No video

ን30 ዓመታት ዝተረሰዐ ሕቶ ግፍዕን ጥልመትን ስንኩላት፦

ን30 ዓመታት ዝተረሰዐ ሕቶ ግፍዕን ጥልመትን ስንኩላት፦ መደብ ኣቶ መሓረና ሓድጉ

Пікірлер: 29

  • @tekienigusse
    @tekienigusseАй бұрын

    ዕላምኡ ዕላማ መቅትልትን ባርነትን ዝተገብረ ቃልሲ ! Revolution for the sake of revolution. ደም ዝተኸፍሎ ባርነት

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302Ай бұрын

    ኣቶ መሓረና እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ሰለሙን ወልደማሪያም ዓዱዓተኺላዩ ግን አቢባቡርጣቢያ መሬቲ ጻዒዳኺርሲቲያንያ ዓቢዩ አቡኡ ባቡር የሚሓዲር ኢዩ።❤❤❤❤

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ኢታቀያሒ ❤ደሚኩም ተሓኒኩኩያ አይቲወሊዳን ቢልዒቲኪን ተቆጣጢረያ ።ኢታግሪኒ አይቲሓሪሳ አይቲነዲቃያ ።ኢታቢጫ ሓኒቀኪን ያ ።ባሒሪ ደሚር ሚሲወያነ ሐድ መንጊሲቲ አቶ መሲፉን ሓጎሲ ሒቶቱ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    40ዊዲቢ አለዋ ይቢሃሊ ጠጋዩ ።አሪሚኤኒ ባኒዴራ ሃገሪ ኩኺና 40ጊዜ ባኒዴራ ኺቲቂይሪዲና ።ጊራቲ ገደናይ ኺሓሪሲዬ ።ኢዚአ ኢትዮጲያያ ናይ ሒግደፍ ኪሊል ኢቲዮጲያ ቲሒቢር ኺሳዲ ሓዚ ኺሳድ ዓዲሽሩም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972Ай бұрын

    ዮዲት ሓፍተይ ኡይይይይይ ዶ ክብል በጃኪባ ጳውሎስ የውሃንስ ኣምጽእልና ኩሉ ግዜ ፣ ኣይበዥሐን ዶ ትብል ኔራ እታ ጸያፍ ጓለይ ፣ ሃየ ዮዲታ ጳውሎስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772Ай бұрын

    አያ መሐርና ብጣዕሚ ደስ ዝብል አገላልፃ ።

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel23 күн бұрын

    ነዞም በራዩ ህግደፍ ዝከውን ሓጺን ርእስዶ ክትሰርሑ ኣይክኣልኩምን ሓወቦይ ደቆምን ነብሶምን ተሓቢኦም ህዝብና ክጸንት ይርህጹ ኣለዉ 💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302Ай бұрын

    መርሓባ ዮዲታ ኣገዳሲት እንቃዕ ብደሓን መጻእኪ

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513Ай бұрын

    Harbenia Meharena you very eloquent you explained it very well with a very simply way kind of us & Yodit also by making your question very simple for all of us to understand. was very important and education. I applaud you both. Thank you.

  • @dawitdebena8513

    @dawitdebena8513

    Ай бұрын

    Educational

  • @Amanuel_haile
    @Amanuel_haileАй бұрын

    ህዝብና እኮ ጠላም ህዝቢ ኢዩ፡ ነዚ ውን ክንፈልጦ ይግባእ፡፡

  • @mesmermesmer2931
    @mesmermesmer293127 күн бұрын

    እዮብ ሰሎሙን ቀሺ ኣሚልዮስ ይበሃል እንኩበይተር ዝሰረሐ

  • @yonatanseid-kq9if
    @yonatanseid-kq9ifАй бұрын

    yoditeybieu yoditey amet geyreleku kab zketatelki fkadki entekeynu hanti hto kihato❤

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ኒዓካ አዪኮነኒ አይክሰሪናኒ ዚበለካ ሚሲባሒራ ኒቢረቲካ መሊሰሊካ ባሒሪ ደሚረ መጼካ ኢሉ እፊሉቡ ተቢቲቡ ተኮሊፊና።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ናይ ኤርትራሲኒኪሊና ሓኒጎል ሲኒኪሊና ተኒቤን ኢትዮጲያ በሪቲዒና።ሓደመ ኒ ጊሲቲ ምሲ ወያነ ሰሚዒካያዶ ።ወሪሒ 21991ኢዩ ሰሚዒኻዶ በሊዮ ዮዲት ።

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55Ай бұрын

    Yodet good job 👏 🎉

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ብጫን ቀይሒ ዘለዋ ባኒዴራ ኢቲዮጲያ ኢያ።

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387Ай бұрын

    እቲ ቅድም ዝተገብረ ብረታዊ ቃልሲ ይኹን ቅድምኡ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቃልስታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዶ ኣይኮነን ይሕመቅ ይጸብቅ ናትና ዶ ኣይኮነን ስለምንታይ ክቅበር ይድለ ብኣንጻሩ ታሪኽ ኢሰያስን ስድራቤታት ን ከሙኡውን ብተዘዋዋርን ብቀጥታን ብዛዕባ ታሪኽ ኢትዮጵያ ይድለ ስለምንታይ????

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    ባኒደራ ህግደፍ ኢቲዮጲያ ኢያ ናይ አቦይ ሳህላ ቢቢዓል ዓዲቀይሒ ምልይ አዩተስቀለቲን።

  • @user-jk2bw4jw4t
    @user-jk2bw4jw4t30 минут бұрын

    Kymlso zeytkiel Hto amxiomlka Sinkulan. So sad. Why were you in that management if u can’t solv their problem?!

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghiАй бұрын

    አዉራጃ ተንቤንክ ይጢቀመላዶ።

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286Ай бұрын

    Besmeam giberi

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179Ай бұрын

    Ahhhjhhhhj💔💔💔

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772Ай бұрын

    እዚ ምሽክናይ ተጋዳኣላይ ዓቅልና ምስ ፀበበና ንኽንወፀእ ኢልና ፍሪምና ኢሉ ምሽክናይ የህዝን እዚ ብሉፀ ናይ ብሉፃት ሐወይ ሕዝቢ እብ ጎንና ኽኽውን ኢሉ 100/100 ተዓማሚኑ ኔሩ እዚ ሕዝቢ እዚ ጠላም ካባይ ጀሚርካ ክማና ርሳህ ሕዝቢ የልቦን እዚ ሕዝቢ እክንዲ ስቅያት የህዎቱ ዝስመኦ ፍርንጭት ኢስይስ ኽቆፀር ዝውዕል ሕዝቢ ።ታሪኽ ገደሊ ሕዝቢ ኤርትራ ከም እቶ ተጋዳላይ መሐርና ኽገልፆ ኽሎ እሞ ስንኪሉ አብ ስደት ኽነብሩ ኽንሐፍርን ኽንሐንኽ እዩ ኔሩ ክምዚ ሕዝቢ ናህና ብፍላይ እብ ስደት ዘለና ሕዝቢ 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387Ай бұрын

    ሰላም ዮዲት ምስ ጋሻኺ እንቓዕ ድምጽኹም ሰማዕና 1 ስለምንታይ እዩ ብመንግስቲ ኤርትራ ነዛ ባንዴራ መለይ ታሪኻን ነብሳን ክትሕባእ ተደልዩ??? 2 ስለምንታይ ተጋደልትን ታሪኾምን ክንገር ዘይድለ ብጉጅለ ኢሰያስ ይኹን በዚ ሓድሽ ወለዶ ብክልቲኡ ተጋዳላይን ታሪኹን ይውቃዕ ስለምንታይ

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974Ай бұрын

    ኢሳያስ ውልቀ መላኺን ክኸዉን ኣይበቅዕን እዩ ንሱ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ psychopathን ብስቓይ ኤርትራ ሩፍታ ዝስምዖ saddist እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡ ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772Ай бұрын

    ኢስይስ ሐንቂቅኹም ይብል ብቲ ሐደ ወገን ኢስይስ (9) የሕዎቱ ተጋዲሎም ብስላም አትዮም ። ነቶም ተጋዲሎም ግን ሐንቂቅኩም ዶ ገለ ዶ ዝብል ብደዕ ዘርባ ኽዛርብ ዝገብሮ ንሕና እዞም ርኻሽ ዝኽንና ሕዝቢ ኢና ንእቶ ኢስይስ እብዚ ኽበፀህ ዝገበርናዮ መሳኺን እዞም ስንኩላና ብጣዕም እዮም ዘህዝኑና ስድራቤቶም ንኽጋደሉ ዝስደድዎም ስድራቤት እዚ ተመን ስብ ትፃዊቱሎም እብ ቃኘው ስቴሽን ዘለው የህዎትና ሪእኻ ብጣዕሚ እዩ ዘህዝን ኢስይስ ምስ 3 ድቅኻ ሐቅኻ ፀቡቅ እልኻ ዘይስንኻ ሑፃ ሃይኽሉ እንድዩ እቲ ነገር ሕዝቢ ኢርትራ እብ ርእሱ ስቂሉካ እተን አዴታትና ድማ ፍርንጭትካ ኽቆፀራ ምስ ጀመራ እንታይ ኽንገብርካ ሕጂውን እዞም 17ሺህ ስንኩላን እብ ጎንድር ሃቢእኻዮም እለኻ እዚ ሕዝቢ ኤርትራ ዝባሃል ግን ስነፍ ናይ ስነፍ ሕዝቢ ኢና።

  • @Amanuel_haile
    @Amanuel_haileАй бұрын

    ህዝብና እኮ ጠላም ህዝቢ ኢዩ፡ ነዚ ውን ክንፈልጦ ይግባእ፡፡

Келесі