 ай бұрын

    Enta subuk wedi nska ember halowulow entezey belka yhaysh mesleni enbesay

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 ай бұрын

    ልዕሊ ዓመት ዝገበረ ቪድዮ እዩ ከምዚ ሎሚ ከም ዝተጸለለት ከይፈለጥና ከለና እዩ

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago2682 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @rishanrishan2480
    @rishanrishan2480 Жыл бұрын

    ❤🇪🇷❤️👍👍

  • @henokzerabruk6662
    @henokzerabruk66622 жыл бұрын

    Xbuk aresti komie💯💯

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    Thank you heni hawey🙏🙏🙏

  • @user-mq1io8yr4c
    @user-mq1io8yr4c Жыл бұрын

    Ediman tenan yhbka kubur haw

  • @sebastianolucia583
    @sebastianolucia583 Жыл бұрын

    Behaki Amlak eyu zefered niu zeaamene ze sano yelen ajokhi kulu haulage eyu

  • @habterezenehabte6308
    @habterezenehabte63082 жыл бұрын

    Btaimi tsubuk hasab nufui menisey

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    Thank you kbur hawey🙏🙏🙏

  • @yowhaniestewelde5327
    @yowhaniestewelde5327 Жыл бұрын

    Zkabrka hawina biqdamnat nata kibrtiy rigat mihrat yawridala into bizaba ferselm kitnagrana gamel biayniy merfie kithalif ykaliel silaziy iziy frxalam imbet firea selam aykonan niana niartirawiyn yiked nab tigrayou wadihanka mulu mihrat naza kibrtiy adena

  • @liyamekonen9112
    @liyamekonen91129 ай бұрын

    Bala teflt wala temet

  • @tsgheredaokubalidet8791
    @tsgheredaokubalidet879111 ай бұрын

    Nihna kea hagerna ahlifna aynihbin eina.

  • @asmitosman209
    @asmitosman209 Жыл бұрын

    NWeda Trgem nweda Kem xbq zgeber Xaoda rgex ena belt Nmntay tmrqo Ab mida Wexya

  • @hailekidanetesfai8814
    @hailekidanetesfai88142 ай бұрын

    እቲ ክሕደት ከ እንታይ ትብሎ ንስኻ መርግጽኻ ኣፍልጥ ዝኸሓደ ኣይእውደናን ኢዪ

  • @rigat9104
    @rigat9104Ай бұрын

    Eritrawi gel elatna nmntay higni thgez ane Nara guda

  • @rigat9104

    @rigat9104

    Ай бұрын

    Aynhgzn

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx401310 ай бұрын

    ወዲ ኤረይ እዚ ትብሎ ዘለኻ አደ አደ ትደጋግሞ ዘለኻ ጌጋ እዮ። አደ ኤርትራዊትኮ በቶም ወዳ ዝወልደላ ዘሎ ተዋሪዳ ውላዳ ንመስዋእቲ ዝሰደደት ኢያ። ንሳ አደ ሐደ ኢያ ኤርትራ ብዐባያ ድማ አደ ምልዮናት እያ። ነደነት ዝስዕር ዕላማ ፍቅሪ ወላዲት ሃገር ዝብሃል አሎ። አብ ዐለም ካብ ሂወት ዝዐቢ የለን ፡ ኤርትራዊት አደ ግን፡ ንወላዲት ሃገራ ክትብል ፡ ወላድ መኻን ኮይና ዝወለደቶ ውላዳ ደርብያ፡ አብ ማህጸና ዝተሃንጸ ሰዲዳ ኢያ ሃገር አምጺአ። ማማ ርግአት ድማ ወዳ ነዛ አደ ኩልና ኤርትራ አንጻራ ምስ ጸላእቲ ዐጢቁ፡ ናይ ዘን ኩለን አብ ላዕሊ ዝተጠቅሳ ንሃገር ዝሐለፋ ታሪኸን ጸሪፋን አራኺሱን ክነሱ፡ ከም ሐደ ዘይበደለ ፍጡር ጌራ አንጻር ዕላምአ፡ ናይ ተሐረዱ ዐይነት አማላልሳ ፡ ሐደ ኔረ አርባዕተ ኾይነ ኢላ ሎቅማጽ ዘረባ ገዲፋ፡ ብሐጺሩ ንሳ ናታ ወዳ ድማ ናቱ፡ ውላድ ትውሃቦምበር አይትመርጾን ኢኻ፡ አምላኽ ድማ ንፍረመርገም ዐዲሉኒ ኢላ ሐቂ ክንዲ ትዛረብ፡ አዴና እንዳበልናያ ጓል ሹቅ ውሽጡ ሕሩር ጥውይዋይ ዘረባ ክትዛረብ ምስጀመረት ክብራ ቀኒሳ። አነውን ወላዲት አደ ስውአት እየ፡ ምስ ሃገር ክዛመድ ውላድ ሃገር ሒዘ ጥራይ ኢየ ዘዕብዮ። ነተን አዴታት አደ ስውአት ዝምጥን ዘረባ አይኮነትን ተዛሪባ፡ ንፍረመርገም ንቀተልቲ ንስውአትና ዝትክእ ውላድሲ አርባዕተ ኮይነ ክትብል ከይሐፈረት። ከም ውላድ ይፈትዎ ክንዲ ብጹሕ ውላደይ ግን አይሕተትን ኢየ ኢላ ዘይትስተር፡ ነቲ ሐሚሙ ዘሎ ቁስሊ አደ ስውአት ጨው ትንስንሰሉ። ስለዚ ኢዚ ወደይ አፍካ ዝሃበካ አደ አደ አይትበል።። አደ ትብሃል ስምዒት ካልኦት አደ ምስትሕሉ ኢያ። ኤርትራና መመሊሳ ትባረኽ። ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና ፡ዐወት ንሐፋሸ ።

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 Жыл бұрын

    መስኪነይቲ ሐዘን ወዲኺ ሞት ሑጺይ ኮይንኪ፣ ውሽጡ ሕሩር፣ ሐሙሽተ ኮይነ ትብሊ ኣለኺ ኣምንታይከ ክትኣትዊ።ሐደን ዕዮንን፣ ካብ ጸላእቲ ዝፈሪ፣ ክብሪ ናየዲኡ ዝድውን፣ ንዕላምአ ዝጻረሩ ደቂ ደቂ ኣፍሪዮላ። ርጋተይ ኣይትሐዝለይ ብወድኺ ኩልና ኢና ሐሪርና። ንዐኺ ጥራይ ዘይኮነ ነቶም የሕዋትናን ደቅናንን ዝኸፈልዎ ደም ዘቃልል ምስ ብዙሕ ይቕረታ ኢዚስ ደም ኮይኑ ከይዱ ተዝኸውን ምሐሸ። ብዝገበርክልና ኩሉ አንዳመስገንኩ ኣምላኽ ጽንዐት ይሃብኪ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ይብል። ኤርትራና መመሊሳ ትባረኽ፣ ዘላለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና፣ ዐወት ንሐፋሽ።

  • @ghirumhabte1249
    @ghirumhabte12492 жыл бұрын

    ተጋዳሊት ርግኣት ንሓርነት መሬት ወፊራ ህይወታ ከፊላ ወዳ ከኣ ሕድራ ኣብ ተግባር ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ራህዋ መሰል ስርዓታዊ ምሕደራ ስለዘይረአየ " ፍትሒ" ንህዝቢ ኤርትራ እንተበለ እንታይ ገበን ጌሩ? ነቶም መንእሰይን ህዝቢ ሃገርን ብዘይሕግን ፍርድን ዝኣስሩን ዘሕቅቁን ከተጣቕዕ እናተኸሰስካስ ንሓርበኛ ክትከስስስ" ኤርትራዊ" ዘብል ኣይኮነን።

  • @sebnkunmedia

    @sebnkunmedia

    2 жыл бұрын

    Thank you bro🙏🙏🙏

  • @yonaskeshi1863

    @yonaskeshi1863

    Жыл бұрын

    ኣንጻር ሰራዊት ኤርትራ እዩ ወጊኑ ዘሎ ትግራይ ትስዕር እምቢ ኣይሰምዕንየ እዩ ክብል ዝዉዕል እምበር ምቅዋም ዳኣ ይቃወም መሰሉ እዩ ክቃወም ስለዝስ ዓቢ ጌጋ እዩ ዘለዎ ዳሓር ካኣ ህቡብ ስነጥበባዊ እንድዩ ነዲኡ ምሕካም ድዩ ስኢኑ እቶም ክስዕሩ ዘጣቓዓሎም ዘሎ ተጋሩ ካኣ ይሓግዝዎ

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai66972 ай бұрын

    What are you talking about? It is true she used to be a good fighter,but now don't west our time with nonsense.

  • @zowdikidane3760
    @zowdikidane3760 Жыл бұрын

    No one you are 🤐🤐🤐🤐🤐🤐she is fraslam mama 👎👎👎👎

Келесі