ፃንሒት ምስ ሃለቃ ፀጋይ /ኣምባሳደር

ፃንሒት ምስ ሃለቃ ፀጋይ /ኣምባሳደር

Пікірлер: 284

  • @user-qk5ws4jh1n
    @user-qk5ws4jh1n2 жыл бұрын

    Tgray ezi kulu abzi ktbexh gierwa delo ms Eritrea 🇪🇷 mwuga eu 100%

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy67942 жыл бұрын

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና ኣነስ ክፈትዎ ብጣዕሚ ሓቀኛን የዋህን ጅግናና እዩ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪

  • @fitawkassa2423
    @fitawkassa24232 жыл бұрын

    ጀግና ወላዲና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Thank you for your service

  • @genetn9512

    @genetn9512

    2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye99782 жыл бұрын

    ደስ ዝብል ቃለ ምህታት ቁም ነገር ዘለዎ ክቡር አምባሳደር ፀጋዬ በርኸ አዝዩ የቀንየልና አልፋ ኦሜጋ እድመን ጥእናን ይሀበልና!!!!!

  • @tesfakahsay1765
    @tesfakahsay17652 жыл бұрын

    ጀጋኑ ኣቦታት ዕድመ ይሃብኩም ትምነይዋ ትግራይ የርእይኩም!!!!

  • @tesfazgiyemane1378
    @tesfazgiyemane13782 жыл бұрын

    ናይ ኣማራርሓ ዝመቱን ዝተማረኹን እምበር ናይ መንእሰይ ትግራይ ዝጠፍእ ዘሎስ ኣይግዳድኩምን

  • @atakelthailu7313
    @atakelthailu73132 жыл бұрын

    Medhine konjo thank you for inviting Haleka Tsegay

  • @gebrey2668
    @gebrey26682 жыл бұрын

    Thanks you tgdaly tsgay it is nice to see you God bless you .we are happy to see you tigray tesar .

  • @biniamhaile1301
    @biniamhaile13012 жыл бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ብጣሚ ለዋህን ፈታዊ ሓቂን ንመሰሉ ደው ዝብል ኣብ ዓላሙኡ ኽሳብ ሞት ዋጋ ዝኸፈለን ዝኸፍል ዘሎን ኹቡር ህዝቢ አዩ አሞ አምላኽ አዚ ኹሉ ወጻዖም ርእዩአቲ መሰረታዊ ሽግር ህዝቢ ትግራይ ኣለልዩ ንሓዋሩ ፍታሕ ክምጽአ ዝክኤል መስተውዓሊ ዝርድኦ መራሒ ንምነየልኩም አምላኽ ምሳኹም ይኹን አንበር ከምዚ አልካስ ኽሳብ መዓስ አንተ ናይቲ ህዝቢ ሓቦን ተስፋን ግን ዘገርም አዩ ዓወት ነቲ ኣብገዛአ መሬቱ ዝሳቐ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ

  • @santhisanthi3212

    @santhisanthi3212

    2 жыл бұрын

    Amennn🤲💒

  • @musaumer2230
    @musaumer22302 жыл бұрын

    ቃልሲ 17 ዓመት ፈሺሉ እዩ ካብ ቀዳማይ ደርጊ ዝከፍአ ደርጊ ፈጢሩ አብ ከቢድ ሐደጋ ወዲቅና ሕድሪ ስዉአት ተጠሊሙ 100%

  • @uytutgtrur8589

    @uytutgtrur8589

    2 жыл бұрын

    ሸዕብያ ወያነ በዘይ ሓንት ጥይት ኣይከነን ንደረጌ ንሃይለሰላሴ ንምንሌክ ክትናፈቁ ገይርኩም እዮ

  • @axumawit4995
    @axumawit49952 жыл бұрын

    ሓለቃ ጸጋይ ጽቡቕ ወግዒ፣ኩልኹም መራሕትና ለባማት ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏

  • @furutunatesfau6658
    @furutunatesfau66582 жыл бұрын

    አባይ ወልዱ ሃለቃ ፀጋይ ቁማር ዘበላዓኩሞ ልትግራዋይ ንሱኹም ረሳሓት

  • @hg2540
    @hg25402 жыл бұрын

    ከምዚኦም ዝመስሉ ለዋሓት ዝኣረጉ ክብሮም ሒዞም ወሰን ተዝኾኑ ፅቡቅ ነይሩ ሓደሽቲ መንኣሰይ የድልይዋ ትግራይ

  • @uytutgtrur8589

    @uytutgtrur8589

    2 жыл бұрын

    ሰቅበል

  • @Galaxy-jt4xe
    @Galaxy-jt4xe2 жыл бұрын

    Thank you Tegadalay Tsegay for your almost 50 years of service to the people of Tigrai. We owe you much gratitude. We are glad you are sharing your wisdom with us. Thank you also TMH for hosting such statesman. Thank you Medhin so much.

  • @hhdgdhvdydyd8142
    @hhdgdhvdydyd81422 жыл бұрын

    ሃለቃ ፀጋይ ታሪኽ ይፅናሐልና ቲዲፍ አብ ሁሉው ኩይነታት ንገረና ብጣዕሚ አታሐሳሲብና አሎ

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi29632 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣያና ሃለቃ ጸጋይ

  • @yohannesberhiu4723
    @yohannesberhiu47232 жыл бұрын

    እታ ጋዜጠኛ ክትጽብቅ!!!👌 😋

  • @salamb9556
    @salamb95562 жыл бұрын

    ትግራይ ትስዕር👍

  • @asmaraeri7445
    @asmaraeri74452 жыл бұрын

    ሓሻዊ ሰብ ጸላእኩ

  • @erilove1651
    @erilove16512 жыл бұрын

    Can’t believe this was an Ambassador 😒

  • @naliru6096
    @naliru60962 жыл бұрын

    ቁሩብ ጽናሕ ከም ስብሓት ነጋ ካብ ጉድጓድ ወኻርያ ብክሳድካ ተወጢጥካ ክትወጽእ ኢኻ ናብኡ ገጽካ ኢኻ ካብ ጉድጓድ ወጺኻ ናብ ጉድጓድ ክትኣቱ ኢኻ

  • @misgnaadhanom979
    @misgnaadhanom9792 жыл бұрын

    የቀንየልና ተጋደላያ ፀጋይ እቶም ውሕሉላት እሕዋትናናትኻም ዉዕለታ ንህዝብ ትግራይን ን ኢትዮጵያውያን ጥራይ ኽይኩነስ ንዐለም እዉን ስብ ውዕለታ ኢኹም ባእኩም ንሕበን ግን እዛ ጠላም ሐሳደ ክንደ ፁብቁ ህምቀ ዘሐረዩ ደቂ ህፀፀ ሽይጣን መናብርትና ብሙኻኑ ብጣዕሜ ያሐዝን ግን ቀሪብና እለና ስላኻቶም ሐርነት ትግራይ ክብስር እዩ ትግራይትዕወት

  • @amalabdallah7040
    @amalabdallah70402 жыл бұрын

    Didn't understand Tigrigna well but I respect this senior citizen of Tigrean ppl

  • @samrawittafere3168
    @samrawittafere31682 жыл бұрын

    ጀግና አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምዕብልቲ ሃገረ ትግራይ ንምርአይ የብቅዕኩም

  • @chessverse6279
    @chessverse62792 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣያይ

  • @user-dj9xu6mg2i
    @user-dj9xu6mg2i2 жыл бұрын

    ኩርዓት ተጋሩ 😘ጀግና ሰለስተ ምዕራፍ 👍😘😘

  • @lemgoodadwa4717
    @lemgoodadwa47172 жыл бұрын

    Jeganuna abotatina edmen tinan yihabikum kuratina ekum. Tigiray tiwet ❤💛❤💛💪💪💪💪🤩🤩🤩

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel85022 жыл бұрын

    As well the same to you my opinion I mean we should be independent the Tigray people. Therefore sprats the country Tigray. AsTigray people have a lot of confident that's why we need actually independent cuz more than enough Tigray people that suffering starving and sacrifice insted of their people. However I wish ✌

  • @nuruahlamtuem1337
    @nuruahlamtuem13372 жыл бұрын

    THANK YOU HALEKA TSEGAY!!! GIN SUDAN MEREAT NAI ETHIOPIA WERIRA ZEBEL. ENTETEAREM YEHAYISH YIBEL. SUDAN ABIY AHMED HIBUNA ENABELETS NEHENA TEMUAGETI KEKEWUN. ANE EZI ZEREBA TEGAGIKA EKA!!!

  • @gualweldu5317
    @gualweldu53172 жыл бұрын

    ጀግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንዓኹም ዝመስሉ ጀጋኑ ኣፍሪኹም ኢኹም ብደቅኹም ተሓበኑ ሃገሪ ተግራይ ለሚዓን ባልፂጋን የርእየና ፈጣሪ ይኣክል ይበለና ኣጆኻ ህዝበይ ኢዲን ጓንትን ኮና ከም ቀደምና ክንዕወት ኢና ትግራይ ትስዕር 💊❤✊

  • @lemlemwoldegerima7377
    @lemlemwoldegerima73772 жыл бұрын

    well come thank you tsegay

  • @sammah9441
    @sammah94412 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @axumawit4995
    @axumawit49952 жыл бұрын

    ሕዝቢ ትግራይስ ክንደይ መስዋእቲ እዩ ኣሕሊፉ ንመራሕቱ ኣሕሊፉ ከይህብ ኢሉ 😥 ነዚ ሕዝቢ እዚ ዓቢ ክብርን ካሕሳን ይግብኦ !

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z2 жыл бұрын

    🌷🌷🌷🌷♥♥♥♥

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa69982 жыл бұрын

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @user-fk2tv5bh7q
    @user-fk2tv5bh7q2 жыл бұрын

    💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani70212 жыл бұрын

    ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ💖💖💯💯💖💖❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛🇻🇳🇻🇳

  • @sani6513
    @sani65132 жыл бұрын

    ጅግና ኣቦና ደሓን ክሓሌፍ እዩ❤❤💊💊💊💪💪

  • @zelasiekidani7021

    @zelasiekidani7021

    2 жыл бұрын

    ብሓቂ

  • @robelgebremaryan215
    @robelgebremaryan2152 жыл бұрын

    Jegna abona

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye99782 жыл бұрын

    የቀንየልና TMH, ናትና ሽኮራት!!!!

  • @deargod5113
    @deargod51132 жыл бұрын

    GOD is Good

  • @negusseberhane1086
    @negusseberhane10862 жыл бұрын

    Jigna abona edmen tena yhabka fetari

  • @shewitamanuel9860
    @shewitamanuel98602 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @mrvpn2582
    @mrvpn25822 жыл бұрын

    Welahanti tarik yeblkan hadami schabia eya memhirkum nera aythasu.

  • @iloveethiopia9540
    @iloveethiopia95402 жыл бұрын

    Where is Getchew Reda? I guess he is in hide out... Maybe in Tenbe ...

  • @abebakebede1270
    @abebakebede12702 жыл бұрын

    ክቡር ኻውና ክብረት የሃበልና!!

  • @wagnewaderaje5654
    @wagnewaderaje56542 жыл бұрын

    You guys gave the land to Sudan

  • @gebremariamzewde9811
    @gebremariamzewde98112 жыл бұрын

    Selamtaki.iyteam.waero.qal.abay.tigray.kubur.tegadelay.haleka.tsegay.ajona.ajomum.deki.adey.deki.tigray.teawetu

  • @tirhastesfaye5899
    @tirhastesfaye58992 жыл бұрын

    የቐንየልና!!🙏ትግራይ ትስዕር 💊💊💊💊✊✊✊

  • @RedSeaEri
    @RedSeaEri Жыл бұрын

    ሰላም ሃለቃጸጋይ በርሄ 2 ማዓልቲ ተራኺብና ኣብ ዝተፈላለዩ ህዝባዊ ጉዳይ ሓሳባት ክንዛተ ዕድል ረኺብና ነርና ጽቡቕ ኢናንፋለጥ ኣብ ሕግን ደሞክራስን ብሓቂ ተንታኒ እዩ ሃለቃ ጸጋይ ፡ሕጂኸኣ ጽቡቕ ሉዙም ሃሳብ ሂቡ ተጋሩ ነዞም ለባማት ኣያታትኩም ክም ቅርሲ ዓቅቡዎም ኣኽብሩዎም ንዕድመሙሉእ መስዋእቲ ክኸፍሉ በጃሕዝቢ ቁሩባትን ዉፍያትን ስለዝኮኑ ነዚኦም ዘርከብካሎም ወሎዶ ዕድለኛታት ኢኹም።

  • @mesfinhagos4610
    @mesfinhagos46102 жыл бұрын

    ኣያታትና ንበሩልና ተድልዩና ኢኹም ...ኽብርን መጎስን ንሰማእታትና።

  • @AN-oo5hg
    @AN-oo5hg2 жыл бұрын

    Well done Ambassador Tsegay 💪

  • @simonsimon6482
    @simonsimon64822 жыл бұрын

    Dawit gebreegziabher akrbulna Please

  • @astergebre9935
    @astergebre99352 жыл бұрын

    God bless you guys 💛❤💛❤💛❤💛❤🙏🙏🙏🙏

  • @cantedu
    @cantedu2 жыл бұрын

    Thanks TMH for hosting Haleka Tsegay. Can you also entertain different views from Baytona, and the rest.

  • @bis9504
    @bis95042 жыл бұрын

    hahahaha SHABIYA Mis rakado SHENIKA .Xaxihay

  • @tadessewoldehanna9251
    @tadessewoldehanna92512 жыл бұрын

    Aleka Tsegaye. Queen Sheba KING of Axum ?

  • @MayaMaya-mg2dc
    @MayaMaya-mg2dc2 жыл бұрын

    Thank you brother for your wisdom 🙏. Tigray tiewet bdeka 💪💪💪❤💛❤💛

  • @michaelabraha7559
    @michaelabraha75592 жыл бұрын

    Selam selam tdf

  • @Elsakuchu
    @Elsakuchu2 жыл бұрын

    ሊጥ ያንቀጠቀጠ ትውልድ::

  • @abrahaml4560

    @abrahaml4560

    2 жыл бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah46082 жыл бұрын

    Woyane Denkoro

  • @danielgebremariam3479
    @danielgebremariam34792 жыл бұрын

    He’s sweet gentleman. I love him . He’s my hero!

  • @uytutgtrur8589

    @uytutgtrur8589

    2 жыл бұрын

    My too i love him

  • @tigraytigraytagray8404
    @tigraytigraytagray84042 жыл бұрын

    ፀጋየ አቦ ፍሽክታ ፈታዊ ሰብ

  • @tewelearegay2453
    @tewelearegay24532 жыл бұрын

    tigray dka koyna nmnbara tehatatay seb eyu. jegna selete meraf mkanu dma namn

  • @abrahamb777
    @abrahamb7772 жыл бұрын

    ሃለቃ ፀጋይ ኣብ'ዛ ቃለ መጠይቕ ቅልል ኢልዎን ብመንፅር 'መራሕቲ' ሕወሓት፡ሰሓቢ ኣጠቃቕማ ቋንቋ ትግርኛ ዝተርኣየሉን እዩ።እንተኰነ ሃለቃ ፀጋይ ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይን ከማሓድር ሲ፡ከምቲ ኣብ 1997/2005 ኣብ ድምፂ ወያነ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዉድብ ሕወሓት ብማስተር ዲግሪ ተመሪቆም ዝብል ናይ እንቋዕ ሓጎሰና መልኽእቲ ክመሓላለፍ ከሎ፡ሓደ ደዋሊ ብቐጥታ መስመር (ደሓር ብተዘዋዋሪ ወይ ኢዲት ኰይኑ ክመሓላልፍ ከይተገብረ) "እንቋዕ ሓጎሰና፡እንቋዕ ሓጎሰና፡መራሕትና ብማስተር ድግሪ/ካልኣይ ድግሪ ብምምራቆም!" ድሕሪ ምባሉ ደርፊ ከመርፅ ዕድል ብዝተውሃቦ ድማ "በዚ ዝተሰማዓና ሓጎስ፡ናይ ኪሮስ ኣለማየሁ 'ሰብ ዶ የለይል!' ትብል ክትመርፁልና ይሓተኩም!" ዝበሎ ሃለቃ ፀጋይ ንክልል ወይ ህዝቢ ክመርሑ ዝመረፆምን ዘምረፆምን ኣምላኽ ናይ ኢዱ ይሃቦ ዘብል እዪ።ብዙሕ ሰብ ሃለቃ ፀጋይ ጎራሕን ተንኰለኛን ኣይኰንን ዝብል ሓሳባት ሰው የብል እዩ። ግን ከምቲ "ዉድብ ዶክተር ኲን እንተ ኢላትኒ፥ዶክተር ክኸውን ይክእል እየ!"-ዝበሎ ሓደ ተጋዳላይ ነበር። እኒ ሃለቃ ፀጋይ መራሕን ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ ኰይኑ ተመዚዙ ክሰርሕ መሸም ንኣዳም ገረሞ ዘብል እዩ።ብዛዕባ ሃለቃ ፀጋይ ብዙሕ ክበሃል ይከኣል እዩ።ኣብዛ ቃለ መጠይቕ ንምትኰር ግን እቲ ኩሉ ህዝቢ ከም ቆፅሊ ዝረግፍ ዘሎ ብዙሕ ኣተኲሮ ኣይሃበሉን።ኣብ መስዋእቲ ገለ መራሕቲ ፍሉይ ኣተኲሮ ዝገብረ ይመስል። ኣነ ዝገርመኒ፡ደሞክራስያውን ፍትሓውን ስርዓትን መንግስትን ተዝህነፅ እዚ ኩሉ መዓት ብኸመይ ክመፅእ ከኣለ፧ እዞም ኣብ ሥልጣን ዘለዉ መን ኰስኪሱ ዘዕበዮምን ናብ ኮረሻ ስልጣን ከመፁ ገይርዎም፧ ፀረ ደሞክራስን ፀረ-ፍትሕን ኰይና ኢና ዝብል ንስሓ ትማሊ፡ብቃልን ብግብርን ኣብ ባይታ ክሽረፍ ብዘይ ምግባርኩም፡እቶም ፀረ ህዝብን ፍትሕን ክፍጠረሉን ክግብሉን ምቹእ ባይታ ፈጥርሎም እዩ። ስለዚ፡መፃኢ ህዝቢ ትግራይ ብብረታዊ ተጋድሎ ጥራሕ ዝርህው ኣምሲልኩም ትስእልዎን ትሕልፍዎን መልእኽታት፡ፅባሕ ተሓፂብኻ ናብ ጭቓ ምኳኑ ይርደኣኻ እዩ።እቲ ምንታይ ንፍትሒ፣ደሞክራስ ኰነ ንርትዒ ክሻዕ ሎሚ ኣድህቦን ኣቃልቦን ፍፁም ኣይሃብኽምዎን ኣሎኹ።ሕማም ጎረቤት ተመሓላላፋይ ከም ዝብልዎ፡ንሕቶን ርእይቶን ህዝቢ ኰነ እቶም ተቋወምቲ ኢና ዝብሉ ዝህብዎ ርእይቶን ነቐፌታን ዝፃወር ማእገርን ሕልናን ስለ ዘየልቦ፡"ጊዚኡ ኣይኰነን! ጊዜ ኣይኣኸለን ኣሎ!" ዝብል ስብከትን ኣስተምህሮን ከም ከበሮ ሓምሓም ምህራም ዕላመት ምግባር፡ፅባሕ ናብታ ሎሚ ዘላ ህሞትን ኲነታትን ንዘይምምላሳ እንታይ እዩ ዋሕሳን ድሕንነታን። 27 ዓመት ገርሲስናዮ ዶ! ቀቢርናዮ ዶ ዝበልክምዎ ስርዓትን ተረፍመረፎምን ኰነ ሓብሓብቶምን፡ገቢሎም ጎሪሖምን ኰነ ኣመና ሰይጥኖም ብምምፅኦም፡ንህዝቢ ትግራይ ደም ኣንቢዖም፡ዓፅሙ ግሂፆም፡ከፅንትዎ ቆሪፆም ተላዒሎም ከም ዘሎዉ፡ሓደ ዓመት ምሉእ እኩል መሬፄን እዩ። ስለዚ፡ሃለቃ ፀጋይ ፈለማ ክትንሳሕን ይቕረታን ክትብልን ይግባእ ነይሩ።ግን ንስኻ እንታይ ገይርኻ!? ንዓኻ ናብ ዝለዓለ ኮረሻ ሥልጣን ዘምፅኣ፡ኣካል ወይ ባእታ ኣምላኽ ናይ ኢዱ ይሃቦ!

  • @mrvpn2582
    @mrvpn25822 жыл бұрын

    Hasawi schaibia ayteliel Akmika aykonene

  • @haileslassiebrhane1902
    @haileslassiebrhane19022 жыл бұрын

    Mehaym

  • @mulugetagebru8384
    @mulugetagebru83842 жыл бұрын

    ሀለቃ ፀጋይስ ታይ እዩ መርኣያ ክኾን ኣቅሪብኹምዎ ፕረዝዳንት ትግራይ ኾይኑ ዕድል ተዋሂቡካ ኔሩ ግን ምንም ንህዝቢ ትግራይ የሓገዝኻይ ኻሊእ ቀርዩስ በጀት መሊስኻ ታይ ኢና ኸዚ ካባኻ ንመሃር።

  • @pjsksnphalanx1563
    @pjsksnphalanx15632 жыл бұрын

    Keber ayne edmne tenn yubk tgeray tewet

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit55512 жыл бұрын

    ኣይ ኣንታ ቆፍቅስፍ ኣጋመ ብሰንክኩም እባ ደኪና ኣለና።

  • @genettube-123
    @genettube-1232 жыл бұрын

    ፈተዉቲ ትግራይት ኣያታትና ብዘሐዚ ስዓት ኣብ ጎኒ ህዝብናን ዓድናን ደው ስለዝበልኩም የቅንየልና ፈጣሪ ምስቲ ውፅዕ ህዝብና ይኩን ውድቀት ንፀላእትናን ንፋሽሽትን ይኩን ተጋሩዋኒ ኩሉኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ ፍትዋተይ ሰሰናዩ ንዓኩም

  • @kebedekebede8105
    @kebedekebede81052 жыл бұрын

    Shabiya jagna

  • @ghideyb7269

    @ghideyb7269

    2 жыл бұрын

    Seraki terrf asa

  • @kebedekebede8105

    @kebedekebede8105

    2 жыл бұрын

    @@ghideyb7269 anta qomal agame

  • @gelilatsegay8387

    @gelilatsegay8387

    2 жыл бұрын

    @@ghideyb7269 ቆዳር ተረፉ ዝብኢ....

  • @tesfazgiyemane1378
    @tesfazgiyemane13782 жыл бұрын

    ሓሶት እምበር ሓቂ ዘይፈርየላ ትግራይ ሃለቃ ኢዮም ዝብሉካ እሞ እስኪ ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን እስከ ኣንብቦ ኣይትፈልጦን ኢካ እኳ ኣይብልን ኢየ ትግራይ ሃገረ ሓሶት ፡ ጥምየት፡ ጥልመት፡ ቅትለት፡ዓጸቦ፡ ዘይትግናሕ፡ ዘይትግሰጽ፡ ትምህርታ ጎደሎ ፡ ክርስቲያን ክንሳ መንግስቲ ኣምላኽ ዘይትኣቱ ካብ ዓለም ምሉእ ዝኸፍኤት ተባሂሉ ዝተነግረላ ብኣፍ ቅዱስ ገብርኤል እዚ መርገም እዚ ሒዝኩም እኳ ቁርብ ንእግዚኣብሄ ኣይትልምንዎን

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel85022 жыл бұрын

    Thank you for inviting who our brother so we're proud of you.God bless our country Tigray people 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @temtigebru938
    @temtigebru9382 жыл бұрын

    ነዐኩም አይጠዐመኩም ንዐና አይጠዐመና

  • @kebedekebede8105
    @kebedekebede81052 жыл бұрын

    We stand with isayas

  • @hakuyehnew9137
    @hakuyehnew91372 жыл бұрын

    አብዚ ኩሉዀም ተጋሩ ክትርዱኡለይ ዝደሊ 'ባንዳ አድዋ' ክብል ከለኹ ንኩሉ ህዝቢ አድዋ ማለተይ አይኮነን። ህዝቢ አድዋ ከም ኩሉ እህዋቱ ህዝቢ ትግራይ ዝተበደለ ብዙህ ግፍኢ ዝበጽሆ ህዝቢ እዩ። 'ባንዳ አድዋ TPLF አመራርሃ' ደቂ አድዋ ኢና ተጋሩ ኢና እንዳበሉ ንህዝቢና ልእሊ 40 ዓመታት ዘእሸይዎ ጨከንቲ አረመናዊን ብቤተሰብ ተደራጅዮም ብዙ ግፍኢን በደልን አብ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፅሙ ወንጀለኛታት ማለተይ እዩ።

  • @user-wr5de7mq1t

    @user-wr5de7mq1t

    2 жыл бұрын

    ድቃል ደንቢያ👎👎👎👎

  • @tewelearegay2453
    @tewelearegay24532 жыл бұрын

    wow! what a wonderful interview is it.

  • @AhmadAhmad-tv8mw
    @AhmadAhmad-tv8mw2 жыл бұрын

    Yekeniyelna kibur abona

  • @naliru6096
    @naliru60962 жыл бұрын

    ክክክክክ ታሪኽ ከም ምሕሳውካ ኮይኑ በቃ ?

  • @bis9504
    @bis95042 жыл бұрын

    Kondafat AGAME deki deha awedikum . MEALTIKUM KERIBU ALO . Zereba tiray HILKUSAT

  • @berhanedebesai3753
    @berhanedebesai37532 жыл бұрын

    Emo bi wishti wishti gilbeta kekaydo beal aby abey neru HIWEHAT ? Nay men gudlet eyo haylin siltanin hizka keleka?

  • @enqu4463
    @enqu44632 жыл бұрын

    Shintam

  • @God-db9vp
    @God-db9vp2 жыл бұрын

    ጽቡቅ ወግዒ🇪🇷🤝🇻🇳

  • @user-fu8vz4bw3z

    @user-fu8vz4bw3z

    2 жыл бұрын

    ነዉራማት ኤርትራዉያን

  • @slaaamslam7866

    @slaaamslam7866

    2 жыл бұрын

    ❤️👍👍👍

  • @bis9504

    @bis9504

    2 жыл бұрын

    Suk bel nay Eritrean flag kibri zelowo yu misti GUHAF Ayitigiberiwa . KONDAFAT AGAME

  • @God-db9vp

    @God-db9vp

    2 жыл бұрын

    @@bis9504 🇪🇷🤝🇻🇳

  • @askualaregawi2963

    @askualaregawi2963

    2 жыл бұрын

    @@user-fu8vz4bw3z ንቶም ጥዑያትባ ኣይንለክሞም ክብርተይ

  • @bereketnew6657
    @bereketnew66572 жыл бұрын

    Weyane Siltan huzkum ke lekum hizbi tigray resekumo ekum nerkum?

  • @uytutgtrur8589

    @uytutgtrur8589

    2 жыл бұрын

    ህዘብ ትግርይ ይብላዕኪ

  • @zinahe
    @zinahe2 жыл бұрын

    Is this the best you have got of what is left of the drone strikes ?

  • @paulosh6916

    @paulosh6916

    2 жыл бұрын

    Here is the deal. If you are man enough, come out and fight TDF without the help of Arabs and Turks. Abiy a coward that he is can only hide under the veil of Arabs and Turks including Chinese technologies. TDF on the other hand has proven to the world that it fights with zero help and yet destroyed beyond repair Abiy’s army, Eritrean mercenaries including Amhara Fano. If that is not heroism of the highest order, not sure what is.

  • @habesha8365

    @habesha8365

    2 жыл бұрын

    @@paulosh6916 This is exactly the problem with TPLF. They still think like the 1960s. Things have changed and you can't win by a human wave. If you look at the developed nations like the USA they use drones and unmanned airplanes. They send only a very few ground forces. The TPLF leaders are not aware of present-day military science. You cant always use "koreta" ቆረጣ and win. They should have assessed the situation before starting the war.

  • @KB-kn3py

    @KB-kn3py

    2 жыл бұрын

    For you heroism is stealing countries resources, do you know you used Ethiopia's weapons to protect you against Ethiopia? You just don't get it, do you? Do you know how much gap would be created in the military when the Tigrean generals Ethiopia trained for many years turn against Ethiopia? You can't deny Tigreans were controlling majority of the highest military positions in our country, yet almost all of them became fighters against Ethiopia, because of this unexpected treason, Abiy had to get the borders protected by Sudan, South Sudan, and invite Eritrea to come help, because more than 80 percent of Ethiopia's weapons were in your region, and you hijacked it, in Semen EZ, Abiy sent, elders, women, many times so their could be reconciliation, but TPLF was in boast of the Ethiopian weapons it hijacked, and refused and started a war, you brought fire into your region, its TPLF you should blame for bringing a fire to your region, Abiy did not even ask all the billions of dollars your leaders stolen from Ethiopia for 27 yrs to be returned, look now what you brought upon the people of Ethiopia? look what you brought to Afar and Amhara regions, but you are still hard headed, you are given the option of succeeding from Ethiopia, you can form your country, why don't you get off of our backs? Why you try to again and again to bring bad up on our land?

  • @wediofla3230

    @wediofla3230

    2 жыл бұрын

    @@habesha8365 Please send us Chemeda, Haile Foot and Tamgne Lemagne to help us.

  • @wediofla3230

    @wediofla3230

    2 жыл бұрын

    @@KB-kn3py You had all Amhara and Amhara wanna be Oromo Generals during Hailselise and Mengestu and we all know what they brought you. In fact you people and Mengestu blamed them for your losses.

  • @leulasegehgn6435
    @leulasegehgn64352 жыл бұрын

    Excellent discussion! Thank you!

  • @michaelyohannes3001
    @michaelyohannes30012 жыл бұрын

    Aye ezi hadami leqbat kttsegba eika one day

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn80922 жыл бұрын

    Political appeasement ...then the consequences...for Tigray people. Ajoka hizibey and viva TDF....

  • @user-pw9td3ew8g
    @user-pw9td3ew8g24 күн бұрын

    ነይ ህዝቢ ትግራይ ደጋፊ አበይ አሎ ?ህዝውን መአዝ ኢዩ ካብ ክባን እፅዋን ዝወፅ ሀለቃ ይጠየቅ።

  • @vicmercd9136
    @vicmercd91362 жыл бұрын

    Seraki

  • @awetawet7050
    @awetawet70502 жыл бұрын

    Neana eritrawiya kab higdef dergi yihshena

  • @naliru6096
    @naliru60962 жыл бұрын

    ኣታ ክንደይ ይሕሱ ሓደ እግሩ ኣብ ጉድጓድ ኣትዩስ ይሕሱ ክክክክክ ሓሶትሲ ባህልኹም ኮይኑ ኣብ ዓድናስ ንገጽና መስትያት ስኢንና ? ክክክክ ኣስሒቕካና ሼባ ክክክክ ደቅዛ ከውሒ ክልል

  • @yohansgebremeskel6666
    @yohansgebremeskel66663 ай бұрын

    The guge amharay police amharay

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn80922 жыл бұрын

    Tsadikegnatat

  • @kebedekebede8105
    @kebedekebede81052 жыл бұрын

    Shabiy the East Africa and King

  • @uytutgtrur8589

    @uytutgtrur8589

    2 жыл бұрын

    You main killer

  • @jossyaferhom305

    @jossyaferhom305

    2 жыл бұрын

    @@uytutgtrur8589 Shaebia the king of Africa

  • @sebleyedessiwo8567
    @sebleyedessiwo85672 жыл бұрын

    Ye abye toss wused hasawi chefechafe

  • @tekestezemen5326
    @tekestezemen53262 жыл бұрын

    She ask you about Tigray

  • @kebedekebede8105
    @kebedekebede81052 жыл бұрын

    Long Live to issyas

  • @user-tn3cd9cl8w
    @user-tn3cd9cl8w2 жыл бұрын

    በሎም ✈✈✈✈💣💣💣💣ተጋሩ 🏃🏃🏃🏃😂😂😂😂😂

Келесі