ቀንዲ ጠንቂ ዘይምርድዳእን ዉግእን ብስምዒት ዘይምብሳል ድዩ?
If you Like This video Consider for Subscribing our video
Follow Me On
website : hiwetna.com/
KZread: / hiwetna
Facebook: / robelnatna
Tiktok: / robelkidane892
Instagram: / robellife
Email: robelwisdom1@gmail.com
Пікірлер: 451
*ባባ ሮቤል ኣይትጥፍኣና እንተዋሓደ ኣብ ሰሙን ቅልቅል በለና::ስንቂ ናይ ሰሙን ሃበና::ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::*
ሮቤል ሐወይ መድሃኒተይ ኢኻ ካብ ዝሰማዓካ መዓልቲ ሐውየ ምስግናይ እሞ መግለጺ ደረቱ አብ ሰማይ እዩ ዝበጽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሜን❤️🙏🏽🌺
ናይ ብሓቂ መምህር ሮቤል ብኩሉ ትምጽኦ ሓሳባት ኣዜየ ዘመስግንካ ክብርት ይሃብልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ከማካ ይቡዙሕልና ሕብረተሰቦም ከምዚ ጌሮም ዝምህሩ።የቀንየልና🙏 ኩቡር ኣቦና።
I REMEMBER 11 YEARS A GO YOUR WORDS CHANGE MY LIFE STILL I THANK YOU MAN WE R PROUD OF YOU ALL THE TIME
እንቃዕ ብሰላም መጻእኻና መም ሮቤል ሰላምካ የብዛሓዮ ፈጣሪ
@hiyabubemnet8225
Жыл бұрын
ሳላምካ ይብዛሕ መ/ም ሮበል
ከመይ መቅሰን ዝኾነ ሰብ ነውሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምነየልካ ኩበር ኣቦና ❤❤
ናይ ብሓቂ ሰብ ሎሚ ብጣዕሚ ሕማቕ ኣሎ ከምዚ ዓይነት ስነልቦናዊ ትምህርቲ እዩ ዘድልየና ዘሎ: ብልቢ ነመስግን ኣቦናን መምህርናን ዶክተር ሮበል❤
Welcome Dr.Robel ከም ርዲኢተይ ብሓፈሻ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ናይ ምጽዋር ዓቕሙ ጎዲሉ ኣሎ
@dawit5485
Жыл бұрын
ክሳብ ምኣስ ሰብ ክጻወረካ ሎምስ ኣብርዮ ነቲ ዝጻወር ዘሎ ንስኻ ምጽዋር ፈትኖ ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምኻኑ ክትፈልጦ
የቀንየለይ 🥰🙏ዋላ ኣነ ገናእየ ኣበሰልኩን ብስሚዕት እየ ዝውስን 😢
የከነየልና ባባ 👍👍👍👍
ብጣዕሚ መሳጢ ትምህርቲ ነብስካ ዘፈትሽ !! የቐንየልና መምህረይ ፡፡
ብጣዕሚ የቐንየልና ኣቦና ሮቤል ዕድመ ይሃብካ
Welcome መምህረይ ናይ በሓቂ ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብ
ዋውው ጽቡቅ ትምህርቲ ደስ ዝብል ግን ዘይበሰሉ ዘይበሰሉ ኢልካ በል ኣብሲልካና
Thank you Mr Robel, God bless you, keep it up your advice.
Thanks so much for wonderful sharing ! God bless you baba Robel ❤️
Welcome to back D. Robel kidane thanks moreeee memhreyy GBU 🎉
ናይ ባሓቂ መምሐርይ
ዋዉ ናይ በሓቅ ፅቡቕ ትምህርት እዩ የቐንየልና ኣቦና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዛቢሄር እባርካ
Tnx Dr robel
Thank you Dr. Robel edmen tenan yhabka fetari🙏
I’m glad I found this video. Great advice. Thank you.🙏🏽
Thank you so much for sharing your experience. Dr Robel Kidane and God bless you
Amlak ybarka Ato Robel
ሓጺርን ገላጽን የቀንየልና መምህር ሮቢ
አቦታትና ክምስሉ ከለዉስ ሰያብ ኣትጽው ዖ. ለባም ጽውዖ ይብሉ ነይሮም
ናይ በሓቂ ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፊጣሪ
Thanks baba Robel btaemi mehari kexlo mzuh ena ntkem kam tmrtka!👏👏👏
ብሓቂ ብሱል ኣቦ ኣምላኽ ይባርካ🙏🙏
Wellcome Dr robi ኣይትጥፈኣና ከኣ እባ
Thank u our great father Robel u r building our body and also our mind God bless u
Welcome back Dr robel
ናይብሓቂ ኣብ ልቢ ነብስወክፍ ዝኣቱ የቀንየልና
Thanks Dr.Robel
Nay bhqey doktor robeb yekenylna zemnka ybarek kabka bzhu temherty kensteby eina välkommen ♥️♥️♥️👍👍👍💯💯💯
❌️ አብ ምሉእ ዓለም ዝተፈጸመን Still ዝፍጸምን ዘሎን ውግኣት Wars ካብዘይ ምርዳእ ካብዘይ ምስትውዓል ከምኡዉን ካብዘይ ምፍላጥ አይኮነን ምናልባት ውሑዳት Wars ብሕርቃን ብሰንኪ ዘይምርዳእ ብጌጋ ውሳኔታት ተፈጺሞም ይኾኑ እዮም ግን ዝበዝሑ Wars ብመደብ ኮነ ኢልካ ብሐደገኛ እምነት ዝብልዎ ንሰባት ክቐትሉን ከጽንቱን ብመደብ ዝፈጸምዎን ዝፍጽምዎ ዘለዉን እዩ ከምአብነት ሰውራ ኤርትራ አንጻር ጨቆንቲ ገዛእቲ ጸላእቲ እየ ን 30 ዓመታት ተቓሊሰ ዝብል ክነሱ ካብ 1991 ስጋዕ ሕጂ ዝፍጽሞ ንዘሎ ዝተፈላለዩ ገበናትን መጽነትን ብፍላይ አብ ልዕሊ ተዛረብቲ ትግርኛ ካብቶም ቀዳሞት ገዛእቲ ዝነበሩ ጥልያን ሃይከስላሴ መንግስቱ ሃይለማርያም 👍ሻዕብያ ዝገደዱን ዝጨከኑን ዝገበኑን ዝዛረቡ እንስሳታት አብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፈጸምዎን ዘለዉን ዘስካሕክሕ ገበናት ይኸፍእ ከምኡዉን አብ ልዕሊ ትግራዎት አብ ዓበይትን ሕጻናትን ብፍላይ ብፍጹም መግለጺ የብሉን ስለዚ ዝኸበርካ አቶ ሮብየል ጠንቂ Wars ካብዘይ ምፍላጥ ካብዘይ ምርዳእ አይኮነን የግዳስ ኮነ ኢሎም ብመደብ ንሰባት ክቐትልዎምን ከጽንትዎምን ስለዝደለዩ እዮም ✋️
Tank u so much teacher robel im so happy by ur motivat... God bless u..
Thx 🙏🏾 baba robel egzabhar edmen tenan yhabelna ❤️🫶🏽
Wow kbret yhabelna kubur abona Dr .Robel kemezi kemaka ybzuhulna. GBU🙏
ሮቢል ዕደመና ጥዕና ይሃብካ
ናይ ብሓቂ❤
የቀኒየልና ኣቦና ሮቤኤል
You are an amazing teacher always my favourite one.
Thanks father Robel
ኦኦኦኦ እዚኣ ብምልእታ ስመይ ኢኹም ዘጠቀስኩምኒ እምበር ኩላ ባህርያተይ ገሊጽኩምኒ ስለዚ ጊዑዘይ ናብ ጸድፊት ተ'ሃልዩ ካብዛ ንግሆ ኣትሒዘ ሉጋም የድልየኒ ኣሎ ማለት እዩ የቀንየለይ ባባ ሮቤል😢❤
ናይ በሓቂ 👌
Thank you ❤Robi great teacher
እንካዕ ብሰላም መጻኻ መምህረይ
ኣበይናይቲ ዓለም ከም ዘለው ኣረድኣልና በጃኻ ሮቢ
Goyta ybarke bruke
Woww very amazing and powerful Class Thank you so much D.r Robel kidane
Naybhki Thank you Dr Robel kidane
ናይ ብሓቂ ባባ ሮቤል አቲ መፍቲሒ ግን አንታይ ኢዩ አዞም ብስሚዒት ዘይበሰሉ ሰባት ድንጋጸ የብሎምን ኣዝዮም ጨካናት ኢዮም ብፍላይ ንዝሕምቅዎ ሰብ ልክዕ ከም ሶፍቲ ኢዮም ዝርኢዎ ክሳብ ምኣስ ክንርደአሎም ክሳብ ብደም ብዝሒ ንመውት ኣነ ብወገነይ ዓቅሊ የብለይን በዛራርብኦም ስለ ዝፈልጦም ቀልጢፈ ኢየ ዝርሕቆም
Kbret yhabelna
Edmen tenan yhbka Pappa Robel
Keep it up teacher robel
Very great teacher ❤❤❤ Thank so much
Thank you kubur memhr robel
Enka dhan mxka kbur abona Dr Robi zbla zereba
WELCOME brother Robel.
edmen tenan yhabka fetari memher Robel yekenyelna betaemi Ina nemsgen
Doctor robel bitami hagazi zikone timhrti iyu nemesgneka 👏👏👏👏
Thank you Dr Robel
እዚ ምኽሪ እዙይ በሓቂ ጠቓሚ እዩ የቐንየልና
እቲ ዝኸፍአ ኣነ ዝጸላእክዎ ጽልኡ ንብል ሰባት እውን ኣለና
@tsehaytekle1947
Жыл бұрын
ናይ በሓኪ ከመኡ አንተዘይገርካ ከኣ ጉሩብ ኮይነን ነዓካ ይንጽላካ ግን ነቲ መን ኣለዎ አዝጊ ኣለዎ አዩ
@semharkahsay1946
Жыл бұрын
@@tsehaytekle1947 ብርአሰተኣማንነትን ብህድኣትን ተኼድካ ግን እተን ዝንጽላኻ ኣብ እግርኻ ኢየን ዝሰግዳ።
Thank you Baba Robiel
First Thanks baba robel መፍትሒ ናይዚ ከ ምነገርካና ዶ
Welcome Robel thank you, God bless you
🙏🙏🙏 kbret yhabelna.
Very Great teaching Mr Rober thank you so much God blesse you. 👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
Kbret yhabelna baba robyel
ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ቡዛሓት እዮም ዘይበሰሉ ሰባት ወረ ሎምስ ከኣ ገዲዶም
ናይብሓቂ ባባ ሮቢ ኣይበሰልናን ምክንያቱ እንተንበስል ምተጻዋወርና ኔርና
kbret yhabeley memhr nay hiwet edmen tiena yhabka fetari
Enka selam mexaka Dr/ Robial bthbena tmhrti bilibi nemesgneka🙏🙏🙏
:You are a leader who thinks about the future🥰✅️
የቀንየልና ባባ ሮቤል
Welcome Baba Robel Thank you
Thank you alo teacher
I really appreciate that,thank u for sharing this valueble information.
Waw thanks so much dr robel . I respect you
Edmen tenan yhabka baba robel nay bhaqi bslet nay smeit zwehadena bezihna ena eza alem selam seina zela amlak ms muleu naxinet kinebra neza alem hibunan fetirunan gna ke kulu aninet hizu ytefe alo amlak bmhretu yrayena
Thanks baba robi keep it up aur teacher
ነዊሕ ኮይኑ መምህር ኡንቃዕ ብዳሓን መጸካ 🤝
ናይ በሓቂ ✅
well came baba roble nay bhaqi azya abi timharti yekenalna
Woww Baba robiel mara eye zednkeka admen tianani yhabka fetari❤❤❤❤
Our father ur words is so strong......
ስሚዒት ብከመይ ይበስል ድዩ'ስ ወላ ስምዒት ከመይ ይግታእ፣ ኣብ ዓዲ ዕዉራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ! ! ነፍሲ ወከፍ ባህርያት ናይ ገዛእ ርእሱ ብሉጽን ድኽመትን ኣለዎ። ነቲ ኣወንታታት ዘለዎ ባህርያት ድማ ብምውዳብን ነቲ ድኽመታት ብምምካትን፣ ክመሓየሸሉን ዝረድ ኡካ ነገራት ኣለዉ፣ ዘይምብሳል፣ ብዙሕ ግዜ፣ ብተሞኽሮ ዘይምሕላፍ እምበር ምስ ባህርያት ዘጋጥሞ ነጥቢ የሎን። ዘይምርድዳእ ድማ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ካልእ ብባህ ካብዘይምባል ዝውሰድ ዘይተቀባልነት መስርሕ እዩ። ንሱ ወይ ንሳ፣ ንሳቶም ኽልቲኦም ወይእውን ንሳተን ኽልቲኤን፣ ዘይረዳዳ፣ ሓደ ስዉር ኣርእስቲ ብድሕሪት ስለ ዘሎ ይኸወን፣ ንኣብነት፣ ንዕቀት፣ ቅንኢ፣ ወይውን ዘምርዳእን ዘይምፍላጥን የጠቃልል። ኣብ ዝመጽእ ብሰፊሑ። ስሚዒት ኣይበስልን እዩ ካብ ብዝሒ ተሞኽሮ ግን ሓደ ሰብ ብስለቱ የመስክር። ዎደሓንኩምምምም ደቂ ሓዎቦይ።
Memher Robel belux mekhri selezi habkana aziye eye zemesgenelka nenezi begebri keneariyokea amlak yegezlna kebret yehabka❤❤❤❤❤❤❤
Selam naka ykun dr robel mexahafti eka tenebibu zeywidae zeyeselchu mehari aytekarixo thanks
Grazie dottore nay bhaki 👍
የቀንየልና ክብር መምህርና ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Thanks Dr. Gn ttefana aleka
I just found you through best friend of mine, your words were so amazing and I thought you are inside my thoughts.
😂ብታአሚ ጹቡቅ ሓበሬታ ክብረት ይሃበልና ባባ ሮቤል
ዋውውውውው ይበል ኣገላልጻ ብሓቂ ብስምዒት ዘይምብሳል ኣብዚ ሰዓት አዚ ብዙሕ ጸገም የምጽአ ኣሎ
Kebret yehabelna