ዕስለ ማለት ፈራሓት ዝእከብሉ እካበ'ዩ

ዕስለ ማለት ፈራሓት ዝእከብሉ እካበ'ዩ
#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #egypt #uae #sudan #china #somalia #russia

Пікірлер: 55

  • @AwetAsfha
    @AwetAsfha28 күн бұрын

    Absolutely right!! Thank you, Mati and siedom!!

  • @grapega4114
    @grapega4114Ай бұрын

    Very impresive analysis as usuall, drone just continue to expose the uselful idiots. ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogosАй бұрын

    Absolutely right Mathious Zelealem. Thanks more

  • @AbrehaleyAsegahay-qy2kn
    @AbrehaleyAsegahay-qy2knАй бұрын

    Thank you so much ❤❤❤❤❤

  • @user-ej5io9rx8f
    @user-ej5io9rx8fАй бұрын

    Ata bezen faratat tewaridna mber dron.

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3eАй бұрын

    ማሕባር ዕስለ 👍

  • @hussenhassan3189
    @hussenhassan318926 күн бұрын

    Merhabae wedi ereyy jogina 👍🌟👍🌟🌟👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @Abi-xr4uq
    @Abi-xr4uqАй бұрын

    Thanks drone

  • @user-ve9xj4eo5b
    @user-ve9xj4eo5bАй бұрын

  • @edenpawlos6066
    @edenpawlos606629 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @baqr4383
    @baqr4383Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe7826Ай бұрын

    ወዲ መረሳ 👌🥰🥰

  • @baqr4383
    @baqr4383Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-id3xo1xs2v
    @user-id3xo1xs2vАй бұрын

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @EzekielMalualMeerKuchuol-gp4hl
    @EzekielMalualMeerKuchuol-gp4hlАй бұрын

    6:23

  • @erilove4162
    @erilove4162Ай бұрын

    100%!

  • @almazmesghin6281
    @almazmesghin6281Ай бұрын

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️👌

  • @christianc8012
    @christianc8012Ай бұрын

    1

  • @SaraSemer-fv3wy
    @SaraSemer-fv3wyАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddishАй бұрын

    ቃልሲ ፈንጂ ብምርጋፅ ጥራይ ከምዘይውሰን ፍሉጥዩ ። እዚ ጋውና ጨሓም ኣብውሽጥና ኣብ መቐለ ኮይኑ ንኣማኒኤል ዝኹንን ቅንኣትዩምበር ካልእ ኣይኮነን.ሓቂ ተልዩዎ ከምን ማትዮስ ዘልኣለምን ማዕበልን ድቓሉ ዝክሓነ ዓሌታዊ ፅልኣት ዘለዎም መናፍሓት ኣሞሓሩ ምላሽ መሃቦም ።

  • @diddidadda7679

    @diddidadda7679

    27 күн бұрын

    ትም በል ቆማል ዓጋመ

  • @idrisadam4097
    @idrisadam4097Ай бұрын

    Merhaba AAN

  • @sewitaeri8831
    @sewitaeri883129 күн бұрын

    2gize bshimom tsewiEwom (Tigraway)

  • @eritrea4ever1
    @eritrea4ever1Ай бұрын

    Mati nay bhaki hagerawi ❤

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddishАй бұрын

    ፋኖ/ኣምሓራይ ማትዮስ ዘልኣለም በልባ ብዛዕባ መሬት ምዕራብ ምዕባለ ተዛረብ መሬት ኣምሓራዩ ትብልዶኣይነበርካን ናበይ ናበይ ሓፈሻዊ ፍልስፍና ፖለቲካ ሃጠው ቀጠው።

  • @dawitberhe459
    @dawitberhe459Ай бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-xw1yn4kk6s
    @user-xw1yn4kk6sАй бұрын

    አነስ ማቲዮስ ዘልአለምን ስዒድ መሐመድን ሓደ ሰብ እዩ ዝመስለኒ።

  • @mohammedhassen2839

    @mohammedhassen2839

    Ай бұрын

    አነ እውን

  • @user-ej5io9rx8f
    @user-ej5io9rx8fАй бұрын

    Saidey teqawemti yeblnan texarefti eyom zelewuna.

  • @SalikoSaliko-mk1uh
    @SalikoSaliko-mk1uhАй бұрын

    Sied &mati xbuq tntane please nay Italy Eritrean zelo zemdna tentnulna

  • @angeln9985
    @angeln9985Ай бұрын

    ኣንታ ማቲ ስልጣን ንምጭባጥ እንከሓልሙ እኳ ክንድዚ ጸቕጥን ምጉብባዕን ዘዘውትሩስ በትረስልጣን እንተጨቢጦም ደኣ ብኸመይ ከተግብሩ ትጽበ።

  • @grapega4114

    @grapega4114

    Ай бұрын

    Abslutely true

  • @diddidadda7679
    @diddidadda767927 күн бұрын

    ባራዩ ዓድዋ ውርደተኛታት😂😂

  • @tsigeredahaile6785
    @tsigeredahaile6785Ай бұрын

    DEKI EREY JEGANU

  • @zemuymeharizemuy3871
    @zemuymeharizemuy3871Ай бұрын

    Selam wesenay zaselo selamta neakum ykun gezana ...denbe guma yekebu tetakebu Kem yehbay arberebei zgebrwa hanti ya nsa kea mblshaw ya

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630Ай бұрын

    استاذ َماتيوس، አንታይ ዳኣ ምስ AMERICA ትዋዳድረና ማሓዙታና ድለይልና ምበር ከም አንነ RUTO አዚ ወን ብቡዙሕ ሓሊፉና ኣሎ፡፡

  • @brgiednhamedu
    @brgiednhameduАй бұрын

    ዓፋፍ ነፋጥ

  • @logo967
    @logo967Ай бұрын

    ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ልክዕ ኣለካ ማቴስ ዘልኣለም ። ካልእ ተወሳኪ ዘገርመኒ ጉዳይ 9 ብሄራት ኢና ንብል ኣበይ ኣሎው ኣብ ተቃውሞ የሎው ኣብ ድገፍቲ የሎው እዚ ከ ሓሲብናሉ ንፈልጥ ዶ? ሓቂ ክንዛረብ ትኮና ኣብ ኩሉ መዳይ ክኮውን ኣሎዎ።

  • @AmanuelTekle-rf5bi
    @AmanuelTekle-rf5biАй бұрын

    Wetru hagerey kbretey 🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷

  • @BeeA-wi8wb
    @BeeA-wi8wbАй бұрын

    በዓል ብርጌድ ንሐመዶም መጸባጽብቲ ናይ አሕማቅ መንፈስ ዘለዎም እዬም። እግዚአብሔር ድማ ነዚኦም አሕሊፉ አይህበናናን እዩ።

  • @salomongabriel5945
    @salomongabriel5945Ай бұрын

    Matios zelialem malet anchiwa emer eka hasawi higdef wahid

  • @eritrea4ever1

    @eritrea4ever1

    Ай бұрын

    Ata xebib denkoro smayo eti medeb

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene27026 күн бұрын

    😏etay fethi kemzu nhiezb eritrean🇪🇷tigeray hager kemusurutu eritrean🇪🇷 zebel ketluwo tigeray deble hekefuwo deblu ticamorut nefhuto zenizeya icalib 🤔

  • @gm5215
    @gm5215Ай бұрын

    አብ ስራሕዘይሎ ሰብ ክልፍልፍ የምሕረሉዶ ይመስለኩም ካብ ብዙሕ ጸርፍን ዓጀው ጀውን እንታይ ንጥቀም ወይ ንረብሕ ስለዚ ምውርዛይ አየድልን ይእክል

  • @Edrisawate
    @EdrisawateАй бұрын

    ሰይድ ምስ ዞም ደገፍቲ ወይ ተቓወምቲ በሃልቲ ተናራክባከ እንታይ ምገበርካ 😂😂😂😂

  • @becool4344
    @becool4344Ай бұрын

    Mara hasad eka Matiwos nskan seabtkan.

  • @eritrea63
    @eritrea63Ай бұрын

    እዞም ዋላሓንቲ ብስለት ዘይብሎም በቲ ዱኹም ሓንጎሎም ጌሮም ንገለ ጉሩሃት ከዳናግሩን ከልምሱን እምበር፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣሽንኳይዶ ክመርሑዎስ ህዝቢ ኤርትራ ክመርሖም'ውን ኣጸገምትን ኣገዳስነት ዘይብሎም ሰባት ኢዮም ።ምኽንያቱ ናይ ፉጡር ወዲሰብ ኣተሓሳስባ ስለዘይብሎም።

  • @letesusgeorgia5772
    @letesusgeorgia5772Ай бұрын

    ክቡራት ብጾት ጉሩም ኣገላልጻ እንታይ እሞ ክንብሎ ሓርበኛ ህዝብና ዘይኢዱ ረኪቡ ብጾት ከም ዝበልኩሞ ዋና ዘይብሉ ገዛ ኣናጹ ይጻወታሉ ነዞም ኩሎም ኣናጹ ከደምቲ ናይ ትግራይ ሸፋቱ መን ፈጢሩዎም እቲ ኣቦ ኩሎም ኣናጹ ዝኮነ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ኣፈጻሚ ጉዳያት ናይ ኢትዮጵያ ትግራዋይ ኣንጭዋ ኢሱ እዩ፣ብጾት ንዓካ ስዒድን ማተዎስን ጀጋኑ ሒዛ ታሪካዊት ኤርትራ መጻወቲ ኢሰያስ ኣንጭዋ ኮይና ዘገርም እዩ፣እንታይ ድዩ እቲ ናይ ብሓቂ ናይዛ ሓርበኛ ኤርትራ ታሪክ ገጽ ንገጽ ኣብቲ ድሙቅ ጸሓይ ንክልተ ዝዓበዩ ሓያላን ሃገራት ገጢማ ዓወት ሓርነት ዝለበሰት እንድያ፣እሞ ኣነስ ገሪሙኒ ኣሎ ነዚ ኣንጭዋ ትግራዋይ ኢሰያስ ሓደ ሰብ ተሳኢኑ ኣብቲ ቀይሕ ባሕሪ ዘጥልቆ እወ ንክታምኖ ዘጸግም ይኩን እምበር ኣነ ግን ዋላ ሓንቲ ክሊኢት ኣብ ልዕሊ ሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ ዘለኒ እምነት ኣጥፊኤ ኣይፈልጥን፣ዘላኣለማዊ ክብሪ ንሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @X5avatar
    @X5avatarАй бұрын

    ኣታ ሱቕ በል ብዛዕባ ኣሜርካ ምዝራብ ግደፍ

  • @eritrea4ever1

    @eritrea4ever1

    Ай бұрын

    Kkkkk nska flut agame eka

  • @BiniamBrhane-yy6ls

    @BiniamBrhane-yy6ls

    Ай бұрын

    እስከበል ድንቁርናኻ ሒዝካ ዘይትስተር

  • @X5avatar

    @X5avatar

    Ай бұрын

    @@BiniamBrhane-yy6ls ንዓባ ግደፍ ብሽም ስድራኻ ኣይተጸውዓኒ

  • @eyobgezai243

    @eyobgezai243

    Ай бұрын

    Sekt kondaf ​@@X5avatar

Келесі