AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

Пікірлер

  • @SENAYSELA
    @SENAYSELA8 минут бұрын

    Justice and accountability come first!

  • @user-rl4yp2xi9z
    @user-rl4yp2xi9z2 сағат бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mohammedabubkere445
    @mohammedabubkere4453 сағат бұрын

    ماتقول شعب أريتريا قول تقرينيا في إريتريًا نحناما عندنا اي مصلحه مع اقليم تقراي ماعدا أعداؤنا تاريخ حقهم معروفين اكثرمن 3000عام

  • @dalac_93
    @dalac_933 сағат бұрын

    TPLF can’t be trusted whatsoever

  • @daveabrahale
    @daveabrahale4 сағат бұрын

    ትንተና ፖለቲካ ጥራይ እዩ ዘጸብቀልካ ወዲ ሓወበይ

  • @FebenGoitom-yl1jb
    @FebenGoitom-yl1jb4 сағат бұрын

    Keros ka seb koynu sei bzaba mengst Ertria 🇪🇷 kzarb bjakum aytgdslu nenbsu kekwen aykilin eyu bjakum knzrblu keman abzi comunt ahfrnii blbii

  • @habtehagos3555
    @habtehagos35555 сағат бұрын

    Isaias the village elder is madman.

  • @yoelmarkos2004
    @yoelmarkos20046 сағат бұрын

    ከምዙዬ፣ በቱይ ማ ቀልዲ ደኣ ኮነይ ቡሱሩ, ኣታዮ ትጫወተልና እንተይትህሉ ስዒዱዋ

  • @zemuymeharizemuy3871
    @zemuymeharizemuy38716 сағат бұрын

    Dron xgana shden Nezen denbe guma habena nenay Eiden Ewe nezen eusubat znebra bkebden Ezom demamu zbeleu wala deqom Bmsarom zqorxwa eidom

  • @merhawisolomon361
    @merhawisolomon3616 сағат бұрын

    good analysis Mr. Daniel. thank you ANN Media Network for your Excellent Programmes. I love them ❤

  • @alexanderrussom3043
    @alexanderrussom30437 сағат бұрын

    Dani you are so smart just keep gonig jegena

  • @user-iq1vg7cy9f
    @user-iq1vg7cy9f7 сағат бұрын

    የቀንየልና ክልቴኹም ምሁራን❤

  • @meharitedros4196
    @meharitedros41967 сағат бұрын

    ፖለቲከኛታት ትግራይ እንተለቢሞምን ካብ ሕሉፍ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ትያትሮ እንተውጺኦም ዕርቂ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ሕልፊ'ኴ የርብሖም ። ግን ካብ ሕሉፍ ታሪኽ ናይ ትማሊ'ኸ ይመሃሩ'ዶ ? እንተ ንህዝቢ ኤርትራ ኩሉግዜ ሰላም ምስበለ መርገጺኡ ኣይቀየረን ። ብዝኻነ ንፖለቲከኛታትን ፈደል ዝቖጸሩ ኤሊታት ትግራይ ልቢ ይሃቦም. ። ወጽ

  • @shabay24
    @shabay247 сағат бұрын

    We all know the characteristics of tigrayan, and that is to betray you when they think they have the power.

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos7 сағат бұрын

    Thanks AAN MEDIA NETWORK

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos7 сағат бұрын

    Selam nkulu eyu zerbh

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre23077 сағат бұрын

    Thanx AAN Media.

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre23077 сағат бұрын

    ❤❤❤

  • @MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz
    @MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz7 сағат бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪❤️❤️

  • @mohmoh-ce9bi
    @mohmoh-ce9bi8 сағат бұрын

    Serah seeanom shaebiya n weyane kea seb hasiboma gn kab akmomm n laaeli metitkumommm

  • @selahta5252
    @selahta52528 сағат бұрын

    ኣነ እኮ ዝገርመኒ ንስካ ዶ ኣይኮንካን ተዓሪቆም ዶ ገለ ትብል ዝነበርካ 😡😡😡 ናይ ገንዘብ ኮንኩም ተሪፍኩም ገጽኩም ትሓቅ

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e8 сағат бұрын

    ምስ ኣቢ ዝዕረቑሉ ምስ ኤርትራ ዘይዕረቑሉ ምኽንያት እንታይ እዩ ዝበልካዩ ጌጋ ኣለኻ፡ ምስ ኣቢ ምዕራቕ፡ ኩሉም ኣኢትዮፕያ ስለዝኾኑ ናይ ክልል ባጀት ከኣ ይውሃቦም፡ በንጻሩ ግን መ ኤርትራ ዝገበርዎ ግፍዕን ጽንተትን ን30 ዓመት ዘድመኻዩ ህዝቢ ፡ ኣብ ኮንሰንትረሽን ካምፕ ኣቐሚጥካ ዘደንቕርካዮ መንእሰያትና ሱቕ ኢልካ ንታዓረቕ ዝብሃል ኣይኮነን። እቲ ውግን ወረ ውግእን ሰላም ኢና ንደሊ ኢልካ ዝውሰን ኣይኮነን፡ እቲ ህዝቢ ብሕልፊ ትግራይ ንህዝብን መሬታን ኣኤርትራ ከም ጎሬቤት ሃገር እቲ ዝገበሮ ግፍዕን ዕንወትን ዘስዓቦ ንህዝብና ተረዲኡ ጌጋ ጌርና ኢሉ ስጋብ ዝናሓስን እቲ ተግባራቱ ምስዝራኤ ክትኣምኖም ክትጅምር ትኽእል። እዚ ስጋብ ዝኸውን ግን እቲ ውግእ መታን ከይድገም እቲ ዶብ ብኽልቲኦም ህዝቢ ስምምዕ ክሕንጸጽን ብመደቕ ክንደቕን ክግበር ኣለዎ፡ እቲ ነቲ ከባቢ ብቐረባ ዝዋደብን ዝዋሰብን ከኣ ኣብ ግምት ኣእቲኻ ፡ ብውሕሉል መደብ ክግበር ኣለዎ። እቲ ንታዓረቕ ንታዓረቕ ንነባሪ ክኸውን ኣለዎ። ዓወት ንሓፍሽ !

  • @berekethaile3020
    @berekethaile30208 сағат бұрын

    Good job bro aan medai

  • @berekethaile3020
    @berekethaile30208 сағат бұрын

    Good job bro aan medai 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @berekethaile3020
    @berekethaile30208 сағат бұрын

    Good job bro aan medai

  • @bokrekahsay987
    @bokrekahsay9878 сағат бұрын

    ኢርትዊ ምስ ልብካ ተማክር ።

  • @freweynihaile2816
    @freweynihaile28168 сағат бұрын

    Awet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we8 сағат бұрын

    ብኽንደይ ኢድ ምጥዋይ እታ ሓቒ ኣውጺእካያ። ኢሰያስ እዚኣ እያ ተፍርሖ ውግእ እንተ ደው ኢሉ ህዝቢ ኣብ ናይ ዘበታዊ ጉዳዩ ከየድህብ።

  • @samuelasgedom2561
    @samuelasgedom25619 сағат бұрын

    ኣብ ምሉእ ዕድሜኡ ሻዕብያ ካብ ፖለቲካዊ ኩነታት ናይታ ድሕርቲ ስርዓተ ማለሊት ስጊኡን ኣይፈልጥን!

  • @thanksgod8398
    @thanksgod83987 сағат бұрын

    ኣይትጋገ ስሚ ህግደፍ ሕዋት ጥራሕ ኢዩ ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃ

  • @henokgebreyohannes7114
    @henokgebreyohannes71143 сағат бұрын

    @@thanksgod8398 ሓላሚ ሕውሓትካስ ጠፊኣ እያ

  • @thanksgod8398
    @thanksgod839820 минут бұрын

    @@henokgebreyohannes7114 ንስካ ዑንጉለ ኢካ ሓሸማ 4 ኪሎ ክመጹ ኢዮም

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish9 сағат бұрын

    ከመይ ትኸውን ወዲ ወታደር ድቓላ ፋኖ ማትዮስ ዘልኣለም ኣብ ከባቢና ካብዘለው ሚድያታት ልዕሊ 360 እንሃብታሙ ኣያሌውን ዓርክኻ ጎንደረታይ ግርማ ካሳን ነኻልኦትን እስኻ ዝበለፅካ ከምንፅበዮ ምፅላም ተጋሩ ከም መዐቀኒ ሕርቃንኩም ኢና ንጥቀመሉ ። ቀፅል ተቐደድ (ማትዮስ ፋኖ)

  • @madinaabdala1835
    @madinaabdala18356 сағат бұрын

    🤑🤮👎🤑👎🤮👎🤑👎🤮👎🤑👎🤮

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi43419 сағат бұрын

  • @user-lj7tq6sg4d
    @user-lj7tq6sg4d9 сағат бұрын

    Erkab ena wenber nay abi aykonetn brukat,wiz respect

  • @nakfadenden5904
    @nakfadenden59049 сағат бұрын

    Wedi erey jgna eritreawi kbur mennet peace of east Africa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @becomei
    @becomei9 сағат бұрын

    ሰላም ብዙሕ ጊዜ ብዛዕባ ርክብ ወያነን ኤርትራን ትዛረቡ ኢኩም ካበይ ዝነቀለ ኢዩ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ወያነ ይኩን እኩባት ጉጅለታት ትግራይ ርክብ ኣይገበረን ክገብር እውን ኣይሓሰበን ግን ቁኑዓትን ደለይቲ ሰላምን ተጋሩ ኣለዉ ብብልጽግና ዕድል ዝሳኣኑ ገለ ካቦኦም ኣባላት ብልጽግና ትግራይ ኢዮም ገሊኦም ናይ ዝኮነ ውድብ ኣባላት ዘይኮኑ ግን ወያነ ካብ መቀለ ዝወጸሉ ኣማሓደርቲ ዞባታት ትግራይ ዝነበሩ መንግስቲ ኤርትራ ምዚኦም ኢዩ ክሰርሕ ዝደሊ እንተደሊኩም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣለዉኩም ድለይዎም ምስኦም ጥራይ ኢዩ ሰላም ትግራይ ዝረጋገጽ

  • @Shidenyual-kz6ss
    @Shidenyual-kz6ss9 сағат бұрын

    መቅሰን በሎም ጥራይ። 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪

  • @abebazeray5277
    @abebazeray52779 сағат бұрын

    አውት ንሓፋሽ💪🌷🌾🐪🐪🎋🌾🌿🌹🌸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌸peace for East Africa 🇪🇷💫🇺🇳💫🇸🇩💫🇪🇹

  • @user-kk5cc6jw6n
    @user-kk5cc6jw6n9 сағат бұрын

    ስዒድ ፡ እታ ፡ ዝበለጸት ፡ AAN chanel ፅፁይ ፡ ሓበረታ ፡ ትውንን ፡ አጆኻ ፡ ሲዒድ ፡ ቀፅሎ ፡ ❤️

  • @welelaayney4959
    @welelaayney495910 сағат бұрын

    Eritrean government is painfully slow government. We need to be allowed to return our country. The only way a nation to be prosperous is if it has a very skilled citizens that know how to create wealth. Government job is to safeguard the wealth created and make sure it is peaceful. We showed Africa how to build a good central government now is the time to show how to create strong economy that dream can be reality when people are free to do so otherwise if we keep going like this for longer and longer then we will kill each other eventually. I remember 25 years ago we never thought our sociaty would be so divided like this.

  • @motherland1510
    @motherland151010 сағат бұрын

    100%... ዳኒ... ሓውና... ኣዝዩ ብሱል መልሲ. ደጊምካ.. ተመለሰና

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d10 сағат бұрын

    ዳንኤል ተክላይ ካብ ፖለቲካ ኣፍልጦ በራሕ ኢካ የማንውን ጸገማውን ኮይንካ ክትንቀሳቀስ ቀሊል እዩ ግን ነናትካ ስነ ሓሳብ ሒዝካ ብሓባር ተሳኒካ ኢትነብር ንኩልካ ዝቅይድ ቅዋማዊት ሃገር ክትህልወካ ኣለዋ የመናዊ ኩን ጸገማዊ ብሕጊ ሃገር ኢካ ትዳነ እቲ ሓድነት እውን ኣብ ሕጊ ዝተሰረተ እዩ ኣቦታትና ብሕጊ እንዳባ እዮም ዝቅየዱ ነይሮም ብዘይ ሕጊ ሓድነት ኢልካ ምዕፋር ከሕፍረካ እዩ ዘለዎ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ጎንጺ እውን ውጽኢት ናይ ዘይቅዋማዊት ሃገር ምብትታን ሓድነት እዩ

  • @motherland1510
    @motherland151010 сағат бұрын

    ንጹር... መልሲ... ዳኒ? ኣብ europa ይኹን ኣብ ካልእ... ሕማቅ ንምግባር... ዕላምኦም እዩ. ኣብ ዝተፈላለየ... ከተማታት europa ይፍጽምዎ ኣለዉ.

  • @biniamteklemariam2202
    @biniamteklemariam220210 сағат бұрын

    ከማኹም ይብዝሑ ቀጽልዎ ንኹልና ክሕሸና የቀንየልና

  • @motherland1510
    @motherland151011 сағат бұрын

    ዓብዳት... ሃርድ... ቶክ.... ይሓትት... ኣሎ, ዳኒ...... ካኣ... ደፋርን... ሓቅን... ብግልጺ... መልስካሉ..... ካብ ናይ ካልኦት.. ጨብረቅረቅ... ንሰምዕ, ቀጽልዎ... ብዙሕ.. ክንምሃር ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r11 сағат бұрын

    ብሓቂ " ደላዪ ፍትሒ " ኢየ ዚብል ፡ ክብርን መሰልን ሰባት ብዚሓለወ ኣገባብ ተማእዚዙ ፡ ንባዕሉ ፍትሓዊ ኣብነት ኪኸውን ይግባእ ። እዚ እንዕዘቦ ዘሎና ገበናዊ ኣካይዳ ግን ፡ ብርእዮ ግህሰት ፍትሒ'ምበር ፡ ብምንም ተኣምር ምስ ፍትሒ ስለ ዘይራኸብ ፡ እዚ ጉዳይ'ዚ ካልእ እኩይ ተልእኾን ዕላማን ዘለዎ ምዃኑ ርዱእ ዚገብሮ ፡ እቲ ብግህዶ ንሓልዮት ትግራይን ትግራዋይነትን ዚወገነ " ኤርትራ እትብሃል ሃገርን ፡ ኤርትራዊ ዚብሃል መንነትን የልቦን " ዚብል ጭርሖኦምን ጎስጓሶምን እኹል መረዳእታ ኢዩ ። ስለዚ ኢዩ ድማ ንሓድነት ህዝብን ህላወ ሃገርን ደው ዚብል ኤርትራዊ ዜጋ ከም ቀዳማይ ጸላኢ ዚፈርድዎ ዘለው ።

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d11 сағат бұрын

    ብዝኮነ ትማሊ ዓጋመ ትብልዎ ዝነበርኩም ደምበ ፍትሒ ሎሚ ኤርትራዊ እዩ ክትብልዎ ጀሚርኩም ኣለኩም

  • @mohammedhassen2839
    @mohammedhassen283911 сағат бұрын

    ክብረት ይህብካ ዳኒአል ስላም የውረድልና።

  • @motherland1510
    @motherland151011 сағат бұрын

    ዳኒ... ብጣዕሚ... ደፋርን.. ሓቅን ኢኻ.... ትትንትን... ኣጆኻ! ብዓል ኪሮስ ዓንጃል ኣባልዓ.... ሃንዛ ( ሕምባሽ ) ጌሮሞ... ቃልሲ.... ብሓደ... ለይቲ.... ኣስመራ... ክኣትዉ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @motherland1510
    @motherland151011 сағат бұрын

    ዕላማ... ብርጌድ... ንኸብዶም ( tom&Jerry ) 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @motherland1510
    @motherland151011 сағат бұрын

    ብጣዕሚ.... ሚዛን... ዘለዎ... ትንተና... ዳኒኤል.. ሓውና &ዓብዳት ሓውና!

  • @user-hh8zs6he8j
    @user-hh8zs6he8j11 сағат бұрын

    Great! Good ideas Dani brother