ንትግራይ ፡ "ትግራይ ሳይንሳውን ብልሓታውን መንገዲ የድልያ" || ፃንሒት ምስ ኣለም መብራህቱ (PhD) 1ይ ክፋል 27/06/2024
Support TPM by donating donorbox.org/building-a-consc...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
ንትግራይ ፡ "ትግራይ ሳይንሳውን ብልሓታውን መንገዲ የድልያ" || ፃንሒት ምስ ኣለም መብራህቱ (PhD) 1ይ ክፋል 27/06/2024
• ንትግራይ ፡ "ትግራይ ሳይንሳውን ብ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion
Пікірлер: 6
ብልሳንካ ምምሃር ብዕምቈት ንኽትሓስብን ንኽትመራመርን ሓገዝ ኣለዎ እብል። ደቅና ብዝክኣለና ብልሳኖም ትግርንያ ንምሃሮም እብል።
❤❤❤❤❤❤❤
ሸውዓተ ዓመት ከይምሃሩ ሰብዓ ዓመት ይድንቈሩ ይብሃል፣ ሸውዓተ ዓመት ከይመራመሩ ንሓዋሩ ሕዝቦም ኣብ ሕሰም የንብሩ ክብል እደሊ።
TPM ን ዶ/ር አለም: ለባም ልህዝቡ ተገዳሲ ምሁር ምቕራብኩም ነመስግን:: ካም ዶ/ር አለዉ ዝመሰሉ ሐቀኛ ተገደስቲ ምሁራን ትግራይ ንቕድሚት ወፅዮም ህዝብና ካብዝገጠሞ ፀበባ ንምውፃእ እጃሞም ንኸወፍዪ ህዝቢ ትግራይ ግድኡ የውፊ:::
ምሁራት በብዓውዲ ምህርኦም ብምውዳብ፡ ንመጻኢ ወለዶ በታ ልሳኖም ትግርንያ ክሳብ ዝለዓለ ትምህርቲ ክውሃብ ኣተሓባብሩ እብል። ቋንቋ እንግሊዝንያ ካብ ናይ መምሃርን ናይ ፍልጠት መዐቀንን ወጺኡ ከም ቋንቋ ጥራይ ክውሃብ ኣለዎ እብል።
" በራሴ ጃፓኖች ኣደንነቅዋቸው። የዓለም እውቀት በራሳቸው ቋንቋ ተርጉመው፡ መጪው ትውልዳቸው ራሱ ሆኖ፡ በራሱ እውቀት እየጨመረበት ይገኛል።" ካብ ኣብ KZread " የከፍተኛ ትምህርት ልደትና ሂደት በኢትዮጵያ፤ በአዲስ አበባ ዩኒቨርሲቲ ዙሪያ አንዳንድ ምልከታዎች ክፍል 3 " ብዝብል ዝተሓላለፈ ዝተወሰደ። ደቅና ንውሉድ ወለዶ ተጎተትቲ ኮይኖም ይንበሩ ዶ ? ደቅና ዓርሶም ኮይኖም ዓርሶም ከዕብይዩ ግብኡና ሀ ንበል። በቲ ክንገብሮ እንኽእል ብናይ ዓርሶም ልሳን ክምሃሩ ንጀምሮ፣ ምስ ግዜ እንዳዓበየ ኸኣ ክኸይድ እይዩ እብል።