ምስልቻዉ አብ ሐዳር ከመይ ነሕድሶ

If you Like This video Consider for Subscribing our video
Follow Me On
website : hiwetna.com/
KZread: / hiwetna
Facebook: / robelnatna
Tiktok: / robelkidane892
Instagram: / robellife
Email: robelwisdom1@gmail.com

Пікірлер: 429

  • @efremkidane6597
    @efremkidane65972 жыл бұрын

    እቲ ዝገርመኒ ወድስብ ዝምህሮ ገድፉ፡ ዝጸርፎ ዝፈቱ ምኻኑ እዩ። ሳዓብቲ መምህረይ ብጣዕሚ ውሑዳት ኢዮም፡ ንሶም ግን ሩጉእ ኣእምሮ ዘለዎም፡ ዝደልዩዎም ዘድሊዮምን ፈላሊዮም ዝፈልጡ ብልጻት ኢዮም። ናይ ሓመትን ተጻረፍትን ሜድያ ዝካታተሉ ብጣዕሚ ብዙሓት ኢዮም፡ ንሶም ድማ ጩንቓትንት ሽብራትን ድንቑርናን ዝከበቦም፥ ምስ ዝመጸ ንፋስ ዝነፍሱ ብፍርሒ ዝራዓዱ ኣብ ሒመታ ሰብ ዝተጫማለቑ እዮም። መጽሓፍ ምሳሌ ምዕራፍ 14 ፍቕዲ 8 ገልጽዎ ኣሎ።" ንለባም ለባም ዘብሎ እቲ ዝገብሮ ስለ ዝፈልጦ እዩ፥ ንዓሻ ዓሻ ዘብሎ ዝፈልጥ ስለ ዝመስሎ እዩ"። ለባም ስብ ብዘረባኡ ይፍለጥ ናብ ታሕቲ ተመልከት። 👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽👇🏽

  • @milen5870

    @milen5870

    2 жыл бұрын

    Tebarek

  • @sabrnatey9080

    @sabrnatey9080

    2 жыл бұрын

    Behaki kesema zelewo memher ❤️❤️❤️👏🏻👏🏻🙏🙏

  • @loveaki5254

    @loveaki5254

    2 жыл бұрын

    Nay bhakiy

  • @efremkidane6597

    @efremkidane6597

    2 жыл бұрын

    @@loveaki5254 ❤ 😍 💖 xbqti

  • @loveaki5254

    @loveaki5254

    2 жыл бұрын

    @@efremkidane6597 Thanks 🙏

  • @senaitgrmatsion6592
    @senaitgrmatsion65922 жыл бұрын

    ኩቡር ሰብ ምስ ክብርታቱ ዝዳረግ ቃላት ከም ጹሩይ ወሓዚ ይዛሪ ሰስን ኣቦ ብዙሓት።😍😍😍😍😍

  • @divoramedia

    @divoramedia

    2 жыл бұрын

    Nay bhaki

  • @gembarhgaos9496

    @gembarhgaos9496

    2 жыл бұрын

    ዕድመን.ጥዕናን.ይሃብኩም.መምህረይ

  • @gembeltv

    @gembeltv

    Жыл бұрын

    kzread.info/dron/SeuPR3dzgKRP6zv5MBWJbA.html

  • @mannag9298
    @mannag9298 Жыл бұрын

    ዶክተር ሮቤል ብጣዕሚ የመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ🙏 ካባካ ብዙሕ ተማሂረ ተጠቂመሉ 🙏

  • @nabrana9325
    @nabrana93252 жыл бұрын

    ዶክተረይ ተማሃራይ ናይ 1st 🥇 class ኢየ! ትምህርቲኻ ኣዝዪ ለዉጡኒ ሕጂ ዉን ምሳኻ ይቅጽል ኣለኹ ኣዝየ ሕጉስ ኢየ በኣኻ ሮቢ ሓወይ ምንባረይ ንኽስታኻኸል ስለ ዝገበርካ 😍🥰🤙🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Arsu10gunners
    @Arsu10gunners2 жыл бұрын

    *"ማይ ነሓሰ ጽሩይ ኔሩ መን እሞ ይሰትዮ" ድዩ ዝበሃል መን እሞ ይስምዓዮ እዚ ዘረባ ህዝብና ከም ዝወደቐ ክትፈልጥ ነዚ ገዲፉ ውዳቕ ዘረባ ክሰምዕ ይውዕል ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፕሮፌሰር ሮቤል*

  • @tuemuzghidesta332
    @tuemuzghidesta3322 жыл бұрын

    Thanks ዶክተር ሮቢ ብሱል ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤

  • @ate587
    @ate5872 жыл бұрын

    ኢታ ኣነ ዝነብራ ዘለኩ ሂወት ኣብ ሓዳር ኩላ ገሊጽዋ! ኣነ ኣብዚ ኢዋን ኢዚ ኣብ ሞንጎ ደቅይን ሂወተይን ተቃቂረ ኣብ ጭንቅት ይርከብ። ሰበይተይ ' ዘረባ ሰብ ዘይትሰምዕ በጀካ ንሳ ዝበላታ ካል ናይ ካልእ ሓሳብ ሰብ ዘይትቅበል ፡ ምስ ሰባት ማለት መሓዙት የብላ ምስ ቅረባ ጎሮባብታ ዘይትሳማማዕ ነቶም ደቅይ ልቦም ኣጥፊትሎም ብምቁያቅ በይና ከም ጽልልቲ ትኽይድ ኢቲ ዝኽፈ ኻኣ ጽቡቅ ይኩን ሕማቅ ኣብ ዝጋጥማ ኣብ ግዜኡዘይትነግረካ ምኻና ኢዩ ። ካብ ኩሎም ይዕሩኽተይን ጎረባብተይን ፈላልይትኒ ጽቡቅ ናታ ገዛ ተጽሪ መግቢ ትሰርሕ ኢያ። ኢዚ ይመስል የሕዋት ባህሪ ሰበይተይ ካብ ባሕሪ ብጭልፍ ኢዩ ኢሞ ኢስከ ገለ በሉኒ ካብ ተመኩሮታትኩም

  • @selamtekeste6997

    @selamtekeste6997

    2 жыл бұрын

    ክቡር ሓው ንስኻ ኣጆኻ ሓዳርካን ደቅኻን ተኻናኸን👨‍👩‍👧‍👧 ናይ ሰበይትኻ ጉዳይ ቀስ ኢልካ ምፍላጥ ከድልየካ ኢዩ ምኽንያቱ ሕስብ እሞ ኣብሎ ገዛ ተጽሪ ጽቡቕ ንኽትሪኡ መግቢ ትሰርሕ ንኸይ ትጠምዩ ሓልዮት ናይ ስድርኣ ንሱ ኢዩ ሓንቲ ኣደ ትገብሮ ወይ ሰበይቲ👩 እቲ ምስ ሰባት ወይ ጎራባብታ ወይ ደቃ ከምኡ ውን ምሳኻ ዘየሰማምዓ ዘሎ ክትፈልጥ ግን ምስኣ ግዜ ወሲድካ ተዘራረብ. ኣብ ሂወታ ሕማቕ ዘጋጠማ ነገር ይርብሻ ከይ ህሉ ወይ ናይ ጥዕና ጸገም ከይህልዋ እሞ ትሓብኦ ከይ ትህሉ, ካብ መቕርብ ቤተሰብ ዝሞተ ኣሎ ዲዩ እሞ ምቕባል ሲኢናቶ ከይ ትኸውን ወይ ድማ ንሳ ትደልዮ ዝኾነ ነገር ከይ ህሉ እሞ ብስንኪ ዓቕሚ ገንዘብ ወይ ትምርቲ ዘይ በጽሓቶ ኣለዋ ከይ ከውን ምፍላጥ ከድልየካ ኢዩ, ምኽንያቱ ሰበይትኻ ኣብ ገዝኣ ትገብሮ እቲ ሓደ ፍቕሪ ስድራ ዘለዋ ሙኻና ኢዩ. እቲ ጸርጸር ግን ከም ሰብኣያን ኣቦ ደቃን ሓዋን ኮንካ ንስኻ ኢኻ ብህድኣት ክትቅይራ ናብታ ናይ ቀደማ ክትመልሳ ዘለካ, ጽሞን ጾሎትን ቤተክርስትያን ምኻድ ጽቡቕ ኢዩ ወይ ድማ ሙስሊም እንተ ኮንካ ከኣ ከምኡ, ሓዳር ፍቃድ ኣምላኽ ስለ ዝኾነ መፍትሒ ድማ ካብ ኣምላኽ ኢዩ. 🙏 ሓደ ምዓልቲ ከምቲ ትደልዮ ሰላም ዘለዎ ቤት ክትከውን ኢያ ገዛኻ እዚ ድማ ፍረ ትዕግስትኻን እምነትካን ኢዩ ክትብል ኢያ ሰበይትኻ. ኣምላኽ ኪዳንኩም ይሓሉ ፍቕርን ሰላምን ቤትኩም ይምልኣዮ ወሓይዝ ሰላም ኣብ ቤትኩም ይኹን 🙏❤ ኣብ ጸሎተይ ኣለኹም ካብ ሓፍትኩም Selam

  • @awetkifleyesus1109

    @awetkifleyesus1109

    2 жыл бұрын

    Kkkķkkkkkkkkkk

  • @awetkifleyesus1109

    @awetkifleyesus1109

    2 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkķ

  • @muzitambase3012

    @muzitambase3012

    2 жыл бұрын

    እነስ ዝብል ገዛ ተጽራ መግቢ ትሰርሕ እንተድእ ኮይና እቲ ሐልዬት እብ ቦቱኡ እሎ እቲ ምቅያቕ ድማ ካብ ጽልኢ እይመስለንን ተከናከና ቅርብ ኢልካ ሕተ ታ ኪሉ ነገር መፍትሒ እለዎ

  • @user-bp5ut2zf3u

    @user-bp5ut2zf3u

    Жыл бұрын

    መጀመርያ ክብሪ ይሃብካ እቲ ጽቡቕ ነገራ ዉን ስለ ዝገለጽካዬ ኣነ ተመሳሳሊ ከም ናይ ሰበይትካ ጸገን ኔርኒ ሕጉስቲ ኣይንበርኩን ኣብ ሂወተይ እዚ ድማ ብስድራ ብዙሕ ወጣጢ በዚሕኒ ዓቕመይ ከኣ ዉሑድ ኮይኑ ልዕሊ ዓቕመይ ክሓስብ ምስ ጀመርኩ ምስ ዝርክብክዎ ገርጨዉጨዉ ጀሚረ ደሓር ግን መቸም ኣምላኽ ንኩሉ ኣብ ግዜኡ ሰናይ እንድዩ ዝገብሮ እቲ ዝጎተንን ዘጨንቀንን ዝንበረ ጉዳይ ብመጠኑ መፍትሒ ምስ ተረክቦ ሓጎሰይን ሰላመይን ተመሊሱ እቲ ዘረባ ሰብ ዘይምስማዕ ከኣ ሓንጎላ በቲ ጉዳያታ ጥራይ full ኮይኑ በቃ ከምኡ ይርድኣኒ ኣነ ስለዚ መጀመርያ እቶም ንኣሽቱ ዝመስሉ ግን ንዓ ገርጨዉጨዉ ዘብልዎ ሽግራት ምፍታሾም

  • 2 жыл бұрын

    ሓጺርን ጽፉፍን ማዕዳ ቀጽሎ🙏🙏🙏🇪🇷

  • @WediKidanemhret
    @WediKidanemhret Жыл бұрын

    If you renew it just pray Wdase mariam together at home every night before you go to bed ....and then night and morning your life will be blessed

  • @fkrekbreab7734

    @fkrekbreab7734

    11 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @zebibtekietekie6072

    @zebibtekietekie6072

    3 ай бұрын

    Amen

  • @bereketweldesion3535
    @bereketweldesion35352 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዶክትር ሮቢል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በዛ ቪድዮ ቡዙሕ ሰብ ተማሂሩ ክኸውን ተስፋ ይገብር ንበረልና ከማኻ ኢዩ ዘድልያ ዘሎ እዛ ዓለም

  • @user-yt2wu1ty5e
    @user-yt2wu1ty5e2 жыл бұрын

    you are a very talented person. ሓያል ኣእሙራዊ ርድኢት ኣሎካ ናይ በሓቂ ምሁር። ኣጆኻ ንስካ ከማን ሰብ እንታይ ይደሊ ዘይኮነስ እንታይ የድልዮ ኣብ ዝብል ረሃጽካ ተፍሲስካ ክንድቲ ረሃጽካ ዝፈሰሰሉ ክንዱኡ ክቦቅል ኢዩ። የቀንየልና።

  • @titihaile7172
    @titihaile7172 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ኣዝዩ መግለጺ የብለይን የቀንየልና ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሶ ጸጉኡ የብዛሓልኻ !!!❤❤❤😘😘😘

  • @yosantesfalem5448
    @yosantesfalem54482 жыл бұрын

    Baba Robel ❣️You are superhero we are lucky to have you as Eritrea 🇪🇷 ❤️

  • @user-bd6xh1jo2f
    @user-bd6xh1jo2f Жыл бұрын

    ብስድራ ተመርዕና 9ዓመት ገርና ሕጂ ሓደ ቆልዓ ኣለና ኣብ ስደት ካብ እንውፅእ 5 ዓመት ገይርና ሓንቲ ግዜ ብናተይ ድሌት ብቅንዕና ኣነ ረኪበዮ ካብኡ ግን ኣይተራከብናን ኣብ ሓደ ሃገር ንነብር ተንኮል ምስ ረኣኩሉ ብቴሌፎን ጥራሕ ንደዋወል ንሱ መስዋእቲ ከፍሉ ውጪ የውፅኡ ክረክበኒ ይብቀቅ የፍቅረኪ እየ ብኣፍ ይብለኒ ታይ ትመኩሩኒ ብቅንዕና መልስለይ ሕማቅ ኣለኩ💔🙏

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 Жыл бұрын

    Thanks father Robel

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj6962 ай бұрын

    ብሓቂ ብዝሕ ተማህርና ክብር ምምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም

  • @hiwetghirmazion5627
    @hiwetghirmazion5627 Жыл бұрын

    Bitami hagazi zikone mikei doctor Robel idmen tinan yihabka 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @WediEssu
    @WediEssu Жыл бұрын

    ዋውውውውው ዶክተር፥ ሮቤል ኪዳነ ብርግጽ ብዛዕባ ሓድር ኣፍልጦ ይኹን ተመኩሮ የብለይን ማለተይ ኣይተመርዓኹን ዝኮነት ዓርኪ ውን የብለይን ስለዚ ቕድሚ ምምሳለይ ከማኻ ወላድን ብሉጽ መምህርን ምርካበይ ኣዚየ ደስ ይብለኒ ፈጣሪ መስገን። ስለዚ ንዓና ክሕሸና ንበረልና.።

  • @user-ex9wj5sq3x
    @user-ex9wj5sq3x2 жыл бұрын

    ብትኽክልል መምህርይ ❤❤❤👌👌

  • @user-xx1tj3gx4u
    @user-xx1tj3gx4u Жыл бұрын

    ብትክክክል

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og Жыл бұрын

    ክቡር ኣቦ ክብረት የሃበልና ወሓዚ ማዕዳ ቃልኩም ኣይፈለየና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ksanetftwi4452
    @ksanetftwi44522 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ 👌

  • @haregumihreteab8078
    @haregumihreteab80782 жыл бұрын

    መምህረይ 🙏

  • @Mnbar6095
    @Mnbar609511 ай бұрын

    ይክንየልና ኩብር ወላዲ ❤💞🙏

  • @tibezerai5571
    @tibezerai55712 жыл бұрын

    ጽብቅ አላኻ ኩሉ ዝበልካዮ ሐቀ ብሐቂ ። መምህረይ ።😍😘

  • @merrywesango7805
    @merrywesango78052 жыл бұрын

    Kbret yhabelna memhr❤️

  • @rahwaneamen308
    @rahwaneamen3082 жыл бұрын

    ኣዚዩ ሃናጺ መሃሪ ምክርታት, ጎይታ የሱስ መመሊሱ ይባርካ ዶክተር ሮቤል 🙏🥰

  • @rahwagered1730
    @rahwagered17302 жыл бұрын

    wow thank you robii 🙏

  • @naomiweldezghi5617
    @naomiweldezghi56172 жыл бұрын

    ዋውውውውው ናይ ብሓቂ

  • @semharwoldu8157
    @semharwoldu81572 жыл бұрын

    Yesss gbu dr ❤❤❤

  • @yorsalemhaliey2613
    @yorsalemhaliey26132 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🔥🔥🔥🔥🔥thanks brother

  • @okcool3433
    @okcool34332 жыл бұрын

    waww Exactlly!! Nberelna

  • @semharhaile686
    @semharhaile6862 жыл бұрын

    Nay bhaki thanks doctor robel

  • @galeriy7602
    @galeriy76022 жыл бұрын

    Thanks morr Robi hawna

  • @senaithadgu3527
    @senaithadgu35272 жыл бұрын

    God bless you Robel 🙏

  • @elsayosief6885
    @elsayosief68852 жыл бұрын

    Wuw Hiwetna tebarek

  • @shidengueshtube2355
    @shidengueshtube23552 жыл бұрын

    የቐኔለይ መ/ር

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 Жыл бұрын

    Nay bihaki xibuk mkri danke❤

  • @user-jz8zw8eb7l
    @user-jz8zw8eb7l Жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህርና

  • @user-dg1gi2sf4b
    @user-dg1gi2sf4b2 ай бұрын

    Thanks Robel ❤❤❤❤❤

  • @zereitokbaslase8243
    @zereitokbaslase82432 жыл бұрын

    ናይ ብሓቅ ጽቡቅ ሓሳብ ዩ

  • @nattyasrat2078
    @nattyasrat2078 Жыл бұрын

    You r the healer!!!

  • @senaitsolomon3456
    @senaitsolomon34562 жыл бұрын

    waww thanks Dr Robel God bless u🥰

  • @biniammehari2029
    @biniammehari20292 жыл бұрын

    Thanks memhrey ❤🙏🙏

  • @zebibkidane3382
    @zebibkidane33822 жыл бұрын

    You are so smart Thank you 😊 🙏

  • @luchiasemere8967
    @luchiasemere89672 жыл бұрын

    Thanks kaxlo 🥰🥰👏👏

  • @Lifeishardwork
    @Lifeishardwork2 жыл бұрын

    U are perfekt and Thanks more

  • @bananatey8643
    @bananatey86432 жыл бұрын

    Thanks you 👌👌👌

  • @timnitandmichael4554
    @timnitandmichael45542 жыл бұрын

    Wawww amazing you are blessed

  • @filimonweldu4373
    @filimonweldu43732 жыл бұрын

    Thanks doctor robel

  • @ertrawi
    @ertrawi2 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️🥰baba robel kbret yhabelna ❤️🙏

  • @asmarashikor8045
    @asmarashikor80452 жыл бұрын

    Wow ur very gd. 👏👏👏 well said.

  • @csfxser1725
    @csfxser1725 Жыл бұрын

    Thaanks❤❤❤❤❤

  • @abelkael7281
    @abelkael72812 жыл бұрын

    tanhks more teaher robel 🥰🥰🥰gaod belss you💕💕💕♥️♥️♥️

  • @user-vi6ft3vf2n
    @user-vi6ft3vf2n Жыл бұрын

    ጸጋ የብዛሓልካ ኩቡር ሓወይ

  • @lunaabrham5418
    @lunaabrham54182 жыл бұрын

    Kemaka ybuzuhu thanks

  • @astu4145
    @astu41452 жыл бұрын

    Nay behaqi Dr Robel thank u kulu haqi eu zebelkayo egzabher yibarikhka 💓💕

  • @rahelgebremeskel135
    @rahelgebremeskel1352 жыл бұрын

    Thank you baba Robel GDU.

  • @salemmahari1403
    @salemmahari14032 жыл бұрын

    ብጣዕሚ የ ለድንቀካ!

  • @esmaelabdulkadir5655
    @esmaelabdulkadir56552 жыл бұрын

    Tack så mycket min lärare

  • @adhanomadhanom8754
    @adhanomadhanom87542 жыл бұрын

    Good jobb kubur hew

  • @misghinaghebremariamtedla5263
    @misghinaghebremariamtedla5263 Жыл бұрын

    Amlak ybarka buruk abo

  • @eduedu6095
    @eduedu60952 жыл бұрын

    Thanks more God Bless u

  • @almazzeray5767
    @almazzeray57672 жыл бұрын

    Thank you Dr.Robel for your time.

  • @ghebreala
    @ghebreala2 жыл бұрын

    GBU 🙏🙏🙏

  • @abebaghebre5704
    @abebaghebre57042 жыл бұрын

    GBU 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @halamadrid7779
    @halamadrid7779 Жыл бұрын

    Thank you robi

  • @mhretsilekidane9469
    @mhretsilekidane94692 жыл бұрын

    Thanks more for sharing the best information 💁‍♀️ 👍

  • @yibrahsolomon6084
    @yibrahsolomon6084 Жыл бұрын

    ሰላም ዶር፡ ሮቤል፣ ንሰማዕትኻ እተመሓላልፎ ሃናጺ፡ ምዓዲ፡ ኣወንታዊ በዳህን ገሳጽን ስለ ዝኾነ ናይ ብዙሓት ቅሂሙ ዝጸንሐ ሓዳርን ዝምድናን ናይቶም ተስፋ ቆሪጾም ኣብ ሰልሚ ጭንቀት ኣእምሮ ዝጸንሑን ሰማዒት እዝኒ ረኺቡ ኣሎ። ሳላ ናትካ እዋናዊን ዝምልከቶምን መልእትታት ድማ ሓሳባት ልባቶም ተማሊኡሎም ኢዩ ኢለ ይኣምን። ናይ ኣካዳሚ ሞያኻ ምስ ናይ ዝወረስናዮ ሃናጺ ባህልና ኣወሃሂድካ እትምህር በዓል ፍሉይ ውህበት፡ ሊቅ ስለ ዝኾካ ጾር ህዝብና ንምፍዃስ ኣይትተሓለል። ተባረኽ። Yibrah

  • @samiatajedin6514
    @samiatajedin65142 жыл бұрын

    thanks more my teacher,Edmen tienan yhabka fetari...

  • @nahomwedieri7231
    @nahomwedieri72312 жыл бұрын

    Thanx so much Dr. Robi

  • @dawitwedikeshi564
    @dawitwedikeshi5642 жыл бұрын

    Thank you Dr.Robiel

  • @kibatokqbagergis2874
    @kibatokqbagergis28742 жыл бұрын

    Exactly good

  • @sabawoldemicall9896
    @sabawoldemicall9896 Жыл бұрын

    thanks I am so proud of you Dr Robel God bless you

  • @miki1102
    @miki11022 жыл бұрын

    Thanks D.robel

  • @dyanat9653
    @dyanat96532 жыл бұрын

    Thank you dream Teacher 👨‍🏫

  • @adoheri8229
    @adoheri82292 жыл бұрын

    Merci Dr. Abiet ktiem ti qalatkan mkrkan❤❤❤

  • @nebyattesfay3365
    @nebyattesfay33652 жыл бұрын

    Thanks Thanks

  • @tesfugebru1194
    @tesfugebru11942 жыл бұрын

    Thank you dear Teacher!

  • @eriyold5200
    @eriyold52002 жыл бұрын

    Baba Robi tnx❤🥰

  • @brktitekle9710
    @brktitekle9710 Жыл бұрын

    Good bless you

  • @miratek3254
    @miratek32542 жыл бұрын

    Tack memhr hiwet dr.

  • @yosi8360
    @yosi83602 жыл бұрын

    Memhr hiwet thanks🙏

  • @dinglmaryameyadegoytay9328
    @dinglmaryameyadegoytay93282 жыл бұрын

    thanks doctor Robel

  • @liyaestifanos8807
    @liyaestifanos88072 жыл бұрын

    Thanks doctor Robel

  • @samueltesfaslasie6775
    @samueltesfaslasie67752 жыл бұрын

    Good job brother

  • @mrhawetgabremikael5818
    @mrhawetgabremikael58182 жыл бұрын

    Thanks robeyel

  • @aziebsfamily3143
    @aziebsfamily31432 жыл бұрын

    God bless you my dear

  • @Eritrean1Beast
    @Eritrean1Beast2 жыл бұрын

    Wow God bless you tanks ❤️

  • @hanetsaembaye5108
    @hanetsaembaye51082 жыл бұрын

    You are right!

  • @tsegazeray2389
    @tsegazeray23892 жыл бұрын

    Thanks adimen tianan yhabka

  • @wedebmichael146
    @wedebmichael1462 жыл бұрын

    Thank you so much 💓

  • @thomasteklebrhan8779
    @thomasteklebrhan87792 жыл бұрын

    I praud of you Doctor Robel

  • @gennetbrahane7110
    @gennetbrahane71102 жыл бұрын

    thanks my brother

  • @eritreaadey4672
    @eritreaadey46722 жыл бұрын

    Thank u

  • @fanaadumre9546
    @fanaadumre95462 жыл бұрын

    Thank you our teacher

  • @fithawihabte8074
    @fithawihabte80742 жыл бұрын

    Thanks for sharing Dr robel, and your golden advice.

  • @biniamajerman2913
    @biniamajerman29132 жыл бұрын

    Thanks

  • @diochi8902
    @diochi89022 жыл бұрын

    Thanks 🙏🏽 bitaemy tsibuk mikry

  • @abrhethaile9681
    @abrhethaile96812 жыл бұрын

    Wow Thank you Dokter edmen tiena yhabka xbuk maeda ❤️❤️

Келесі