ዉፉይ ግን ክንድዚ ዝሕመ ዘሎ ናይ ድሓን ድዩ፧

Ойын-сауық

Пікірлер: 94

  • @hailuweld
    @hailuweld2 күн бұрын

    ኣቱም ሰባት ውፉይ ኩሉ ዘረብኡ ኣብቲ እንኮ ጸላኢ እዩ። እዞም ቆሎ ጥጥቆ ክትዛረቡ ግዜ ተጥፍኡ ኩሉ ሓይልኩም ናብ ጸላኢ ዘይተድህቡ ውፉይ ነታ ደም ኣብኡ ዝሰተት ሃገር ህዝባ ብሕጊን ብፍትሒ ክነብር ዝቃለስ ዘሎ ተባዕ በዓል መትከል እዩ። ከምኡ ድከሙ ከም ኡ ስርሑ በጃኩም ንኩሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ስዓቦ

  • @user-cw2yi3ne8x

    @user-cw2yi3ne8x

    2 күн бұрын

    ብራቮ ሃብቶም ኒዓይ መቸም ዚብሎም ኢልካለይ ንፉዕ ከምኡልኩም ባዕሊኹም ቀልሲዎ ቃልሲኹም ኣቱም መን ኢሰያት ቲሪኢዎም ኣለኹም ሓይሉ በርቲዑ ኣምላኽ ይሓግዝኩም

  • @teamemedhanie3669

    @teamemedhanie3669

    2 күн бұрын

    You are absolutely right dear brother but, unfortunately those people they have their own problems and they don’t have any ideas

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom24112 күн бұрын

    ብሐቂ ቅንኢ ዓይነት እዩ ዝመስል ምኽንያት ክዛረቡ ከለው ይዓፍሩን ይንህሩን ስለዚ ገለ ውሽጦም ዝርብሽ አለዎም.

  • @misssunshine865
    @misssunshine8652 күн бұрын

    WUFUY JIGNA EYU👌👌👌👌👌

  • @teamemedhanie3669

    @teamemedhanie3669

    2 күн бұрын

    💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub2 күн бұрын

    You are a young talented and brave brother! Ajoka👏🏽👏🏽👏🏽

  • @elsabeyene4548
    @elsabeyene45482 күн бұрын

    I really admire you young man.

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator71722 күн бұрын

    ሃብቶም ኩል ግዜ ይከታተለካ እንደየ ካብቶም አለውና ንብሎም 1 ኢካ እሞ አጆካ ብፍላይ ግጥምታትካን ትህትናካን አጆካ ቀጽሎ አነ ናተይ ወኪለ ክዛረብ አብ ጎንካ አለኩ 💙💙💙💙💙💙

  • @hidatteklom2411
    @hidatteklom24112 күн бұрын

    መቸም አብዛ ሰዓት እዚአ ውፉይ እዩ ብቅዓት ዘለዎ.

  • @teamemedhanie3669

    @teamemedhanie3669

    2 күн бұрын

    Yes absolutely you are right he’s the best at this time

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw2 күн бұрын

    Hnuk antay yewxae Afra wekarusahl nebihn kterfa ein kulu AB edna eu weyke felkat tfeltom eyom aklabat sahl korakur agdef❤

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub2 күн бұрын

    Admire your analysis. You are brave. Glad you are pointing the things that need to be improved.

  • @MeazaCzestochowa-uc9jm
    @MeazaCzestochowa-uc9jm2 күн бұрын

    Medebkum giethiye mehellefi aytgberru wela kabhu nlaeli yshelem hadega themseth aikonen .wufuy adey marim mstom embaba meneseyat bkinata tishefnkum..kiselto ena nmne maranatha amen.

  • @oneday5636
    @oneday56362 күн бұрын

    Well said

  • @KeseteKidane-eo5dd
    @KeseteKidane-eo5dd2 күн бұрын

    ንፉዕ፡ብጣዕሚ፡ጽቡቅ መደብ ደስዝብል

  • @Mereb78
    @Mereb782 күн бұрын

    ዉፉይ ክጥንቀ ቐሉ ነገራት ኣሎ። ልቦና ይድሊ እዩ። ዘኸፍእ ነገራት እምቢ ክብል ኣለዎ። ኣኼባ መሪሕካ ማለት መራሒ ሃገር በቒዕካ ማለት ኣይኮነን። መራሒ ሃገር ይፈጥር እምበር ንባዕሉ ክፍጠር ጉጉይ እዩ።

  • @teumberhe4355
    @teumberhe43552 күн бұрын

    ሰላም ኩብር ሓው ሃብቶም ኩሉ ተቅርቦ ደስ ይብለን ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት ብምባል እቲ ዘሎ ብግልጺ ተቀሚጦ ተባዕ መንእሰይ ኣጂካ ቀጽሎ እዛም ሰባት ብሓቂ ተቃለሰቲ እዮ ም እለ ኣይኣምንን ሓይሎም ሚንእኣስን ትዕቢትን ብደዖን እዩ ሰለዚ ግምት እንተዘይ ሃብናዮም ኣብቲ ዝህቡና ኣጀንዳ ኾለል እንተዘይበልና ዝሓሸ ኮይኑ እሰምዕኒ

  • @user-vw9oz8dw2m
    @user-vw9oz8dw2m2 күн бұрын

    ዉፉይ ከምዚ ኢሎም ዝቕዎምዎ ብምርካቡ በሊሕ መራሒ እዩ ንሱ ክምልስሎም የብሉን ንጉስ ሃለስላሴ ካበሉዎ ይግበረሉ ኣሜን ኣምላኽ ጽላሉ የብረሉ 💞💚💞💚

  • @shishaymehreteab3042
    @shishaymehreteab30422 күн бұрын

    ቃለሂወት የስመኣልና ሓውና ወለዶና ቀጽሎ

  • @miribaba1476
    @miribaba14762 күн бұрын

    👍👍👍

  • @aronberhane6179
    @aronberhane61792 күн бұрын

    great explanation well done this pont

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub2 күн бұрын

    Wow, Nice job.

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha26902 күн бұрын

    Welcome Wolodoy media

  • @Tusfai
    @Tusfai2 күн бұрын

    ኣፍ ምልኣት ልቢ ይዛረብ ውፉይ ሱቅ ተበለ ጽቡቅ እዩ ዝዛረቦ ብጉዳይ ጸላኢ ጥራዩ ዝዛረብ ንኩልኩም ብስሙ ክትነብሩ ጌሩኩም ከም ውፉይ ጌርኩም ሽም ኣምላክ ተትጽውዑ ዓለም ብምልእታ ሰላም ምኮነት ንውፉይ ዘክስሶ ወላሓንቲ ኣይርኣኩን ዉሕዉሕ ኣቢልወም ከም ኣክላባት 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️

  • @muluefrezgi-xd2is
    @muluefrezgi-xd2is2 күн бұрын

    ሑቡሽ ሓሳድ ኣየ ኸየ !

  • @habtomtewolde2730
    @habtomtewolde27302 күн бұрын

    ሓቂ ምስክርነት

  • @hiwetghebreab8159
    @hiwetghebreab81592 күн бұрын

    💯💯💯✌️

  • @raheltsehaye1852
    @raheltsehaye18522 күн бұрын

    Wufuy jegena eyuuuu ❤❤❤

  • @user-sv6kw3gy5n
    @user-sv6kw3gy5nКүн бұрын

    Tigage alecha....tehayaso alecha

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie36692 күн бұрын

    Tsegem alewom ezom sebat

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub2 күн бұрын

    Like your voice especially reading ….

  • @tedrostewelde287
    @tedrostewelde2872 күн бұрын

    Bravo❤❤❤❤

  • @berhaneZewede
    @berhaneZewede2 күн бұрын

    ሃብቶም ውፉይ ነዚኦም ክምልስ ግዜ የብሉን።

  • @fishalehadera56
    @fishalehadera562 күн бұрын

    ሃብቶም፡ ሓደ ካብቶም ዘይሻራውያን ተባዕ ኤርትራዊ፡ ኣገናዕ።

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane49432 күн бұрын

    Rgumat hzbi ayserhu ayasrhu kem wedi mobae kenxilom asadidom abzey himamu zebxhuwo hji kea nWufuy eway zeyhalfela hager weriduwo eseyas 😭😭😭😭

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael61152 күн бұрын

    Ezi Awuraja mbal gdefu bejakum nwulke seb zbelwo aytdgemo bzaeba Wufuy tray reayu nsu hanti Eritrea yqales alo

  • @mary-mary714
    @mary-mary7142 күн бұрын

    Ezieom tiblom zeleka sebat gn ab hasab aykonun kizarebu amsiyom jemirom kisab ziwdieu xerfi. Slezi niska kea haki fred neta betri ab maekel aytihaza

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha26902 күн бұрын

    💙💚💙

  • @cellam1960
    @cellam19602 күн бұрын

    ደንበ ዕግርግር ነብሱኹም አይተሕስሙ ናይ ፍትሒ አገባብ ቃልሲ የብልኩምን ነብስኹም ቤተሰብኩም ተአለኹም ይሐይሽ ተምጽእዎ ፍረ የለን

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie36692 күн бұрын

    Entay Rieto aleka Tesfaom dea

  • @simonm.7755
    @simonm.77552 күн бұрын

    Bravo ሃብቶም። ኣነውን ከምናትካ ርእይቶ ኣለኒ። ብዛዕባ ውፉይ ክመርጽዎ ኢዮም/ መራሒ ክገብርዎ ደልዮም/ ካባ ጌሮሙሉ ዝብሉስ መን መሪጽዎ? እንትይ ኣምጽኦ እዚ ኹሉ? ኣነስ ብጣዕሚ ሓዝነ።

  • @yoseifberhane4754
    @yoseifberhane4754Күн бұрын

    ❤😂💯👍

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles46142 күн бұрын

    ትዛረቦ፡ዘለኻ፡ብሩህ፡መጻኢ፡እየ፡ክትብል፡ኣየደፍርን።

  • @emanuelkifle1848
    @emanuelkifle18482 күн бұрын

    Nice bro I like your idea 100

  • @user-kd1co9cv2w
    @user-kd1co9cv2w2 күн бұрын

    ጸቡቅ ዘረባ መንእሰይ

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub2 күн бұрын

    Keep it up….

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael61152 күн бұрын

    Wufuy yxer alo abey emo nsu merihna ade Wufuy eyu nezi Menesey tesfa zhabom mkinyatu Hgdef nezom neashtu wolodo nay Hmamey sim kihbo Wufuy gn nay Emamey elwom tesfa zhabom eyu !!!!!!!!!!! slezi astewul Menesey haqafka aleli 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zaidkifleyesus2196
    @zaidkifleyesus21962 күн бұрын

    Xbuq ridiet aleka qexilo, qunue seb xegie nebsu kikewin alow.

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie36692 күн бұрын

    Ezi zblwo zelew kemti zbehal Werqin Hatsinn Tetsarifens Hatsin Nwerqi Ati Merat elata Mknyatu Tserfi senatla eziaom kea hmam zelewom tserfi sle zseanlu eyom emo ( konto hasab Eu ) zlewom

  • @sirakessayas3686
    @sirakessayas36862 күн бұрын

    Ata nska eritrawei mukanka bkemey nfeltt entay yu eti melhaska abey dika abeika

  • @DesA12346
    @DesA123462 күн бұрын

    እቲ ጌግኦም ንኩሉ ሰልጠነ ኢልዎ ዝብልዎ ከም ናይ ውፉይ ገይሮም ይዛረቡ ነይሮም ካልኣይ በቲ ናይ ሰልጠነ ጌጋ ዝብልዎ ኮላይ ነቶም ናይውፉይ ሰዓብቲ ኣልጊቦም ይሃርምዎም ነይሮም ። ግን ናቲ ኩሉ ኣልጊቦም ዝቅጥቅጥዎ ዝነበሩ ግብረመልሲ ክጻወሩዎ ዓቅሚ የብሎምን ድሮ ክበክዩ ጀሚሮም: ወይ ኣይዛረቡ ወይ ከኣ ንዝመጾም ግብረመልሲ ዓቅሊ ገይሮም ይጸበይዎ። እዚ እንተዘይኪኢሎም ግን ኣብዚ ሜድያ ክቅጽሉ ዘለዎም ተክእሎ ከም ተቃለስቲ ጸቢብ እዩ ። ኣብላዕሊ ኣለኹ ዝብል ሰብ ኣብታሕቲ ወሪዱ ክምልስ እንተጀሚሩ ኣብታሕቲ ብዙሕ ሰብ ስለ ዘሎ ብዙሕ ግብረመልሲ እዩ ዝመጾ ። ኣብታሕቲ ኬንካ ክትጻወሮ ድማ ኣይከኣልን እዩ😢

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche13352 күн бұрын

    እዚ ነሩ ገሩ ካአ ሰልጠነ ጥራሕ እዩ ዝብል ክክክክክ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw2 күн бұрын

    Radi atum EU anaxu dea antay tmrhe tray kem kelbi tnabhe❤

  • @hailewolde1816
    @hailewolde18162 күн бұрын

    መራሒ ክምረጽ ወይ ክህነጽ ይኽእል እዩ ። ኣብ ዲሞክራሲ መራሒ ክምረጽ ይከኣል ፤ ኣብ ቃልሲ ድማ ክህነጽ ይከኣል ።

  • @letehaimanothaile1642
    @letehaimanothaile16422 күн бұрын

    Aytgage habtom wfuy Kab meda zabi mis hizbi yrakeb alo eti bzuh hto yhatwo ymls wn alo

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete55882 күн бұрын

    ሰልጠነ ዲኣ ንዉፉይ ክልኪሞ ኢዩ በዚ ዝኮዶ ዘሎ

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde18152 күн бұрын

    Eritreawi ayele afle ayserh.aysrh.hsdna mliewom eyu kndi wfuy zmexe seb yelon ktqalesu gday zetbhesu dqurna ab Eritreawi .mas ikum ktmaharu 35 amet hade senay kgezakum zeteqawemkums nhade wfuy ktqawemu ktargu ikum mhret yewrdelkum etom hasadat

  • @berihbahabolom1639
    @berihbahabolom16392 күн бұрын

    እዛ ወዲ መድያታት ውጹዓትን ዑቡሳትን ንኽተዕኑ እንዲያ ዳኣ መጺኣ

  • @mmsaed4630
    @mmsaed46302 күн бұрын

    ቁዋም በይኑ ኣይሰርሂን፡ አንታይ ዳኣ ብሂዝቢ ክኽበብን ክኽብር ኣሎው።

  • @sebletesfay3165
    @sebletesfay31652 күн бұрын

    Why did you wait till know you should ask him instead of keep saying that you have a question repeatedly.

  • @ghebrehadgu3479
    @ghebrehadgu34792 күн бұрын

    Articulate!!

  • @eumungueush7209
    @eumungueush72092 күн бұрын

    ኤርትራዊያን ኣይመርሑ ኣይ ምርሑ ኣይመርጹ ኣይምረጹ ኣይተረድኦን ቅንኣት ሕሰዳ ቂምታ ትዕቢት ተዋሪሰሞ

  • @misssunshine865
    @misssunshine8652 күн бұрын

    Kulu giziye zereba kitqomil, eski bi hgdf tezareb😎😎😎

  • @kiros123
    @kiros1232 күн бұрын

    እንታይ መስለካ ኩቡር ሓዉ ን መራሒ ምንቃፍ ንቡር እዩ፡ ንዉፍይ ኣይትንቀፍዎ ንሱ በታ ዓቕሙን ዝመስሎን ይከይድ ኣሎ እንተኺልኩም ከምቲ ናቱ ስርሑ ትብል ዘለኻስ ናይ በሓቂ ዲኻ ከምዚ ኢኻ ትሓስብ፡ን መራሒ ደኣ ትነቅፎ እምበር ሓመዱ ንላዕሊ ትገብሮ፡ ን ኣብነት ሲ ንተጋሩስ ንደብረጺየን ኣይትንቀፍዎ ወላ ናብ ገደል የእትወኩም ትብሎም ነርካ ማለት እዩ። በዚ ኣተሓሳስባኻ ናብ ጥፍኣት ኣንዳ መራሓካ ዘይ ነቀፍካዮ ደኣ ምሰጥፈኣካ ክትዛረብ ማለት ዱ፡ ካልእ ኣብነት ን ሓደ ሃያሲ ደፍስ፡ ንባዕልኻ ቅድም ግጥሚ ግጠም ክንብሎ ማለት እዩ በዚ ናትካ ሎጅክ፡ ምናልባት ን ዉፉይ ዝመረጺ ሰብ የለን መራሒ ኣይኮነን ትብል ተኾንካ ከ፡ ዉፉይ ዝገብሮ ዘሎ ከም መራሒ እዩ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ቡዙሓስ ደቂ ኣውራጂኡ ዪስዕብዎ ኣለዉ ንሱ ከኣ ከም መራሒ ኢዩ ዝእክቦም ዘሎ ምስቶም ዓሌታውያን ከኣ ክስሕቅ ይውዕል ኣሎ ስለዚ ዉፉይ ዕሌታዊ እዩ ዓሌታዊ ከኣ ህዝቢ ክመርሕ ዘይኮነ ህዝቢ እዩ ከባልዕ ዝኽእል፡ መተሓሳሰቢ ፡ጸቢብነት ድሕሪ ግዜ ነብስኻ እዩ ዘጥፋካ፡እዞም ኣከለጉዛይ እና በሃልቲ ኒሕና ጥራይ ኢና ንመርሕ ዝብል ሓሳብ እንተሓሊኩም ምስ ግዜ ከምዛ ን ህዝቢ ትግራይ ዘጋጠመቶ ጆነሳይድ እያ ከትጋጥመኩም ምኽንያቱ ብተደጋጋሚ ጽልኢ ኣብ ልዕሌኹም ክስበኽ እዩ ጽልኢ ናትኩም ኣብ የእምረኡ ዝኸዘነ ወለዶ ከኣ ሓደ ግዜ ከጥፍኣኩም እዩ እዚ ሎጅክ እዩ ኣብ ዓለም ዝተራእየ እዩ ፡ኣብ ርዋንዳ ፡ኣብ ትግራይ፡ ብሓፈሻ ዉሑዳን ብዘይ ዲመክራሲያዊ ኣካይዳ ክመርሑ ምስ ዝጸንሑ ድሕሪ ግዜ ኣብ ልዕሊኦም ጆነሳይድ እዩ ዝፍጸም፡እቶም ኣፍልጦ ዘለዎም ከምበዓል ሲራክ፡ሰምሃር፡ተስፋይ፡ዮናስ ከኣ ፖለቲካ ስለ ዝርደኦም ሕጂ ዓገብ ይብሉ ኣለው።

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion49082 күн бұрын

    Tebeka mengo mengo Nigega gega mbal entay xegem Men eyu merahi gerwo Entay euu tihzto ke

  • @weldaygebru2777
    @weldaygebru27772 күн бұрын

    ሰላም ሓው ዳርጋ ብዙሕ ኢየ መደብካ ዝከታተሎ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ላንጋ ላንጋ ኢኻ ኣብዛ ናይ ሎሚ መደብካ ንኣብነት ተስፍኦም ተስፋይ ሰማር ኣብዛ ሕጂ እዋን ትፍኦም ዘልምጹ ኢዮም ናቶም ክልተ ኣብዑር ክሳብ ሕጂ ሓሳብ ኣልቦ ኢዮም ስድታትን ድስፕሊን ኣልቦ ኢዮም ተፍኦም በላዒ ትፍኡ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ኣብ ሕማቅ ኣብ ዝወደቀሉ ተሓጊዙ ኢዩ ኣብ ውፉይ ንምጻእ ክሳብ ሕጂ ሕማቅ ኣይሰማዕክሉን ሓሳቡ ክሳብ ዘተረዳኣካ ዓቅሊ ክትገብር ኢዩ ዘለካ ብሩህ መጻኢ እንተኾንካ ነቶም ደሃይ ዘይብሎም መራሕቲ ብሩህ መጻኢ ግበር ውፉይ ይሰርሕ ኣሎ ክተተባብዖ ጥራይ ኢዩ ዘለካ ዝመስለኒ ዮዲት ብዙሕ ተዓዚብናያ ኢና ሕጂ ግን ሚዛና ይጎድለኒ ኣሎ ዮናስ ከም ውፉይ ትብል ኣሎኻ ንብሩህ መጻኢ ዋጋ ዘኽፈላ ዮናስ ቀናእ ደይ ኮነን ዮናስ እኮ ኣብ ብሩህ መጻኢ ተሓቢኡ ኢዩ ዝነብር ምስ ኩሉ ረሳሕ ቃላቱ ስለዚ ዎሎደይ ፕሮዳክሽን ንጻዕዳ ጻዕዳ ንጸሊም ጸሊም ክትብል ኣሎካ ኣብ መጀመርታኻ ኣዚየ ሰንቢደ ደሓር ቅሩብ ንጽር ዝበለ ሓሳብ ሂብካ ከምኡ ቀጽሎ ክብለካ እፈቱ ሎሚ ንቅድሚት ዝወስደና እምበር ኣብ ጥራሕ መዓኮሪ ሃለውለው ዝብልስ ግዜና መወድኢ ጥራይ ኢዩ ሰሰናዩ በርትዕ

  • @estif03
    @estif032 күн бұрын

    ውፍይ እንተ መሊሱ ኣብደረጀኦም ክወርድ እዩ ስለዚ ክምልስ የቡሉን

  • @habtamumanchesterawi1833
    @habtamumanchesterawi183320 сағат бұрын

    ፈራሕ ኣይትኩን😁😭

  • @misssunshine865
    @misssunshine8652 күн бұрын

    ANE KEMAKA KEZAB SEB RIEYE AYFELITIN. KULO GHIZYE NAY MASTIKA KURKUR IKA. WUFUY SEB YENIQIH ALO SILEZI NATU GUDAY EYU KITIBIL KELEKA LEKBAT IKA👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @mhretabasgodom5689
    @mhretabasgodom5689Күн бұрын

    ላለካ ኒ ዉፋይን ሰልጠንን ዝጸሎም ሰብ የለን ናኣዘብካ ኣለና

  • @mebrattesfaye179
    @mebrattesfaye179Күн бұрын

    Who are you?

  • @sebletesfay3165
    @sebletesfay31652 күн бұрын

    You should focus on hgdf instead of individuals .so sad.

  • @berihbahabolom1639
    @berihbahabolom16392 күн бұрын

    እውይ እዛ ወዲ ኣጀንዳኪ ፍሉጥ

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste24612 күн бұрын

    Xsbuk hasab eka hibka ntewesaki gn bwegeney sgab hji welahanti gega ayrekebkulun nwufuy sukilka mnkaf kea hatyatyu semar hjs wala 100 kab 100 knue yhalu wufuy knnekfo meselnayu ybl neru wey shgr 😂😂😂

  • @asmaratube6646
    @asmaratube66462 күн бұрын

    ዝኾነ ሰብ ንውፉይ ከም'ዚ ኢሉ ተጻሪፉ ኢሉ ሺዲዮ ዘምጽኣልና ሰብ የለን።ስለ'ዚ ብዛዕባ ውፉይ ብዙሕ ትዛረቡ ሰባት ዓገብ ክብለኩም እፈቱ።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw2 күн бұрын

    Manatu sahl tfeltun EU hitarkum

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu23002 күн бұрын

    ወለድና ክምስላ ከለዋሲ"ተጽግበኒ ቅጫሲ ኣሞቅልኣ ከላ ይፈልጣ" ይብል: መሲልካ እንታይ ኣምጺእካ ንዝብል ሕቶ ካብ ዓይኒ ህዝቢ ዘምልጥ የለን ስለዝኾነ ኢዩ ከኣ ኣብ ልዕሊ በየነ ገረዝጊሄር (ውፉይ) ኣብ ኢሮጳ እናነበረ ብዋርድያ ክንቀሳቀስን መንእሰያት ናይ ኣምልኾት ምልክት ስእሉ ኣብ ካናተራ ኣብ ኣፍልቦም ጠቂዖም ክኸዱን ገብ ዘይበለ ናይ ስልጣን ድኣምበር ናይ ፍትሒ ጽምኢ የብሉን::እንተኾነ ናይ (ዉፉይ) ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ንሓደ ፍትሒ ከምጽኣልካ ይቃለስ ኣለኹ እትብሎ ሕብረተሰብ ኣዕኑድ ባህሉን ስነምግባሩን ዓነውነው ኣቢልካ እናፍረስካ ታሪኹን ክብርታቱን እናዘናጠልካን ነቶም ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ብሓባር ተቃሊሶም ዋጋ ዝኸፈሉ ኣህዛብ ምስ ጋኖት ኣሻሪኻ እናበታተንካን ዝመጽእ ፍትሒ የለን:: ሃብቶም ዳርጋ ሓያል ገረ ኣለኹ ካብ ዝከታተለካ ኣብ ጉድለታትን ገጋታትን ኢዩ ኢልካ ኣብ ዝኣመንካሉ ኣብ ኝንቃፍንናይ ምእራም ተበግሶ ምውሳድን ብዘይ ኣፈላላይ ፖለቲካዊ መርገጹ ብዘየገድስ እሞ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ ::

  • @user-sh8gh9gd2t
    @user-sh8gh9gd2t2 күн бұрын

    ግን ሃብትየካ ውፍይ ኣባል ብርህ መፃኢ ዶኦ ኣይ ኮን ንምታይ ብርህ መፃኢ ኣልዒሎም ዘይ ዛረቡ ሕብኡ ኣጆዳ ኣሎዎም ኢለ ኢየ ዝኣምን

  • @user-tf5pw5mr6t
    @user-tf5pw5mr6tКүн бұрын

    ብዛዕባ ወዲ ንጉስ ጽቡቅ ገምጊምካያ ኣለካ ኣብ ዝኣምነሉ ውደባ ክይርነፍ ኣለዎ እንተ ብዛዕባ ሰማርን ተስፋይን ግን ንዕንወት ሕብረተሰብ ተበጊሶም ዘለዉ ኮይኖም ኢዮም ዝስሙዑኒ ።

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x2 күн бұрын

    አሞ ኣንታ ሃብቶም ዮናስ አኮ ይጺሕፍ አቲ ዚጺሕፎ ኣይደገፊዎን ይቃወምዎ ከመይ ገርካ ዉፉይ ዋላሓደ ዘይበለ ልቢ ዝልቡ ሱቅ ኢሉ ስርሑ ይሰርሕ ኣሎ ከመይልካ ማዕረ ክራኣይ ይካኣል አምበር ዉፉይ አንተተጋገየ ኣይኮነን ኒሱ ምዚኩሉ ዚሰትሖ ዘሎ ካልአ አካ ይጋገ ዝሰርሐ ኢዩኮ ዝጋገ ግን ከሙኡ ኣይኮነን ዘሎ ኣብ ሊዕሊኡ

  • @luwam436
    @luwam4362 күн бұрын

    Ata awna antay himak eyu geyru wufuy wufuy ziblu habirna nikales sile zibele aziom ab KZread metsiom bijeka tserfi antay geberti eyom neti waga zikefil zelo zeygedfwo antay geberti eyom

  • @kibromsweden2756
    @kibromsweden27562 күн бұрын

    ርአይቶ ኣይትሃቡ ኢያ ተስምዕ አዛ ርአይቶኻ ,ግድን ዲዩ ክትውደብ ዘለካ ርእይቶ ክትህብ ?

  • @zewdishiko
    @zewdishiko2 күн бұрын

    You are jealousies, hasadat budatat kenaat eiyom.

  • @teklehailu6924
    @teklehailu6924Күн бұрын

    ኣንታ ቆልዓ ድሓን ዲኻ ሰልጠነስ ንሱ ዝበሎ እዮም መልሲ ሂቦሞ ትብል ትጋገ ኣለኻ መጀመርያ ንሶም እዮም ንውፉይን ኒሰልጠነን ኣልዒሎም ዝምንጭትዎም ዝነበሩ ያዓኺ ፈሊጥካ ተዛረብ እቧእ!!

  • @semretberhane175
    @semretberhane1752 күн бұрын

    👍👍👍

Келесі