እዛ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ዜጋ ኣብጹሑለይ

እዛ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ዜጋ ኣብጹሑለይ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josiasdenden
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#americaneritrean#habesha

Пікірлер: 101

  • @mengshagos3783
    @mengshagos37833 ай бұрын

    እዚ ዘይዕግበት ዝፈጥሮ ዘሎ እንድዩ።እዚ ከኣ መሰረታዊ ኣተሓሳስባና ከነስተኻኽል ይግባእ ማለት ዓለም ናይ ገዛእ ርእሳ ብድሆታት ዘልዋ ምሉእ ዝብሃል ነገር ከምዘየለ ንነብስና ከነእምና ኣለና።ቀደም ተመሲሉ'ዩ"ዓለም 9 ዘይትመልእ 10" ነዚ ተመስገን ጥራሕ'ዩ ዘሕምቖ ኣብ ዓለም ናይ ልቡ ፈጽሙ ዝሞተ የለን። ምኽንያቱ ዕድመ ወዲ-ሰብ ውሱናት ኢየን።

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg3 ай бұрын

    እዚ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ብጣዕም ጽቡቅ ሓሳብን ኣገዳስን እዩ እለ ይኣምን፥ ክዓን ዝሰማመዐሉ ነገር እዩ ፥ ኣነ ኣብ ጀርመን ልዕል 5 ዓመት ጸንሐ ናብ ዓድ እንግልዝ ካብ ዝከዱ እየ ወርቀት እውን ካብዝነበሮም ስለዝነበርኩ ይጣዓስ 😢 ግን ኦሮማይ ዝፈሰሰ ማይ ስለዘይሕፈስ ኮይኑ ግን ካብ ሕጅ ንቲስደዱ ብፍላይ ወርቀት ንዘለኩም ሰባት ካልኣይ ስደት ኣየድልየኩምን ። ኣብዘለኩምዎ ሰርሕኩም ትኣትው እንተኮይንኩም ኣብዘለካዮ ዓድ ኮይንካ ተመስገን እልካ ምንባር ንክኣል ኣሕዋት ። ነዛ ሓጻር ህይወት ክሳብ ዘለና ብዘለና ኣመስግና ንንበር ክብለኩም ይፈቱ ። ጥዕና እንተልዩ ኩሉ እኩል እዩ እለ ይኣምን ።

  • @yikaloasmeret6844
    @yikaloasmeret68443 ай бұрын

    Antum brukatey sdet sdet mukanu ayterfin eyu temesgen endo Nebel wegnatey 🙏🏾❤️

  • @biniboy3827
    @biniboy38273 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ተመስገን ኣምላኽ

  • @user-sb6ob1ub1d
    @user-sb6ob1ub1d3 ай бұрын

    Adna selam yfterela yehwat adna knatu sdetna yehxrelna amlak !!

  • @biniamasmerom7154
    @biniamasmerom71543 ай бұрын

    Danke für die Info josi hawuna ❤

  • @berekethaile4779
    @berekethaile47793 ай бұрын

    Danke deine information Herr dendan ❤❤❤

  • @habteabnega5461
    @habteabnega54613 ай бұрын

    Keep it doing 👏 Josi king 🤴

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa36943 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓቤሬታ የቀንየልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @nahmenweldekidan-kg1kr
    @nahmenweldekidan-kg1kr3 ай бұрын

    Danke Josi hawey

  • @samuelteame7210
    @samuelteame72103 ай бұрын

    Tenx Bro ❤

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v3 ай бұрын

    Kulu Tpmxo btaem dess zbl eyu mo Amlak ybarka edme yhabja zhawey kexlo Nfue Ambesa ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @rishetkeleta9604
    @rishetkeleta96043 ай бұрын

    Bravo Josi bteami lebam ldmen teina yhabka kulom menesat kemaka inte zkonu zbuk neiru 👌👍🙏

  • @kudsanselemun1957
    @kudsanselemun19573 ай бұрын

    Xbuk hasab ❤❤❤❤

  • @selam6069
    @selam60693 ай бұрын

    Brother @Josias Denden tube Please fix the beeping sound of your smoke sensor. It is very disruptive to listen attentively to the person who is talking.

  • @youhanameasho9176
    @youhanameasho91763 ай бұрын

    Danke Bro ❤❤❤

  • @user-zt7hk2cr8n
    @user-zt7hk2cr8n3 ай бұрын

    የቐንየልና በሓቂ ❤❤❤❤ኣብቲ ትከዶ ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ኣርኩ

  • @user-yu9zi6fy1b
    @user-yu9zi6fy1b3 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi4683 ай бұрын

    ጽብቅ ሕሳብ አዩ ጅሲ ሕወይ

  • @user-pw9hj3eq5s
    @user-pw9hj3eq5s3 ай бұрын

    Welcome Back Josi hawey ❤😥

  • @mussagemil8814
    @mussagemil88143 ай бұрын

    ብትዓሜ ዘቡክ 👍

  • @teametsehaye6347
    @teametsehaye63473 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @freelovefree
    @freelovefree3 ай бұрын

    😢እዋይ ሓወይ

  • @user-jo6wr7ns9p
    @user-jo6wr7ns9p3 ай бұрын

    ክሳብ ክንድኡ ከቢድ ኣይ ኮነን ግን ኣብ ኢሮፓ ዝነብር ዝነበረ ግን ክኸብዶ ግድን አዩ ናይ ሓገዝ ዝለመድ ስለምታይ ድኣ ነዞም ካብ ኣፍሪቃ ዝኸዱ ዘይ ከብዶም

  • @davrecords7849

    @davrecords7849

    3 ай бұрын

    Abey dika zeleka መጀመሪያ ምስ ኣተዉ መንግስቲ ኣይሕግዘካኑ ከይተቀበሉካ ክትሰርሕ ኣይትክአልን ካብ ኣፍሪቃ ዝመጹ ሕጋውያንዮም ብሌጋልዮም ዝመጹ መንግስቲ ይሕግዞምዮ ክሳብ ዝወሃሃዱ ወረቀቶም ምስ ሓዙ ሱሩዕ ስራሕ ይጅምሩ ኤውሮፓ ኔርካ ዓገዝ ለሚድካ ወረቀትካ ገዲፍካ ኬድካ ተዘይተቀቢሎምካ ከቢዱ ክልት ግዜ ሞት'ዩ

  • @user-jo6wr7ns9p

    @user-jo6wr7ns9p

    3 ай бұрын

    @@davrecords7849 ኣብ ኣመሪካ አየ ዝነበር ኣብ ኣመረካ ወረቅት ውስድ ኣይ ትውሰድ ኣይ ትውሰድ ናይ ስራሕ ፍቃድ ይህብኻ አዮም

  • @hannipuremedia
    @hannipuremedia3 ай бұрын

    የቀንየልና ጆስያስ፡ ዝተፈላለየ መንፈስካ ዝሐድስ ምኡዝ ናይ ክራር ህርመት ፡ ንምስማዕ ኣብ ቻነለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤❤

  • @user-qv6yq4vf6d
    @user-qv6yq4vf6d3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alemtesfay6008
    @alemtesfay60083 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤amlak msaka ykon

  • @user-oz1he2ej5x
    @user-oz1he2ej5x3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @henokrobiel28
    @henokrobiel283 ай бұрын

    Ane eje keyed eye nab kalfornia kab swizerland kezwer eye gen kekyed 2 weeks

  • @zetamful
    @zetamful3 ай бұрын

    If you want to know anything you have to ask also everything Habesha we don't ask for any issue nothing wrong to ask with respect

  • @YuelSemere-hj7po
    @YuelSemere-hj7po3 ай бұрын

    To be honest a lot of us need therapy.😢

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe3 ай бұрын

    ኣብ USA ወርሃዊ ደሞዝ ኩሉ ሓደ አዩ ምስ ካልኦት ሃገራት ንሰዓት 19dollar አካ ትኸፈል tax ተቖሪጹ ምስ መጸ አቲ ገንዘብ ካብ 4000-5000dollar አዩ ወርሃዊ ክፍሊት ካብዚ ከኣ ቡዙሕ ወጻኢ ኣለካ ካብ ገዛክራይ, መግቢ,...... ወዘተ ቡዙሕ ወጻኢ ኣለካ ነዚ ኩሉ ሸፍንካ ከኣ ቁሩብ save ትግበር. አቲ ካልኣይ ከኣ ካብ መንግስቲ ተለቕሕካ ካብ 40,000-50,000 university ተምሃር ካብ degree ክሳብ ማስተር,, bachelor ካብ ዓመት ክሳብ 6ዓመታት ተማሂርካ ተምርቕ ብድሕሪኡ ተቖጺርካ ክትሰርሕ ኮለኻ ውን ክሳብ 6000dollar -8000dollar ትኸፈል ካብዚ ውን tax ይቁርጽ አዩ ቡዙሕ ኣለካ ወጻኢ ምስ ግዜ ደማ ኣብቲ ንሰካ ተስርሓሉ ተካል ነዊሕ አንዳ ሰራሕካ ምስ ከድካ ወሰኽ ደሞዝ የገብረልካ. ነዚ ኩሉ ዓቕሊ ገርካ ነዊሕ ዓመት ተማሂርካ ተመርቕካ ደማ ድሓን ዘሓሸ ኣታዊ ክትግበር ትከኣል በዘተረፈ ምጽእ አልካ ክም ሰብካ ብዉሑድ ደምዝ ኤዮም ዘቁጹርካ አቲ ናብራ ከኣ ካብ እድኻ ናብ ኣፍካ አዩ አንድሕር ብዓቕሊ ተማሕሪካን ብድሕካዮን ዘሓሸ ክፍሊት ክህለወካ ይከኣል. ሰለዝስ..... አዞም ኣብ america ገንዘብ ኣሎ አልኩም ተመጹ ኣብዚ መጺኹም ክትጣዓሱ አኩም ብፍላይ ወረቀት መንበርኩም ደርብኩም ናብዚ ትኣትዉ ዘለኩም ክትጣዓሱ ጥራይ አኩም ኣብዚ ኣብ america መጺኹም አቲ ሂወት በዳሂ አዩ ጽዕርካ ለይትን ቀትርን ሂወትካ ተቐይር ኣብ ሓደ ዓመት መጺካ ብሓንሳብ ገንዘብ ትግበር ወይ ትልወጥ ኣይኮነን ኣብዘለኩሞ ተመስገን በሉ አዞም ገንዘብ ኣሎ ቡዙሕ አንዳ በልኩም ዘየለ ሓበሬታ ተህቡዎም ሰባት ከኣ ab ዘየለ ሽገር አኩም ትእቱዉዎም ዘለኩም አቶም ኣብዚ ንወርሒ ኣሻሃት ገንዘብ ዘከፈሉ ክም manager, director አዚኦም ንወርሒ ብጣዕሚ ጽቡቅ ክፍሊት ኣለዎም. ዋና ናይ ኩሉ ግን ትምህርትን ዓቕልን ጻዕርን ሂወትካ ኽማሃየሽ ይከኣል..

  • @fshayekifle3132

    @fshayekifle3132

    3 ай бұрын

    Selam xbuk alkea gean abzi Europe srah kinirakeb aykalinan no apprtunity bro, abzi April kibigase yihaseb alku entay timakrani # 2020 ksab hiji srah ayirakabikun abzi , thank you

  • @asmeraroyalcafe

    @asmeraroyalcafe

    3 ай бұрын

    @@fshayekifle3132 brother ወረቀት የብልካን ወይ ዘኾነ ኣይተማሕርካን አንድሕር ዘይበልካ ኮይኑ ወረቀት መንበሪ ናብ USA መጺኻ camp አድካ አካ ክትህብ ክም ሰብካ ክትሰርሕ አካ ግን ብሓንሳብ ኣይኮነን ለውጢ የለን green card ቀልጢፎም አንተ ሂቦምካ ግን ክትሰርሕ ወይ አንዳ ተማህርካ ትከኣል ለውጢ ግን የላን ኩላ ብጸፍርካ አያ ደቂስካ ግለ ኣብ america ከቢድ አዩ አቲ ክፍሊት ውን ቡዙሕ ፍልልይ የብሉን ዘከፈል ኩሉ ምስ ከፈልካ ቡዙሕ save ኣይኮንካን ትግበር

  • @JESUS-711

    @JESUS-711

    3 ай бұрын

    Abey Hager dika tkmet?Serah Meleo alo

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos79813 ай бұрын

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen

  • @greetings1
    @greetings13 ай бұрын

    😢😢 ist es sehr traurig

  • @user-wt9qc9xj1l
    @user-wt9qc9xj1l3 ай бұрын

    Pless retoka gizu ayknan

  • @user-ux3pc4tk3n
    @user-ux3pc4tk3n3 ай бұрын

    ✞👏✥✞💒✞✥👏

  • @user-wy9td6qi5g
    @user-wy9td6qi5g3 ай бұрын

    Josi tegedeska rkebeni b video habereta alen kone

  • @user-hy2fo2eg8x
    @user-hy2fo2eg8x3 ай бұрын

    Kenmexe ina sebey

  • @Fekarkun
    @Fekarkun3 ай бұрын

    Xbuk mkri u ezi hawna zlgselna zelo slezi lbi yhabekum etom ab dhan kunetat tnebru menieseyat bejakatkum

  • @amanuel5687
    @amanuel56873 ай бұрын

    ይቀኔልና ጆሲ ዘቅረብካልና ሐበሬታ

  • @freweyenimehari5460
    @freweyenimehari54603 ай бұрын

    Ayyyyyyy abti akili Adelaide eyo

  • @tesfa7382
    @tesfa73823 ай бұрын

    All dein Video sind wertvoll

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6w3 ай бұрын

    ኣየ ኤረትሪን ምኣስ ኢኻ ኮን ተመስገን ትብል😢😢

  • @ta-sy6up

    @ta-sy6up

    3 ай бұрын

    ኤርትራና ወሊዓ ባና ምስተባህለ ተመስገን ኢልና ክንከይድ ኢና ❤

  • @tsighehannaandemicaeltsigh3584
    @tsighehannaandemicaeltsigh35843 ай бұрын

    haqu iu. haxir wisanie aynwsed. kulu sidet iu. mirgigae yedli. nabra ab kulu kebid iu

  • @user-dy4bq2it8k
    @user-dy4bq2it8k3 ай бұрын

    Wereqet zelekum arifkum kof belu,wala Australia hade u kulu

  • @user-wt9qc9xj1l
    @user-wt9qc9xj1l3 ай бұрын

    Weeee takl malty

  • @Mantuy189
    @Mantuy1893 ай бұрын

    ኣብ ኤሜሪካ ካብ ዝኣተ ዓመት ጌሬ ኣለኩ ብትዓማ ከቢድ እዩ ሂወት

  • @Halamadr146

    @Halamadr146

    3 ай бұрын

    ኣመሪካ ከቢድ እንካዕ ኤርትራ ኣይትሪኣ

  • @Mantuy189

    @Mantuy189

    3 ай бұрын

    ኣብ ኣድና ዝይሃይሽ የለን

  • @ta-sy6up

    @ta-sy6up

    3 ай бұрын

    😂😂😂😂😂 ኤርትራና ደአ ?

  • @peaceundlove3045
    @peaceundlove30453 ай бұрын

    ዞም ኣመሪካ ዘለኹም ግን ቁሩብ ዘይትተሓባበሩና 😁😁😁😁😁😁 ፈልሲ ናይ Dollar ዘይትልእኩልና ኣብዚ Europe ከነብቁሎ ደሓር እንዳ ቀንጠብና ንጥቀም 😁😁😁😁😁😁 ። Dollar ሰሪሕካ ሪሂጽካ ዘይኮነ ቀንጢብ ትጥቀመሉ ዝመስሎም ዋላ ካብ ኤሮፖ ኣለዉ ሞ ።ሐደራኹም ወይ ፈልሱ ለኣኹልና እዚ Euro ዋላ ዋላ ዝቅንጠብ ኣይኮነን ኩዒትካ ዉን ኣይርከብን እዩ😁😁😁😁😁😁

  • @user-qy7eh4rw8i
    @user-qy7eh4rw8i3 ай бұрын

    Ezi ab Wuppertal aganfi zelu bkara 4 sebat tegeduaom zbhal delo gele belena

  • @eru5343

    @eru5343

    3 ай бұрын

    Abey bota ane abeu aleku

  • @user-qy7eh4rw8i

    @user-qy7eh4rw8i

    3 ай бұрын

    Ab bet tmhrti temharo ab TikTok eye reyeye nay kedem wala kkwen ykel eyu

  • @user-wy9td6qi5g
    @user-wy9td6qi5g3 ай бұрын

    Josi bmntay krekbeka ykel USA aleku kone 9:36

  • @mamnatey
    @mamnateyАй бұрын

    Btaemi Xbuk Tmrtiu Ahwatey Ata Datekuma Hager Wala Ykfaekum Please Bakli Nabrakum Ketemhashu Alekum Mknyatu Neti Dlemedkumo Kankan Hagern Aytgdefwo Abti Tkedwo Hadish Hiwet So Ajokum Bertu Only Refuge

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2ei3 ай бұрын

    ሓወይ ክረክበካ ደልየ ነይረ በበይ ክረክበኻ ይክእል ኣገዳሲ ጉዳይ ኣለኒ በጃካ 😢

  • @Think.nd.thank.14.
    @Think.nd.thank.14.3 ай бұрын

    G5 eba gberelna

  • @fshayekifle3132
    @fshayekifle31323 ай бұрын

    Find me I can't get several yrs

  • @user-ip4pp8vs9b
    @user-ip4pp8vs9b3 ай бұрын

    ንዑመ ምጹ ድኣ ናብ ኣሜርካ የሕዋት 😂😂 መኽንያቱ መጺኹም ርኣይዎ ሞ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዩ እቲ ሂወት ናብራ❤😂😂😂 ቀልጢፍካ ኢኻ ትህብትም ዶላር ይሓልፈኩም ኣሎ ቀልጥፉ

  • @peaceundlove3045

    @peaceundlove3045

    3 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂 ከይበልካዮም ብሕልምን ብምኛትን ዝነበሮም ስራሕ ወረቀት ገዲፎም ዝኸዱ ዘለዉ ።እንተ ኺኢልካ እቲ ፈልሲ ናይ Dollar ለኣኸልና ኣብዚ ክንዘርኦ 😁😁😁😁

  • @user-ip4pp8vs9b

    @user-ip4pp8vs9b

    3 ай бұрын

    🤣🤣🤣 Ok

  • @GereLove-xz7uw
    @GereLove-xz7uw3 ай бұрын

    ኣመሪካ አንድሂር ዘይተቱአሙ ደኣ ንሃገርካ

  • @comeclose5274
    @comeclose52743 ай бұрын

    ኣነ ንዓዲ እንግሊዝ ንወርሒ 4 ክኸይድ ሓስበ ጸንሐ ካብ ጀርመን ኣፍርህኩምና ኮ

  • @Halamadr146

    @Halamadr146

    3 ай бұрын

    ተስፋ ከይትቆርጽ ሰብ ከይመጾም ኢዮም ሓበሻ ዕደ ኣነ ኣመሪካ ኣለኩ ብውሕዱ ኣብ ወርሒ 25k ኖርማል ተእቱ ኢካ ኢንታይ ይደልዩ ኣለው ግን ኣነስ ይገርመኒ ኣሎ ኮፍ ኢሎም ድዮም ክበልዑ ደልዮም ደለው ኤርትራ ኢባ ተትመልሶም

  • @user-ci3fi8gd2r

    @user-ci3fi8gd2r

    3 ай бұрын

    ኣነ ከማን ሓሲበ ኣለኩ

  • @Halamadr146

    @Halamadr146

    3 ай бұрын

    @@user-ci3fi8gd2r ተበገስ ሓበሻ ኣይትስማዕ

  • @eru5343

    @eru5343

    3 ай бұрын

    ዋላ ኣነ ክብገስ ንኢንግላንድ 7ዓመት ብዘይወረቀት😢 ኣብ ጀርመን ተመኒኒ ደኪመ ሕጅስ ምካድ ይሓይሽ

  • @kuduskibreab9099

    @kuduskibreab9099

    3 ай бұрын

    ​@@eru5343ወረቀት እንተ ዘይብልካ ይሕሸካ እንተ ኣለካ ግም ኣብኡ ይሕደካ ካብ uk

  • @fitsummilli5181
    @fitsummilli51813 ай бұрын

    ክብገስ ሓሳበ ኔሬ ኢሞ ዳርጋ ፍርቂ ፍርቂ ኮይኑ ርእሰይ

  • @Mantuy189

    @Mantuy189

    3 ай бұрын

    Keytbges bro 😢

  • @user-pw9hj3eq5s

    @user-pw9hj3eq5s

    3 ай бұрын

    Hawey Marry Abe Zelkayo Tergagika kofe bele Bejka 🙏❤️

  • @egziabiheryetemesegeneyhun5691

    @egziabiheryetemesegeneyhun5691

    3 ай бұрын

    No keytbges hawey natey, kab canada ztemelesu sebat yfelt eye

  • @SemharArefaine

    @SemharArefaine

    3 ай бұрын

    Neta zelekaya temesgen mbal eu lewti zrkeb

  • @waltamebrahtom9783

    @waltamebrahtom9783

    3 ай бұрын

    ኖ Hawey naty ? ,😢😢😢😢

  • @robeltekle775
    @robeltekle7753 ай бұрын

    ተስፋ ሲኢንናሉ ጀርመን ተስፋና ጸልሙቱ ራኢና ተኮሊፍና ሳኣን ወረቀት ኣለዳ ናፍቆት ወለድና ክንወልድ ክንዘምድ ዝግባና ካብ ሰብ ከምዘይ ተፈጠርና ኣብ ሃንቲ ገዛ ተኣጺና ንህልፎ ኣለና ኣህ😂😂😂ኤርትራዊ

  • @user-ov1em5qn9d

    @user-ov1em5qn9d

    3 ай бұрын

    ጀርመን ሕመቅ ዱዩ ሓወይ ክንደይ ጌርካ

  • @blm5287
    @blm52873 ай бұрын

    ኤሮፓ ለሚዶም ኣሜሪካ ከመይ ገይሩ ክጥዕሞም በነፊት ለሚድና ሓበሻ ዕደ ኣሜሪካ ኮይና ዓዲ እንግሊዝ ብስሬካ ኢያ😂

  • @maharihuluf5183
    @maharihuluf51833 ай бұрын

    Ane dehri werhi kebges eye hiwt german xelenyo yake

  • @wedirihe1359

    @wedirihe1359

    3 ай бұрын

    Ane win kebges eiye nab England Ich bin seit 9 Jahren in Deutschland Ausbildung absolviert aber trotzdem habe ich immer noch keine Reisepass Deswegen Schnauze voll

  • @blm5287

    @blm5287

    3 ай бұрын

    @@wedirihe1359 Bro moya tetemahirka ab Germen ኣብ ጀርመን ምንባር ይሕሸካ ኣብዚ ኢ ዓዲ እንግሊዝ ስም ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ክንደይ ዝተጣዕሰት ኣላ ናብዓዲ እንግሊዝ ምምጽኦም ሂወት የላን ኣብዚኣ ናብራ ከልቢ ኢዩ ኣይትጋገገ!!!

  • @HawiMeda
    @HawiMedaАй бұрын

    ❤❤❤

Келесі