#ትግራይ_ቴሌቪዥን

#ምልከታ ጋዜጣኛታት አብ ሚድያታት ትግራይ
------------
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Facebook: / tigrai.tv1
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-mail: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
Instagram: / tigrai.tv
KZread: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 21

  • @user-fw8it1cm3r
    @user-fw8it1cm3r2 күн бұрын

    Gerealta institute thanks

  • @user-pu2pz5lr2n
    @user-pu2pz5lr2n5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r5 күн бұрын

    "ብተለይ ፣ እንዲያውም"X

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r5 күн бұрын

    ብተለይX . . .ብፍላይ "እንዲያውም" X . . . እኳደኣሥ

  • @user-gj4co9bc1z
    @user-gj4co9bc1z5 күн бұрын

    ድወትን። ትግራይ ቲብን ልኡኻት ፈፀምቲ ፅንተት ውድብ ቃለወሃብቲ እየን

  • @aronyonas7563

    @aronyonas7563

    5 күн бұрын

    ጉማሬ ጁዊሳ የሽንት ቤት ዝንብ አታስፈልግም አይመለከትህም ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አሁን ተለጥፋቹህ ሲቪል ህዝብ ጨፈጭፋቹህ በጆኖሳይድ ይጠየቃል በማን ቃንቃ ነው እምትፅፈው አረብ ነህ ነገ ባንተ ? በገባህበት ውጣ ባዳና የጣልያን ባንዳ አታስፈልጉም ተምታታባቹህ አድጊ

  • @netsanettdf9263

    @netsanettdf9263

    4 күн бұрын

    ፈሳዊ ሃዳሚ ካልሲ ፒፒን ህግደፍን

  • @user-mr5hp9wk3l
    @user-mr5hp9wk3l2 күн бұрын

    Ygerm hasewti ekum hgawi police ab ketema agulae ketilemo n selam zzemere ntsu police gn ayhaberkmwan tgermu krshi ember haki zetfeltu hwhat teresieu dro breka kdmi kulu tekalisu adhinkum 😢😢😢

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r5 күн бұрын

    "ይንኣሥ ይብዛሕ"X . . .ይንኣሥ ይዕበ ወይ ይውሓድ ይብዛሕ።

  • @aronyonas7563

    @aronyonas7563

    5 күн бұрын

    ጃዊሳ ተምታትቶባችሀል ጭንቀት የጅህ መጣ የ8 አመት ህፃን አንገት ቆርጠህ ስትፎክር ረሳህ ደንቆሮ ይርግርድና ስየ የለንም 😂😂😂😂😂

  • @user-pr4eo1dr9o
    @user-pr4eo1dr9o5 күн бұрын

    Eti Program Tsibuk Koynu, etom Memeyayetti 2 Ab fit nifit Zitekemetu gn nay hade parti malet ewn nayti Midia keyeabi keydu hizewo zineberen zelon parti TPLF degeftn zitefelaleyu hasabat keykerbn bihade akal ziezez midiya kihlwena zigebr parti degfti do aykonun. Geleltegna sebat kiqmetu yigbae neyru.

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r5 күн бұрын

    እዛ ጋዜጠኛ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ኢያ።

  • @aronyonas7563

    @aronyonas7563

    5 күн бұрын

    ከአረብ አልፈለስችም ተኩላ ተምታታባቹህ የመጨረሻቹህ ወደ ሲኦል

  • @negahaile5391
    @negahaile53913 күн бұрын

    ሕቶ፡ ሕዝቢ ትግራይ ድሕሪ ዝተፈጸሞ ጽንተት ህላዌኡ ከመይ የቐጽል? መልሲ፡ ሕዝቢ ትግራይ ኣብዘን ዝስዕባ ምርጫታት ረፈረንደም ክገብር ኣለዎ እብል። --- 1- ምርጫይ ሉዕላዊት ሃገረ ትግራይ እይዩ። (ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡ ብትዕዝብተይ ዝብልኦ ዝብሎ።) --- 2- ምርጫይ መንግስቲ/state ትግራይ ምስ ኢትዮጵያ ብሓድሽ ውዕል። --- 3- ምርጫይ ክልል ትግራይ በቲ ዘላቶን በቲ ዘሎ ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ እዩ። --- 4- ምርጫይ ትግራይ ምስ ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ ብሓድሽ ውዕል። (ሕውሓት ብሕቡእ ን 27 ዓመት ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ ንምህናጽ ሰሪሑ እብል። ሕጂ ዕላዊ ክገብሮ ኣለዎ እብል።) ኣይተ ሰለሙን ኣባዲ፡ ኣብ መበል 38፡55 ደቂቅ ብሔራዊ ድልየትና ንፈልጥ ዲና ዝበልክሞ፡ ነቲ ጋዜጣ ኣንፈት ንምትሓዝ እይዩ እብል። በዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ዝውሰኽ ምርጫ እንተ ኣሎ እውን ተወሲኹ፣ እቲ ጋዜጤንያ እውን በቲ ንሱ ክጉስጉሰሉ ዝደሊ ድልየት እይዩ ክውደብ ዘለዎ እብል። ኢንስቲትዩት ገርዓልታ ናይ ሕውሓት መሳሪሒት/ናውቲ፡ ብሔራዊ ድልየት ናይ ትግራይ ከይንጽር ቀቀዲማ እንዳኸደት ትኽውል እይያ እብል። ሰላም ንኹሉ

  • @haileayalneh9378
    @haileayalneh93785 күн бұрын

    ናይ ትግራይ ሚድያ ቀንዲ ሽግር ካብ ውድባዊ ጥርናፈ ነፃ ክወፅኣ ዘይምኽኣለንዩ። ኣብ ቴሌቪዥን ትግራይ እንተወሲድና ኩሎም ኣባላት ቦርድ ናይ ሓደ ውድብ ኣባላት (ኣመራርሓ) እዮም። መብዛሕቲኦም ጋዜጠኛታት ኣባላት ውድብዮም። ምእንተዚ ኣመራርሓ ሚድያ ኾኑ ጋዜጠኛታት ዓቕሚ የብሎምን ከም ብሓድሽ ኣፍሪስካ እንተዘይተሰሪሐን ክቕየራ እየን ኢልካ ዘይሕሰብዩ

  • @aronyonas7563

    @aronyonas7563

    5 күн бұрын

    አይመለከትህም ደንቆሮ ጃዊሳ emotional fullish ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ የተደበክባት ኢ/ት ገምታ ጎርፍ ወስዶዋታል ይተላላኪነትና ግርድና ክብረት ጠባቂ ስየ የለንም ለ አረብ ውጣ አታስፈልግም

  • @netsanettdf9263

    @netsanettdf9263

    4 күн бұрын

    መሰሎም እዩ ኣባል ውድብ ንክኾኑ ኣባል ውድብ ምዃን ሓቂ ምስራሕ ኣይኽልኽልን ።

  • @user-fw8it1cm3r
    @user-fw8it1cm3r2 күн бұрын

    Dmtsi hzbi koynkum endhr zeytegelglu mmharkum entay trgumu nay glka hiwet deae negigka bnetsanet mnbar ykeal eyu ahwat

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew61422 күн бұрын

    ቀንዲ ችግር ናይ ፋይናንስን ውልቀ ህርፋፈንን ዘይምዕጋብን ናይ ማቴሪያላዊ ፅግተኛን ዓርሰ ተበግሶ ምስኣንን ምስ ግዘን ኩነታትን ቦታን ክዉንነትን አገናዚብካ ህዝባዊ ውግንናካ ዘይምንፃርን ዓርሰ ተበግሶን እምነትን እዩ ዓብይ ሽግር እምበር ናይ መንግስቲ ተፅዕኖን ሳንሱርን ዘወገደ ህዝባዊ መንግስቲ ምኽሳስስ ዓርሰ ዕግበትን እዩ ሽግርኩም እምበር አብኩሉ ዓለምን መንግስትን ዘሎ ናይ ሚዲያታት ቁፅፅር አሎ እዩ !! ናይ ግሊ ሚዲያታት ከምኒ ብራኸን ትግራይ ፐብሊክ ወዘተ መርገምን መረረን ክስን እምበር ፍታሕ ዘየምፃኣ ንሓድነትና በተንትን ዘረግትን ጥራሕ እየን !!! ስለዙይ ህዝባዊነት ዕጥቂን ምንባብን ዓቅሚ ምዕባይን ዓርሰ እምነትን ወኒንኩም አነነት አወጊድኩም ውፉያት ንህዝብኩ አገልገልቲ ኩኑ ሃጀሮማነት እዉን አወግዱ ???🤝💪✌️👏👏👏

  • @NardosHaileslase
    @NardosHaileslase5 күн бұрын

    ዓይናችን ዝብል ፕሮግራምኮ ንትግራይ እንትንፅውዖ"መኖር"እፈልጋለሁ ይብል ነይሩ።ኣብ ህዝቢ ፀገም ኣሎሞ ሓደ ፕሮግራም ስርሑ እንትትበሃሉ ሓላፊ ኣይፈቐደን ትብሉ።ነፃነትኩም የሕሊፍኩም ዝሃብኩም ባራዩ ኢኹም።ሕዚውን ተራ ወግዒ/Simple talking/ኣይኮነን ንትግራይ ዘድልያ።እቱ ሓደ ጋዜጠኛ ካብ መንጎኹም ዝበላ Investigating Jornalism መስርሕ ተጠቒምኩም ሊያው ኣቃልዑ።ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ፋሲሊቴት ግበሩ።ህዝቢ ተጠቐሙ ኣብ ህዝቢ እተው።

  • @aronyonas7563

    @aronyonas7563

    5 күн бұрын

    በአረብ መፃፍ አለብህ በትውልድህ ፊደላችን አታበላሽ ሂድና ቡቹላ ሀይለስላሴና አስራት ካሳ ኢሳያስ ፋኖ ትግርኛ ተማር ግን ተመሳሰሎ መለጠፍ የለም አበቃ የትግራይና ኦሮሞ መሬት አንድ አድጊ አይረግጣትም

Келесі