ፃንሒት ምስ መሰረት ሓድሽ (ሕውየት) - ሞቃ ፖድካስት Moqa podcast
እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZread Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com/lazatigrigna
www.lazatigrigna.com
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords
Пікірлер: 59
ብሐቂ ትግራዋይ ኩሉ ውሽጡ ተጎዲኡ እዩ መሰረት ዝተሸከመቶ ግና ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ብጣዕሚ ኢኺ ጠንካራ ዕድመ ይሀብኪ
መሱ ዓይነይ❤❤❤ ተባዕ ንሪማን ህዝባን ክንሪ ይግባኣ!! ❤❤❤
Thanks to LASA TIGRIGINA Podcast! For the informative interviws, with GEGANUNA WAEROTAT!!!
መሰረት❤❤❤ ""እካብኣ ይመጹና ነይሮም'ዩም"" ፈትየያ ኣባሃህላኣ❤❤
ቡሩከይ ኮፉ ኣባሃላካ ዓረይ ይቅረታ❤❤❤❤❤❤❤❤♥♥♥♥♥🙏🙏🙏🙏
@HappyBulldogPuppy-pk7um
23 күн бұрын
ነታ ማይክ ክብልዩ ዝኮን አነ ድማ ኮፍ አባሃሉ ዝተፀገመ መሲሉ እዩ ተሰሚዑኒ ,,,መሲ የቀንየልና ኩሉ ግዜየ ዝከታተለኪ ❤❤❤❤❤
It is very sad😭😭💔 they are evil they did this to our mothers and sisters. Thank you, dear God. Bless you and your family💛
መስራት ንፍዕት ጥንካራ ቆረፂ ብዓረሰ መርኣያ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሓንቲ አያ ቴሌ መጋነን ኣይኮነን ❤
Mesi jegna ❤❤
Mesi nfati ambesa koras meraeia deki anstyo Tigray.Fetari newih admen tianan yhabki ❤❤❤
Mamiye jgna💛💛❤❤🙏🙏
መሲየ ከመይ ኪኢላቶ ይገርመኒ ሕልፍ ክብል ዝሰማዕክዎ ከመይ ከም ዘሕመኒ😢😢
Mesi wearo ❤❤❤
Mesi waero Jegna Tigraweyti edmen tienan yhabki Egziabiher ab gonki ykun ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
መሲየ ጅግና ሓቦኛ ትግራወይቲ❤❤❤
መሲየይ ኣዶ ውፅዓት ❤❤❤
Queen👸♥
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Alem haki zezareb ayetefoten na hadera please tetekeki behiwetki 🙏🙏🙏
Brothers
አየ ፅንዓት 💪💪💪❤️💛❤️💛❤️💛🙏
❤❤❤❤
Mesi 👸❤💛😘
Ketllu tina yhabki ksefh alwo bejakum akmi zelekum hagzu mhagz mketll
❤️❤️👏🌷🌸🌷💐🌸🌷💐🌺
AJOKHUME JEGANU
ምስዋይ ዋዕሮ👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑❤❤❤❤💚💚💚💚💚🌹🌹🌹🌹🌹😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋🙏🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢
መርአያና ኢኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይሀብኪ ዝሓፍተይ !! ግን ሻይ ዋላ ቡና አይትብሉን ዲኩሙ ንጋሻና 🤣
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Tgray li Tgraway aytkony. Mesi sebat blhagezetlu yegayuywa elhewu ab gona dew nbel
Eze zgubur zelo hwahut eyo aun endhur zeyi murhkoum tufuetyi ekoum eyo tu mulekutyi
ሕዋሓት እንተይጠፈኤት ብስሩ ና ህዝብና ብርሰት አይቐርን። ሰበስልጣን ሕዋሓትማ ንደቆም ንስድራቤቶም ደኾኑ ተጋዲሎም። ሕዚ አሜሪካ መችይዎም ይነብሩ አለዉ እንተ ህዝቢ ትግራይ ግን ተዋሪዱ ሓሲሩ
Bu hauke kubrun musguna yegubuakeyi haftuna
መሲየ ጎበዝ ዋዕሮ ትግራወይቲ እያ ኣካዳድናኣ ኣይፈትወላን መሰላ ዋላ ይኩን ዘረባኣ ግትር ዝበለ እዩ ኣብ አይዶል ዝነበረ ክፀልኣ ዝነበርኩ ንከማሓይሹ ኢላ እያ ግን ግትር ዝበለት ነይራ
@burukgirmay9234
26 күн бұрын
ልምንታይ ግትር ሃምትብል ኣፍቲ ቪድዮ ትናገር እያ ብደንቢ ስምዓዮ ክቡር ተመልካቲና🙏
@Hareg675
26 күн бұрын
@@burukgirmay9234 ጓል እየ ቡሩኸይ ሰሚዐያ ግን ዝዳሃል ሰብ ኣሎ ቀስ ኢላ ከተረዶኦም ኣለዋ ማለተይ እምበይ ኩላትና እንፈልጦ ክፅየቅ ኣይንፈቱን ሓቃ ኣላ❤
Aub tihggray hugeyi kwouse aulwo nu zeun aheutn adotutun zesirauf
❤️🥰❤️🥰❤️🥰❤️🥰❤️🥰❤️🥰❤️🥰💛🥰💛🥰💛🥰💛🥰💛🥰💛🥰
Numaun ethiopiawe zebul tiggrway tieuna alwo do
እቲ ጸገም ንስካ ንሰብ ታይ ከምዝገበርካዮ ኣይንገርን ድተበደልካዮ ጥራይ ኢዩ እና እበይተይ ለለ ህጂውን ኢድካ ናብ ካሊእ ምምልካት ገዲፍኩም ምሽጥኩም ምምርማር የድሊ ይመስለኒ ።
Hugeyi zeyiblo hagur koyino
Aneta eti hasote werdha koyeno yemonkeski
Shameless
ጁጋናዋዕሮትግራዋየይት
Yes If There's The Elite Of Weyane Denakur The Lover Of That Genocider and Anarchist Country There Will Never Bright Future generation and Independence Country. Justice For Those Innocent Victims.
You seem that you run out of words.ታይ እዩ ሞቃ ኢልካ ስም። ማቻ ለይትብሉዎ?
አምበሳ ኢኺ
The enemy has put us in hell!
አጉል ህዝቢ ኢና ኮይና!!ወይ ዘመናዊ ዝሠልጠና አይኮናን ወይ ፅቡቅ ባህልና ?ብንብሎ አይንምራህ ወይ መንፈሳዊ ትምህርትና ንፁር ብመጽሓፍ ቅዱስ ዝተመሥረተ አይኮነን ወይ ብሳይንስን ብሕግን ዝምራሕ ማሕበራውን መንግሥታውን ናይ ህይወት መርህ ዘይንኽተል ህዝቢ ኢዩ ገይሩና ፖለቲካና።አእምሮ ዘለዎ ነዝሓስብ ብጣዕሚ ዘሐዝን ኢዩ።
ጦርናት ቛንቛ ትግርኛ ኣይኮነንን። ውግእ,ኩናት እዩ እቲ ቕኑዕ ትግርኛ ።ጽንተት ቛንቋ ትግርኛ የብቕዕ፡ 100% ኣብ ትግራይ ብትግርኛ ንዛረብ!!
ከመይ እዩ ግን እቲ አታሐሳስባና ተበላሽዩ ??? ሐዚ መሰረትሲ ዓዲ ግራት ተወሊደ አብ መቐለ ዓብየ ምባል መፍርሒ ልኾነ ??? አነ ወዲ ኩሓ እየ ልጽውዕኒ ብወዲ ኩሓ ልብል'ዩ ሐዚ ሐዚማ ስመይ ዳርጋ የለይ እንዲያም ወዲ ኩሓ ልነበረ ጥራሕ ኩሓ ኮይና አላ እሞ ብጣዕሚ ደስ ምበለኒ ብትግራዋይነተይ ድማ ዝበለጸ ፍቅርይ ወነይ አለኒ ። እሞ ልምንታይ ኢና አታሓሳስባና መስግኢ ኾይኑ ??? ሀመይ ድዩ ኾይኑ አታሐሳስባና ? ሀመይ ኢሉ እዩ ልትግራይናይ ብትግራይናይ ይሰግእ ንፈርሕ ? እዛ ንእሽተይ ትግራይስ ኩሓ ተወሊደ ወይ ሽረ ተወሊደ ምባልስ ተስግአና ? ወይስ አብ ስደት ለለና እና ተደናጊርና ??? መልስለይ ,,,,,,,,,,,,!!!!
@burukgirmay9234
26 күн бұрын
ቅድሚ ከዚ ተናጊራቶ እያ ሰለ ትሓፍረሉ ኣይኮነትን ብቻ ብሄርተኝነት ንምንፅብራቅ እዩ። ከምቲ ከያኒ ኪሮስ ኣለማዮ ሓደጊዘ ልተናገሮ"ኣበይ ተወሊድካ ተባሂሉ "ትግራይ እዃ ትንእሰኒ እያ ልበሎ እዩ።
@Justworkhard-iu4ry
26 күн бұрын
@@burukgirmay9234እወ ሐቅኻ ኢኻ ከምኡ ክትብል ደልያ እያ።
@haileseged1124
26 күн бұрын
@@burukgirmay9234 ጽቡቅ አለካ አነለ ሰሚዓያ እየ ሐፊራትሉ አይኮነትይ ግና ስግአት አሎ : ንምንታይ ? ትግራይ በቲ በቲ ቆሪሶም ንኻሊእ ዝዓደሉዎም ናናደደና መሊስና ክንሰግእ የብልናይ ወዲ እዚ እየ ስለልበልና : ብቅንዕናይ ብጽቡቅይ ንሐስብ ይግባእ : አብ መቐለ ኮይንካ ነናይ ባዕሉ ስም አሎዎ : ለይኮን ትርጉም ምሀብ ካብ ባህልና ምውጻእ ስለዝጀመርና ይመስለኒ ! ተዘይተጋግየ ። ናይ ኪሮስ ፍልይ ይብሎ እዩ እቲ ሐታታይ ቅንዕና ለይነበሮ ሐድነት ትግራይ ዘይደሊ ካልአይ ከይደግማ ገይሩ እዩ መሊሱሉ ! ብዝኾነ ,,,,,,,,,!
ሙዚቃ ምምሃርኪ ጽቡቕ ግን ሙዚቃ ኣይኮነንዶ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሙቃ ይኹን ደርፊ ትግርኛ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሙዚቃ ይኹን ደሪፊ ኣብ ዓለም ዘሎ ደርፊ ይኹን ሙዚቃ ዶብ የብሉን ንስኺ ግን ሓንቲ ረሳሕ ስዲ ኢኺ ከምዚ እንዳተማሃርኪ ንኻልእ ኢኺ ዓገብ ክትብሊ ዝግበኣኪ ንሰላም ንፍቕሪ ክትሰብኩሉ ዝግብኣኪ ንጽልኢ ክትጥቀምሉ ርኢናኪ ከማኺ ረሳሕ መልሓሱ ሰብ ኣይርኣኹን ብሓቂ
@user-hz4bi6bc4g
25 күн бұрын
ረሳሕ ንስካ እካ ውፃእ