MT || ስሌና ንብዒ ጽዮን (New Eritrean Orthodox Tewahdo mezmur Sleana Nbei Tshion) 2022.

Пікірлер: 43

  • @edenembaba9600
    @edenembaba96006 ай бұрын

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዲስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ስሌን ንብዒ ጽዮን ስሌን ንብዒ ጽዮን ፡ ስለ ኣባጽሕ ዓለም ስሌን ንብዒ ድንግል ፡ ስለ ሂወት ዘይድገም ፈቀድኡ ዝተዘርዉ ፡ ዘይረኸቡ ኣባዲ ብዘይካ ናትኪ ንብዓት ፡ መን ኣሎ'ሞ ደባሲ(2) ኣብቲ ህሮሩማ ፡ ምድረበዳ 'ዛ ዓለም ህይወቶም ዝሳኣኑ ፡ ቁጽሮም ዉሑድ ዶ ኮይኑ ብተስፋ እናሰጎሙ ፡ ክነብሩ ቢሂጎም ኣብ ታኼላታት ሑጻ ፡ ከም ዉሑጅ ተሰትዮም ኣዉያት ልመናኦም ፡ ጽምኢ ዘተርከሶ ብዘይካኺ ድንግል ፡ የለን ንዉከሶ ኣዝማች,,,,,,,,,,,,,,,,,,,, ዉጻእ መዓት ስቅያት ፡ ኣብ ኣብ ልዕሊ ማይ ምምህለላ ብገበታ ማዕበላት ፡ ደሞም ዓሳ ዘጥለላ ክነብሩ'ዶ ክመቱ ፡ ጠላዕ ኮይኑ ብሂይወት ንሓመድ ክጽቡቁ ፡ ሓሊፊሎ ዓመታት ልቦም'ዶ ተመንዩ ፡ ክቃመር ብሂወት ነብሶቶም ኣዕርፊ ፡ ስለ ዝወለደት ኣዝማች,,,,,,,,,,,,,,,,,,, ወላድ ማህጸን ዘምከነ ፡ ንብዕት ዓይኒ ዘንጸፈ ብሴፍ ዝተሰየፈ ፡ ብመግረፍቲ ዝተኾልፈ ኣቤትኪ ዘይበጽሑ ፡ ዝንገር ከይነገሩ ቶም ኣልቦ ሓመድ ድቢ ፡ ኣብ ልቦና ተቀብሩ ከምቶም ዘፍቅሩኺ ፡ ዘለዉ ኣብ ሕቅፎኺ ግበርልና ማርያም ፡ ኣዴን እንዲኺ ኣዝማች,,,,,,,,,,,,,,, ስሌና ንብዒ ጽዮን ፡ ስለ ኣባጽሕ ዓለም ስሌና ንብዒ ድንግል ፡ ስለ ሂወት ዘይድገም ፈቀዱኡ ዝተዘርዉ ፡ ዘረኸቡ ኣባዲ ብዘይካ ናትኪ ንብዓት ፡ መን ኣሎ'ሞ ደባሲ(2) ዘጉደልኩዎ ዘንጠብኩዎ ብኣፈ ብትጉሃን መላእኽቲ ይታኣረመለይ ስብሃት ለእግዚኣብሄር 🙏።

  • @user-kc5mw1qf6f
    @user-kc5mw1qf6f6 ай бұрын

    Amen😭😭😭😭😭nay bahki lebka tetnkfe mazmuer eya emo....amlkna mazmuer mesgnana taqblna natome abu sedate abu feqdo bahern medrbtatni nabsomehalfome niska eka emo harkyo klu kme feqqdka eyo emo afta zaythlfe mangsta samyatka yatwome 😭😭😭😭😭😭 maramye xeltkine... lemnoke aygdfna hji nezlalemne Mesgna nezlaame meska yekone amlkn Amen.....qalwate yasmauna.

  • @rahwahaile3490
    @rahwahaile34905 ай бұрын

    Zmare melakti yesmialna lbka ttnkf mezmur ❤❤❤❤

  • @user-yq3ip6rn4d
    @user-yq3ip6rn4d5 ай бұрын

    ዝማረ መላክቲ የስሚኣልና ሃወይ ብሩክ😢😢😢

  • @user-xk7sx9hn7l
    @user-xk7sx9hn7l5 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭 ሲሌና ንብዒ ማርያም ኣይይይይ😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @DesuMihreteab
    @DesuMihreteab3 ай бұрын

    Lbey tukuhkuh mezmurr zmarye melakti yesmalna

  • @user-bc5ib2yr4o
    @user-bc5ib2yr4o6 ай бұрын

    ስሌና ንብዒ ጽዯን ኽበብርን ምስጋናን ንሉእል እግዝኣብሔር Amen🥰🥰 zemrya mallet yesmlna dear brother doknyyyy 🥰🥰 I can't stop listening all God bless you all🥰🥰🥰

  • @EldanaTedros
    @EldanaTedros11 күн бұрын

    ስሌና ንብዒ ጽዮን ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር😭😭😭😭

  • @ghirmaygaim
    @ghirmaygaim3 ай бұрын

    ኦ ወላዲት ኣምላክ ጽዮን ለምንልና ኣሜን

  • @ንግዜ
    @ንግዜ6 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔 ስሌና ንብዒ ጽዮን

  • @fortunaredae7282
    @fortunaredae72826 ай бұрын

    😢😢😢😢i don't have any words to describe you abi 😢😢😢😢😢

  • @user-th8qd1xs3m
    @user-th8qd1xs3m6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለኣክቲ የስመዓና ልብካ ትትንክፍ🙏

  • @tsegaytesfay7770
    @tsegaytesfay77706 ай бұрын

    ኣሜንን ኣሜን ኣሜንንን ☝️🙏🙏🙏🙏

  • @kisanet6489
    @kisanet64895 ай бұрын

    Amen Kal hiwet 🙏 yesmeana

  • @Amlakmahri
    @Amlakmahri2 ай бұрын

    ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wegahtayemane633
    @wegahtayemane6333 ай бұрын

    Zmare melaekti yesmaelna

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ✝️♥️♥️ ስለይኒ ንብዕ ጹየን፪ ኣባፅሕ ዓለም 🥺😥

  • @samuelnegasi-gl8wk
    @samuelnegasi-gl8wk Жыл бұрын

    ዝማሬ መላክት የስመዓልና ብሓቂ ብዘይካ ♥ ድንግል ማርያም ♥ ካልእ የብልናን. ስደትና ተሕጽረልና ኣሜንንንንንን

  • @lwamyosief958
    @lwamyosief9586 ай бұрын

    ብጣዕሚ ልብኻ ትሰብር ሙዝሙር (ጸሎት) እያ ሰሚዐ (ጸጊበ) ክገድፋ ኣይክኣልኩን እመ ኣምላኽ በዛ ጸሎት እዚኣ ትስምዓና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ይኣኽለኩም ትበለና😢😢😢

  • @Teklitk
    @Teklitk6 ай бұрын

    ብዘይ ከበሮ ግበራ ብሩኸይ

  • @user-op5ce6tt9d
    @user-op5ce6tt9d Жыл бұрын

    ኣሜን ብንብዓታ ትደብሰና 😭😭😭😭

  • @kibromsolomon-nw9bc
    @kibromsolomon-nw9bc10 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢። እዛ መዝሙር ንዘርኢ ኤርትራ ፡ ኩሉም ወለድቲ ዉሉድ ፡ ትምልከት ዓባይ ጸሎት ናብ ፈጣሪ ፡ ክንልምና ዝግባኣና ሕዝቢ። ኒኣና ትምልከት ዱጉዓ እያ፡ ጸሎት ሕዝቢ ኤርትራ ክትከውን ዘለዋ ናይ ስቃይና ንብዓኣት ጸሎት እለያ ኣለኩ፡ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @FrtunaNguse
    @FrtunaNguse7 ай бұрын

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና,ጽዮነይ ብንብዓታ ትደግፈና🙏🙏🙏

  • @TarikhMichael-gv9dj
    @TarikhMichael-gv9dj9 ай бұрын

    Abiteyyyy jgnaa

  • @fusfv877
    @fusfv877 Жыл бұрын

    ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኽ ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @lidiateklebrhan906
    @lidiateklebrhan9066 ай бұрын

    ኣሜን ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም፡ዝድነቅ ድምጺ ኣቢ፡ድያቆን ሚሊ ጽቡቅ ስራሕ

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 Жыл бұрын

    እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኩቡራት ኣሕዋት🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @snitbrhane5325
    @snitbrhane5325 Жыл бұрын

    Amen 🙏🙏🙏

  • @user-ve9vi3dm6i
    @user-ve9vi3dm6i5 ай бұрын

    ስሌና ንብዒ ድንግል ስለ ህይወት ዘይድግም😢😢😢

  • @kuhil8193
    @kuhil8193 Жыл бұрын

    Amen qale hiwet yesmalna bereketan amaladnetan ayfeleyena

  • @tesfit16
    @tesfit169 ай бұрын

    ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ፡በሓቂ ልብኻ ቲትንክፍ መዝሙር እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @arsemafshation3431
    @arsemafshation3431 Жыл бұрын

    Amen amen amen Zmare melaikti yesmialina,🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @nahomteklay2480
    @nahomteklay2480 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @robelberhe2271
    @robelberhe22713 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፆሎታን በረከታን አይፈለየና😢

  • @joha8527
    @joha8527 Жыл бұрын

    🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤

  • @akberetafom7234
    @akberetafom72346 ай бұрын

    😢😢😢😢😢

  • @user-sl6sc1vb1y
    @user-sl6sc1vb1y Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-ct5yd4tw3b
    @user-ct5yd4tw3b6 ай бұрын

    ኦ ርህርህቲ ህልና ስሌና ንብዒ😢😢😢

  • @MuluAsrat
    @MuluAsrat6 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fioryhebte8788

    @fioryhebte8788

    Ай бұрын

    Zemare melakt yesmalna

  • @user-yq3ip6rn4d
    @user-yq3ip6rn4d5 ай бұрын

    ዝማረ መላክቲ የስሚኣልና ሃወይ ብሩክ😢😢😢

Келесі