New Eritrean Ortodox Mezmur Aytegagenan By Debre Mewie

Пікірлер: 792

  • @user-wd6mp8qc3j
    @user-wd6mp8qc3j4 жыл бұрын

    ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይብውልና ኣይተጋገናን እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከትና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ኣምላክ ዝሓረያ ንምብራቅ እተርኢ ታ'ኣፍ ደገ መቅደስ ዕጽውቲ እንከላ ኣቲዪ ዝወጸና ናይ እስራኤል ቅዱስ ፍጹም ዘይተኸፍተት ጸምሪ ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ ምስክር ናይ ነብያት ተስፋ ድሕነት ኣዳም ድንግል ማርያም እያ ድንግል'ያ እንተ በልና ተሸጎረት ገነት ዝተዓጽወት ዒላ ፈልፋሊት ማይ ሂወት እንተ በልና ኣይተጋገናን ዘይትናወጽ ጽዮን ኣብ ቅዱሳን ኣኽራን ስሩት መሰረታ ሞጎስ ዝረኸበት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍሉይ ዝ'ልደታ ንግስቲ ዘልኣለም ታ'ብወርቂ ኦፌር ግርማ ተሰሊማ ቆይማ ብየማኑ ምሕረት እትልምን ማርያም እዩ ስማ መሳልል ያእቆብ ራእዪ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጥኣን ቤዛ እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣማላኽ ካብ ዝፋኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ ከተማ እግዚኣብሔር ማኅደረ መለኮት ቅድስቲ መቅደሱ ምብራቅ ጸሓይ ጽድቂ ልዕሊ ፍጢራን'ያ መትኅተ ፈጣሪ ከመይ ኢልና ንጋገ ኢድ እንተ ነሣእና ስለ ናታ ክብሪ ልሳንና እንተ ዜመት ና'በለት ብጽእቲ ዝተባረኸት'ያ ካብ ኩለን ኣንስቲ እንተ በልና ኣይተጋገናን ይትረፍ ንሕና ደቃ ደቂ ጠቃዕታ'ኳ እናድነኑ ርእሶም ከምቶም ዝንዕቅዋ ተጎጓ ኣእጋራ ክልሕስዎ እዮም ድምጻ ምስ ሰማዕና ተተሰራሰርና ከም'ቲ ሕጉስ ህጻን ከም ኣዋልድ ጢሮስ ገጸ በረኸት'ዩ ናይ ጸግኣ ስግዳን እንተ ሰገድናላ ብገጽና ኣብ ምድሪ ምልእተ ጸጋ'ያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን ሃዋርያ ዮሃንስ ተተቀበላ'ኳ ናብ ቤቱ ክወስዳ ኣደ ናይ ኩላትና ክትከውን ወሲኑ መድሕን ዓለም ወዳ ትርጉም ናይ ስማ'ውን ጥዑም መግቢ ናይ ሰማይ ናይ ምድሪ ናይ ብዙሓን ኣደ ዝብል'ውን ኣለዎ ትርህርህ ንፍቕሪ ኣዴና እንተ በልና ኣደ ናይ ብዙሓት ኣበር ዘይተረኽባ ንጽህተ ንጹሃን እንተ በልና ኣይተጋገናን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ቡሩኻት ኣሕዋት

  • @ermiasweld5457

    @ermiasweld5457

    4 жыл бұрын

    Aytegagenan

  • @awetkehase7314

    @awetkehase7314

    4 жыл бұрын

    klelkelkn I

  • @azezetnaizghi5522

    @azezetnaizghi5522

    4 жыл бұрын

    ኣምላክ ጸግኡ የብዛሃልኩም ዘማሬ መልአክቲ የስመዓልና

  • @user-we8fx6sc6l

    @user-we8fx6sc6l

    4 жыл бұрын

    Tergumun negrugne 😍eske

  • @brhaneselam577

    @brhaneselam577

    4 жыл бұрын

    Zemare melaekti yesmealna zemenkum yebarek

  • @frelisanabew
    @frelisanabew4 жыл бұрын

    #ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይበልና ኣይተጋገናን ስለ እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከርና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን(2) ኣምላክ ዝሓረያ ንምብራቅ እተርኢ ታ'ኣፍ ደገ መቅደስ ዕጽውቲ እንከላ ኣቲዪ ዝወጸላ ናይ እስራኤል ቅዱስ ፍጹም ዘይተኸፍተት ሰብ'ውን ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ ምስክር ናይ ነብያት ተስፋ ድሕነት ኣዳም ድንግል ማርያም እያ ድንግል'ያ እንተ በልና ተሸጎረት ገነት ዝተዓጽወት ዒላ ፈልፋሊት ማይ ሂወት እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣዝ…… ዘይትናወጽ ጽዮን ኣብ ቅዱሳን ኣኽራን ስሩት መሰረታ ሞጎስ ዝረኸበት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍሉይ ዝ'ልደታ ንግስቲ ዘልኣለም ታ'ብወርቂ ኦፌር ግርማ ተሰሊማ ቆይማ ብየማኑ ምሕረት እትልምን ማርያም እዩ ስማ መሳልል ያእቆብ ራኢ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጢኣን ቤዛ" እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣዝ…… ኣማላኽ ካብ ዝፋኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ ከተማ እግዚኣብሔር ማኅደረ መለኮት ቅድስቲ መቅደሱ ምብራቅ ጸሓይ ጽድቂ ልዕሊ ፍጡራን'ያ መትኅተ ፈጣሪ ከመይ ኢልና ንጋገ ኢድ እንተ ነሳእና ስለ ናታ ክብሪ ልሳና እንተ ዜመት ና'በለት ብጽእቲ ዝተባረኸት'ያ ካብ ኩለን ኣንስቲ እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣዝ… ይትረፍ ንሕና ደቃ ደቂ ጠቃዕታ'ኳ እናድነኑ ርእሶም ከምቶም ዝንዕቅዋ ተጎጓ ኣእጋራ ክልሕስዎ እዮም ድምጻ ምስ ሰማዕና ተተሰራሰርና ከም'ቲ ሕጉስ ህጻን ከም ኣዋልድ ጢሮስ ገጸ በረኸት'ዩ ናይ ጸግኣ ስግዳን እንተ ሰገድናላ ብገጽና ኣብ ምድሪ ምልእተ ጸጋ'ያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣዝ… ሃዋርያ ዮሃንስ ተተቀበላ'ኳ ናብ ቤቱ ክወስዳ ኣደ ናይ ኩላትና ክትከውን ወሲኑ መድሕን ዓለም ወዳ ትርጉም ናይ ስማ'ውን ኪኖ' ጥዑም መግቢ ናይ ሰማይ ናይ ምድሪ ናይ ብዙሓን ኣደ ዝብል'ውን ኣለዎ ትርህርህ ንፍቕሪ ኣዴና እንተ በልና ኣደ ናይ ብዙሓን ኣበር ዘይተረኽባ ንጽህተ ንጹሃን እንተ በልና ኣይተጋገናን ናይ ብሓቂ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣይተጋገናን ብሓቂ!!!! ሰላም ይሕዋት ኣብዚ መላግቦ ሊንክ(Link)ኣቲኹም ድማ 👍Subscrieb👍 ክትገብሩ ይዕድመኩም ዝተፈላለየ ስነ-ጹሑፍ መዝሙር መንፈሳዊ ዛንታ ክትከታተሉ ጀባእ እብለኩም 👍Sher👍 👈Subscrieb like ድማ ናባኹም።👇💒👍💓❣ kzread.info/dron/vxdEVHUYypVsBApGP6mevw.html

  • @ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse

    @ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣጸሓሕፋ ግጥሚ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጉድለት ፊደላት ዘይብሉ ከምቲ ተገዲስኩም ዝጸሓፍኩሞ ከምኡ ድማ ልኡለ ባህርይ እግዚኣብሄር ኣምላክና ስምኩም ኣብ መጽሓፈ ሂወት ይጽሓፈልኩም በረከታን ጣዕማን ፍቅራን ናይ እመቤታችን ምስኩልና ይኩን ኣሜን። ከም ፍቃድ ኣምላክ 2ተ ዝዕረያ ፊደላት👇👇 እዚኤን ጸለምቲ ረኣየን ንበረኸት ክኾነኒ ኢለየ ፍጹም ዘይተኸፍተት *ሰብ,ውን* ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ፣ *ኣምላክ* ካብ ዝፍኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ

  • @rahasettekieweledekidan3861

    @rahasettekieweledekidan3861

    4 жыл бұрын

    Amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel ❤🙏💒

  • @rahasettekieweledekidan3861

    @rahasettekieweledekidan3861

    4 жыл бұрын

    Aseyyyyyy orthodox tewahedo nezelalem tenber amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel ❤🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazweleabsadi4432

    @almazweleabsadi4432

    4 жыл бұрын

    Amen amen kali hiwet yesmalna nay bahaki aytgagena egizabher xegu yebzhalkum

  • @yorsaliemamanuel9380

    @yorsaliemamanuel9380

    4 жыл бұрын

    Hi uluiipupiul. B . N n gfnvmjhllui 656i5

  • @tvfreedomofspeech9358
    @tvfreedomofspeech93584 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይ ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይ ኣበይ ክንጋገ ዳ ብፍጹም ጌጋ ዝብሃል የብልናን, ኔደና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብምክባርና ጥቃ ጌጋ ኣይ ቀረብናን ጌና ክብሪ ኣዴና ንጽህተ ንጹሃን ብዓውታ ክንነግር ኢና ዞም ኣሕዋተይ ምዓረይ እግዛኣብሔር ኣምላክ ዕደመ ይሃብኩም ድንግል ማርያም ሒዝና ሕጉሳት ኢና ኩሉ ጊዜ ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ ኩሉ ጊዘ ምሳና ኩኒ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ብድጋመ ።

  • @weldatwedi10

    @weldatwedi10

    4 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣበይ ክንጋጋ ዳ ብፍጹም ጌጋ ዝብልሃል የብልናን

  • @temesgendesbele1419
    @temesgendesbele14194 жыл бұрын

    ⛪⛪⛪💒💒💒ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ቤ/ት/ሰ/ደብረ መውእ ኣቡነ ኣረጋዊ ማይ ተመናይ ብሓቂ መዝሙራትኩም ኩሉ ፍሉይ ጥበብ እግዚኣብሔር ዝሓለፎ እዩ። እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም፡ እመብርሃን ወላዲት ኣምላክ ጽላላ ተንብረልኩም፡ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ቡሩኻት።⛪⛪⛪💒💒💒

  • @sablagesses6503
    @sablagesses65034 жыл бұрын

    ባይገባኝም እመቤታችን ድንግል ማርያም ትጠብቃችሁ ቃለ ህይወት ያሰማልን እንደት ደስ የሚል መዝሙር ነው

  • @dyakontekle1607

    @dyakontekle1607

    2 жыл бұрын

    ኣዉ ደስ ይላል ።ኣተሳስትነን ስለ ደንግል ማርያም

  • @luwamgoitom5873
    @luwamgoitom58734 жыл бұрын

    ኣበይ ክትጋገዩ ደኣ እግዚኣብሔር ዘክበራ መን ከሕስራ ይከኣሎ፡ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና።

  • @samirasamira268
    @samirasamira2684 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን እ🎤👏👏👏👏ልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስማልን ተዋህዶ 💒💞ለዘላለም ትኑር🤲 ኤርትራ😍 መዝሙር💔 😍እፍፍፍፍፍፍ ስወድ ብስማ ብስማ ከማርኛ ይልቅ ወደሱ ነው የማደላው በክርስቶስ ፍቅር ውድድድድድድ❤😍💞💒💞💒💞💒💞💒💞🙏🙏🙏🙏🙏

  • @maranatajesus9607

    @maranatajesus9607

    4 жыл бұрын

    እኛም ነን የኔ እህተ. ተዋህዶ ንዘላእላም ትኑር

  • @samirasamira268

    @samirasamira268

    4 жыл бұрын

    @@maranatajesus9607 አሜን አሜን አሜን 🤲😍💒💞💒💞💒💞💝🙏

  • @samrihadera5632

    @samrihadera5632

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen ellllllllllllli

  • @user-ss4kk1yh5e
    @user-ss4kk1yh5e4 жыл бұрын

    Amen amen amen zemare melketi yesmalena egizabher amelke xegu yebzhalkum yehwat deki eme amelke ኣይ ተጋገናን ሰለ ክብሪ ማርያም ንቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እተወደስና ንሕ ተዋህዶ

  • @edenasfaha4241

    @edenasfaha4241

    4 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452

    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @user-rs1rl5qj1l
    @user-rs1rl5qj1l Жыл бұрын

    ዝፈትዋ መዝሙር ❤️🙏🙏🙏❤️ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቡሩካት አመ ብርሃን ሰላም ተብዝሓልና 🇪🇷💞❤️ሃገርናን ህዝብናን ትሓልወልና 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @user-zg9bf1sl4p
    @user-zg9bf1sl4p2 жыл бұрын

    አይተጋገናን አነ ሀጥያተኛ እየ አብ ቅድሚ እግዚአብሄር ደው በልለይ አደይ ማርያም😥😥😥

  • @danielkifle4029
    @danielkifle40294 жыл бұрын

    ኣሜን! ዝማሬ መላእክት ይስመዓልና። ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይብውልና ኣይተጋገናን እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከትና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ኣምላክ ዝሓረያ ንምብራቅ እተርኢ ታ'ኣፍ ደገ መቅደስ ዕጽውቲ እንከላ ኣቲዪ ዝወጸና ናይ እስራኤል ቅዱስ ፍጹም ዘይተኸፍተት ጸምሪ ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ ምስክር ናይ ነብያት ተስፋ ድሕነት ኣዳም ድንግል ማርያም እያ ድንግል'ያ እንተ በልና ተሸጎረት ገነት ዝተዓጽወት ዒላ ፈልፋሊት ማይ ሂወት እንተ በልና ኣይተጋገናን ዘይትናወጽ ጽዮን ኣብ ቅዱሳን ኣኽራን ስሩት መሰረታ ሞጎስ ዝረኸበት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍሉይ ዝ'ልደታ ንግስቲ ዘልኣለም ታ'ብወርቂ ኦፌር ግርማ ተሰሊማ ቆይማ ብየማኑ ምሕረት እትልምን ማርያም እዩ ስማ መሳልል ያእቆብ ራእዪ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጥኣን ቤዛ እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣማላኽ ካብ ዝፋኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ ከተማ እግዚኣብሔር ማኅደረ መለኮት ቅድስቲ መቅደሱ ምብራቅ ጸሓይ ጽድቂ ልዕሊ ፍጢራን'ያ መትኅተ ፈጣሪ ከመይ ኢልና ንጋገ ኢድ እንተ ነሣእና ስለ ናታ ክብሪ ልሳንና እንተ ዜመት ና'በለት ብጽእቲ ዝተባረኸት'ያ ካብ ኩለን ኣንስቲ እንተ በልና ኣይተጋገናን ይትረፍ ንሕና ደቃ ደቂ ጠቃዕታ'ኳ እናድነኑ ርእሶም ከምቶም ዝንዕቅዋ ተጎጓ ኣእጋራ ክልሕስዎ እዮም ድምጻ ምስ ሰማዕና ተተሰራሰርና ከም'ቲ ሕጉስ ህጻን ከም ኣዋልድ ጢሮስ ገጸ በረኸት'ዩ ናይ ጸግኣ ስግዳን እንተ ሰገድናላ ብገጽና ኣብ ምድሪ ምልእተ ጸጋ'ያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን ሃዋርያ ዮሃንስ ተተቀበላ'ኳ ናብ ቤቱ ክወስዳ ኣደ ናይ ኩላትና ክትከውን ወሲኑ መድሕን ዓለም ወዳ ትርጉም ናይ ስማ'ውን ጥዑም መግቢ ናይ ሰማይ ናይ ምድሪ ናይ ብዙሓን ኣደ ዝብል'ውን ኣለዎ ትርህርህ ንፍቕሪ ኣዴና እንተ በልና ኣደ ናይ ብዙሓት ኣበር ዘይተረኽባ ንጽህተ ንጹሃን እንተ በልና ኣይተጋገናን

  • @asterghidey2625

    @asterghidey2625

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @adhanomberhe9728
    @adhanomberhe97284 жыл бұрын

    ኣይተጋገናን እወ ኣይተጋገናን ስለ እመ ኣምላኽ ሓቂ እንተ መስከርና። ገና ውን ስቕ ኣይክንብል ኢና ንሕና ሲ ንእመ ብርሃን ኣዴና ክንዝምር ኢና። እመቤትና ትባርኽኩምን ኣብ ኩሉ ኣገልግሎትኩም ምሳኹም ትኹን ክቡራት ማሕበር ኣቡነ ኣረጋዊ። ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘረስርስ መዝሙር ደስ ዘብል። እመብርናን ኢኣስብኹም ትኽፈልኩም።

  • @belayhunkebedegoshu5212
    @belayhunkebedegoshu52123 ай бұрын

    አልተሳሳትንም ስለ ድንግል ማርያም ክብር ዝም ካላልልን አልተሳሳትንም ስለ ድንግል ክብር ዝም ካላልን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃለ ህይወትን ያሰማልን❤❤❤❤❤❤❤❤ I love from Ethiopia

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos50444 жыл бұрын

    እልልልልልል ዘማረ መልኽቲ የስማዓልና በረኽትን ረትኤታን ናይ አደና ቅዲስቲ ዲንግል ማርያም አይፈለየና❤️🇪🇷🙏🏾

  • @user-ug5rb8zp2n
    @user-ug5rb8zp2n4 жыл бұрын

    እዞም ኣቤታካ ዝነብሩ ክንደይ ታዓዲሎም

  • @Filipos610

    @Filipos610

    4 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት'ዮም!!! ንሕና ውን ኮምኦም ኣብ ቤቱ ንምስጋና ክንበቅዕ፡ኣብታ ቅድስቲ ሃገርና ኤርትራ፡ሰናይ ፍቃዱ ይኹነልና፡ኣማላድነትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና፡አሜን።

  • @user-ug5rb8zp2n

    @user-ug5rb8zp2n

    4 жыл бұрын

    @@Filipos610 Amen amen amen hawey wey haftey

  • @abelabrham931

    @abelabrham931

    4 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @mtainjabar1999

    @mtainjabar1999

    4 жыл бұрын

    @@Filipos610 في ذ

  • @user-jp2rj1kf5h

    @user-jp2rj1kf5h

    3 жыл бұрын

    @@Filipos610 አሜንንንን

  • @robelbrhane3782
    @robelbrhane37824 жыл бұрын

    እዋ ሒጂ ዊን ኣይተገጋናን እመ ብርሃን ኣደይ ዉሓሰ ኩሉ ዝኩነት ኣድ ሙዓቆቢቲ ጹጉመት ኣድ ማርይም ኣድይ ጺሎት ብራከታ ምሰ ኩልና ይኩነ ኩቡራት ኣሓዋትይ እመ ብርሃን ተሓሉኩም ልቢ ዘትንከፈ ሙዝሙር ዝማሪ መለእክቲ የስማዓልና ኣሜን🙏💒💒💒🙏

  • @fesehaalemayehu6816
    @fesehaalemayehu68163 жыл бұрын

    ሃገሬን እምዬ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሕዝቦችዋን አፉቅርልን ዘረኞች ላይ ሳንጃህን ምዘዝ ፍረድህን ስጥ አምላኬ በደል በዛ ተቆለለ በቃችሁ በለን አሜን።

  • @awettsegay5682
    @awettsegay56824 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣይተጋና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር በረከት ናይ እመቤትና ምስክልና ደቂ ተዋህዶ ይኩኡን ንዓኩም አሕዋትና ድማ ናይአጎልጉለት ዘበንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @tesfahansstekle4437

    @tesfahansstekle4437

    4 жыл бұрын

    Qal hiwet yesmealna

  • @Aelekkso
    @Aelekkso4 жыл бұрын

    ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን I love you from Ethiopian ortodox Twaheido 😘

  • @tseboqnedieu3690

    @tseboqnedieu3690

    3 жыл бұрын

    Amen (((3))) zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🥰🥰🥰🥰⛪⛪⛪⛪💕🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @user-hc3oo9wx2u
    @user-hc3oo9wx2u4 жыл бұрын

    Abet atom abetka adawedesuka zebras kndey teawtlom amen amen amen zmarye melakti yesmalna amlak ybarkum

  • @user-wl8mc5rn7y
    @user-wl8mc5rn7y4 жыл бұрын

    💎💖ኣይተጋገናን💎💖 ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይብውልና ኣይተጋገናን እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከትና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ኣምላክ ዝሓረያ ንምብራቅ እተርኢ ታ'ኣፍ ደገ መቅደስ ዕጽውቲ እንከላ ኣቲዪ ዝወጸና ናይ እስራኤል ቅዱስ ፍጹም ዘይተኸፍተት ጸምሪ ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ ምስክር ናይ ነብያት ተስፋ ድሕነት ኣዳም ድንግል ማርያም እያ ድንግል'ያ እንተ በልና ተሸጎረት ገነት ዝተዓጽወት ዒላ ፈልፋሊት ማይ ሂወት 💎💖እንተ በልና ኣይተጋገናን💎💖 ዘይትናወጽ ጽዮን ኣብ ቅዱሳን ኣኽራን ስሩት መሰረታ ሞጎስ ዝረኸበት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍሉይ ዝ'ልደታ ንግስቲ ዘልኣለም ታ'ብወርቂ ኦፌር ግርማ ተሰሊማ ቆይማ ብየማኑ ምሕረት እትልምን ማርያም እዩ ስማ መሳልል ያእቆብ ራእዪ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጥኣን ቤዛ 💖💎እንተ በልና ኣይተጋገናን 💎💖 ኣማላኽ ካብ ዝፋኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ ከተማ እግዚኣብሔር ማኅደረ መለኮት ቅድስቲ መቅደሱ ምብራቅ ጸሓይ ጽድቂ ልዕሊ ፍጢራን'ያ መትኅተ ፈጣሪ ከመይ ኢልና ንጋገ ኢድ እንተ ነሣእና ስለ ናታ ክብሪ ልሳንና እንተ ዜመት ና'በለት ብጽእቲ ዝተባረኸት'ያ ካብ ኩለን ኣንስቲ 🤩እንተ በልና ኣይተጋገናን 💖 ይትረፍ ንሕና ደቃ ደቂ ጠቃዕታ'ኳ እናድነኑ ርእሶም ከምቶም ዝንዕቅዋ ተጎጓ ኣእጋራ ክልሕስዎ እዮም ድምጻ ምስ ሰማዕና ተተሰራሰርና ከም'ቲ ሕጉስ ህጻን ከም ኣዋልድ ጢሮስ ገጸ በረኸት'ዩ ናይ ጸግኣ ስግዳን እንተ ሰገድናላ ብገጽና ኣብ ምድሪ ምልእተ ጸጋ'ያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን ሃዋርያ ዮሃንስ ተተቀበላ'ኳ ናብ ቤቱ ክወስዳ ኣደ ናይ ኩላትና ክትከውን ወሲኑ መድሕን ዓለም ወዳ ትርጉም ናይ ስማ'ውን ጥዑም መግቢ ናይ ሰማይ ናይ ምድሪ ናይ ብዙሓን ኣደ ዝብል'ውን ኣለዎ ትርህርህ ንፍቕሪ ኣዴና እንተ በልና ኣደ ናይ ብዙሓት ኣበር ዘይተረኽባ ንጽህተ ንጹሃን 💝እንተ በልና ኣይተጋገናን 💖

  • @abrahaleeman7011
    @abrahaleeman70114 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓልና መዝሙር ምስጋና ጥራይ ዘይኮነት ስብከት ወንጌል እያ እዛ መዝሙር እንተ በልና ውን ምግናን ኣይኮነን ኩሉ ኣብዛ መዝሙር ኣሎ ናይ ኣጎልግሎትኩም ዘመን ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክብራት የሕዋት። እወ ኣይተጋገናን ንሳ ንጽህቲ ንጽሃን ኣበር ዘይብላ ፍልይቲ ፍጥረት እንተ በልና ውን ኣይተጋገናን ኣቦታት ኣቀዲሞም ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ምስክርነታ ዘጽንሕልና ንሳ ድንግል ማርያም እያ ኣይተጋገናን ደጊምና ምስጋና ምስ ናይ ጸጋ ስግደት እንተ ሰገድናላ ውን ኣይተጋገናን ምክንያቱ ንሳ ታቦት እግዚኣብሔር ስለ ዝኮነት እወ ኣይተጋገናን ካባና ይርሓቅ ምጥርጣር ምንፍቅነት ኣዳ ኣምላኽ ንበል ንሃባ ክብሪ ንሳ እያ እታ ኣማናዊት ታቦት መሕደሪት መለኮት

  • @milletehabtemariam3411

    @milletehabtemariam3411

    4 жыл бұрын

    Ellllllllll ellllllllll elllllllllll

  • @tigrayadey7559
    @tigrayadey75594 жыл бұрын

    ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ኣሕዋተይ ኣይተጋገናን ብዘይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላጅነት ኣለም ኣይድሕንን

  • @bietmezmurtewahdo3838
    @bietmezmurtewahdo38384 жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ብሃቂ ኣይተጋገናን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና

  • @temesgen2182
    @temesgen21824 жыл бұрын

    ልቢ ትምስጥ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መሳልል ያዕቆብ ራእይ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጥኣን ቤዛ እንተ በልና ኣይተጋገናን።

  • @simreth3954
    @simreth39544 жыл бұрын

    ኣይተጋገናን ፍጹም ኣይተጋገናን 🙏🙏🙏 ዝማረ መላእክት የስምዓልና ።

  • @jjgghh3724
    @jjgghh37243 күн бұрын

    ድንግል ማርያመይ ስምኪ ፀዊዐ ሰላመይ እዩ ዝበዝሓለይ❤❤❤

  • @temesgenamlakey9420
    @temesgenamlakey94204 жыл бұрын

    Zimarye melakti yesmeaelna egzabher xegau yebzahalkum nay agolgulot edmekum ybark egzabher burukat yehwat.

  • @user-hs5ey6ii5d
    @user-hs5ey6ii5d3 ай бұрын

    ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይበልና ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላክቲ የስማልና ጸጋ ኣብ ርሲ ጸጋ ይመላልኩም ፈጣሪ ❤

  • @wedikidun7487
    @wedikidun74874 жыл бұрын

    Ellllllll ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll amen amen amen zmarie melakti yesmalna nay agolgulot edmekum ybarkelkum zem yehwatey

  • @dawitsimon9481
    @dawitsimon94814 жыл бұрын

    እወ ብሓቂ ኣይተጋገናን ክብርን ምስጋናን ንድግል ማርያም ይኹን፡ጸሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ደቃ ይኹን ናይ ብሓቂ ዝማረ መላእክት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም።

  • @merhawitaniko8283

    @merhawitaniko8283

    3 жыл бұрын

    Zimare melaeki yesimaelina eziabiher amalk nay edime zemenkum ybarikelikum

  • @tirhasweldemichael1758
    @tirhasweldemichael17584 жыл бұрын

    ዝማረየ መላኢኽት የስማዓልና ዓይንን ልብን ዝሕጉስ መዝሙር፡

  • @robielnuwaye8307
    @robielnuwaye83074 жыл бұрын

    Amen amen amen zmare mlakti yesmalna Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll

  • @softmaker5298
    @softmaker52984 жыл бұрын

    ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይብውልና ኣይተጋገናን ሰለ እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከትና (ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን )2 ኣምላክ ዝሓረያ ንምብራቅ እተርኢ ታ'ኣፍ ደገ መቅደስ ዕጽውቲ እንከላ ኣቲዪ ዝወጸና ናይ እስራኤል ቅዱስ ፍጹም ዘይተኸፍተት ሰብ ውን ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ ምስክር ናይ ነብያት ተስፋ ድሕነት ኣዳም ድንግል ማርያም እያ ድንግል'ያ እንተ በልና ተሸጎረት ገነት ዝተዓጽወት ዒላ ፈልፋሊት ማይ ሂወት እንተ በልና ኣይተጋገናን ዘይትናወጽ ጽዮን ኣብ ቅዱሳን ኣኽራን ስሩት መሰረታ ሞጎስ ዝረኸበት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍሉይ ዝ'ልደታ ንግስቲ ዘልኣለም ታ'ብወርቂ ኦፌር ግርማ ተሰሊማ ቆይማ ብየማኑ ምሕረት እትልምን ማርያም እዩ ስማ መሳልል ያእቆብ ራእዪ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጥኣን ቤዛ እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣማላኽ ካብ ዝፋኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ ከተማ እግዚኣብሔር ማኅደረ መለኮት ቅድስቲ መቅደሱ ምብራቅ ጸሓይ ጽድቂ ልዕሊ ፍጢራን'ያ መትኅተ ፈጣሪ ከመይ ኢልና ንጋገ ኢድ እንተ ነሣእና ስለ ናታ ክብሪ ልሳንና እንተ ዜመት ና'በለት ብጽእቲ ዝተባረኸት'ያ ካብ ኩለን ኣንስቲ እንተ በልና ኣይተጋገናን ይትረፍ ንሕና ደቃ ደቂ ጠቃዕታ'ኳ እናድነኑ ርእሶም ከምቶም ዝንዕቅዋ ተጎጓ ኣእጋራ ክልሕስዎ እዮም ድምጻ ምስ ሰማዕና ተተሰራሰርና ከም'ቲ ሕጉስ ህጻን ከም ኣዋልድ ጢሮስ ገጸ በረኸት'ዩ ናይ ጸግኣ ስግዳን እንተ ሰገድናላ ብገጽና ኣብ ምድሪ ምልእተ ጸጋ'ያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን ሃዋርያ ዮሃንስ ተተቀበላ'ኳ ናብ ቤቱ ክወስዳ ኣደ ናይ ኩላትና ክትከውን ወሲኑ መድሕን ዓለም ወዳ ትርጉም ናይ ስማ'ውን ኪኖጥዑም መግቢ ናይ ሰማይ ናይ ምድሪ ናይ ብዙሓን ኣደ ዝብል'ውን ኣለዎ ትርህርህ ንፍቕሪ ኣዴና እንተ በልና ኣደ ናይ ብዙሓት ኣበር ዘይተረኽባ ንጽህተ ንጹሃን እንተ በልና ኣይተጋገናን

  • @user-ug5rb8zp2n
    @user-ug5rb8zp2n4 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላኢክቲ የስማዓልና ፉቁራተይ እመብርሃን ትፍተወልኩም ኣሰይ ዝጽበያ ዝጸናሕኩ መዝሙር ቡሩኻተይ መድሃኔኣለም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም።

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane69384 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልጉሎት ዕድሜኩምን ዘበንኩምን ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን የሕዋተይ ናይ ብሓቂ ኣይ ተጋገናን ልብካ ተረስርስ መዝሙር ብድጋመ ጸጋ የብዝሕ💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Asmir965
    @Asmir9654 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይ ዝማረ መላክቲ የስመኣልኩም ኣይተጋገናን ስለክብሪ ማርያም ስቅእንተ ዘይበልና ኣይተጋገናን እመ ኣምላክ ሓቂ እንተመስከርና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ኣሰይይይይ ክንደይ ኮ ደስ ይብል ቃል ኣምላክ ክትሰምዕ ከለካ ኦጎይታይ ክንድይ ኮ ተዓዲሎም ኣብ በትካ ዝነብሩ ብመዝሙሩን ውዳሴን ዝሕልፍዎ ኣብ ቤትካ ኮይኖም ኦጎይታ ነኣና ውን ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣብ ቢትክቅ ክንኣቱ💒💒💒💒💒

  • @gauldnglmaryam.4780
    @gauldnglmaryam.47804 жыл бұрын

    *ኣይተጋገናን ወ ጽሎታን ኣምላድነትን ኣይፈለየና ፍቁራተይ*

  • @elsatesfay9974
    @elsatesfay99744 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ኣብ ውሽጢ ዓፅምካ ዝኣቱ መዝሙር ሰምዕካዮ ዘይፅገብ እግዚአብሔር ይባርኩም

  • @Lnegi-cu9sj
    @Lnegi-cu9sj3 ай бұрын

    ኣይተጋገናን ስለ ድንግል ማርያም ክብሪ ምልእተ ፀጋያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን❤❤❤❤

  • @betelhemtilauhnbetelhemtil2318
    @betelhemtilauhnbetelhemtil23184 жыл бұрын

    አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አቤት የተዋህዶ ዉበት እንዴት እንደምናምረዐበቤቱ ያፅናችሁ

  • @zigeredagerelase2220
    @zigeredagerelase22203 жыл бұрын

    Emebete ezom zemerti barki bdhriu dma naay ❤❤❤💒💒💒❤❤❤😭😭😭😭😭😭😭zmarei melaekti yesmaalna yhwatna 😭😭❤❤❤❤

  • @kusunemntoynski3376
    @kusunemntoynski33764 жыл бұрын

    ኣይተጋገናን ስለ ኽብሪ ማርያም ስቅ እንተዘይበልና ኣይተጋገናን ስለ እመ ኣምላክ ሓቂ እንተመስከርና ኣይተጋገናን (2) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሃልኩም ደስ ዘብል ዝማሬ እመብርሃን ድማ ጸግኣ ተብዝሓልኩም ፍትዋት ኣሕዋት።

  • @Filipos610
    @Filipos6104 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Zmarie melakt yesmalna.Taemn fqrn Emebrhan Dngl MARIAM Ms kulatna ykun. Nefqreki Ina Eme Brhan Adiena❤❤❤💒🕊🕊🕊😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhehagos864
    @berhehagos8644 жыл бұрын

    ኣሰይይይዩ ኣሰይይይዩ ኣሰይይይይ እልልልልል፡እልልልልልል እልልልልል፡ዝማረመላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርክ ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ሱቕ እንተዘይበልና

  • @lambklip3950
    @lambklip39504 жыл бұрын

    Amen. Amen amen ... Tsebot mezmur

  • @zebibzeray864
    @zebibzeray8644 жыл бұрын

    ዕልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣይተጋገናን በሓቂ !!! ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ አመብርሃን ኣይፈለየና።ኣሜን (3)ዝማረ መላአክት ከም ዝተቀበለ ቅዱስ አግዚኣቢሄር ኣምላኽና ዝማረኹም ይቀበለልኩም ኣሜን(3)።

  • @sofiyamessaywondwossen704

    @sofiyamessaywondwossen704

    3 жыл бұрын

    A men A men A men💚💛❤💚💛❤💚💛❤👏👏👏🙏🙏🙏👏👏💚💛❤⛪⛪💒💒💒💚💛❤💐💐💐🌹🌹🌹💚💛❤🙏🙏🙏⛪💒⛪⛪💒⛪💒💐🌹💐🌹💒

  • @meratesfay8366
    @meratesfay83664 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላእክቲ የስመዐልና እመ ብርሃን ምሳኩም ትኩን ኣሕዋተይ

  • @habenmhretab5811
    @habenmhretab58114 жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melaekti yesmalna xolotan amaldanetan nay emebrhan ms kulatna ykun

  • @anditkibrom4857
    @anditkibrom48574 жыл бұрын

    ናይ ቢሓቂ ኣይተጋገናን ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም የሕዋት

  • @danialves3825
    @danialves38254 жыл бұрын

    amen amen amen zmara melaekti yesmalna aytegagenan ewe sle dngl maryam ente zemerna ellll

  • @arsemabereket7825
    @arsemabereket78254 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna nay agolgulotkum zeben ybark fukuratey

  • @user-ne5lo8mb7n
    @user-ne5lo8mb7n3 жыл бұрын

    እልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እውነት ቋንቋውን ባላቀውም በጣም ደስ የሚል መዝሙር ነው

  • @sami-gz5ku
    @sami-gz5ku4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማኢኣልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጽጋ ይዓድልኩም ናይ ብሓቂ ኣይተጋገናን

  • @fiyorihabte7350
    @fiyorihabte73503 жыл бұрын

    Aytegagen haki antemeskerena sele ame amlak zimare melakiti yesmalna

  • @WS-Media553
    @WS-Media5534 жыл бұрын

    hji wn aytegagenan qale hiwet yesmealna

  • @wemorghh
    @wemorghh4 жыл бұрын

    ኣይተጋገናንንን እወ ዋውውውው ልብካ ዘረስርስርስ መዝሙር እመ ኣምላክ ትሓልወና

  • @divorahaftey708
    @divorahaftey7084 жыл бұрын

    Amen amen amen zmare melaekti yesmaelna tsegue yebzehalkum egzaebiher yehwatey 🙏🙏😇😇😇❤💕💕❤❤💙💙💙

  • @user-ee4xc5kx7p
    @user-ee4xc5kx7p4 жыл бұрын

    Aseyyyy qal hiwet yesmalna Egzabiher xegu ybzhalkum fkuratey❤👏👏💒💒

  • @user-gb1mu4ho1t
    @user-gb1mu4ho1t4 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እመብርሃን ኣደና ምእስ ኩ ልእና ትኩን ፡ ጸግኡ ይ ብዘሓልኩም እዝግኣብሀር።

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og4 жыл бұрын

    አሜን (፫) ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ። ኣይታጋገናን ስለ እመ ኣምላኽ ሓቂ እንተመስከርና ኣይተጋገናን ስለ መሕደሪት ናይ ኣምላኽ እንበልና ኣይተጋገናን ከተማ ተዋህዶ እንተበልና ሉቃስ 1 (Luke) 43፤ ኣደ ጐይታይ ናባይ ክትመጺኸ፡ እዚ ኻበይ ኰነለይ፧ ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን መትህተ ፈጣሪ መልእልተ ፍጡራን። ከመይ መንፈስ ቅዱስ ኣዛሪብኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሓጎሰይ መግለጺ የብሉን ወዲ ተዋህዶ ምዃነይ ❤️⛪❤️🙏.

  • @user-cl2nc2kg2z
    @user-cl2nc2kg2z3 жыл бұрын

    ኦ ድንግል መመኪህና ኢኪ ካብ ክቡራት ከናፍርኪ ወለላ መዓር የንጠብጥብ ትህቲ መልሓስኪ መዓርን ጸባ ይምንጩ አፋፌት ገዛኪ ወይኒን ሮማንን የፍሪ ጨና ክዳንኪ ከም ጨና አዳምን እጣንን ይሽትት ናይ ዛ ዓለም መሰረታ ንስኪ ኢኪ ወሃዚ ምንጪ ማይ ኤዶም እመ ብርሃን እመኣምላክ አቁራሪተ መዓት አንቀ ፀብርሃን ወርሒ ሳእንኪ እያ ፀሓይውን መጎናጸፊያኪ ከዋክብቲውን ናይ አክሊል መጻብቅቲ ሱላማጢስ ንዒ ንግስተ ሰማይ ወምድር ዝንእቁኪውን ኣሰር አሳእንኪ እናለሓሱ ኦ ፅዩን አዴና መሓሪና ክብሉ እዩም ኦ ማርያመይ አነስ እንተጠሊመኪ የማነየተይ ትጠለመኒ መንበሪየውን በርባዶስ ይኩን ብአኪ እነተጨኪነ ቃልኪዳንኪውን ንዘልዓለም አይፈለየኒ አሜን።

  • @LimitLess-Imagination-
    @LimitLess-Imagination-4 жыл бұрын

    ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝማሬ መላእክት የስማዕልና

  • @e.f7201
    @e.f72014 жыл бұрын

    ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይበልና ኣይተጋገናን ስለ እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከርና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን. እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣቢሀር ኣምላክና ጸጉ የብዝሃልኩም እመ ብርሃን ጽላላ ተንብረልና

  • @FTM_Enter
    @FTM_Enter4 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ፍቁራተይይይይ

  • @mhretka145
    @mhretka1454 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልልል እንቋዕ ናብዚ ክቡር በዓል ሕዳር ጽዮን ኣብቅዓና፡ በረኸትን ጸጋን ናይ እመብርሃን ምሳና ይኹን ብሩኻት።

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v4 жыл бұрын

    Zmare melakt yesmalna kburat ahwatey nay emebrhan xelot bereket amaladneta ms kulna amenti tewahido ykun. Betami lbi zeerf bdgame zmare melakt yesmalna.🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye12936 ай бұрын

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna burkatey maryamey mlat lbey ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @medhanebokeretsion3491
    @medhanebokeretsion34914 жыл бұрын

    አሜን እወ ብርግጽ አይተጋገናንንንንን ቅል ሂወት የስመዓልና ህዝበ ክርስትያን አብ ዝተፋላለይ ደርፍታት ከይከይድ ከምዝ ጌርኩም ናይ መላእኽት ዝማሬ ትሰዱሉና ዘለኩም

  • @kisanetyemane9791
    @kisanetyemane97914 жыл бұрын

    Amen zemari melaketi yesmalena kebratyy ahawey amelak xega abersi xega yebezhalkum emo amelak xeyon adey berketki afesisi

  • @beilulbrhane4315
    @beilulbrhane43154 жыл бұрын

    ኣይተጋገናንን ንድንግል ማርያም ምእማንና ገና ክንምስክር ኢና ወላዲት አምላኽና ሓጥያት ተሰራሕና ተርሓቅና ካብ ጎይታ ድንግል ኣላትና ዝኣመና ተድሕን ብማላድነታ። አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሕዋት ፀግኡ የብዝሓልኩም ዘመን ኣገልጉሎትኩም ይባረክ። በሓቂ ካብ ወይንን መዓርን ዝጥዕም ዝማሬ

  • @hermongebretnsae1657
    @hermongebretnsae16574 жыл бұрын

    Aseeey elllll Aytegagenan bihaki.. Zimare melaekti yesmialna

  • @BG-iy4oi
    @BG-iy4oi4 жыл бұрын

    Kab Xeba mear Ztem kal hiwet Mezmur kal hiwet yesmalna xegu yebzhalkum.

  • @tmsgenamlkeyyy151
    @tmsgenamlkeyyy1514 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmare mlakti ysmalna

  • @tigigualtigray7047
    @tigigualtigray70474 жыл бұрын

    አሰይይይይ ብሃንቀውታ ክፅበያ ዝፀናሕኩ መዝሙር ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ወገናተይ

  • @user-db9od2eb9f
    @user-db9od2eb9f4 жыл бұрын

    Egziabhier xega ab leli xega yweskelkum aytegagenan sle eme amlak aytegagenan amen zmare melaekti yesmealna

  • @tesfaldetyohannes919
    @tesfaldetyohannes9194 жыл бұрын

    Awe aytehagena 💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @Filipos610
    @Filipos6104 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና፡ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ክቡራት የሕዋት።ናይ ብሓቂ ህይወት ዝህብ መዝሙር፡አመብርሃን በረከታን ጣዕማን ተብዝሓልኩም።ነዞም ኣብ ስደት ካብ ቤት እግዚአብሔርን ቤትናን ርሒቅና ዘለና ኸኣ፡ ብጸሎት አመብርሃን ናብ ቅድስቲ ሃገርና ተመሊስና፡ንምስጋና ተብቅዓና።ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ንዘልኣለም ጸኒዓ ትንበር አሜን።

  • @dinglmariamey387
    @dinglmariamey3872 жыл бұрын

    ብሓቂ አይተጋገናን:: ዝማሬ መላእክት የስምዓልና: ጸግኡ የብዝሓልኩም: ስምዕ ውዒልካ ዘይትምነው:: ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም አብ ቤቱ ይፅንዕኩም::

  • @slasandemkael5517
    @slasandemkael55174 жыл бұрын

    Elelelelel zmare melakli ysmalna 🥰🥰🥰💗💗💗💌💌💌💌❣❣❣❣❣❣❣❣😍😍😍

  • @seluselu6327
    @seluselu63274 жыл бұрын

    Asey elelele anes enka tewahdo konku zemare melaekti yesmalna yehwat

  • @asmeromabraham1077
    @asmeromabraham10774 жыл бұрын

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna egziabhier nay agelglot zemenkum ybarkekum bereketn redietn nay eme brhan dingle weladit amlak ms kulatna hzbe cristian ykun.

  • @FITUMKESETE-uh7gp
    @FITUMKESETE-uh7gp5 ай бұрын

    ❤❤❤ ፍልይቲ መዝሙር ሰሚዐ ዘይጸግባ እያ እወ ኣይተጋገናን ስለ እመ ኣምልክ ❤ ናይ ብሓቂ ዘመርታ ቃለ ህይወት የስምዓልና ናይዛ መዝሙር ገጣምን ዘያምን ካኣ ብርዕኻ የሰስን 🙏🙏🙏

  • @aimetoujour9192
    @aimetoujour91924 жыл бұрын

    ጸሎታን ኣማላዲነታን ኣዪፈለየኒኣ ናይ አመበታችሂን ኒኩሉኒና

  • @muesetekliet5679
    @muesetekliet56794 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና እግዚኣብሄር ዓስብኹም ይኽፈልኩም ጥዑም መዝሙር ዘስማዕኽሙና እመ ብርሃን ምሳኹም ትኹን

  • @dawitbrehane1267
    @dawitbrehane12674 жыл бұрын

    አሜን ዝማሬ መላኢኪቲ የስምዓልና አምላከ ቅዱሳን ኣዕዚዙ ይባርከልና ብቸርነት አምላክና ብኣማላድነት ድንግል ኣዴና ብተረዳእነት መላኢክቲ ብጸሎት ኣቦታትና ብኡ ጸኒዒኩም ክትነብሩ ናይ ወሩ ጸሎትና ክብሪ ንወዳ ክምኡ ውን ንዓኣ ሓጥኣት ዘይትፈልጥ ትነብር ብንጽህንኣ ንዓይ ከይበለት ክብሪ ትህበና መን ኣሎ ከምኣ ኣነስ ምበልኩ እዚ ዉሒድዋ ነዴና እወ ንሳያ ቅድስተ ቅዱሳን ኣደ ጎይታና ካብ ኩለን ኣንስቲ ብጽእቲ ንበል ክይተሰከፍና ክብሪ ይግብኣ እዩ ስለ ዝኮነት ኣደ ፈጣሪ እወ ብድንግለይ ሂወት ተረኪቡ ነዊሑ ዕምሪ ብሳልኣ ርኪብናዮ ሰመያዊ ክብሪ ድንግልን ኣደን ኮይና ዘሪኣትልና ሂወት ኣዴና ያ ድንግል ማርያም ንበል ብሕብረት ይትረፍ ዶ ንወዲ ኣዳም ንእንሥሣኳ ዝክበረት ፨ንድንግለይ ክብሪ ይግብኣ እዩ ! አሜን!

  • @RobelBokretsion-eb5sd
    @RobelBokretsion-eb5sd6 ай бұрын

    Wowww መዝሙር መላእኽቲ ዱ ወላስ ናይዞም ድኹማት ምድራውያን ደኪ ኣዳም ዘገርም ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና በውነት ዝገርም ምስጢር ሓዘል ግጥምን ዜማን ድምጺ ዘመርትን ተመስገን መድሃኒ ኣለም ኣቦይ ነዛ መዝሙር ዝመጠኻልና ኣሜን!!!

  • @simrettedros2882
    @simrettedros28824 жыл бұрын

    Ellllll aytegagenan ewe kbri N-Weladit Amlakna Dengel maryam yikuna n-zelalem. Kuburat yehwatey sega ab sega Egzabeher abona yweskum..Amen(3)

  • @merhawitatsbha
    @merhawitatsbha4 жыл бұрын

    Kale hiweot ysmealna tsegeu yebzehalkum ewe "Aytegagenan"

  • @habenhagos9640
    @habenhagos96404 жыл бұрын

    Amen amen amen zemare melaekt yesmealna egzabihir Amlak xegua ybzehlkum ⛪⛪🙏🙏🙏💞💞💞💞🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hagossium739
    @hagossium7394 жыл бұрын

    ኣይተጋጌናን. .........ዝማሬ መላእክት የስማልና

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam97394 жыл бұрын

    Amen Amen Amen ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ብሓቂ ኣይተጋገናን እወ ንድንግል ማርያም እዚኳ ክውሕዳ ኣደ ናይ ብዙሓን ጸሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ይኹን ብሩኻተይ ።

  • @helugalbrhin4470
    @helugalbrhin44704 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmana nay agolgulot admekum ybarkelkum bereketan redietan nay adena qdste qdusan dngil maryam ayfeleyena Bdgame amen amen amen qal hiwet yesmana

  • @Minbar855
    @Minbar8554 жыл бұрын

    ኣሜን (3) ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና ፍቁራት የሕዋትተይ እግዛኣቢሄር ጸግኡ የብዚሕ ንዓይ ሓጤተና የሕዋትኩም ድማ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና 🙏❤🙏🙏💒 ተዋህዶ ሃይማነቶይ ንዝልኣለም ትንበር❤🙏❤🙏❤🙏💒💒💒

  • @user-bm7it9vc5n
    @user-bm7it9vc5n4 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይበልና ኣይተጋገናን ስለ እመ አምላክ ሓቂ እንተ መስከርና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን። ብርግጽ ኣይተጋገናን

  • @berhaneberhe3545
    @berhaneberhe35454 жыл бұрын

    Thank You For The Best Eritrean Blessed Orthodox Christians Religion.

  • @rodasafewerki75
    @rodasafewerki754 жыл бұрын

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 zemare melaekt yesmalna yehwatey

  • @almaz2138
    @almaz21384 жыл бұрын

    እልልልልልልል እልልልልልል እልልልልልልልል ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተዘይ በልና ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፍቁራት ደቂቀ እግዚኣብሔር ሰላምኩም ይብዛሕ ኣምላክ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም

  • @user-ik1yv8qf5t
    @user-ik1yv8qf5t4 жыл бұрын

    እልልልልልልልልልልልልልልል ኣይተጋገናንን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ይግባኣ እዩ ንዘለኣለም ክብሪ ንድንግል ማርያም ምልእቲ ፀጋ እግዚኣብሔር ፀጋ ፍቅሪ ኣምላክ ንዘልኣለም ፀግኡ የብዝሓልኩም

  • @woinshetlemeta9683
    @woinshetlemeta96833 жыл бұрын

    ትርጉሙም ባይገባኝም ልብን የሚያረስርስ መዝሙር ነው ዝማሬ መላክት ያስማልን

Келесі