ንደቀይ ኣቦኹም እዚ'ዩ ኢላ ነቲ ጥልያን ዳሕረዋይ ሰብኣያ ኣላልያቶም

ንደቀይ ኣቦኹም እዚ'ዩ ኢላ ነቲ ጥልያን ዳሕረዋይ ሰብኣያ ኣላልያቶም
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com/@josiassdenden...
#WeldayMisgina#Lemelem#Habesha

Пікірлер: 300

  • @user-xm6zh2nf9q
    @user-xm6zh2nf9qАй бұрын

    ኣበይ ኔሩ እዩ ሕጂ ደቀይ ዝብል? ኣቦ ኮይኑ ዘዕበዮም እዩ ኣብኦም እንበር እስኻ ስለ ዝወለድካላ ኣቦ እየ ክብል መሕፈረካ ከማን ትሕዝን💔ከማካ ኣቦስ ይትረፎም ጽቡቅ ገበረ ዝሓፍተይ ጅግና ንጥልያን ትሃቦም ንእንግሊዝ ትሃቦም ከም ድላያ👏👏

  • @starvelon
    @starvelon10 ай бұрын

    ካብ 80ታት ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ከይርኣኻዬም ጸኒሕኻት ሕጂ ወደይ ክትብል ቁሩብ ፌር ዝብሃል የለን ዲዩ

  • @fuadyassin23

    @fuadyassin23

    10 ай бұрын

    እንታይ ኣጋኒፉዎ ነይሩ ኸ ፈሊጥኪ ዲኺ

  • @petrosmebrahtu2

    @petrosmebrahtu2

    10 ай бұрын

    Plz eba hielina hiwetiom zeytefeltiommm

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    10 ай бұрын

    ንሳ ዓዲ ጓዕዳድ ንሱ ኣስመራ ዝነብሩ ዝነበሩ ድዩ መሲሉካ/ኪ ? ንሱ ኣብ ሱዑድያ ንሳ ኣብ ጥልያን ኢጣልያዊ ተመርዕያ ....ንሱ ጥረይ ዝፈልጦ ጸገም'ዉን ነይርዎ ይኸዉን ። ስለዚ ኣይትተሃወኽ /ኺ

  • @asmoromhabtom9958

    @asmoromhabtom9958

    10 ай бұрын

    አቲ ጸገም ናይታ ኣደ አዩ አቲ ቪድዮ ምሉእ ስምዓዮ

  • @elsaberhe3671

    @elsaberhe3671

    10 ай бұрын

    በጃኹም ሕማቅ ኣይትጽሓፉ ዝገጠሞ ብኣኣ እእንታይ ትፈልጡ በጃኹም

  • @segenm950
    @segenm95010 ай бұрын

    ጸብቅ ኣላ እታ ኣዲኦም ቁሊሕ ኢሉዎም ዘይፈልጥ ነቲ ዝዕበዬም ኣቦ ኣቦኩም እንተበለት እንታይ ጌጋ ኣለዎ

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    10 ай бұрын

    ኣበይ ኮይኑ 'ዩ ቁሊሕ ክብሎም ? ይሕመቕ ይጸብቕ ቁሊሕ ንኸይብሎምስ 'ሲ ተፈላልዮም ...ንሳ ሕዳራ ሒዛ እሞ ድማ ኣብ ርሑቕ ዓዲ ጓና ንሱ ድማ ሓዳሩ ሒዙ ። ድሓር ድማ ብስም ዳሕረዋይ ሰብኣያ እንተተጸዉዑ ትብልስ ... ንሱ እኮ ባዕላ'ያ ኣምጺኣቶ 'ምበር እቶም ቆልዑት ሓርዮም ኣየምጽዎን ።

  • @lemlemmirach7838

    @lemlemmirach7838

    10 ай бұрын

    ​@@hailenteklenbejaki eba nihilinaki firedi nizebyom abokum eu entebeletis entay eu xegemu ab zinebre neyrus hiwetu nlili 36 amet enamerh xenihut hiji deqy neti abom koynu zebyom yeqeniyly kibl yigbo kindi seb miskonu deqy zeyhafir wae

  • @eyesusamlakeymaryamadey2046

    @eyesusamlakeymaryamadey2046

    10 ай бұрын

    @@lemlemmirach7838 kemey gieru eyu xbuq zkewn mejemeta yhmeq yxebq abo wey weladi mkanu ayterfon eyu frhat fetari yeblkn diyu kabu zehalefe gn eti zebeye abo ente kone ayxlaen zeyweledom welidukum mbal giega dehar nsu zbl zelo kea abom ngeryom eleya abyatni ybl alo zegatemo keyfeletna zeymzrab ymrex ymesleni

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    10 ай бұрын

    ​@@lemlemmirach7838ጽቡቅ ኣለኺ ለምለም ጌጋታት ናይዚ ሰብኣይ ንጎኒ ገዲፍና ዘይ ኣብኦም ኣቦኹም ዩ ክትብል ግን ካብዚ ሰብኣይ ንላዕሊ ንደቃ ትብድሎም ኣላ ።

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    10 ай бұрын

    @@lemlemmirach7838 abeyenay hibreteseb diki abiki ?

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up10 ай бұрын

    Kab zwelede. Zeibeyo kibieret yehabo ❤

  • @user-iw8fi5iz9h
    @user-iw8fi5iz9h10 ай бұрын

    እዞም ናህና ሶቡኦት ጸገም ኣለኩም ብዝኾነ ኣምላኽ ይሓግዝ

  • @tsehaineshteamrat7605

    @tsehaineshteamrat7605

    10 ай бұрын

    Kemu aybhaln eiyu kulu gize abo abo er iyu kebid eiyu

  • @BETESEB1972

    @BETESEB1972

    10 ай бұрын

    ንስካትክን እኮ ኣትማን ኢክን😂😂😂

  • @nfreek5276

    @nfreek5276

    10 ай бұрын

    ናትና. ባዕልና. ኣዋርድና. ናይመን. ከነኽብር. ናትናስ. ባዕልና. ንኮስትር. ኮስትርና. ነጽሪ. ይኾስቱርና. ንኮስትሮም 🤣

  • @user-zt7hk2cr8n

    @user-zt7hk2cr8n

    Ай бұрын

    ኣቲ ድቃላ ሸርሙታ ጋሕባ እንዲኪ ኣቲ ተረዋኢት

  • @berhanekidane6107
    @berhanekidane610710 ай бұрын

    ንኽልተኹም ምስ ኩሉ ክብረት እናብጻሕኩ እሞ ምስቲ እዚ ዝነግረና ዝነበረ ታሪኽ ኣፍልጦ ዘይምህላው እዚ ዝስዕብ ርእይቶ'ለኒ ። ንሱ ኸኣ ሓንቲ ስድራቤት ሕማቕ ግዜ ዄይኑ ፋሕ ምስበለትን ኣደ ቈልዑ ሒዛ ብዘይ ገለ ሓገዝ ንበይና ምስተረፈት ንደቃ ክትብል ኣብ ብዙሕ ዘይሓሰበቶ ኩነታት ክትኣቱ ስለ ትኽእል በቲ ልሙድ ኣባታዊ ባህልና ነዴታትን ነዋልድን ከምግጉያት ክንኲንነን ግቡእ ኣይዀነን ።ኩሎም እኳ እንተዘይኰኑ ከም ልማድ ሰብኡት ኣኒስቲ ኣጥኒስካ ገዲፍካየን ምኻድ ስለዘጋጥመን ፡ እዚ ሓውና ምስኣ ዝነበሮ ርክብን ሓልዮት ደቁን ኣርእዩዋን ኣየርአያን ንፈልጦ ጉዳይ ስለዘየለ ፡ ንነገራት ፡ ብሓደ ሸነኹ ጥራይ ምርኣይ ጽቡቕ ናይ ጋዘጠኛ ስነምግባር እውን ኣይኮነን ፡ ስለዚ ስብኡት ኣንስቲ ኣኣጥኒስካ፡ ንርኢኻዮም ዘይትፈልጥን ሓንቲ ሳንቲም ዘይገበርካሎም ቈልዑ ፡ደቀይ ደቀይ ምባል ዘይቅብሉን ክተርፍ ዘለዎ ሕማቕ ባህልን እዩ ።ኣብ መጠረስታ ኸኣ ነቲ ጉዳይ ጠዊኻ ጠዋዊኻ መቦቀል ኣደ ኣብ ምጽራይ ከም ምእታው ኣምሲልካ ምቕራብ ስለዝመስል ኣዳለዊ ሓላፍነትካ ምፍላጥ የድሊ ፡ ምስ ኩሉ ክብረት እውን ፡፡ ሓውና ካኣ ደቁ ክረኽቦም እትስፈው ።

  • @hizbawit

    @hizbawit

    10 ай бұрын

    Sebuk alka. Mesaka ab bezuh yesamamai iye medane sebut habesha halafnet dekom aywesdun iyom welidna ka yeblu. Sperma sele zehabka dekiga malet aykonun. Entay gerkalom. Egamka entay neru, ansi habesha gin the best mum ever ne deken ilen harkotkot iye zebla. Ne deken ka aygedfan iyen kemzon halayat sebut habesha😊

  • @user-wu2bo2zs9z

    @user-wu2bo2zs9z

    10 ай бұрын

    Haqika ejera alem blae❤

  • @luwam6122

    @luwam6122

    10 ай бұрын

    Nay bhaki

  • @semharteklemariam9486

    @semharteklemariam9486

    10 ай бұрын

    Kubur haw btaimi knui zkone melekti

  • @hailealem3302

    @hailealem3302

    10 ай бұрын

    ጅግናመስተውዓሊ ፅቡቕ ኣረዳድኣቐፅለሉ፡፡❤❤❤❤፡፡

  • @michaelkiflay233
    @michaelkiflay23310 ай бұрын

    ትርጁማን እያ ትሰርሕ እቲ ዓቢ ወዳ ኢንጅነር እዩ ግን ሓቲተ ስም ኣቦኣ እሞ ከራጋግጽ ክምለሰካ እዪ

  • @zaidkuhlay2106

    @zaidkuhlay2106

    10 ай бұрын

    ክብሪ ይሃብካ ሚኪ ሓወይ ❤❤❤

  • @hdf7059
    @hdf705910 ай бұрын

    ኣበይ ኔሮም እዮም ደቀይ ዝብሉ መከራና ሪኢና በይንና እንዳዕበና 😢

  • @MartaMarta-lf5ub

    @MartaMarta-lf5ub

    10 ай бұрын

    Ygerm eyu

  • @nebsyalkulki9674

    @nebsyalkulki9674

    10 ай бұрын

    አቲ ዕረ መልሓስክን ይህድመና ብዓል ከንቶ 😏

  • @Forsa2004

    @Forsa2004

    10 ай бұрын

    Ezi sebay keniuu eyu ember delyet nay welad yeblun chekan eyu

  • @user-fe6wh6cw7g

    @user-fe6wh6cw7g

    10 ай бұрын

    ኣቲ እስኽን ከ ክንደይ ጅግና ሰብኣይ ኣበሳጪኽን ብዝኾነ ንደቅኽን እንታይ ሃስያ ኣለዎ ዘይትፈልጣ ዓያሹ።

  • @zaidtekleab6412

    @zaidtekleab6412

    10 ай бұрын

    He been trying but if she blocked him how he reached out to her. Regardless she has responsibilities to tell them who thier father is unless she was cheating For sure if they did DNA they might not be his kids

  • @abebaghebre5704
    @abebaghebre570410 ай бұрын

    ዮገርም እዮ አቨይ ነይሩ እዝኩሉዐዓመት ክክክክክክክ

  • @michaelkiflay233
    @michaelkiflay23310 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ጆሲ ስም ኣቦኣ ደኣ ኣይፈለጥክዎን እንበር ሓንቲ ኣላ ኣብ ሚስንያ ትበሃል ከተማ ቺችልያ ወይ ሲሲልያ ወዳ ኢንጅነር እዩ ትግራወይቲ እያ ንዓይ ግን ብጋል ባጽዕ እየ እያ ኢላትኒ ግን ዝያዳይ ዝቐርባ ሓደ ዓርከይ ኣሎ ክውከሶ እዩ ኣብዚ ዝብሃል ዘሎ ዝመሳሰል ዝለ ዝኾነ

  • @zaidkuhlay2106

    @zaidkuhlay2106

    10 ай бұрын

    ❤ሰላም ሚካኤል ሓወይ ንስኻ ኸ ኣብ ኢታሊ ዲኻ ትነብርስ ኣብካልእ?

  • @suea7762

    @suea7762

    10 ай бұрын

    ክብር brother ምትሕብባርካ ቀጽሎ ፡ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ነገረ ብጣዕ ሚ እዩ ዝገር ዉላዶም ዝደልዩዎ at the last minute ኣብ ዕብየቶም ሂወቶም አብዝዛመሉ ጊዜ . ከምኡክከውን የብሉን . ከምኩልና ንነብስና ንደቅናን ፍቅሪን ሐልዮትን የድልዮም እየ። እዚ አቦ ዉላዱ ይደሊ አሎ ጌታ ይሓግዞ 🙏 የግዳስ ካብ 80”s አበይ ነሩ? ዓለምና ሐንቲ ቁሾት አብ ዝኮነትላ ዘጊዜ. ካብ ስዑዲ-ንኢትሊ . However, ሓደ ኤረትራዊ ክጠፍአና የብሉን እሞ ንሐግዞ

  • @ed2821
    @ed282110 ай бұрын

    Many habesh did not realize this would be the end. They send their wives to other countries or leave their family thinking sending money would solve the problem. When husband and wife separate physically, everything goes in thin air. Frequent get together makes difference.

  • @ghebrehiwethabtab6754

    @ghebrehiwethabtab6754

    10 ай бұрын

    እዝን ወድኸምዝን እዩ ልብትግራይ ጥዎይዋይ ዝብሃል፣ጥውይዋይ ዘይኮነስ ዕንክሊልዩ፣እዚ ሰብአይ አጋጢምዎ ዘሎ ተዓዘቡ እሞ ፍረዱ፣፣

  • @SemharHabtom-eb3gd
    @SemharHabtom-eb3gd10 ай бұрын

    85 እንድሕር ምሰኣ ኔርካስ ከመይ ደኣ 87 ጥልያን ምስ ኣተወት ትወልዶ ሓርማዝ ድያ ኮይና?

  • @helengebrezghi7162

    @helengebrezghi7162

    10 ай бұрын

    Ya 85 ny mwedat rkbom enti nera 86 ktweld ygbe which 2 wen nyza eriterwa eyknan malt eyu eway godi

  • @rahelgidey6717

    @rahelgidey6717

    10 ай бұрын

    🤣🤣🤣

  • @fortunagirmay4405

    @fortunagirmay4405

    10 ай бұрын

    hhhhhh yegerm

  • @fabs7161

    @fabs7161

    10 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @segenm950
    @segenm95010 ай бұрын

    ናይ ዝወልደካ ደዩ??

  • @selemunmeles2865
    @selemunmeles286510 ай бұрын

    ሰላሞ ጆሲ ቅሬታ ኣበየናይ ከተማ ኢታሊያ ይነብሩ ኣነ ኣብ ኢታሊያ እየ ዝነብር ከታሓባበሮ ኸፍትን

  • @user-df2nm7cg1f

    @user-df2nm7cg1f

    9 ай бұрын

    አይምልሰን እዮ ካብ ዝገርመኩም

  • @JosiasDenden

    @JosiasDenden

    9 ай бұрын

    Merhaba Kbur haw Ketema Natom qau zfelto seb yelen gin bmeseret teketatelti ab Milano kebabi kemziQimetu Gimit alo.

  • @samueltesfay1513
    @samueltesfay151310 ай бұрын

    ብመንገዲ ኢባሲ ገይሩ ዘይ ሓትት እንታይ ኮይኑ?

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh908610 ай бұрын

    ጆሲ እቲ እተቅርቦ መድብ ጽቡቅ እንድዩ ግን እዞም ኣቦ ዓብዩ እዮ ዝመስሉ ስለዚ ክብረት ናይ ኣቦ ሃቦ ኣቦይ እንተብልካዮም እንታይ ትኸውን ኣታ እንዳበልካ ትዝንጥሎም ክምዘለኻ ይርደአካ ኣሎ ዶ

  • @user-cc1xe9dx2w

    @user-cc1xe9dx2w

    10 ай бұрын

    ኣብቲ ከባቢ ደቂ ሸሓይ ነውሪ እዩ ኣታ እዩ ዝበሃል

  • @dahabmisgina8594
    @dahabmisgina859410 ай бұрын

    Bjaka kibret zelewo Abo indabelika zeytezaribom Respekt zibahal alo

  • @Raki1204

    @Raki1204

    10 ай бұрын

    ✅❤️

  • @fishhawimekseb451
    @fishhawimekseb45110 ай бұрын

    Amlak yehaguzekum baba

  • @muzittekia8242
    @muzittekia824210 ай бұрын

    Egzabiher yhagzkum josi hawey ❤❤

  • @akineb3527
    @akineb352710 ай бұрын

    ምስጋና ዝግብኣካ ሰብ ኢካ Josias ማለት

  • @aalgansh7427
    @aalgansh742710 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @debesayzemuy6950
    @debesayzemuy695010 ай бұрын

    Seb zeabeyelkum ab zneberkum nerkum deqina offff

  • @letebrhanhabte4694

    @letebrhanhabte4694

    10 ай бұрын

    Zegermyu

  • @Meronteklia-rm9mg

    @Meronteklia-rm9mg

    Ай бұрын

    Entay aganifwo neru tfelt dika abey tfeltwo atfredu

  • @mengsteababrha150
    @mengsteababrha15010 ай бұрын

    ቅድም ሰላም 😊አሱዳን ብዙሐት አብ እንዳ Riki inginerin durdeb zneberu bzuhat bhiwet zelewu sle xelewu ብዙሕ ሽግር የብሉን ንሳ ኸ አብአየናይ ኸቸማ ትቕመጥ አብ ዓዲ ጣልያን ግለፅ አነ ሞ አነ 2 አብ ሪኪ ዝነበሩ ነዊሕ ኻአ አብ ሱዳን ካብ 1982 ጀሚረ መሕጂ አብ ኻልእ እየ ዘለኹ እምበር ብዙሕ ዘሸግረ አይኮነን ሱዳን ሕጂ ፋሕፋሕ ሰለ ዝኾነምበር ስለዚ አምላኽ የብርሀልካ።

  • @kokokoko-cw3du
    @kokokoko-cw3du10 ай бұрын

    Amlak yhagzka Abona

  • @bqse6142
    @bqse614210 ай бұрын

    ጆሲ ሓወይ ንስኻ መቸም እዚ ንህዝቢ ምሕጋዝን ሓበሬታ ምሃብን ትገብሮ ዘለኻ ተባረኽ ዕድመ ይሃብካ ። ነዚ ኣቦን ንዓኻን ውን ንምርካብ ሓገዝ ክትረክብ ዮሰፍ ተወልደ ዝበሃል ዓዲ ጥልያን ዝቕመጥ ኣብ ፈይስቡክ ላይቭ ዝኣቱ ኣሎ ብመሰንጀሩ ተራኸቦ ክተሓባበረካ ይኽእል ዩ ልዕሊ ኹሉ ግን እታ ኣደ ነብሳ ሓኺኻ ኮንታክት ክትገብረኩም ተስፋ ንገብር ልቢ ይሃባ ምእንቲ እቶም ቆልዑ ወሎዶ መበቆሎም ክፈልጡ ኣቦኦም ብሂወት ከሊ ክረኽቡ ኣገዳሲ እዩ። ጽባሕ ንግሆ ውን ባዕሎም እቶም ደቃ ዓቢ ሰፍ ዘይብል ሕቶታት ክሓትዋ እዮም ሓቂ ሒዛ ክትጎዓዝ ኣለዋ ካብ ጽባሕ ምስ ደቃ ትበኣስ በሃላይ'የ ጽቡቕ ስራሕ ጆሲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏

  • @zebibtekietekie6072
    @zebibtekietekie60725 ай бұрын

    😢

  • @user-zt7hk2cr8n
    @user-zt7hk2cr8nАй бұрын

    ኤትራዊያን ኣዋልድ ደኣ ሩኩሳት እንዲየን እዚኣን ናይ በሓቂ ሑሱራት ኢየን ናይ በሓቂ ህጂ ውን ኪትሕረድ ኣለዋ

  • @issaiasbetsueamlak9528
    @issaiasbetsueamlak952810 ай бұрын

    ብሓቂ ሰብ ኢካ ጆሲ ሓወይ

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya1210 ай бұрын

    Abey nerkum ezi kulu amet ኣጥኒስኩም ራሕሪሕኩማ ከድኩም ትኮኑ እንበር ስቕ ኢላ ኮሙ ኣይትገብርን

  • @shkorinabowey7958

    @shkorinabowey7958

    10 ай бұрын

    Haki dekume mesgobezu mexeome weladey kebelu zeyhaferu habesha abotate terahe eyome 😢

  • @nfreek5276

    @nfreek5276

    10 ай бұрын

    ጸገሞም. ኣምላኽን. ንሶምን. ይፈልጥዋ. ኣብ ውስቶም. የለናን. የሕዋተይ. ኣምላኽ. ምስ ደቁ. ብሰላም. የራክቦም. ኩሉ. ኣየመክሕን. እዩ.

  • @fioriberhane7510

    @fioriberhane7510

    7 ай бұрын

    Ya bhaki

  • @fioriberhane7510
    @fioriberhane75107 ай бұрын

    Eway Aboy welday

  • @trhashdray9209
    @trhashdray920910 ай бұрын

    Amlak yhagzkum abona

  • @user-jl6jn3sk5j
    @user-jl6jn3sk5jАй бұрын

    Selam haba deqa abzibxahh abxihaxiha hasaddd sebayyy

  • @user-oz1he2ej5x
    @user-oz1he2ej5x2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel8490Ай бұрын

    ኦይ 😅

  • @biniamtesfay8725
    @biniamtesfay872510 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @nuraomer2261
    @nuraomer226110 ай бұрын

    Ensallah tirekbom tikewin abona

  • @segenm950
    @segenm95010 ай бұрын

    ሐበሻ ሕፈሩ ኣበይ ኔርኩም ሕጂ ደቅኩም ትደልዪ 😢

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    10 ай бұрын

    ከምዚ ከማኺ ካብ ኣፍንጭኣ ኣርሒቓ ዘይትሓስብ ሰበይቲ እንተወሊዳቶም 'ሲ ዋላ ኣብ ስግር ገዝኣ እንተተቐመጥካ 'ዉን ዝግድሳ ኣይኮነን ። ድሓር ድማ ካብ ደቁ ዝረብሖ ስለዘሎ ኣይኮነን ዝሓትት ዘሎ ፡ እንታይ ድኣ ናይ ሓሶት መንነት ሒዞም ይነብሩ ሰለዘለዉ 'ምበር።

  • @habtomok255

    @habtomok255

    10 ай бұрын

    Kidi halay 😡

  • @hizbawit

    @hizbawit

    10 ай бұрын

    ​@@hailenteklenmesu dika zelka. Bezaba menenet tezareb. Izim kolu bekmey abyom ka aygdson diyu. Men mesbeyelu hegi bezaba menenet yehatet alo. Wala deki Ghana zeykonu. Eti wedi Ghana halafnet tewesidl9m abom iyu. Sperma sele zegabe Eritreawi kekenu alwom. Mergem nay abom kehalfom. No wau

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    10 ай бұрын

    @@hizbawit bial nisikin xibah win ziridiakin aykonen.

  • @hizbawit

    @hizbawit

    10 ай бұрын

    @@hailenteklen kemaka adgi deku zeybi tekoyku da tedrbiyo

  • @marthakidane8329
    @marthakidane832910 ай бұрын

    Eway tsegem. Weludat rekibnayo zelena????? Kindiseb mis akelna weladey eki..eka endatebhalna ( abzieabenalu gize yikun bota aberkto zeygeberu kindiseb konina nebsina miskealna ane eye weladika...weladitki endatebhalna btaemi zehizn eyu. Bzkone arakbo yifterelkum 😢😢😢😢😢😢

  • @theodrosyosef7998
    @theodrosyosef799810 ай бұрын

    DNA

  • @nosacurry4257
    @nosacurry425710 ай бұрын

    What a story bro

  • @user-mz8pk5mh4u
    @user-mz8pk5mh4u2 ай бұрын

    zhwey mearey ajoka fetari nab nay kedem mwuq hadarkum ymleslum

  • @saron-si5ym

    @saron-si5ym

    Ай бұрын

    Kkkkkkkk xemam deka Italian man temereya weleda deku eu zedeli zelo

  • @yohannesasgedom9013
    @yohannesasgedom901310 ай бұрын

    Selam hawina eti gega natka eu abey nerka kisab lomi

  • @habtomgrmasion7607
    @habtomgrmasion760710 ай бұрын

    Fetari arakibo yfeter

  • @DawitMelesbihon
    @DawitMelesbihon10 ай бұрын

    Kem natey mikhri bezi megedi tezeyselituka. Ab nay italy Media ketekaliho fetn.

  • @semharteklay3374

    @semharteklay3374

    10 ай бұрын

    Bkemey khbr ykel naey agedasit eya eza mkrka

  • @pearlredsea8057
    @pearlredsea805710 ай бұрын

    ኣቦይ ኣብ ኣስመራ ስድራኣ ኣይነበሩን ዲዮም?እዚ ኩሉ ዓመታት ሲ ዶንጊኩሞም ነቶም ደቅኩም😮

  • @helenajim4524

    @helenajim4524

    10 ай бұрын

    Wushma hizom xenihom ykonu

  • @muluehaile9405

    @muluehaile9405

    10 ай бұрын

    ​@@helenajim4524isa wishima endiya hiza dekalu ekin kulahkin

  • @sabasabina5346

    @sabasabina5346

    10 ай бұрын

    በቃ ሕጂ ደኣ ቆልዑት ዘይ ኮኑ ሰብኡት ኮይኖም ኢዮም.

  • @mielatesfu309

    @mielatesfu309

    10 ай бұрын

    ብድሕሪኣ ካ😂3ተ ወሊዱ። ነቶም ብድሕሪኣ ኣብ ስዑዲ ዝተወልዱ ኣብ ኣስመራ ብቖልዑቶ ምሰዲኦም ምስ መጹ ኣብ 2-3 ዓመት ደሃዮም ይገብር ኔሩ ኣዲኦምያ ብኸርተት የዕብያቶም ኣብ ልዕሊኣ ካልእ ሓዳር ጌሩ 3ቲ

  • @sabasabina5346

    @sabasabina5346

    10 ай бұрын

    @@mielatesfu309 በሰመኣብ እሞ ሰብኣይሲ ብድሓኑ ኣይኮነን.ዘስሕቅ ግን ኣይ ኮነን ኣብ ዘስሕቅ ደኣ ሰሓቅ

  • @mielatesfu309
    @mielatesfu30910 ай бұрын

    ኣነ ምግራመይ ፈጺመ ኣይወዳእኩን ከመይሲ ኣቶ ወልዳይ እዞም ዝጠፍኡ ግደፎም እቶም ኣብ ኤርትራ ዘለው ስሞም ክንዕቅቦ ክልተ ወድን ጓልንከ ብኸመይ ዓብዮም ደሃዮምዶ ኣለካ? ብሰንኪ ስንፍናኻ ደቅኻ ካብ ክዓብይዎ ዝግብኦም ንታሕቲ ዓብዮም ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይርከቡ። ነቶም ዘይረኸብካዮም እሞ ይጽንሓልካ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለው ይቕሬታ ሓቲትካ ኣብ ሂወቶም ግደ ግበር ብፍላይ ንጓልካ ደሃያ ግበር። ሕጂ ምሳኻ ዘለዉ ክልተ ኣወዳትውን ብስርዓት ኣቦ ኹኖም ሓይልኻ ኣብ ምውላድ ጥራይ ኣይትግበሮ። ውላድካ ብስርዓት ተዕብዮኮ ኣብ እዋን እርጋንካ ክኾነካ ኢልካውንዩ። ንስኻ ግን ምውላድ ጥራይ ምዕባዮም ኣብ ዝባን ኣዴታቶም ኢኻ ትገድፎ። ለብም ንደቅኻ ነቶም ሪኢኻ ዝደርበኻዮም ይቕሬታ ሕተቶም ኣብ ኤርትራ ዘለው።

  • @gualsembel

    @gualsembel

    10 ай бұрын

    Injera alem blie, bhaqi ezi tbliyo zelekhi eti ane kblo zdeli zehimim zehzin zanta etom kilite meteabiytey eyu. Amlak yhalwom ab zhalewu haliyom.

  • @selamhabte3070
    @selamhabte307010 ай бұрын

    Where were papa u looking for your children now she did the right thing , habesh men Metewelfukum zigeberkumo , mothers suffer ,

  • @YacobHaile-nm4sj
    @YacobHaile-nm4sj10 ай бұрын

    "3:51?" Ezom kolut abey eyom tewelidom, ab Sudan diu hakey?" Kidmi hiji kem ztezarebkum negirkumna. . . B mejemeriya NOTE KITHIZ NEYRKA ABTI MEJEMERIA ZGEBERKMO zrrb. . . KEMZI HIJI TRAKEBU ZELEKUM. . . FETSIMKUM ZEYTERAKEBKUM TMESILU. . . ELATNI. . . MESLENI. . . ENTEZEYTAGYE. . . ZBHAL NEGER YELEN. . . EZI TZAREBLU ZELEKHUM? KELIL NEGER AYKONEN. NZMETSE GZEYE? NOTE HAZ BEJAKHA. (Date, month, year, asmat, botatat. . . )

  • @semharteklay3374
    @semharteklay337410 ай бұрын

    Hej josi kemey aleka bkemey krekbeka yke bejaka tegediska dewleley

  • @awethagos1258
    @awethagos12587 ай бұрын

    1981 (42 )Years

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael710 ай бұрын

    1985 mecheresha terakibkum eta sebeyti 1987 italien atiya entekoynu kalay wlud bkemey wedka ykewn? Koliea nkwled tetenisu nkwled 9 Werhi'do aykonen zwesd?

  • @Amlak-71

    @Amlak-71

    10 ай бұрын

    Ane win tegerime kibil enda belku eti 2 natu ayikonen 2 amet tinsi yelen 😅

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    10 ай бұрын

    ወርሒ 12 1985 ተራኺቦም ንበል ፡ + 9 ወርሒ ጥንሲ = ወርሒ 8 /1986 # ህጻን ወርሒ 8 ወይ 9 1986 እንተተወሊዱ ....ብህጻኑ ወዲ 4 ወይ 5 ወርሒ ወይ ልዕሊኡ ሒዛቶ ኣብ 1987 ዓዲ ጥልያን ክትኣቱ ትኽእል 'ያ

  • @hidatogbamichael7

    @hidatogbamichael7

    10 ай бұрын

    @@hailenteklen ewe gn ab Italie tewelidu'yu zbl zelo enber bhxanu atiyu entezbl ayezarbn'yu

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    10 ай бұрын

    @@hidatogbamichael7 ካብ ኣዘራርባ ጌጋ ከይከዉን እምበር ፡ ዋላ ዓቚረ ዓቓቚረዮ'ሞ ኣብ ጥልያን ግን ምዉላድ ኣብይኒ

  • @hidatogbamichael7

    @hidatogbamichael7

    10 ай бұрын

    @@hailenteklen kkkkkkkk Motku

  • @yodit422
    @yodit42210 ай бұрын

    Haqa iya jigna ileya aleku ane keman komu mgeberku yessss.eritraw,an kitweldu inber keteibyu hadar kitgebri aytbequn ikum

  • @aziebngse8197

    @aziebngse8197

    10 ай бұрын

    Wala aene kehadti

  • @yiho3837

    @yiho3837

    10 ай бұрын

    ንስኺ ወይ ንስኻ ከምኡ ክትብል አይግባአካን እዩ ብምሉኡ ኤርትራዊ ክትጸርፍ በሰንኪ ሐደ ካብ ከምኡ ነገራት አንተተቖጠብካ ይሐይሽ 😂😂

  • @yiho3837

    @yiho3837

    10 ай бұрын

    ቀቀ

  • @hanagebremariam8802
    @hanagebremariam880210 ай бұрын

    Hawela diu delyu ezi sebay enbe jiii ayhtetn mwulad zeykons abo mukan eu

  • @haileabisaq4975
    @haileabisaq497510 ай бұрын

    Ab italy abeyenay ketema tbebr neyra??

  • @habtomsolomonsolomon6209
    @habtomsolomonsolomon620910 ай бұрын

    Merhaba yehwat btaemi yesenbed gen kenfelto zelena zekonet Gaul mes deka mes tsaeda ente keriben tseado etom kolot eyom zedelyo neen ykonon zedelyo.

  • @hermongebremichael1746
    @hermongebremichael174610 ай бұрын

    እቲ ዘረባ ንጹር ግበሮ ኣብቲ 2ይ ቆልዓ ጌጋታት ኣሎ 1985 ምሳይ ኔራ ትብል ኣለኻ ኣብ ጥልያን እያ ኸኣ ወሊዳ ትብል ኣለኻ መዓስ ዓዲ ጥልያን ኣትያ ተበለካ ኸኣ 1987 ትብል ኣለኻ። ከመይ ከመይ ይኸውን ኣሎ ዝጉዳይ ምስትውዓል የድሊ ኣሎ።

  • @fortunagirmay4405

    @fortunagirmay4405

    10 ай бұрын

    ya ane win kemze natka eu hasabey. 85 ente gedfiwa si kemey elu eu 87 zewild 2 amet si ab sudan nera eya silze kab

  • @fortunagirmay4405

    @fortunagirmay4405

    10 ай бұрын

    ya it is not Clear

  • @ane450

    @ane450

    10 ай бұрын

    Ja 💯

  • @aziebngse8197
    @aziebngse819710 ай бұрын

    Aeye sebaut eritrea dhri may nab baeti Seb mis aekelu aebo mukan mdlay

  • @user-jl6jn3sk5j
    @user-jl6jn3sk5jАй бұрын

    Awaeyyy hisidna xbuqqq sel zhalefela bdeabeyotom kitiqtel deliyo 😭

  • @zetamful
    @zetamful10 ай бұрын

    Ewa kabu ender tenisa deheri 2 amet diya ketwoldo 1984-1985 iu tewelidu eti 2. Aby neru kesab hiji kab 1998.

  • @hizbawit

    @hizbawit

    10 ай бұрын

    Yegrem iyu. Dehri 40 amey weladey yeblu. Wey gud. Men mesabeyelka.

  • @ghideyteklemicael4527

    @ghideyteklemicael4527

    10 ай бұрын

    No segab werar weyane nerakeb nerna yebel alo

  • @hizbawit

    @hizbawit

    10 ай бұрын

    @@ghideyteklemicael4527 men mes yebeyelom hegi abo kekewen delu.sperma sele zefsese nay gedin kerkbu alwom

  • @zetamful

    @zetamful

    10 ай бұрын

    @@ghideyteklemicael4527 resiewom zenebere emo kab 1998 ke kenday konu .

  • @gualsembel

    @gualsembel

    10 ай бұрын

    @@ghideyteklemicael4527alem zfelto ab 98 beal hadar abo klite qolu lula n nahom zbehalu neyruwom ab 97 wey 98 n asmera sediduwom kab saudia. Bdhriyu n salsay gziye wn welidu neyru eyu kab salseyti sebeyti slezis lbi ente zeytsereye kemei ilom abona kbluwo ytsbe alo.

  • @generhaile5350
    @generhaile535010 ай бұрын

    Emo sdrabeta aytelalekumon dikum aboy nsdrea zeyhetetkum

  • @aziebngse8197

    @aziebngse8197

    10 ай бұрын

    Krekba aey deleyen Ksab zgubzu kkkk

  • @Dahlak-ry8ns
    @Dahlak-ry8ns10 ай бұрын

    በብሓደ ምዝርራብን /ዘረባን ሓሳባትን ናይ ሓደ ወገን ንሓደ ጉዳይ ነቲ ነገር ሙሉእ ታሪኽን ሓቅነትን ዝህብ አይመስልን እዩ መስለኒ። ጉድለት ናይ ሓደ ወገን ወይ ጣዕሳ /ጥልመት ጌጋ ናይ ሓደ ወገን ምዝንታው ሙሉእ ታሪኽ አይህብን እዩ ። ኢለዮ ኢለያ ነጊረያ ኢለዮ ...etc...ብፍላይ ድሕሪ ቡዙሕ ዓመታት አብ ሜ/መድያ ዝንገር ዝዝንቶ ፤ ጉድለት ናይ ወለዲ/አቦ አደ ወላ ናይ ውሉድ ? ዘረባ ሓደ ወገን ሰሚዕካ አይትፍረድ ድዩ ዝበሀል ። ባህልን ወግዕን አገባብን ክኽበር ከቢድ ድዩ ኔሩ ኮይኑ ዝዝንተው ዘሎ ? ሕጂ ኸ ክንደይ እዩ ? ንዓይ ይጥዓመኒ ዝበሀል ዘል ?ወሊደ በይነይ ከክኸውን በይነይ ከዕቢ ዝበሀል ወሎ ? ከም ታሪኽ ከ ምስ ጊዜ እንታይ እዩ ክበሀል አብ በበይኑ ዓዲ ዘይ ኮነስ አብ ሓደ ዓዲ ግን አብ በበይኑ ከባብን ገዛ የዕቢናዮም የዕብየሙኒ ...etc...አብ ህልው ታሪኽ ደሓር ከጣዕስ ዝኽእል ተግባራት እናተነብረስ 30+ 40 ዓመት ዝገበረ ታሪኽን ጣዕሳን ወይ ጌጋታት ? እሞ ኸአ ዘረባ ሓደን ምኽንያት ሓደ ወገንን እሞ ኸአ አብ በበይኖም ቃለ መሕትት ሲ ። ከምዚ አብ ገሊኡ ፓርላማ ወይ ኮንግረስ ን ዓመታት ዝግበር ሕቶን መልስን ብሳልሳይ ወገን ኢሉ ኢሉ ተሰሚዑ ...ከነዲ መን ...፣ " ማይ ...ሓቖነ ነገራቱ.. ዳርጋ ን ከነዲ መን ...? ኒግሰን ..ቬትናም ክሊንተን ንሞኒካ ፣ ቶኒ ብሌየር ..እንኳየሪ ፣ ፑቲን ላል ንነቫለ ወይ ክሲ ጃኮብ ዙማ ክሲ ብልሽውና ብዘይ እቶም ህንዳውያን ..ትራምፕ ራሻ ጌት ... እቲ ጉዳ ምስ ክልተ ሰብ ጉዳይ እንተዝኸውን /ሰብአይን ሰበይትን እንተ ዝኸውን እቲ ነገር ምነጸረ " "ምሓጸረ ንኻልእ ከአ ምመሀረ ።

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos504410 ай бұрын

    ዘይ ሐፉሩ አበይ ነርኩም

  • @nebsyalkulki9674

    @nebsyalkulki9674

    10 ай бұрын

    ኣይትሰምዕዮምን ዲኺ ዘለኺ 🙄

  • @tsehaineshteamrat7605

    @tsehaineshteamrat7605

    10 ай бұрын

    Way yerekba nryre ab telefoon yebl alo rkib neyrwom ab telefoon

  • @Mercy-dt2tl
    @Mercy-dt2tl10 ай бұрын

    Where ewe you all the years ?I think she have a resean

  • @wintana1600
    @wintana160010 ай бұрын

    Zereba hade semieka ayfredn u , Entay bedilkaya hade Amlak u zfelt, Tebedila kem zela flut u meskin

  • @akalkunktiwet2960
    @akalkunktiwet29609 ай бұрын

    Amelom eyu habecha ab zneberu nerom dekey kiblu dem afnchaka setika zeibakayom hasadat tbelom zeibeyom eyu abom

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos504410 ай бұрын

    አብ ዘይ

  • @ayishaaahmed1939
    @ayishaaahmed193910 ай бұрын

    Josi josi kab libya ye genzebey nabzi kmexeni dahasebku nabadieu sedidu bdlyetey gna tekebila euganda kedatlu knhbeka dabelu yetalulni lewu ane abokolaye beal hadar ab libya bejaka rkebeni

  • @JosiasDenden

    @JosiasDenden

    10 ай бұрын

    Merhaba Kbur haw Tele wey Messenger Aleka do?

  • @ghirmayweldeyesus5293
    @ghirmayweldeyesus529310 ай бұрын

    EBS tv amakrwom baba

  • @user-hi1lf5wc7z
    @user-hi1lf5wc7z5 ай бұрын

    Nay zeweldka tray ekul aykonen😮

  • @idrisadam4097
    @idrisadam4097Ай бұрын

    Eway tsgem nihna Eritreawian mas eue khalfelna. Gelena anstena nkatel, gelena Europe ni-tewon yitelmana. Fatari balu yiatsbiko.

  • @sabag2099
    @sabag209910 ай бұрын

    This is your fault father amezaznu eba abey nearka 40 oamet zeobiela seena hibato so abeyu geaga nata

  • @yonas6681
    @yonas668110 ай бұрын

    Nsu ke entay ygebr neru abey ynebr neru nmntay zeykedom baelu

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane730110 ай бұрын

    እዛ ሰበይቲ ፉሉጥ ድሕር ኩናት ካብ እትጠፍእ ትግራወይቲ ክትኸውን ኣለዋ ።

  • @lemlemdaniel9037
    @lemlemdaniel903710 ай бұрын

    አብ ጥልያን አበይ አዲ ትቅመጥ

  • @luwam6122
    @luwam612210 ай бұрын

    Away dhri 40 amet wludey sebays arhafn eyu

  • @sembetuogbagergis1606
    @sembetuogbagergis160610 ай бұрын

    Zeybkhumom deqna ketblu 😂😂😂

  • @user-tt3kx1fp3k
    @user-tt3kx1fp3k25 күн бұрын

    With reky etalyan Road construction eya

  • @abrhethabtemariam2359
    @abrhethabtemariam235910 ай бұрын

    ኣነ ክነግረካ እታ እንኮ መፍትሒ ብዲኤኒኤ ኢያ ትፍለጥ ካልእ ድማ ናብ ዝዓመረ ኢየን ዝከዳ ጥልያን ረኪባስ ንዑኡ ክትጽበ ምሕሳቡ ተጋጊዩ ይምርስለኒ።

  • @Mercy-dt2tl
    @Mercy-dt2tl10 ай бұрын

    She is brave and well done.

  • @DawitMelesbihon

    @DawitMelesbihon

    10 ай бұрын

    You are garbeg

  • @user-hi1lf5wc7z

    @user-hi1lf5wc7z

    5 ай бұрын

    Entay geyra sle zetalelato dyu

  • @user-hi1lf5wc7z

    @user-hi1lf5wc7z

    5 ай бұрын

    Nesu ka gega alewo

  • @net7967
    @net796710 ай бұрын

    Keyraekayom gah bel

  • @lemlemdaniel9037
    @lemlemdaniel903710 ай бұрын

    ድራአናዮ አየዛርበና በለት ጉቡጡሽ

  • @simontekle4444
    @simontekle444410 ай бұрын

    Ane zgrmni ksab hgy mxnhka way npt ? Kem abi abo meten grmni alo btmy gzy wesdu alo

  • @net7967
    @net796710 ай бұрын

    Demka zeflhalka sebay abey neyrka eba ezi kulu amet eway eza sebeyti trekbo

  • @zebibpetrolayne188
    @zebibpetrolayne188Ай бұрын

    She is ture aby nerka zayabkyiom. Wedy. Kiteblay. Message. Yeblkan

  • @habtomkfle570
    @habtomkfle57010 ай бұрын

    Ab ibasi tilyan zeykeyd

  • @seareweldakidan476
    @seareweldakidan47610 ай бұрын

    ጆሲ ሓወይ ነዚ ትገብሮ ዘለካ ኣዝዩ ዓቢ ስራሕ እዩ ።ካብ ፈጣርን ካብ ሰብን ዓስቢ ዘለዎ እዩ ኣጆካ ኣይትሕመቅ ፡ኣብ ኩሉ ሃገራት ከኣ መሓዙትን ኣማከርትን ግበር ።ኣብዛ ጉዳይ እዚኣ ከኣ ነዚ ሰባኣይ እዚ ብዉልቂ ይኩን ኣብዚ ቻነልካ ኣምጺእካ ሓንቲ ኣገዳሲት ሕቶ ኣላ ዘይሓተትካዮ ።ኣብ ጣንያን ኣበይ ከተማ ትቅመጥ ነይራ ሕተቶ።

  • @MischnaAndemeskel-uj2xw
    @MischnaAndemeskel-uj2xw10 ай бұрын

    Zu spät wo war er jetzt 39 Jahre.

  • @hailenteklen

    @hailenteklen

    10 ай бұрын

    ቋንቋኻ እስከ ጽሓፍ ፡ እዚ ናይ ጀርመናዉያን ኣይኮነን ! ድሓር ድማ ኣይተበልሽዎ

  • @dogmad4358

    @dogmad4358

    10 ай бұрын

    ​@@hailenteklen😂😂😂😂 ack ja😅😅😅 A1 😊

  • @Afowerki07
    @Afowerki0710 ай бұрын

    ኣብ ኢታሊ ኣበይ ቦታ እዩ ክንሕግዘካ

  • @zerithadgu832
    @zerithadgu83210 ай бұрын

    Ab italy abey ketema tnebr aynegerenan

  • @zaidkuhlay2106

    @zaidkuhlay2106

    10 ай бұрын

    ኣብ ቺቺልያ ኢያ ትንብር ኔራ ዘርእት ሓወይ

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach783810 ай бұрын

    Etom deqy zeblom zelo aynifltekan dea kibluwo yikonu wene enteliywomis

  • @user-if1xu5xw9e
    @user-if1xu5xw9eАй бұрын

    አበይ ነይሩ ክሳብ እጂ ፍቅሪ ወላድ ወይ ብዛዕባ ውላዱ ዝግደስ ዘዝከውን ክሳብ እጂ አበይ ነይሩ እታ አደ ክንደይ መከራን ችግርን ሪአ እያ የቤያቶ ካላአይ ከአኔ ምውላድ ጥራህ አጋሊ አይኮነን እትይ አከዳሲ ምዕባይ አቦ ናይ አቦ ስራእ ምስራህ እዩ

  • @RgatYohanns-wt2mn
    @RgatYohanns-wt2mn10 ай бұрын

    Ezom abos abti azerarbas ente kiniena godilwom ente nay edme guday kurub yigeracho alo ,ab 85 msay nera yiblu , eti kaleay kole kea ab 87 ab itali tewelidu yiblu kemey kemey yu, ni mkuanu ezi kulu amet ke abey yom nerom

  • @Forsa2004
    @Forsa200410 ай бұрын

    Ezi sebay keniuu eyu ember delyet nay welad yeblun chekan eyu

  • @aziebngse8197
    @aziebngse819710 ай бұрын

    Kkkkkk moute meaes tewelidu wn zey felt aebo malet

  • @Afowerki07
    @Afowerki0710 ай бұрын

    ኣበይ ከተማ ከምዝነበሩ፡ ናይቲ ሰብኣይ ስልኪ ስደድ

  • @joelhabtetsion
    @joelhabtetsion5 ай бұрын

    Kemziom aynet sebut aytemenwom abzneberu nerom msaregu deqey deqey hahaha

  • @SelamEyab
    @SelamEyab10 ай бұрын

    Passen sie auf jetziger Männer 😅 ቱራእዩኒ 2060 ደቅና ኢልኩም ክትሓቱ😂😂

  • @godislove8651

    @godislove8651

    10 ай бұрын

    Ney lomi Single Mama zalna hij kedfomume Zekdu dekey elom kemxu eyom ab 2060 😂😂😂

  • @SelamEyab

    @SelamEyab

    10 ай бұрын

    @@godislove8651 🤣🤣

  • @zaidmikel-bg7dl

    @zaidmikel-bg7dl

    10 ай бұрын

    ​@@godislove8651🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @zaidmikel-bg7dl

    @zaidmikel-bg7dl

    10 ай бұрын

    Ayhafrun eiyom ezom gohafat

  • @endiamo10

    @endiamo10

    10 ай бұрын

    ​@@zaidmikel-bg7dlለኪምኪ ኣይትጻረፊ ጎሓፍ ሰብ ኢዩ ጎሓፍ ዝብል ንኒብስኺ ሕተቲ

  • @lemlemdaniel9037
    @lemlemdaniel903710 ай бұрын

    1985 ተወሊዱ ማለት ድዩ ንጥልያን መጺኡ

  • @merhawitesfaldet4277
    @merhawitesfaldet427710 ай бұрын

    Ane zegrmny telo wedi tebetay weldu seq mebalu eyu,ane 1987. Tewlda 36 gyra alku malt u hisbwo ksab hijie abey tsenhu eyu hijie deqey eyom zebl wela eti sebay adom hisum yekun nesu eyu abom::

  • @merhawitesfaldet4277
    @merhawitesfaldet427710 ай бұрын

    EZY SEBAY TUY DYU KSAB HIJIE ABEY TSENHU DEKIY DO MENDEF YBEL ,ENTAY KOYNU ITALIA METSU ZEYHATET ETI TSEGEM NATU EYU BAY WEGEN KEM ZETRDANIY

  • @hizbawit

    @hizbawit

    10 ай бұрын

    Lomi iyu zekirwo. Sebytu gedifato tekewen. Sebay habesha da dedhri ansti kekedu dekom kemey gerom kezkru

Келесі