ዝኽሪ ዶ/ር ኣማኑኤል ንግዳያት ዒራዒሮ፡

ዕላማና ንፍትሒ ኢዩ። ከም ኣመሓደርቲ፡ ኣምባሳደራትን ወለንተኛታትን ኮንኩም ናብ ስድራቤት ኣለና ንምጽንባር፡ ብክብሪ ንዕድም። ኣለና ቲቪ፡ ብዘይ ኣፈላላይ ኣውራጃን ሃይማኖትን ልሳን ሙሉኣ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ። ኣብ ውሽጢን ኣብ ወጻኢን ንዝነብር ህዝብና ቅኑዕ ታሪኽን ሓበሬታን ንምምቕራብ ዝተበገሰት ነጋሪት ህዝቢ ኢያ። ብኩሉ ቋንቋታት ሃገርና ፍትሓዊ ማዕበል ንምፍናው፡ ማዕጾና ክፉት ኢዩ። ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ንእትነጥፉ ጸሓፍቲ፡ ገጠምቲ፡ ዘየምቲን ፖለቲከኛታትን ሃገርና፡ ንዑ ብሓባር ንስራሕ። ኣለና ቲቪ፡ ንዝዓነወት ሃገርና ኣብ ምህናጽ ብግብሪ እጃምና ከነበርክት ኢና። For donation and more details, please visit our website: www.alenamedia.org, and click at "DONATE" For PayPal users, please donate at: alenamediaeri2020@gmail.com. Follow us on your favorite social media: / rediealena , Instagram, Twitter, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe & like our channel.
~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
• እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Al...
~-~~-~~~-~~-~

Пікірлер: 183

  • @nahom2004
    @nahom20043 жыл бұрын

    ብፍላይ ነዶክተር አማኑኤል ሂማኒቲ ዘለዎን ታሪኽ ዝፈልጥን መምህር ብምቕራብካ $100 ንአለና ክውፍይ እየ። በዚ አጋጣሚ ጓል ጴጥሮስ ሰለሙን ከምቶም ደቂ ካልኦት እሱራት ሓለፍቲ ነበር ኣብዚ ደረጃ በጺሓ ታሪኽ ወለዳ ኣብ ምግላጽ ምብጽሓ ንዓኣን ንስድራቤታን ከምኡዉን ንኹሉ ሕዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ከአ አብ አስመራ ዩኒቨርስቲ መማህርተይ ዝነበሩ ኣሕዋት አስቴር ዮውሃንስ ዳዊት ዮውሃንስን ፀዳል ዮውሃንስን እንቋዕ ፍረ ርአኹም ይብል አብዘዘለኹ ሰላም አጆኹም ካብኩሉግዝየ ንላዕሊ ሕጂ ተስፋ ዘሎምዃኑ ንኹሉ ይበርህ አሎ።

  • @Wedieritrea323

    @Wedieritrea323

    3 жыл бұрын

    ዋው !

  • @givif5807

    @givif5807

    3 жыл бұрын

    Aaaaaaaaaaq111110000🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @smichael9969

    @smichael9969

    3 жыл бұрын

    Bravo nahom 👍🏼 . I will donate $100 to Alena media too

  • @maykegeremaryam7120

    @maykegeremaryam7120

    Жыл бұрын

    ላይኳ

  • @user-cs3vn8sp8l
    @user-cs3vn8sp8l3 жыл бұрын

    ዶክተር ኣማኑኤል 100% 🇪🇷❤ የቀንየልና ኣቦና ረድኢ🇪🇷❤

  • @yd6866
    @yd68663 жыл бұрын

    ግርም አብዚ አሎ ወግዕ ዕድመን ጥዕናን ይሀበለይ አርካናተይ

  • @timhabte6279
    @timhabte62793 жыл бұрын

    Dr. Amanuel Mihretab is the man who is open to change. Let's follow him.

  • @kibromhaile5958
    @kibromhaile59583 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ ደ/ር ኣማንኤል

  • @fthi3585
    @fthi35853 жыл бұрын

    Ajoka Dr. Amaniel kesilo Menisey kestewulu bizibelese😍😍👍

  • @user-wb2id9fx5b

    @user-wb2id9fx5b

    3 жыл бұрын

    🇪🇷♥️🇪🇷🤎🇪🇷❤🇪🇷♥️🇪🇷💜🇪🇷

  • @kelatimeasho8757
    @kelatimeasho87573 жыл бұрын

    Very good presentation with Dr Amaniel.

  • @keseteafeworki8629
    @keseteafeworki86293 жыл бұрын

    ውሕሉሉ ኣጋላልጻ ክምዚ ክማካ ዶክቶር ኣማኒአል ለባም ኣጋላልጻ ግልጺ ሓሳባት ብሩህ ሊዕሊ ኩሉ ሓቅነት ኣጋላልጻካ ሓበን ይስማና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ thank you so much !!!!

  • @tarikeritrea9155
    @tarikeritrea91553 жыл бұрын

    መስደመም ዩ!! እዞም ሰባት ግን መን ስለዝኾነ ዩ ከምዚ ጌሩ እንዳገፈዖም ሰብኡት ክነሶም ዘይትብትብዎ!! ናይ በሓቂ ዘሕፍር ዩ!!

  • @especially4657
    @especially46573 жыл бұрын

    ብሓቂ ብሓቂ ንሱ ኣይናህናንዩ ስለ ዝኾነ ኢዩ ድማ ዘጽንተና ዘሎ

  • @michaelghebremedhin3086
    @michaelghebremedhin30863 жыл бұрын

    Thank you Dr Amanuel, for your wonderful presentation. You gave a very impressive testimony about G-15 and the great message you passed to those people around the repressive regime. Please keep it up the great Work. Thank you also Alena Media.

  • @keseteafeworki8629
    @keseteafeworki86293 жыл бұрын

    Thank you ዶክተር ኣማኒአል ናይ ባሓቂ ልብና ተስይሩ ታሪክ ታሪክ ዩ ጽባሕ ዝወልዶ ሓቂ ቀረባ ዩ ዕድመ እሳያስ ዘብቃዓሉ ጊዘ ዝተወድአ ይመስል

  • @kewanisium2643
    @kewanisium26433 жыл бұрын

    ግርም ምሕዳስ ክብርታት ሕብረተሰብ ዘይትምህር ዶ/ር ኣማኒኤል ኣብዚ ሚድያ።

  • @GoitomM

    @GoitomM

    3 жыл бұрын

    ክምህር ንዕለት 3 ጥቅምቲ ኣብ ስኒትና ኔትዎርክ ክቐርብ እዩ።

  • @amanuelmehreteab6082

    @amanuelmehreteab6082

    3 жыл бұрын

    Coming soon and stay tuned.

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e3 жыл бұрын

    እሰያስ ሳዲስት ብስቃይ ሰብ ዝሕጎስ ዓይነት ሰብ እዪ ' ጽፍሪ ሰብ ዝነቅል መልሓስ ደቂ ሰባት ዝቆርጽ ኣዝዪ ኣረሜን እዪ ' እዚ ዝድግፍ ህዝቢ ግን ኣይርዶኦን ኣሎ ጽባሕ ንጉሆ ግን እዚ ዛንታ ክትረኽ ከሎ ነብሶም ክቀትሉ እዮም

  • @senaitabraham3763
    @senaitabraham37633 жыл бұрын

    Welcome jaganuna 👍👍👍❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌷💐🌳🌺💚

  • @michaelteklay6455
    @michaelteklay64553 жыл бұрын

    Thank you so much Dr Amaniel ❤👍

  • @berhanewelday6238
    @berhanewelday62383 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ኮሪዐ ከማኹም ኣቦታት ውህላወይ ጉዕዞ ቃልስና ውን ከም ዝዕወት ኣይጠራጠርን።

  • @fthi3585
    @fthi35853 жыл бұрын

    Alena Alekana niberelna wedie hizbie👍😍

  • @unity5113
    @unity51133 жыл бұрын

    Thank you DR. AMANUEL I ENGAGED YOU TO BE OUR LEADER FOR UP COMING ERITREA

  • @especially4657
    @especially46573 жыл бұрын

    ንኢሰያስ ኣብ 100 ዲግሪ ሰንቲ ግሬት ዝፈልሔ ውዑይ ማይ የኢዳዉ ኣሲርካ ምእታው

  • @geguragawina5136

    @geguragawina5136

    3 жыл бұрын

    Zifelhe zeyti zeytibil may si fikhus abilkayo

  • @nk-mh4yi

    @nk-mh4yi

    3 жыл бұрын

    Ab zifelehe esate gomora ember ezi miebay seytan👹🔥

  • @selamnikulu-ol1ul

    @selamnikulu-ol1ul

    3 жыл бұрын

    መቸም ናይ ኢዱ ክትረክቦ እያ።

  • @meazahiwet3634
    @meazahiwet36343 жыл бұрын

    ኣለና መድያ ቲቪ ፡ ኣጆኹም ንሃገር ንምድሕስን ዘመን ዕድመኹም ዝኸፈልኩሞ ትኸፍልዎ ዘለኹምን ፡ ኣብቅርሲ ትስሪቱ ኢዩ ክቕመጥ ተዓዊትኩም ኣብ መትከልን ዕላማን ንሕና መንእሰያት ውን ኣለና ።

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle17053 жыл бұрын

    ኣዝዩ ልዙብን ሓቅን ዝኾነ፡ የቐንየልና ዶክቶር።

  • @gedemb1961
    @gedemb19613 жыл бұрын

    ዶክተር አማኑኤል ክብሪ ይግብአካ ንሐቂ ብምግላጽካ ብዛዕባ እዚ ፋሽሽት ኢሳይያስ መግለጺ ወይ ሽም ዝሰአናሉ ጨካን አራዊት ብሕሶት ሰብዓቲ ብኸብዶም ዝዕሰቡስለ ዝገዝኤኢዩ ስለዚ ህዝበይ ጎል ነገር ገዲፍና አንጻር ኢሳይያስ ጨካን ፍጥረት ጠጠዉ ንበል

  • @nahom2004
    @nahom20043 жыл бұрын

    ጽቡቕ ግምገማ ካብ ዝዉዓሉ እዩሞ ኩላትና ንመሃረሉ ብፍላይ መንእሰያትና። ኣብዝሓለፈ ኣይንንበር። ምምጽኡ ዘይተርፎ ለውጢ ነቀላጥፎ።

  • @afandymohammad7889
    @afandymohammad78893 жыл бұрын

    I was one of the prisoners in Addis .Well maintained and studied medicine. Left prison after eight years. Sentenced ten years.

  • @zereelyas4501
    @zereelyas45013 жыл бұрын

    Fantastik my brather l like you Gott bless you keep going don't Stop it .👍👍🙏🙏🙏

  • @abdelkaderromadan5117
    @abdelkaderromadan51173 жыл бұрын

    « ነቲ ስግር እምባ ዘሎ ለምለም ሸኻ ሰቲ ምስ ዋሓዚታቱን ኽትርኢ እንተደኣ ኾይንካ ነቲ ጎቦ ኽትድይቦ ናይ ግድን ይኸውን » ኽብረት ይሃበልና ሓው ዶክተር ኣማኒኤ»»

  • @fedayn1838
    @fedayn18383 жыл бұрын

    Thank u Doctere. Thank u Ayana Redie mahari

  • @berekethadgu828
    @berekethadgu8283 жыл бұрын

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ ደክቶር ሓቂ ብምዝራብካ የቀንየልና

  • @eyobtes5588
    @eyobtes55883 жыл бұрын

    ኣርካናት ጀጋኑና ብስጋ እኻ እሱራት እንተሃለዉ ኣብ ነፍስወከፍ ልቢ ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ሱር ሰዲዱ ብምህላዉ ኣብ ምድርን ሰማይን ህያዋን ኢዮም ! ኢዋእ እቶም ብኣካል (ብስጋ )ኣለና እንዳበሉ ብሕልነኦም ዝሞቱን ብምድርን ሰማይን ብሰብን ብእዝግን ኩኑናት ኢዮም ! ። ዉጽኢት ናቱ ስለዝኾነ ኢዩ ድማ ማሓዉሮም ረድረድ ዝብልን ከናፍሮም ቫይቭሬይት እንዳበለ ከም ገንሸል ኣውደኣመት መኣስ ካራ ኢሰያስ ኣብ ክሳዶም ትዓልብ እንዳተጸበዩ ዘሕልፍዎ ማሕዩር ይኸፍእ !!!! ። ግዜ ዘይምልሶ ስለ ዘየለ ግና ደሓን ከም ባርባሮስ 10 ማዓሙቕ ዝኣትዉሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኮነን !!!!!! ።

  • @especially4657
    @especially46573 жыл бұрын

    ጴጥሮስ ሰለሙን ሓደ ካብቶም ኤርትራ ዝከሰረቶም ዓበይቲ መራሕቲ

  • @solomontsegaybariayohannes4178
    @solomontsegaybariayohannes41783 жыл бұрын

    አጆኹም አጀና። ዓብይ ምስ ንኡስ ንስራሕ ብሕልና። ሃገርና ክትህነጽ ክትልምልም ክምለስ ክብርና። !!!!!!!

  • @williamgeorge5737
    @williamgeorge57373 жыл бұрын

    Very good explanation and documentation of our true heroes. Thank you very much father Redee Mehari (Lt. COLONEL) and Dr Amanuel for your great effort in telling our past and for planning our future. Keep this up I hope many of us are learning a lot from such wonderful presentations. God bless you!

  • @jerusalemgebreyesus233
    @jerusalemgebreyesus2333 жыл бұрын

    የቐኒየልና ዶክቶር ፡የቐኒየልና ረዴኢ ሓውና ኣብ ጎድኒኹም ኣሎና።

  • @natsennetnagasi9115
    @natsennetnagasi91153 жыл бұрын

    Anbesaw, ajekom terah deki erey egziabehier btsay wetsue iu mo kewgehalna u thank You 🙏👍🇪🇷❤🌷

  • @weinihabte805
    @weinihabte8053 жыл бұрын

    Ajokum gedaym tegadelti.

  • @tareketesfamicael4793
    @tareketesfamicael47933 жыл бұрын

    Thank very much both of you. Dr. Amanuel, Red. Mahari Godbless you.

  • @louise9793
    @louise97933 жыл бұрын

    Yekenyelna kubur ayana dr. Kemaka lebamat yebzhalna niberilna❤️❤️ ajona hizbi Eritrea nxnae❤️

  • @teclewoldemichael5500
    @teclewoldemichael55003 жыл бұрын

    Thank you very much Amanuel, you’re the person of principle and justice!!!!!!

  • @misginagebregirgis8927
    @misginagebregirgis89273 жыл бұрын

    Kbur abona ajekum keribna ena

  • @gebreandemichael8975
    @gebreandemichael89753 жыл бұрын

    GOD BLESS YOU DR AMANUEL AND THANKS ALENA MEDIA.

  • @nahom2004
    @nahom20043 жыл бұрын

    አለና ቲቪንሕዝቢ ክትምሕር ብፍላይ ነመንእሰያት ትፍሕሮ ዘለኻ ታሪኽ ትፍንቅሎ ዘለኻ እምኒ ንህላወ ኤርትራን ሕዝባን ዘለካ ክምህ ዘይብልን ዘይሕለልን ተገዳስነትካ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ክሰፍርዩ። በርትዕ ጽባሕ ንጉሆ ከኹረዓካ እዩ።

  • @Wedieritrea323
    @Wedieritrea3233 жыл бұрын

    ዶር ኣማኒኤል መብዛሕትኡ ቃለመጠይቕካ ተኸታቲለዮ እየ ! ጽሩይ ልቢ ጽሩይ ሓንጎል ኣዝዩ በሊሕ ኣእሙሮ ዝተዓደልካ : መሊኡ ዘንጀርብብ ርህራሄን ሰብኣውነትን ዝተመላእካ ኣዚኻ ተፈታዊ ሰብ ኢኻ ! ዋው ከምዚኦም ዓይነት ኤርትራውያን የብዛሓዮም ! ናትና ስለዝኾንካስ ተሓቢነ በቃ ! ከምቲ ዝበልካዮ ከኣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ቀረባ ግዜ ካብዚ ጉሒላን ሰዓብቱን ተገላጊላ ብምዕቡል ፖሊሲታትን ቅኑዕ ምሕደራን ተሰንያ ናብቲ ቀደም ዝሓለምናዮ ደስቲኒ ክትበጽሕ እምነየላ ! ዶር ኣማኒኤል ኣብ መጻኢት ኤርትራ ግቡእ ተራኻ ክትጻወት ክሪኤካ ከኣ ብሃንቀውታ ክጽበ እየ የቐኔልና ! ተሓቢንካ ተሐብን ኤርትራዊ ኢኻ ! ወዲ መሓሪ ከኣ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ዘይተሓለለ ጻዕሪ ብዙሕ ኣዝዩ ብዙሕ ከሲብና ኢና ! ዝገርም ዘይሕለል ሕልና ዘለካ ሰብ ኢኻ ! እታ ቅርሺ ንመዓልቲ ንሽዱሽተ ወርሒ ዝበልካያ ብወገነይ ኣይረሳዕኩዋን ! ሽደሽተ ወርሒ ቅድሚ ምእካሉ ከኣ ናይ ሽዱሽተ ወርሐይ ክዓጹ ሙዃነይ ቃል ይኣትወልካ ! እቲ ዝገርም ከኣ : ዋላ እንተኸፈልና ነቲ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ክንሽፍኖ ኣይንኽእልን ኢና ! ናይ ኩላትና ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ'ሞ መመሊስካ ተርንዕ ! የቐኔልና !

  • @senaithagos4748
    @senaithagos47483 жыл бұрын

    የቀኜልና ዶክተር ናይባሓቂ ጽቡቅን ዓሚቅን ትንታኜን፣ directly መልእኽቲ ሰዲድካሎም፣ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ። Thanks AlenaMedia ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ከተምጽእ ሓደራ ንብለካ። ዝዋዓለ ክዛረብከሎ ብዝያዳ እቲ መልእክቲ ይሓልፍን ይርድኣካን።

  • @tecleghebreslasie7782
    @tecleghebreslasie77823 жыл бұрын

    ኤርትራዊ ፡ በሊሕ ብተፈጥሮ ብሉጽ ባአአምሮ ጅግና ብዓል ዝናን ክሙ ውን ምሁር ወዲ ሃገር ብወሮጦ ከረዩ ስቅ ስለ ዘተባህለ ህዝብና ብጃምላ ታሲሩን ተሰዲዱ ተዋሪዱን ሕጂ ግን ሓቢርና ይኣክል ንበል ሃገርናን ህዝብናን ንምድሓን ፡።

  • @semeredesta2258
    @semeredesta22583 жыл бұрын

    I'm so happy Internet smart person I'm listen from him at respect him I admire him I think you

  • @kewanisium2643
    @kewanisium26433 жыл бұрын

    ዋዕ ንኢሰያስ ዳኣ መፈተኒ መድሃኒት ዝመጸ ሕማም ቫይረስ ትገብሮ እምበር ጠባቓ ጌጋ፡ ምስ መተ ውን ን500 ዓመት ሬሱኡ ክእሰር ኣለዎ።

  • @nuwatu3778
    @nuwatu37783 жыл бұрын

    እንቓዕ ብደሓን መጻኹም።

  • @yemanesolomon7569
    @yemanesolomon75693 жыл бұрын

    Dr Amanual,you are great !! Thank you for all your info

  • @teamratghidey5881
    @teamratghidey58813 жыл бұрын

    Thank you Doctor, impressive !!!.

  • @yohannesketema6907
    @yohannesketema69073 жыл бұрын

    Dr Amanuel was one of my favourite person who really cares and love his people and country. I wish he become a future president of Eritrea. God bless him with all the family.

  • @nadebesai804
    @nadebesai8043 жыл бұрын

    💐💐💐💐💐💐👌👌👌👌👌👍👍👍👍

  • @teamratghidey5881
    @teamratghidey58813 жыл бұрын

    Impressive, well done Doctor

  • @girmayghebreab6446
    @girmayghebreab64463 жыл бұрын

    Tankew Alena tankew Redie 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @timhabte6279
    @timhabte62793 жыл бұрын

    Outstanding presentation!!!

  • @syemane8526
    @syemane85263 жыл бұрын

    D/r Amanual thank you for telling us the story I'm hoping the rest of tegadelti following you.

  • @mebrahtutekle4488
    @mebrahtutekle44883 жыл бұрын

    ካብ ኩሉ ደስ ዝብል ስራሕ ሰሪሑ ኢዩ ዶክተር ኤማ ንስንኩላን ማይ ሓባር ክርሸኑ ከለዉ ሓደ ካብቶም ደው ኢሉ ብተወፋይነት ዘመስከረ ጅግና ኣዩ💪💪

  • @zerayabraha2538
    @zerayabraha2538 Жыл бұрын

    Very good discussion.

  • @tesfayteklehymanot2632
    @tesfayteklehymanot26323 жыл бұрын

    አበይሞ ኩሉ ስራሕናን ድሌትናን ብ እንተ ግዜ በሊዑ'በር ዒራዒሮ ።

  • @natsenat6087
    @natsenat60873 жыл бұрын

    አይታትና አቦታትና ዓርካናታትና አጥፊኦ እዚ በላዒ ሰብ።ከምድላዩ ጊርዋ እዛ ዓድና አጽኒቱና፡ተሐላቂ ዋና ዘይብሉ ህዝቢ ረኪቡ😭

  • @abdusiad8729
    @abdusiad87293 жыл бұрын

    Very good weth D.r amenil thank

  • @akberetegziabher7429
    @akberetegziabher74293 жыл бұрын

    Radie jegna zemesgenka lebye yetnkfie mensytena kitable claka mamhere tarek. 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AngelMichael386
    @AngelMichael3863 жыл бұрын

    የቐንየልና ኣሰና ብፍላይ ዶ/ር ኣማንኤል ብጣዕሚ ጽቡቕን ብሱልን መግለጺ ተስፋ ኣለዋ ኤርትራ እምበር እቲ ጠላም ይሁዳስ ብሰንኪ እኩይ ተግባራቱን ሕልና ኣልቦ ባህርያቱን ባዕሉ ተኣሲሩ ኣይነበር ይነብር ኣሎ።እቲ ጸገም ግን ሃገርና ናብ ትሕቲ ዜሮ ኣውሪዱዋ ንሓዝን።ነቲ እኩይ ኣነ ከምሰብ ንሕልፈት ፈሪድካ ኣብ ወርሒ ሓንሳብ ናብቲ ህዝብና ንህንጸት ዳምዳም ዝብለሉ ሰላም ዘለዎ ዝተፋላለየ ቦታ ከምበጽሕ ምገበርኩዎ።

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane32753 жыл бұрын

    Dr Amanual I agree with you 💯 % u r very wise man, well said great job 👏

  • @niguseabrha681
    @niguseabrha6813 жыл бұрын

    thanks God bless 🙏 for both of you.

  • @samidemeylove6270
    @samidemeylove62703 жыл бұрын

    ናይ ዶክተር ኣማኑኤል መግለጺ ናይ ብሓቂ ቁምነገር ዝመልኦ፡ መመሊስካ ስምዓዮ ዝመጻካ'ዩ። ኣብ ቀጻሊ ድማ ድኻምካ ከይጸብጸብካ ኣስተምህሮ ክትህበና ብሃንቀውታ እጽበ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ሓው።

  • @amanuelmehreteab6082

    @amanuelmehreteab6082

    3 жыл бұрын

    Stay tuned it is on the pipeline

  • @kelatimeasho8757
    @kelatimeasho87573 жыл бұрын

    Hi Redie Mehari, I made phone call home today on the reason that my mother just passed away in Anseba region & my relatives told me that there is no Transport, no food & food is very expensive & people are dying of hunger in Asmara, Keren, & all Eritrea towns. People are really suffering in Eritrea.

  • @fhfgfydxgdd3917
    @fhfgfydxgdd39173 жыл бұрын

    Dr thank you so much!!! Aya Redei thank you so much !!!

  • @fuhf1923
    @fuhf19233 жыл бұрын

    ዶር አማንኤን ንትንታኔካ ከበላሽዋ እንተዘይኮይኑ ዝምልአሉ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ. አቦና ረድኢ እውን የቀንየልና ዓቢ ማዕዳን አስተምህሮን እንተወዲ መድህን ልክዕ ናብ ዒራዒሮ::

  • @Eri-ht9rd
    @Eri-ht9rd3 жыл бұрын

    🌷✡

  • @wthomasaraya6816
    @wthomasaraya68163 жыл бұрын

    Betami tsebuk doctor GBU alena fantastic hanti mealti Ala

  • @eritrawitpatriot8122
    @eritrawitpatriot81223 жыл бұрын

    Good job Doctor Amanuel.

  • @tarikeritrea9155
    @tarikeritrea91553 жыл бұрын

    I do remember this project sea water farm It was amazing project!! There were 400 workers!!

  • @tuquabotesfamichael1430
    @tuquabotesfamichael14303 жыл бұрын

    Well said Dr Amanuel.

  • @samiraboehm2381
    @samiraboehm23813 жыл бұрын

    👍Respect

  • @fthi3585
    @fthi35853 жыл бұрын

    Bhakie izie diyablos sirat fashist isayas tesxawitilkum nibailikum Tebeliekum Hagerin hizbien Abliekumuwo 😭😭

  • @fthi3585

    @fthi3585

    3 жыл бұрын

    Bhakie subuk hasabat iyu kulu giziye kesielo Menisey kestewiel😍😍

  • @joemes6432

    @joemes6432

    3 жыл бұрын

    Era ero .For Wedi afwerki for the rest of he is life time will came.for him and essiyas afwerki is mad he has no brain. He is brain damaged person

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.4073 жыл бұрын

    ዶ/ኣማኑኤል ክብርን ክብረትን ይሃብካ 'ወዲ መሓሪ ድማ ፍረጻዕርኻ ክትረክብ ኢኻ።

  • @nebiatkefali7331
    @nebiatkefali73313 жыл бұрын

    Well said

  • @senaytfshaye7905
    @senaytfshaye79053 жыл бұрын

    Amen Dr ygberelna ablbna yhdro

  • @alemegus2013
    @alemegus20133 жыл бұрын

    you smart Doctor.i appreciate you to give as an excellent explanation with out emotion.by the other side wedi mihari/Alena in ur most videos u joined to blame not to Inspire. NB Be Integrity Honesty Inspire others but in reallty

  • @hailemariamjoinhayness5725
    @hailemariamjoinhayness57253 жыл бұрын

    Doctor zerebaka meriyet aywedqn iyu bhaqi temarramert mexnati integero 40 amet xlul geziuna

  • @tesfaldettecle1638
    @tesfaldettecle16383 жыл бұрын

    እንጀራ ዓለም ብላዕ፦ በዓል ሕልና ኢኻ ክቡር ዶር!

  • @simonmisgun5237
    @simonmisgun52373 жыл бұрын

    ብሱል መልእኽቲ።

  • @tekbrhane4814
    @tekbrhane48143 жыл бұрын

    Thanks for saying the truth very good job keep working great job as always

  • @unity5113
    @unity51133 жыл бұрын

    እሰያስ ኣብ ዒራዒሮ ክእሰር ኣለዎ።።።።

  • @fisahagebru2059
    @fisahagebru20593 жыл бұрын

    ዕድመን ጣአናን ይህብካ doctr

  • @niguseabrha681
    @niguseabrha6813 жыл бұрын

    long live.

  • @gebrezgitekle3982
    @gebrezgitekle39823 жыл бұрын

    Doctor Very good thanks

  • @unity5113
    @unity51133 жыл бұрын

    Thank you DR. AMANUEL AND ALENA

  • @aidahaben8445
    @aidahaben84453 жыл бұрын

    Well said Doctor.

  • @user-xt6lt2zf3k
    @user-xt6lt2zf3k3 жыл бұрын

    ኢሳያስ ናትና ኣይኮነን ✔️✔️ ሓቂ 4 : : ነጥቢ Thx Dr Amanuel

  • @yirgawdebesay2272
    @yirgawdebesay22723 жыл бұрын

    Thank you Dr amaneal

  • @eritrawitpatriot8122
    @eritrawitpatriot81223 жыл бұрын

    ኤርትራዊ ተበራበር.ካብ ጌጋካ ተማሃር. እንተዘይኮይኑ ታሪኻዊ ውድቀት ክትወድቅ ኢካ.አከለ.

  • @azebberhe8952
    @azebberhe89523 жыл бұрын

    Yeqenyelna Dr.Amaniel

  • @kiflemariamgebretsadik6509
    @kiflemariamgebretsadik65093 жыл бұрын

    WHERE DID THE ERITREAN COURAGE DISAPPEAR? SHOULD BE ANSWERED.

  • @welesharegay6326
    @welesharegay63263 жыл бұрын

    Agekum amilak yhgizukum

  • @selam-291.
    @selam-291.3 жыл бұрын

    Ewayyyy gudddd smae btaemi zegerm eyu

  • @habteabtekle7840
    @habteabtekle78403 жыл бұрын

    የቀንየልና ክቡር ረድኢ ከምኡውን ዶክተር አማኒኤል አብ ጎንኩም አሎና ኩሉ ክሓልፍዩ

  • @kiflemariamgebretsadik6509
    @kiflemariamgebretsadik65093 жыл бұрын

    WHERE IS THE ERITREAN LOST? WHEN SOME ONE IS A GENERAL HE MUST SHOW HIS COURAGE TO HIS PEOPLE AND LAND. E,G GENRAL AMAN, ZERIA DERES, ABRHAM DOBECH, ASGODOMG, ETC THEY HAD ERITREAN COURAGE AND SHOWED TO THE WORLD THEIR ERITREAN IDENTITIES. BUT RECENTLY I DID NOT SEE THIS COURAGE FROM THE PRESENT GENERALS.

  • @unity5113
    @unity51133 жыл бұрын

    ድዝኸረንስ ኣብ ግዜ ደርጊ /መንግስቱ ኣብ መጀመርያ ዓመት ኹሉ በዓል ገዛ ገዝኡ ብግድን ኸለቕልቕ ኣለዎ ። ኣብ ግዜ እሰያስ ግን ኣስመራ ናብ ሓመድ ተቐይራ ዘሕዝ እዩ።

Келесі