ፉርቱና ኣይትምለስንያ ብዕላማያ ተሪፋ

ፉርቱና ኣይትምለስንያ ብዕላማያ ተሪፋ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josiasdenden
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#furtunaeritrea#furtunaisrael

Пікірлер: 275

  • @user-dg3rq4qd2b
    @user-dg3rq4qd2bАй бұрын

    ከመይ ናይኢድኪ አይትስአኒ ከምቲሐሚመአለኹ ዝበለቶ እግዚእብሄር ናይኢዳ ይፍደያ አሜንበሉ አየቅናዓላ ርግምቲ ሰራቂት

  • @tirhasghezae7758

    @tirhasghezae7758

    Ай бұрын

    Aman 🙏🙏🙏🙏

  • @Razan-hx2ir
    @Razan-hx2irАй бұрын

    ኣይቕናዕኪ ርግምቲ ኣምላኽ ይጥለምኪ ስዲ ።

  • @seraytteklay8460
    @seraytteklay8460Ай бұрын

    ናይ ፍሩትና ጸግዒ ኢካ ነርካ ናይ ባሀቂ

  • @ami_su
    @ami_suАй бұрын

    ጠላም አይቅናዕኪ ጸግዒ ናታስ ኮይነካ ነርካ ኢኻ ነታ ስበይቲ ምስፍርቱና ኮንካ አፋጢጥካላ ኢካ የቅሬታ ሕተተን።

  • @esseyhuruy8903

    @esseyhuruy8903

    Ай бұрын

    Ya nay libey rekibkan

  • @user-pv4gg1pk2q
    @user-pv4gg1pk2qАй бұрын

    ነዛ ክብርቲ ኣደ ሓሊኻታ ። ዘገርም ታሪኽ

  • @qelhi7922
    @qelhi7922Ай бұрын

    ናብ ናይ እስራኤል ኢሚግረሽን ፖሊስ ረፖርት ክትገብትዋ ኣለኩም ጉዱሳት ስባት

  • @tirhasghezae7758

    @tirhasghezae7758

    Ай бұрын

    Yess

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082Ай бұрын

    እዋይ ጥልመት ኣበይ በጺሕና ከምዘለና ኢዩ ዘርእየካ

  • @eristrongwomen9947
    @eristrongwomen9947Ай бұрын

    ነዛ ነብሳ ኢንታይ ሒዛትላ አያ ገጻ ትከዎል

  • @hshenbrhanu5033
    @hshenbrhanu5033Ай бұрын

    ብጣዕሚ ኣገሪሃታ ኢያ ስዲ ዝኾነት ጋል ከይ ሓፈረት ድማ ብገበና ታኣሲራ ትብል ብሰንካ ከም ዝኮነ ፈሊጣ ድያ ፡ነተን ኣደ ግርህነተን ይራኣየለን ነዛ ጠላም ድማ ናይ ኢዳ ይሃባ

  • @simonkudus7963
    @simonkudus7963Ай бұрын

    ኣምላኽ መዓቱ የውርደልኪ😢

  • @aziebwelderufael340
    @aziebwelderufael340Ай бұрын

    Good Job ጆሲ ጌጋ የለን keep it up👍😇

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301Ай бұрын

    እንታይ ዓይነት ሰብ እያ ግን ስብ ጹቡቅ ገሩላስ ክትኽሕድ እዋይ ተካል ዘበን ሕፍረት ከኣ ዘይብላ ።

  • @Azmarino123
    @Azmarino123Ай бұрын

    ነዘን ኣዴና ንድሕነን ብዝተኻኣለ መጠን ኣደ ኩላትና እየን

  • @danielasgedom9701
    @danielasgedom9701Ай бұрын

    ጆሲ ሓወይ ኣብ ሲራሕካ ዓወቲን ኣሳሊጦን ዪሚነየልካ ኣቦ ሓቂቂቂቂ❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉

  • @Azmarino123
    @Azmarino123Ай бұрын

    ወላ ትርኢታ ወን ደስ ዘይትብለካ ገጻ ትርሓቅ ሰብ በዲላ ትድቅስ መስልዋ ።

  • @senaitamanuel-wy1kt
    @senaitamanuel-wy1ktАй бұрын

    ፋርቱና መዳናገሪት ከይሐፈርኪ ንህዝበይ አዋጽኡለይ ክብልየ ትብልስ ንከምዚከማኲ መዳናገሪት አይኮነን ዝሕግዝ ላድሮ

  • @zowdi810
    @zowdi810Ай бұрын

    Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to you jase you are amazing thanks ♥️ 😊 😀 🙏

  • @mussietewelde3546
    @mussietewelde3546Ай бұрын

    Jossi ንዝጻሓፉ ነቀፌታት ተረዲአካ ብምምላስካ የመስግነካ።

  • @FerwineHmekiel-pj7lx
    @FerwineHmekiel-pj7lxАй бұрын

    Thank you for sharing great service🌹🌹🌹🌹🌹 brother ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @user-eq9xz2vn4x
    @user-eq9xz2vn4xАй бұрын

    Ok bel tehababrena telefon nata habena ab Israel ena zelena sebetey bet frdi eya tserh bkemey kem nmelsa nabana gdefo

  • @senaytfshaye7905

    @senaytfshaye7905

    Ай бұрын

    Smeani weden keyxelas seyti weden yxela ezi nay mengsti gega eyu wy

  • @Berbere82

    @Berbere82

    Ай бұрын

    bejakum nezen sebeyti ktblu hagzwa

  • @brhaneokbay9882

    @brhaneokbay9882

    Ай бұрын

    ግድን አዝሓ ጉዳይ ክትምለስ ከም zelewa ክትገብሩ ኣለኩም

  • @Natan0755

    @Natan0755

    Ай бұрын

    ​@@senaytfshaye7905ረሳሕ ዘመድኪ ድያ ኮይና ጠልጠል ከንብላ ኢና

  • @bsratsahle247

    @bsratsahle247

    Ай бұрын

    regmti sebyti kenday ke tedfer eya hzbi hagzni yebl ka tebal kkkkkk metalelti, serakit ketmlas tray eu zelwa

  • @seidibeyan7544
    @seidibeyan7544Ай бұрын

    ንሳ ብዝገበረቶ ገበንስ ህዝቢ ክሕግዛ: ከመይ ደፋር እያ ግን! ሰብ እኮ ንዝጸገሞ እናተሓገዘ ብሰብኣውነት ደኣ እምበር: መባልጾ ከይኑ ኣይካነን::

  • @Tsigab
    @TsigabАй бұрын

    ❤❤❤edmen tenan yhabka zkealka tegeber alka nsa kea nay ida aytsan

  • @benamt9670
    @benamt9670Ай бұрын

    አምላኽ እስራኤል ይፍረዳ

  • @adiamyemane9585
    @adiamyemane9585Ай бұрын

    Ajoka sb eka giga zelo eyu ,ndhri hji tray 😊❤😊❤😊❤

  • @user-co8tu9ew9o
    @user-co8tu9ew9oАй бұрын

    ኣታ ኣምልክ ዘይትፈርሒ እምነት ትጠልሚ ክንደይ ዓመት ክትነብሪኢኪ ፍሩቱና ጥልመት ሓጥያት ኢዩ 😢😢😢😢

  • @Selamhaile1811
    @Selamhaile1811Ай бұрын

    Brother You are Humble…. Keep it going ….🇪🇷🇺🇸

  • @user-eb4se8md9s
    @user-eb4se8md9sАй бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ

  • @yordanoskidane762
    @yordanoskidane762Ай бұрын

    Betmi zahzin eiu

  • @user-ix9rl1nn3y
    @user-ix9rl1nn3yАй бұрын

    Eway aby amlak mhrey yewrdelen☝🏻☝🏻☝🏻☝🏻

  • @semereokubaslas577
    @semereokubaslas577Ай бұрын

    ጠላም ጉሒላ ብ ሬሳኺ ተመለሲ

  • @bereketlove1497
    @bereketlove1497Ай бұрын

    Good job bro continue

  • @mxm8763
    @mxm8763Ай бұрын

    ጆሲ እስካ አለካ ገሪካ መድህንአለሞ ዕድሠን ጥዕናን ይሀብካ ❤❤❤❤❤

  • @WintaTa-vt3nj
    @WintaTa-vt3njАй бұрын

    ነጃኩም ኣብ እስራኤል ዘለኩም በጃኩም ከሲስኩም ኣታሕዝዋ ነዛ ከልቢ

  • @tsigerdaberakey2381

    @tsigerdaberakey2381

    24 күн бұрын

    🩵💚👍👌👈

  • @mhretabtesfaldet5595
    @mhretabtesfaldet5595Ай бұрын

    ብዝኮነ ነተን ኣደ ፍትሒ ንምነየለን እበር ጠላምስ ክንደይ ከይጥዕማ

  • @lovetube9672
    @lovetube967224 күн бұрын

    እግዝያብሄር ይፍረዳ 🥺🙏🏽

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111Ай бұрын

    ብዝኾነ ሕማቕ መዓልቲ ውዒላ ፍሩትና ካብ ገበረቶ ግን ሱሪሓ ዕዳ ናይዘን ሰበይቲ ተቃልለለን።

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafeАй бұрын

    ርግምቲ ንዘን ሰበይቲ ብዘይ ጥቅም ገንዘብ ኣታልላትን ሕጂ ኣብ ዘይት ወጾ ዓዝቅቲ ይትያትን. አቲ ገጻ አኮ ባሪስታ ሙኻና የንገረላ ኣሎ ኣረጊት

  • @eritreaadey5961

    @eritreaadey5961

    Ай бұрын

    ኩሊ ቢዝነስ እዩ ንሳ ውን 30 ዶላር ክትበልዕ እያ ኣትያቶ እምበር ሊብሮቶ ንዘይትፈልጦ ሰብ ኣይኮነን ንሓውኻ ሓብትኻ ከማን ይጣራጥር እዩ

  • @Natan0755

    @Natan0755

    Ай бұрын

    ​@@eritreaadey596130 ሽሕ ከምተቀበለት ርግጸኛ ዲካ?

  • @rahelalula551
    @rahelalula551Ай бұрын

    ❤❤❤ane abeti tebelo zenebrt bentay tasireki bela tebelka nera besenkea eiyen teasiren

  • @MichaelAlexander-dy6qf
    @MichaelAlexander-dy6qf29 күн бұрын

    ሰላም ጆሲ መደብካ ኩሉ እተቀርቦ ኣዙ ጽቡቅ እዩ ከም ኩሉ ግዜ ኣቀዲምና ኩሉ እንሓተካ ግን ምምላስ ኣይትሕመቅ ብዛዕባ ናይ ዓሸራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዓሸራ ምስ ገበርካ ክሳብ ክንደይ ዓመታት እዩ ዝዕቀብ ድሕሪኡ ኸ ናብ ካልእ ሃገር ክትቅይር ይካኣል ዶ ንኣብነት ካብ ጀርመን ናብ ዴንማርክ

  • @MulgitaTekle-wt5iy
    @MulgitaTekle-wt5iyАй бұрын

    ኤርትራዊት ኣይኮነትን ትግራዊቲ እያ ቦባኣ 😢😢

  • @fokirmua1035

    @fokirmua1035

    24 күн бұрын

    ቦግ የብልካ አቦአ ጅግና ስውእ ብርሀነ ይባሀል ተዘይፈለጥካ ስቅ በል

  • @lewhatkafluyyuamlakey2788
    @lewhatkafluyyuamlakey2788Ай бұрын

    Galza sdi sebeyti 😮 Bhiwet aytmelesi rip amlak b cancer yetfieki

  • @user-tl6gl8nk5o
    @user-tl6gl8nk5oАй бұрын

    ጌጋ ጌርካ እንዲኻ ፡ጌጋኻ ኣሚንካ ብግልጺ ይቕሬታ ምሕታትካ ኣዝዩ ዝምስገንን ልቦናኻ ዘማላኽትን ኢዩ።

  • @user-yc7fu9gt1x
    @user-yc7fu9gt1xАй бұрын

    Josi nezen sebeyti bedilkayen eka kaliay gize akrben hzbi kem zhgzen gber pls

  • @luwammengisteab

    @luwammengisteab

    Ай бұрын

    ባዕላ እዛ ሰራቂት ትኽፈለን ናይ ምንታይ ህዝቢ ዝሕግዘን ወርድዎ ዶ ህዝቢ ዘዝመጸ ክጻወተሉ

  • @syumnelo4525

    @syumnelo4525

    Ай бұрын

    ​@@luwammengisteab Selam hawey haftey lomi kone seb telami ember eti kedmi si zerkeba bali lichnsa zlewo wey nbret zlewo eyu tewahsu bhalyoti zgbrelika bzey zkone nger enite nay lomi seb zemeni sile zeykone tewhseni elkayo zwahseka yelen slezi eza ade gega yeblan eta ztegageyeta neten 30 ktbli seb mimana eyu

  • @ambesagertsegay3454
    @ambesagertsegay3454Ай бұрын

    ኣታሊላተን እያ። ብደላሎ ረኺበየን ምስ በለት ናይ ቅንዕና መንገዲ ከምዘይኮነ ርዱእ እዩ።

  • @Berbere82
    @Berbere82Ай бұрын

    eway eza rgmti serakit sebeyti 😡😡😡 kabzen sheramut xomakti swa zneberet eya tmesl

  • @suadibrahim7957
    @suadibrahim7957Ай бұрын

    Josis Hekena sab eke

  • @Al-be8tk
    @Al-be8tkАй бұрын

    Etay Humus hiwet kytnebir abet abet kihdet aykinealki ab Israel zelkum yala belwa selten ade❤❤❤❤❤

  • @biniamsium1531
    @biniamsium1531Ай бұрын

    እዛ ጋሕባ ፍርቱና ጌና ቡዙሕ ከይተዛረበት ከላ ሰራቅም ሙኻና ቆብ ኣቢለያ ። ጆሲ ውን ነዘን ኣደ ኣግድዕኻየን ኢካ ንፍርቱና ክትሓታ ከለኻ ኮለል ምባል ኣየድሌካን ኢዩ ኔሩ። ወላ 30ሽሕ ትሃበን እታ ውዕል በጽሓ ንኽትምለስ ኢዩ ኔሩ ስለዝ ምዓስ ኢክ ውዕልክ ተተግብር ጥራይ ኢያ ኔራ እታ ሕቶ። ብዝኾነ ቤተ ሰብ እንተሃሊወን ኣብ እስራኤል ንጋሕባ ፍርቱና ኣብ ሕግ ከቅርብዋ ይኽእሉ ኢዮም። ወላ እት ወጅሃታ ውን ካብዘን ዓጣሮ ኢያ ትመስል።

  • @user-ix9rl1nn3y

    @user-ix9rl1nn3y

    Ай бұрын

    Eway mskneyti ade

  • @akberetfikroy4552
    @akberetfikroy4552Ай бұрын

    አቲ ቁኝዕ ዝገበረ መቸስ ጽቡቕ ኣይክፈልን አዩ አታ ፉርትናግን ገጻ አካ ኣይብርሃካ ብዕላማ ምኻና ይርድእካ ጆሶ ሓወይ

  • @JamboJambo-cv1ev
    @JamboJambo-cv1evАй бұрын

    Eway

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001Ай бұрын

    Yes ane tshifelka kind of humilate gerkaien neten sebeity ..flut eiu neru kab azararbea and btaemi akalilato ade sweat muqanen ...teqonine thanine eye zikeid elatka ko jossi hawey any ways keep the good work

  • @meksebey854
    @meksebey854Ай бұрын

    Eway nay bhaki Namanika metlame Xbuk Aykonen kahdame mkana bgexa tfelet Amlak aboy waga telmetki yhbki sedi😢

  • @user-ci4wl5bj7l
    @user-ci4wl5bj7lАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ሰላምሰላጆሲ ሽኮርም

  • @JosiasDenden

    @JosiasDenden

    Ай бұрын

    🙏

  • @LovelyDrill-xk8tv
    @LovelyDrill-xk8tvАй бұрын

    ጆአስይ ኣናኤ ጸብቅ ጌርአ አይአ ኣብ ኡጋንመድንግርት አይኣ

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905Ай бұрын

    ከመይ ዝበለት መደናገሪት ኢኪ ፍልጥቲ እያ ሰራቂት ምካና ነቶም ደቅኪ እንታይ መርገም ተጽንህሎም ኣለኪ መሰጣ እዛ ኣደ ይውረድኪ😢😢😢

  • @Azmarino123
    @Azmarino123Ай бұрын

    ነዘን ሸራሙጥ ትመስል ።

  • @YoditEMBAYE-xk1gq
    @YoditEMBAYE-xk1gqАй бұрын

    Ezgo

  • @sreritrean2043
    @sreritrean2043Ай бұрын

    Josi&neshnesh entay eyu gerkum ezi hizbi selam zeythbwo n sanatim kitblu si ezi kulu

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001Ай бұрын

    Israel entezmelswa n eritrea shu ka hgdef teziasrwa sdi

  • @user-ci4wl5bj7l
    @user-ci4wl5bj7lАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kolelcom3847
    @kolelcom3847Ай бұрын

    N keshi kemey gerka tamino?

  • @user-kc7gz7qv7h
    @user-kc7gz7qv7hАй бұрын

    Foooo sedi

  • @yorusaman5095
    @yorusaman5095Ай бұрын

    Inqae geagika feltka imber ezas haqina aytmeslin eyu 😢

  • @yordanosberhe1055
    @yordanosberhe1055Ай бұрын

    Waww good job, God bless you for exposing her, so people can learn 🙏🏽

  • @wt7061
    @wt7061Ай бұрын

    ናይልብን ኮላሊትን ዝፈልጥ ኣምላኽ እንከሎ እዚኹሉ ክሕደት ኤህ ናይ ኢድኪ ርኸቢ።

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042Ай бұрын

    Eway kayngedfa ahwat plis bebzelenayo esrial delena hadera plis. 😢😮

  • @user-um2wh9fo3l
    @user-um2wh9fo3lАй бұрын

    ety gexa keman gahba eya temasil eko

  • @eritreaadey5961

    @eritreaadey5961

    Ай бұрын

    ብምምሳል ዳኣ አይከውን

  • @fetawihaki3672

    @fetawihaki3672

    Ай бұрын

    ​@@eritreaadey5961adieka dya koyna wedi atarit

  • @user-um2wh9fo3l

    @user-um2wh9fo3l

    Ай бұрын

    ዘመድካ ዲያ ኮይና

  • @suadibrahim7957
    @suadibrahim7957Ай бұрын

    Binkur bei newram

  • @luwammengisteab
    @luwammengisteabАй бұрын

    ግናይ ክፍእቲ ኣይትሓፍርን ከማን ዝሓለፈ እቲ ጌጋ ናይተን ሰበይቲ ኣምሲላ ከኣ ትዛረብ ኔራ መስጥአን ይውረድኪ

  • @yorusalemghebreselassie5745
    @yorusalemghebreselassie5745Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zaidtekleab6412
    @zaidtekleab6412Ай бұрын

    I am glad you get to the bottom of this. This lady futuna is metaleli.eya. because of her now they stop because of her.

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428Ай бұрын

    Josi bezia guday harike nire Emo hgi nab lbka mmlaska Betaemi tehaguise. Betaemi eye harike nire kabti nay zhalefe medebka. Bzkone dhan hgi Xbuk girka aleka.

  • @heroartist8912
    @heroartist8912Ай бұрын

    Hizwa nabti emgreshin amelktu

  • @fortunamedhanie7935
    @fortunamedhanie7935Ай бұрын

    To send an old mother in prison very sad

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700Ай бұрын

    Who is SHE?

  • @lamlamrouasom3990
    @lamlamrouasom3990Ай бұрын

    ✋✋✋✋✋✋❤❤❤❤❤

  • @hadishmahari8
    @hadishmahari8Ай бұрын

    ሰላም ኹብር ሓው ጽቡቅ መደብ ኣለካ ነንእሽቶይ ጌጌታት ኣለውካ ኣብ ቀጻሊ ኸተዐርዮም ይከኣል ዩ ኸቢድ ኣይኾነን ንስካ ከምዚ ትገብሮ ዘለካ እካ ተቕርብ ውሳነ ኣይትሃብ ገለ ኻብ ዝበልካዮ ክንጠቕስ ንስካ ባዕልካ ትብለና ዘለካ ተመለሲ ኢልካያ ኣባትካ እዚ ሓደ ጌጋ ኣለካ ፣ ዕዶት ንኢስራኤል ብሰንካ ደው ኢሉ ኢልካና እዚ ውን ጌጋ ክከውን ኣይክልን ዩ ! ስለዚ ኣቅራቢ እምበር ወሳኒ ኣይትኹን ሰሰናዩ ።

  • @elsaberhe3671

    @elsaberhe3671

    Ай бұрын

    ምስትብሃል ከድልይዩ እሳ ዝበለቶ እንበር ናቱ ኣይኮነን ናይ ሙቁራጽ መገሻ ዉን ቶም ሰብኣይ ዝበሉኒ ዩ ኢሉ ።

  • @rakiraki2328

    @rakiraki2328

    Ай бұрын

    እታ ብሰንካ ጠጠዉ ክብል ኣይክእልን እዩ: ዝበልካያ/ዝበልክያ: ብagency እንተደኣ ኮይኑ እቲ process ዝግበር: ልክዕ ከም ኣብ መብዛሕትኡ ናይ ኣዕራብ ሃገራት: እቶም agency ብስሞም ዘምጽእዎ ሰብ እንተደኣ ዘይተመሊሱ: እቲ agency ገንዘብ እንተደኣ ዘይከፊሉ መቅጻዕቲ : ካልእ ሰብ ከይዕድም ብimmigration ናይቲ ዓዲ ይኽልኸል እዮ:: Israel may have the system.

  • @user-zu2dd7px2n
    @user-zu2dd7px2nАй бұрын

    Josi bhade seb hgii aykyern u . Hji wn tegagika bsenki fortuna

  • @zemkielokubey2492
    @zemkielokubey2492Ай бұрын

    Eta tsegei hizeka tebel eka aynatekan eya kemaka netsur heto geru zehatet keman yelen gen ab tehatom heto betaemi meskelawi heto gereka ketehatom agedasi eyu haw Josi🙏🏻.

  • @fortunamedhanie7935
    @fortunamedhanie7935Ай бұрын

    Go found me mezawtie koynu ahhhhhhhh adena beze tedabesa

  • @wintasolomon1859
    @wintasolomon1859Ай бұрын

    nay bhaki zereba

  • @gagahani
    @gagahaniАй бұрын

    Emo entay yekon naten ba Eritrea zelawa ade genenzeba yemlesela ember😢

  • @weletkerensaeda
    @weletkerensaedaАй бұрын

    Nay edki yhabki 😢

  • @user-zm1oq4fm8j
    @user-zm1oq4fm8jАй бұрын

    Josi bgegaka nieramka btaimi sbuk iyu gin ndhri hji bejaka tetenkek imber libey ika sebirkani nerka ngega gega kinbl alena nhna nkulen aynfeltenn Ina gin wahis gberi zbelwa iko besihe kimles iye sle zbelet iyu. Slezi hzbi kikefleley iyu ila thasb ala gega iyu izi kitmles alewa wihsina ketewrd alewa keyda.

  • @habtomrussommebrahtu6147
    @habtomrussommebrahtu6147Ай бұрын

    Josi jgna nay bhakti tsbuk melkti u nsa kone ila zgebereto u slezi ab esrael zelewu kkeswa alewom.

  • @weletkerensaeda
    @weletkerensaedaАй бұрын

    Lomi ed 🙌Niegri 🦶telimata tbl adey😢

  • @freabu1903
    @freabu1903Ай бұрын

    ሎቕማጽ ምዃና ድኣ ነግርናካ ኢኮ ሎቕማጽ ሰብ ፍሉጥ ዩ ።

  • @user-wy9td6qi5g
    @user-wy9td6qi5gАй бұрын

    Josi dewuley

  • @yordanoskidane762
    @yordanoskidane762Ай бұрын

    Nata tsgi nerika Josi

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467Ай бұрын

    Wey za feger ahhhhh Amlak yfdeya

  • @B.S6093
    @B.S6093Ай бұрын

    እወ ኣብ መጀመርታ ጸግዒ ናይተን ኣደ ኔርካ፡ ኣብ ካልኣይ ከኣ ጸግዒ ናይ ፍርቱና ኮንካ ።

  • @brktifkade641
    @brktifkade641Ай бұрын

    Nska አውን ምስታ ካሃዲት ፍርቱና eka koinka ነይርካ

  • @user-oz1he2ej5x
    @user-oz1he2ej5xАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @brktimehari-ll8kg
    @brktimehari-ll8kgАй бұрын

    Serakit ayknaeki ,mesta ezen Adina yewurdelki

  • @user-eq9xz2vn4x
    @user-eq9xz2vn4xАй бұрын

    Telefonka eba xhafelna bro bkemey knrekba tehababrrena

  • @Thegunners-cx5mb
    @Thegunners-cx5mbАй бұрын

    Ktkses alewo b ezna hizka neab Eritrea kutmles alewa

  • @suadibrahim7957
    @suadibrahim7957Ай бұрын

    Kem afki goita yihebki hemima elki himam yewridelki

  • @Mulualemtesfay
    @MulualemtesfayАй бұрын

    Bejkha eske kab seb semika aytfred

  • @ghennettesfagiorgis9074
    @ghennettesfagiorgis9074Ай бұрын

    Yes ! as you reported don't take said

  • @user-wk7cr6mw7m
    @user-wk7cr6mw7mАй бұрын

    Kalen,Lokamts Eyen.Frtuna kemzeytmles, kabezararbae terediena Eten Sebeytiy Etiy zteketsaeao Aewatsina knkeflo ela Eziae,Aesliy , Mafya Eya.

Келесі