Milaw Tesfay - (Weniye Weni) ሚላው ተስፋይ (ወኒየ ወኒ) Tigray Music (Official Video)

Музыка

Milaw Tesfay - (Weniye Weni) ሚላው ተስፋይ (ወኒየ ወኒ) Tigray Music 2021
subscribe ► goo.gl/e32poa
Facebook ► / lihamelody
Instagram ► / liham_melody
Google+ ► plus.google.com/u/0/+LihamMelody
► / lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2021 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigray #ethiopianmusic

Пікірлер: 683

  • @user-vw6rq1bv9w
    @user-vw6rq1bv9w3 жыл бұрын

    ሚላዋ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃካ እወ ንፈልጥ ኢና ቂድሚ ኩናት ከም ልተሰረሐት ሀዚ ብምልቃቅኩም ግን ንእሽተይ ልብና ኣብ ሙዙቃ የለን ኣብ ሃገረ ትግራይ ኢና ዘለና ሀዚ

  • @user-nj9iv1fy8o
    @user-nj9iv1fy8o3 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ማዓረይ ባዕሉ ኣይኮነን ለቂቅወ

  • @ghh6149
    @ghh61493 жыл бұрын

    ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣይትፃረፍ ቅድሚ ኩናት ዝተሰርሐ እዩ ዋ ሚላየይ ቀፅለሉ ጅግና ትግራዋይ 💓💓👌

  • @user-iv7oc6dz2h

    @user-iv7oc6dz2h

    3 жыл бұрын

    እሺ ሑሱም ናፍቆት ኡዩ ዘኮን ዘፅረፉ ዘለዉ ዋ ትግራዋት ምካነይ ሐበን ይሰመዓኒ ኣነስ ሃኒተይ

  • @ghh6149

    @ghh6149

    3 жыл бұрын

    @@user-iv7oc6dz2h ዋላ ኣነ ይሰመዓኒ ሓላለይ💓 ትግራይ ዓደይ ናፍቆት ፍትውትውውውው 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @sara5880

    @sara5880

    3 жыл бұрын

    አብ ዘይ ግዝኡ ኮይኑ እምበሪ ዉዝዉዝዝዝዝዝ ዘብለካ ነይሩ ስሚንቶና ለወልወልናዋ ልበናዶ ደዉ አብ ዝበለና ኮይኑ

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i2 жыл бұрын

    አሰይ ባህሊ ዓድና ጥዑም😍😍 ኣታ ጌታ መዓረይ ሓደራኻ ሰላምና መልሰልና 🙏😢

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele33853 жыл бұрын

    ኣታ እዞም ተጋሩስ ብኩሉ ድኩም ንፋዓት ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @user-uw9pq7nb5u

    @user-uw9pq7nb5u

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምስ ኩላትና ይኩን

  • @user-iv7oc6dz2h

    @user-iv7oc6dz2h

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን አሜን አምላከ ምስ ሰድራና ኣረክቡ ሰሓቅን ፆዋታን ኣይከለኣና

  • @user-hb1st2ez3m

    @user-hb1st2ez3m

    3 жыл бұрын

    ኣሜን🙏🙏🙏💓👈

  • @weyniyasamiehtsamialemye6255

    @weyniyasamiehtsamialemye6255

    3 жыл бұрын

    Amen (3)🙏🙏

  • @user-zk8mc4lj3l

    @user-zk8mc4lj3l

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-jn8th4tg5q
    @user-jn8th4tg5q3 жыл бұрын

    አሕዋተይ እቲ ምፅራፍ ነቶም ርኩሳት ኢራትራዋያን ሕደግሎም አጀካ ሚላው ሓወይ ርሑስ ጥምቀት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ማዓሪይ ፀላአትኩም ከረን ይታዓዘሩ ደቂ ዓደይ መባልዕትና ትኩን ዳሃይ ሚላው ሓውና ዘለኩም አብ ኮመንት ስደድለይዋ አምላክ ልሃገርና ትግራይ የውርደልና

  • @wegahtageremedhn4004

    @wegahtageremedhn4004

    3 жыл бұрын

    ኩላ ኣይንለዉህ ተጋሩ ኡዚይ ሑሱር እዩ

  • @nahomek3889

    @nahomek3889

    3 жыл бұрын

    Hawey /haftey I, m from Eritrea my home town keren,,,,, pls xerfe haqeki eki zebzh yexerfe yekawen but not any resulte ka xerfi Ana kaman si eze Darfi nay tigrigna nay tigra wata desi u zeblan GEN hiji si kamay garu da derfi zerghu ela nayera so ete xegemen seqayen tewedua yeblo Amlki 🙏

  • @user-vc2kp7yh1x

    @user-vc2kp7yh1x

    3 жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray56163 жыл бұрын

    ናይ ቅድሚ ኩናት ዝተቀረፀ እዩ ዝመስለኒ ❤️💛❤️ ኣጀኪ ሃገሬ ሰላም ይግበረልና ደቂ ሓላላ መረየት ትግራይ

  • @user-tp7sd5oz9o

    @user-tp7sd5oz9o

    3 жыл бұрын

    በረካ እዩ ዘሎ

  • @mekidetsegaye9877

    @mekidetsegaye9877

    2 жыл бұрын

    ኣጆኪ ትግራይ

  • @user-ku3sk8ng6q
    @user-ku3sk8ng6q3 жыл бұрын

    መን ከም ባህሊ ትግርኛ ድምፂ 100% ግጥሚ 100% ዜማ 100% ኣጃካ ቀፅለሉ ሚላው ጅግና

  • @user-pk3tl3ex5k

    @user-pk3tl3ex5k

    2 жыл бұрын

    እወዳቺሁዋለሁ

  • @sosina8819
    @sosina88193 жыл бұрын

    ሙለይ ሕጋዊ ትግራዋይ የቀንየልና ካብዚ ወረዱና ዘሎ ምዓት ይምሓረና🙏🙏🙏

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    ❤️💛❤️💛🙏🙏🙏

  • @braanchiara944

    @braanchiara944

    3 жыл бұрын

    ሙለይ ዘበን ተመሊሱ የርእየና

  • @braanchiara944

    @braanchiara944

    2 жыл бұрын

    ነዕአ ሕደጉና

  • @asmeromademichael2756

    @asmeromademichael2756

    Жыл бұрын

    Hzibi tigray mekbrti bahlom btame eye ziftwekum hawekum eritrawi eye selam kea yemnyelkum Ajoki dhan habtey kewegih eyu

  • @SelamGebrmarym-cw7dh

    @SelamGebrmarym-cw7dh

    2 ай бұрын

    Sselam​@@merhawimedia8898

  • @user-jn8th4tg5q
    @user-jn8th4tg5q3 жыл бұрын

    ዋይ አቱም አሕዋተይ ልብንዶ ንግበር እዙይ ማአዘይ ዝተሰርሐ እዩዋ አደብ ግበሩ አበይ ኮይኑ እዩ ዝሰርሖ ሐዚ ዋ ርሑስ ደርፊ ይግበረልና ዋኢ አይትፃረፊ

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    3 жыл бұрын

    ቅድሚ ኩናት ዝተሰረሐ እዩ

  • @ezra456tezazu8

    @ezra456tezazu8

    3 жыл бұрын

    זז

  • @ezra456tezazu8

    @ezra456tezazu8

    3 жыл бұрын

    @@alefumekele3184 ז

  • @user-fu7qk6zn3q

    @user-fu7qk6zn3q

    3 жыл бұрын

    ቅድሚ ኪናት እዩ ደሪፍዎ ከዚ ለቂቆምዎ እንበር 😥😥❤️❤️💛💛

  • @user-ds4pv9by5r

    @user-ds4pv9by5r

    3 жыл бұрын

    አየ ሰብ ካብ ደራፊኡ እቲ ኮመንት ዝፅሕፍ እዩ ዘሕዝነካ ደርፊ ናይ ሸይጣን እዩ ንናይ ሸይጣን ስራሕ ከ ርሑስ ይግበረልና ይበሃል ድዩ

  • @lakaw8339
    @lakaw83392 жыл бұрын

    ወይኔ ሥወዲህ በርታልኝ የኔ ጌታ❤❤❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @user-hd5nm2nv1q

    @user-hd5nm2nv1q

    Жыл бұрын

    🦓🦓🦓

  • @user-pj6ml4vg8r

    @user-pj6ml4vg8r

    3 ай бұрын

    ምድነዉ ዘርኝነት ቱ ሁሉም 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🙏🙏🙏

  • @lichiaaraya6546
    @lichiaaraya65463 жыл бұрын

    ተጋሩ ስብ ጥዑም ባህሊ አምላክ ውጽዓኩም ይርአየልኩም

  • @noreyyaibrahim7190
    @noreyyaibrahim71903 жыл бұрын

    ኩሎም ዝጻረፉ ተጋሩ ከይመስልኩም ጸላእትና ንፍለጥ ሰረቅቲ ድስቲ እውን አለው እዮም ነስተውዕል ተጋሩ

  • @tglove7635

    @tglove7635

    3 жыл бұрын

    ማንም ዮፅረፎም ኣይግደሰናን ፈተዉቲ ነብሶም እዩም ኣበይ ኮይኖም እዮም ክበልዕዎ ዓዲ እናዓነወ ህዝብና እናሞተስ ጎይላ ክዝርግሑ ንባዕልና ኣብ ሓዘን ዘለናስ ይገርም እዩ

  • @noreyyaibrahim7190

    @noreyyaibrahim7190

    3 жыл бұрын

    ኸዚ ዝተደረፈ ዶኾይኑ ትግራወይቲ ትኮንኪ አስተውዕሉ ብዙሕ ወርሒ ዝግበረ እዩ ገንዘብ ዝወጾ ስለ ዝኮነ ነስተውዕል

  • @mulutsegay536

    @mulutsegay536

    3 жыл бұрын

    ብሓቂ እወ ኣለዉ ሓደ ህግደፍ ኣሎ ኣብ ኩሉ እዩ ዝፃረፍ ዝሪኦ ከዚ ድማ ከም ትግራዋይ መሲሉ ህዝብና ኣብ ሽግር እና ሃለየስ ሙዚቃ ክለቅቅ ዲስላይክ ግበርዎ ኢሉ ስለዚ ተጋሩ ኣሕዋተይ ነስተውዕል ኣሕሊፍና ንፀላእቲ ኣይንሃብ

  • @okookokmaradespahali3535

    @okookokmaradespahali3535

    3 жыл бұрын

    👍🙏👏 💛❤️💛❤️🇻🇳

  • @fgggeffgh4698

    @fgggeffgh4698

    3 жыл бұрын

    @@tglove7635 aa

  • @weditigray113
    @weditigray1133 жыл бұрын

    ሚላው ሓወይ ብሰላምን ዓወትን ይምለስኩም ኣንታ ጄግና ትግራዋይ ፅቡቅ ስራሕ እዩ! Proud of you ሚላው ሓወይ💪🇻🇳💪

  • @user-xj7xt4ge2p

    @user-xj7xt4ge2p

    3 жыл бұрын

    ኣይተጋገ ናይ ቀደም እዩ እዚ ደረፍ

  • @user-lb6zn3io5p

    @user-lb6zn3io5p

    3 жыл бұрын

    ሚላው ቅድሚ ዓመት ሰሪሑዎ እዩ። እና ቅድሚ 4 ወርሒ እዩ ተወዲኡ

  • @user-xj7xt4ge2p

    @user-xj7xt4ge2p

    3 жыл бұрын

    @@user-lb6zn3io5p ትክክል እም ሰበ አሎም እዮም እኮ ልዕልኡ ተጋሩ ክኮኑ ይፍትኑ ንምንታይ ንፀላኪ ኣሕልፍና ንህብ

  • @bdjd1224

    @bdjd1224

    3 жыл бұрын

    ዝፀነሐ እዩ ወዲ ዓደይ ማዓረይ አይትነደደ

  • @lifestayl6586

    @lifestayl6586

    3 жыл бұрын

    መስኪናይ ሚላው መን ምስ ኣፍቀዶ እዩ .....

  • @user-zk1fn4rz2p
    @user-zk1fn4rz2p3 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ሓላላት ካብዚ ወርድና አንዮ ኩናት ይምሓረና ኣምላኽ ሆይ

  • @sfrfgs5866
    @sfrfgs58663 жыл бұрын

    እንኳን የእናተ ሆንኩኝ ባህላችን እንዴት ደስ ይላል ❤️❤️

  • @user-dt1yn2je4w
    @user-dt1yn2je4w3 жыл бұрын

    ኣሕዋተይ ኣይትጻረፉ ቅድሚ ኩናት ዝተሰርሐ እዩ ዶሞ ካፍቱ መጺና ዘሎ ኩናት ንሃገርና ምሕረት የዉርደልና ኣብ ሰደት ዘለና ገጽ ወለድና የሰዕመና ኣሕዋተይ ዓወት ነታ ብዘይ ድልየታ ናብ ኩናት ዝኣወት ትግራይ ዓደይ ላይክ ወቂጥኹም ሕለፉ ደቂ ሪመይ ዝኮንኹም

  • @feerddf3760

    @feerddf3760

    3 жыл бұрын

    lebam seb

  • @user-dt1yn2je4w

    @user-dt1yn2je4w

    3 жыл бұрын

    የቀንየለይ ሰበይ

  • @tumaysemere6645

    @tumaysemere6645

    3 жыл бұрын

    ዋላ ድሕሪ ኩናት ይኩን እቶም ቀናኣት ናይዚ ባህሊ ሕርር ክብሉ ኣነ ኤረትራዊ ኢየ ግን ብናይ ትግራይ ባህሊ ማራ ኢየ ዝሕጎስ ዓወት ንትግራይ

  • @user-gv8wj4eh9j

    @user-gv8wj4eh9j

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    @@tumaysemere6645 ለባመይ ❤️❤️🙏🙏

  • @charbelsuccar1677
    @charbelsuccar16773 жыл бұрын

    ቀፅለሉ 10000000like ንኣካ ይግበአካ

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah33293 жыл бұрын

    ካብዙይ ግዜ የሻትኮና እምበር ብምላው ኣዝማርይ ገይረ እየ ካልኣይ ክምረዖ እና ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ሰላም የውረድና ፈጣርይ❤❤❤❤

  • @rechamitenberge9543
    @rechamitenberge95432 жыл бұрын

    I am from Surinam south america. Amazing music and dance , and that girl hits all the beauty records

  • @bashiirleban9776

    @bashiirleban9776

    Жыл бұрын

    how did you end up here

  • @jojoghebre3310

    @jojoghebre3310

    Жыл бұрын

    I admire Surinam.

  • @user-lh6hy7oq4l
    @user-lh6hy7oq4l3 жыл бұрын

    ሚላወይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳ወዲ ትግራይ ጅግና🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @user-nv8ud3jy7c
    @user-nv8ud3jy7c3 жыл бұрын

    ተጋሩ ኣይትፃረፉ ቅድሚ ኩናት ዝተሰረሐ እዩ

  • @user-lb6zn3io5p

    @user-lb6zn3io5p

    3 жыл бұрын

    ትኽክል

  • @tdf3074

    @tdf3074

    3 жыл бұрын

    ዋላ ቅድሚ ኩናት ተኮነከ ንምንታይ ከዚ ይዝርጋሕ የጊዝኡ ነይሩ

  • @user-lb6zn3io5p

    @user-lb6zn3io5p

    3 жыл бұрын

    @@tdf3074 ሓቅኺ እኺ'ኮ። ሓደ ኣምሓራይ ኣብ ኣዲስ ኾይኑ ሰሪቑ እዩ ዘርጊሑዎ

  • @user-mk6iq8kf5b

    @user-mk6iq8kf5b

    3 жыл бұрын

    ኣታ ረአዩለይ ናይመን ኣምሓራይ ካብቲ ዝተሰሮሖ እስትድዩ እንድዩ ዝልቀቅ ብዝኮነ ሚሊ ዝገበረ የብሉን ካብዝስራሕ ኣዋርሕ ገይሩ እዩ ሓቅኩም ብዜይ ምርዳእ ክፃረፍ ይክእል እዩ ግን ሚሊ ብትግራይ ካብዚ ዝበለፀ ሒዝካ ክትመፅእ ተስፋ ንገብር

  • @user-lb6zn3io5p

    @user-lb6zn3io5p

    3 жыл бұрын

    ሓቀይ እየ ዝሓወይ ምኽኒያቱ ሚላው ንባዕሉ ነጊሩኒ እዩ ንደዋወል ኢና እመን ኣይትእመን። ንኹሎም ተጋሩ ኣርደአለይ እዩ ዝበለኒ ስለዚ ብትዝኸኣለኒ መጠን ከርደአኩም እየ

  • @meronaeyehaftidanayt6337
    @meronaeyehaftidanayt63373 жыл бұрын

    ትግራይ ምልባማ ፈጣሪ ትግራይ ዓደይ ፀልማቱ ጠፊኡ ብርሀን የምፀአልና🙏💖

  • @user-jp1mi1ik6y
    @user-jp1mi1ik6y3 жыл бұрын

    ትግራይ ፅላም ዓይናይ ፍትው 👌😘

  • @elsaelsa6128
    @elsaelsa61283 жыл бұрын

    ዶሞ ቅድም ኩናት ዩ ተስሪሑ ስነ ስርዓት ይሃልወና ተጋሩ ዋኒ plays.

  • @user-ue9be2ei8m
    @user-ue9be2ei8m3 жыл бұрын

    ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣይንፃረፍ ናይ ቀደም እዩ ልባዕልቶም ኮፍ መበሊ ስኢኖም ዘለውስ በበይ ሓሊፎም ክደርፍ ሀዚዋ

  • @user-fu7qk6zn3q
    @user-fu7qk6zn3q3 жыл бұрын

    ኩለኩም ትፃረፉ ዘለኩም ታይ ኮይንኩም ቅድሚ ኪናት እዩ ኣውፂኡዎ ከዚ ለቂቆምዎ እንበር ምስ ህዝቡ እዩ ዝጭነቅ ዘሎ ሚላወይ መቀረት 😥😥😥❤️❤️❤️💛💛💛

  • @user-js9nf4uf9y

    @user-js9nf4uf9y

    3 жыл бұрын

    እወ ማዓረይ ተገሊፁሉ እዩ💖💖💖💖💊💊💔💔🙏🙏

  • @maxtonfletcher8436

    @maxtonfletcher8436

    2 жыл бұрын

    i know Im randomly asking but does anybody know of a tool to get back into an instagram account?? I stupidly forgot the password. I would love any assistance you can offer me.

  • @nihal963
    @nihal9633 жыл бұрын

    ሚላው ኩሉ ግዜ ብሉጽ❤

  • @robellove9474
    @robellove94743 жыл бұрын

    ናተፀበና ኢና ግን ግዚኡስ ኣይኮነን እምበር ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ሚሊ

  • @rahwagere4062

    @rahwagere4062

    3 жыл бұрын

    Right

  • @johnwick7208

    @johnwick7208

    3 жыл бұрын

    Robel I like your comment

  • @hshsheshs9832

    @hshsheshs9832

    3 жыл бұрын

    Ney haze aykknan

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    🇻🇳👌💔💔🙏🙏🙏

  • @merhawimedia8898

    @merhawimedia8898

    3 жыл бұрын

    @@hshsheshs9832 👌🇻🇳

  • @mulergg2105
    @mulergg21053 жыл бұрын

    ክተፅርፎ ዲካ ከዚ ትለቆሉ ለካ ዋይ ገራሚይ ኩሉ አብ ግዜኡ እዩ ጡዑም እበር ፅብይ ዘይትብል ነርካ ሓወይ ንሱ ምስቶም በላዕቲ ሰብ ይኳሻሕ አሎ በዛካ 👈👌🇻🇳✊💪

  • @duhberhe9991
    @duhberhe99913 жыл бұрын

    I’m Eritrean but I love wata specially this guy amazing 👏👏🇪🇷🇪🇷

  • @andreasangesom5493

    @andreasangesom5493

    Жыл бұрын

    Me too brother ❤❤❤❤❤

  • @alefumekele3184
    @alefumekele31843 жыл бұрын

    አጆና ክንዕወት እና ኡዙይ አሕሊፍና ከሙቱ ናይ ቀደምና እንፃወተሉ ግዜ ቀረባ እዩ

  • @tuemaytesfu8968
    @tuemaytesfu89683 жыл бұрын

    ደስ ባሃል ነይሩ ግን እንታይ ኢሞ ክዓብስ ኩናት እንዶሞ ኮዩኑይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪ኣጀኩም ቀፅሉሉ

  • @user-hb1st2ez3m
    @user-hb1st2ez3m3 жыл бұрын

    ተጋሩዋይ ደመይ እካዕ ምሳኩም ተፈጠርኩ ተመስገን💓💘💘💗💗ፀላኢካ ዓይኑ ህልም ይበል ህዝበይ💓💓💓

  • @Goluj199
    @Goluj1992 жыл бұрын

    I like wata,from Eritrea 🇪🇷 respect Tigray

  • @noreyyaibrahim7190
    @noreyyaibrahim71903 жыл бұрын

    እንቃዕ ዳሕና መጻእኩም ደቅታ ሓላል መሬት ትግራይ ጸላኢ ዓይኑ ይፍሰስ

  • @charbelsuccar1677
    @charbelsuccar16773 жыл бұрын

    ቀፅለሉ ሙላዉ ተስፈይ (ወኒ )ዓዲና ሰላም ምስ ኮነት ሲስ ቢባህሊ ዓዲና ፀፅቡቁ የስመዐኒ ነይዓዲና ያ ጀመዓ ሙላዉ ሀዚ ኣይኮነን ሰሪሑዎ ኢቲ ሙዚቃ ሕማቅ ኣይትዛረብ አሕዎት❤❤❤🇻🇳💞

  • @user-lb6zn3io5p
    @user-lb6zn3io5p3 жыл бұрын

    እቶም ሓሪቕኩም ዘለኹም ብደርፊ ምዝርጋሖም ይርደኣኒ እንድዩ። ግን ንሚላው (ትደራፊ) ኣይትፅረፉዎ ምኽኒያቱ እዚ ደርፊ ልኾነ ኣምሓራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኾይኑ ሰሪቑ እዩ ዘርጊሑዎ ወዮ እቲ ቶንኮል ናይ ኣምሓሩ ንፈልጦ እንዲና። ካልኣይ ነገር ለለ ቅድሚ ዳርጋ ዓመት እዩ ሰሪሑዎ ዝደርፊ እና ካብዝዉዳእ ለለ 4 ወርሒ እዩ ገይሩ እኒኦ። ስለዚ ህዝበይ ሕማቕ ኣይንሕሰብ እና ኣይንፃረፍ ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ተጋሩ ድምፂ ንኾኖም ንህዝቢና!!!! ትግራይ ትዕወት❤💛

  • @user-rr4ig2mk8y

    @user-rr4ig2mk8y

    3 жыл бұрын

    ዓኽኽኽኽ ዋይዞም አእዱግ ከምዙይገይሮም እንድዮም ሰብዘፀልሙ ግናድሓን ኣምላክ ይፍረደሎም ሚላዉሓወይ ዙኩሉድካሙ ፋይዳ ዘይብሉ ቀርዩ ሓደሓደ ዘለናተጋሩግና በቃኣኪሉና ልዕሊ ተጋሩ ተጋሩ ክንኮን ኢናንብል ብዝኮነ ንሓበሬታካ ንመስግን ሓወይ ናተይ

  • @user-lb6zn3io5p

    @user-lb6zn3io5p

    3 жыл бұрын

    @@user-rr4ig2mk8y ሽግር የብሉይ ሰበይ

  • @lilihalemaryam1840

    @lilihalemaryam1840

    3 жыл бұрын

    ሚሊየይ ወዲ ዓደይ ትግራይ ሰላም ናዓኻ

  • @maldayayu4160
    @maldayayu4160 Жыл бұрын

    ዋይ አነ ዓደይ ሐሳድ እዶ በዚሒኪ ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጥዑም ባህሊ ❤💛

  • @missyoumam9583
    @missyoumam95833 жыл бұрын

    ኣሰይይይ ኣነስ አንኳዕ ትግራወይቲ ኮንኩ ኣቱም አትፃረፍ ኣስተውዕሉ መጀመርታ ቅድሚ ኩናት ዝተሰርሐ አዩ💛❤️

  • @user-lb6zn3io5p
    @user-lb6zn3io5p3 жыл бұрын

    "Tigray Music" ብምባልኩም ብጣዕሚ እየ ሕጉስ 👍❤💛

  • @dfdf851
    @dfdf8513 жыл бұрын

    መፅበዓ ትኩነኒ ትግራይና ሰላም ኮይና ወረርቲ ሓይሊ ካብትግራይ ወፂዮም ደኩተር ደብረፁዮን ናብ ስልጣኑ ጥራሕ ይመለስ እምበር ልፈትያ ሓፍተይን ሓወይን ከመርዑ እየሞ ናይ ደስደስ አብገዛና ሚላው ተስፋይ ወለደይን ቤተሰብይን እስክትሽም ክተብለለይ ኢካ

  • @user-qw4jl8ch8m
    @user-qw4jl8ch8m3 жыл бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ 💛❤ትግራይ ዓደይ ክፉእኪ አየስመዐኒ

  • @user-bo2pl1vf9o
    @user-bo2pl1vf9o3 жыл бұрын

    ተጋዳላይ ሚላው♥

  • @frehagos4199

    @frehagos4199

    3 жыл бұрын

    ኣታ ፀረፊ ሕደጉ መንከምዘርግሖ ርእክን እስከ ርአስክን ሕሰባ ኑሱስ ክለቅቅ ኣይኮነንስ መሬት ፀሊሚቱዎ እዩ ዘሎ ፀርፊ ኣይፅቡቅን ምክሪ እምበር

  • @mulergg2105

    @mulergg2105

    3 жыл бұрын

    ዋአ ወሪዱዎ ንሱ ዘበን ብጡዑዩ ዘውፆኦ እዩ እቲቲ ለቃቂ እዩ ጌገኛ እበር ሚላው እስ ይኳሻሕ እዩ ዘሎ ምስቶም በላዕቲ ሰብ።

  • @fggbmk7997

    @fggbmk7997

    3 жыл бұрын

    ዝፀነሐ እዩ

  • @user-mk6iq8kf5b

    @user-mk6iq8kf5b

    3 жыл бұрын

    ኣታ ገንጋንስ እቲለቃቂ እዩ እምበር ንሶም ድኣ መርየት ፀባቶም ይህልዉ ታይ ጌሩ ንሱ ክፅረፍ ኣይግቦኦን ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @loveschool383
    @loveschool3833 жыл бұрын

    Love this original singer. Finally young Tegaru respecting our culture. I love that he reserves the culture. Reminds me of mekelle 😕

  • @spiritualsunshine9215

    @spiritualsunshine9215

    2 жыл бұрын

    I’m glad that young Tigaru are respecting our culture. I like that too. I really don’t like the way the Eritreans are promoting western culture. They totally forgot their heritage and origin. I hate them!!!!

  • @user-ko9oo8rw1i
    @user-ko9oo8rw1i3 жыл бұрын

    ካብ ሚላው ንላዕሊ ትግራዋይ ክትኮኑ ኣይትመኩሩ ኩሩዕ ወዲ ህዝቢ ኩሉ ትግራዋይ በቲ ዝኽእላ ስርሑ ሰሪሑ ህዝቡ ካብ ጥምየት የድሕን ::

  • @rahwarahwa7436

    @rahwarahwa7436

    3 жыл бұрын

    እንድዒ ከ ናይ ካልእ እንተዝኸውን እኮ እዋይ ፅሩያት ፅቡቓት ክብላ ነይረን እየ

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f3 жыл бұрын

    ሰይይይይ አታእንኳዕ ትግራወይቲ ኮንኩ ልገርም ጭራ ፅቡቅ ፅቡቅ ንፅሓፍ አሕዋተይ ቅድሚ ኩናት ክትልቀቅ ናተብሃለት ነይራ እያ ሕማቅ አይትፅሓፉ ተጋሩዋይ

  • @user-kf7ep9hs1o
    @user-kf7ep9hs1o3 жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት እንኮዕ ብሰለም መፃካ ሚላወይ

  • @seluloveazitey3095
    @seluloveazitey30953 жыл бұрын

    🥰🥰🥰 ፍትውትው በቃ😍🥰

  • @nihan35
    @nihan352 жыл бұрын

    ጀግና ወዲ ዓደይ ማዓረይ ትግራይ ትዕወት❤️💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊

  • @fitsumweldegiorgis9404
    @fitsumweldegiorgis940410 ай бұрын

    Wow the way they play the Wata, not only in style, but also the sound is supper.

  • @charbelsuccar1677
    @charbelsuccar16773 жыл бұрын

    እመ መፀት ፃሓይ ቢራቅ ወርዒ ወዲ ወርዒ ለኸ &ወዲ ትግራይ 💕💕

  • @mekelle1232
    @mekelle12322 жыл бұрын

    Best wata I have heard in a long time, this guy is very talented

  • @hshd859
    @hshd8593 жыл бұрын

    አሰይይይይ ቀፅለሉ ወዲ ሓላል መሬት😘😘😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mosamohd9049
    @mosamohd90493 жыл бұрын

    ይብ ይበል ይበልልልልልል ኣስይ ደስ በዓሊ ኣታ ወዲ ትግራይ ክሕሎ ኣጀካ ኣታ ወዲ እታ መብርህተይ መፅፀለልተይ መዕበዲተይ 👏👏💖💖💖💖❤❤❤💛💛💛💛💛💋💋💋💋💋🌹🌻🌺🌺🌺🌺🌻🌹🌹🌺🌺🌺💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🌻🌻🌻🌻🌹🌹

  • @jonathanfsaha928
    @jonathanfsaha9283 жыл бұрын

    ትግራይናስ ኽንደይ ሩኩስ መንፈስ ያ ሒዛ ትጋዓዝ ዘላ ????? ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ዝሞትሉስ ሙዚቃ ተራኢዎ

  • @amithaylay2471
    @amithaylay24713 жыл бұрын

    ምላዋይ ወዲ ህዝቢ ጅግና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖

  • @tumaysemere6645
    @tumaysemere66453 жыл бұрын

    ዋውውውው ክንደይ ደስ ዝብል ባህሊ ብፈላይ እዚ ወደ ዘምጽኦ መደብ ኣጆካ ቆጽሎ

  • @titititi4973
    @titititi49733 жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ ወትሮ ክሕለይት

  • @reem-wc6cu
    @reem-wc6cu11 ай бұрын

    ትግሬ ካላገባሁ ብየ ቁሜቀረሁ😢ጌታን ስወዳችሁኮ❤😊

  • @user-pj6ml4vg8r

    @user-pj6ml4vg8r

    3 ай бұрын

    አማራ ሙሁኖብሺ የኔናት ታለብሄርሺ ትግራይ እባብ ናችዉ ልገርሺ እኔ

  • @salamispa3389
    @salamispa33893 жыл бұрын

    ሰላምኩም የብዘሐልኩም ተጋርዋይ😘😘😘

  • @user-gq5ry8me1g
    @user-gq5ry8me1g3 жыл бұрын

    ቆንጆ ወዲ ትግራይ 💖💖💖💖💖💖

  • @user-kn1ch3ep1u
    @user-kn1ch3ep1u3 жыл бұрын

    ሚላየይ ወረየብልካይ ትኮን ከም ዝተለቀቀ ካብ ሕማቅ ምፅሓፍ ንቆጠብ ሸጥ ማዓንጣና ካምወለድና ተጋሩ ፀላም ዓይነይ

  • @Ail-ss1cx
    @Ail-ss1cx2 жыл бұрын

    አዊትይ አስይይይይይይይይይይይይይይ ዓዲመን ጥዕን ይሃበለይ ስላሙኩም ይብዝሕለይ ማኛታት ደቅ ትግራይ ወለላ ጣዕማምታት

  • @elsaelsa6128
    @elsaelsa61283 жыл бұрын

    ወዲ ወርዒ ዓደይ ፅቡቁ ስራሕ ዩ ቀፅለሉ ።❤

  • @saraha9159
    @saraha9159 Жыл бұрын

    ሚላዋ ወናም ፅብቅቲ ስራሕ ኣሰይ ባህልና ጥዑም💖💖💖

  • @user-ks8uz2nh8k
    @user-ks8uz2nh8k3 жыл бұрын

    በናታችሁ ትግረኛ መጻፍ የምትችሉ ኮሜንታተሮች የዚህን ዘፈን ግጥም ሙሉውን ጻፉልኝ pls ስወዳችሁ ትግሬ ባል ካልመጣልኝ ብዬ ቆሜ ቀረው የውላችው በቃ ውስጤ ናቸው!!!

  • @charbelkaram6072

    @charbelkaram6072

    3 жыл бұрын

    Abshr mar

  • @gideyabadi9160

    @gideyabadi9160

    3 жыл бұрын

    የቴሌ ግራም ስልክ ካለሽ/ህ

  • @gideyabadi9160

    @gideyabadi9160

    3 жыл бұрын

    እሺ ስልክ ብቻ

  • @nigsetialayu5130

    @nigsetialayu5130

    3 жыл бұрын

    Ke zeregna wechi ke honesh betam nw menkeblesh

  • @user-ks8uz2nh8k

    @user-ks8uz2nh8k

    3 жыл бұрын

    @@gideyabadi9160 ያንቺን ተይልኝ ፍቃድሽ ከሆነ

  • @mozagalwukromoza1672
    @mozagalwukromoza16723 жыл бұрын

    Tegaruwani hgdef keyetaluluna ssatna nmblaa eyu alamaaom tigray nkdmit adey hiwetey 🇻🇳🐅🇻🇳🐅🇻🇳🐅🇻🇳🐅⚘

  • @user-iv7oc6dz2h
    @user-iv7oc6dz2h3 жыл бұрын

    ናፊቃናኩም እምበር ደቂ ሓሪሰ ነብሪ ኡፉ ኣቡዩ መሐመድ ኢድካ ኣይትሰኣን ምሰ ሰድራና ፈላሊካና

  • @user-ho7ce3du6b
    @user-ho7ce3du6b3 жыл бұрын

    እሰይይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ቃሕ ባሃልቲ ትግራይና ለ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ይቃይረልና ምሕረቱ ይልኣከልና ዶሞ ሐዚ ለቂቆሞ እንበር ቅድሚ ኩናት እዩ ዝሰረሖ ሐዚ ኣበይ ኮይኑ ሰሪሕዋ እዩ የትፃረፉ

  • @user-lh6hy7oq4l
    @user-lh6hy7oq4l3 жыл бұрын

    አምላክ አብ ዘለካዮ ሰላም ኩነልና🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @yurkabiel3289
    @yurkabiel32892 жыл бұрын

    I realy love Tigray ,the mother culture of Tigringa .

  • @user-xj7xt4ge2p
    @user-xj7xt4ge2p3 жыл бұрын

    ተጋሩ ኣይንጋገ ቅድሚ ኩላት እየ ተሰርሑ እና ኣሕልፍና ንፀላኢ ንህብ ንምንታይ እዩ ሉዕልኡ ተጋሩ ክትኩኑ ኣይትፍትኑ እሰኪ እንተክእልኩም ሰበ በሉ ድሰላይክ ግን ንምንታይ ነይ ፀላእትና ፀረፍ እናፀላእናሰ ግደፍ ደኣ ኣነ ቅድሚ ኩላት ከም ዝተሰረሐት እየ ዝፍለጥ እና ሐዚ እዘን ቀረብና እና ላብ ቀደም ክንምለሰ ትግራይ ትዉለድ ኣላእያ እም ልዓመታ ፅብቅ ኮይና ጥምቀት ንሕልፋሉ ፀገመናን መከራናን ሓልፍ የረእለና ትግራይ ትሰዕር 💛❤💛❤💛❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💞💞❤❤🙏🙏🙏

  • @user-up6qm2lb7v
    @user-up6qm2lb7v3 жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃእኻ ሚላወይ ሽኮር ብፅቡቅ ስዓት ዝተስርሐ ሙቁር ደርፊ ታይሞ ዞምሓሲዳት ኣርኪቦምልንና ኣጆኻ ዝሓወይ ብዝኸኣልና ሞራል ኣብ ጎንኻ ኣለና ልህዝብና ደው ንበለሉ

  • @user-oy4do1ns9k
    @user-oy4do1ns9k3 жыл бұрын

    ሚላወይ ቀፅለሉ

  • @spiritualsunshine9215
    @spiritualsunshine92152 жыл бұрын

    He killed it. He is really talented and passionate about Tigray music.

  • @lbu9542

    @lbu9542

    Жыл бұрын

    He truly is. He loves our tribe and really is keeping our traditional music alive.

  • @msruna6311

    @msruna6311

    Жыл бұрын

    ኸከኸኸጸሰጸከ😉😉😉

  • @kediroyal2876
    @kediroyal28763 жыл бұрын

    ንምንታይ ሐዚ ተለቓቑ ናይ መጨረሻ ዘመን ድዩ መሲልኩም

  • @fhftgdffyrffg3905
    @fhftgdffyrffg39052 жыл бұрын

    ሚላዉዉ ወድ ትግራይ ፃዕዳ ተይፈቱ ጋሕ ይበል ኣጆኪ ትግራይ ዓደይ

  • @user-gn8qt4kk5b
    @user-gn8qt4kk5b3 жыл бұрын

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን ወድነይ ማዓረይ ተናፋቂ💘💗👌

  • @kbragaltigray4687
    @kbragaltigray46873 жыл бұрын

    አምላክ ምሳካ ይኩነ ሙላወ ሽኮረ ቀፅለሉ

  • @salamlove6574
    @salamlove65743 жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ ምቅርቲ ዕላል ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ በርቱዑ

  • @user-rt5py7rm4q
    @user-rt5py7rm4q3 жыл бұрын

    አረ ስኽኢልኩም ሃለውለው አይትበሉ ቅድሚ ኩናት ልተሰሬሐ ዩ አስተውዕሉ ምለው👍👍👍

  • @abebayegle1495
    @abebayegle14952 жыл бұрын

    ሚላው በጣም ነው የምወድህ እፍፍ

  • @egegegeg9786
    @egegegeg97863 жыл бұрын

    ጥሎብኝ ሳይገባኝ ቋንቋው ትግርኛ ሙዚቃ ውስጤ ነው

  • @mostlydriving426
    @mostlydriving426 Жыл бұрын

    All way tigranya music from somalis we love it

  • @belayassefa422
    @belayassefa422 Жыл бұрын

    እረ ይመችህ ወንድመ ሜ ❤❤❤😘😘😍

  • @tittit8091
    @tittit80913 жыл бұрын

    አሰይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ናብቲ ዝነበረና ሰላም ይምጸእልና

  • @yejonenat4872
    @yejonenat48723 жыл бұрын

    አይሳዓቱን አሕዋተይ እ/ር ይቅረ ይበልኩም እምበር ህዝብስ ተቀይሙካ አሎ ሚላው ሓወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @frehagos4199

    @frehagos4199

    3 жыл бұрын

    እንታይ መለት እዩ ዙኩሉ ንብዓት እንታይ እዩ እቲ ፀገም ኣሑቡሸይ መቀስ እንጀራ

  • @yejonenat4872

    @yejonenat4872

    3 жыл бұрын

    ይቅርታ ህዝቢ ትግራይ አብሓዘን እኒአና ስለዚ ንትዘለናዮ ዝገልፅና ዘለዎ ኩነታት ሰሪሕካ ተርእየሉ ግዜ እምበር ዘሳዕስዕ አይኮነን ስለቱ ሕስድና አይምልከተንን ዱሁል

  • @yut9623
    @yut96233 жыл бұрын

    ዋው❤❤😘😘ሰላም ለሃገርና🙏🙏🙏

  • @binyamteshale5396
    @binyamteshale53963 жыл бұрын

    ኣቦ ትግርኛ ኣጆኻ ቐፅለሉ፣

  • @segedhailu8961
    @segedhailu89613 жыл бұрын

    መርየት ምስ ወግሐ ክንሰምዐካ ኢና

  • @user-sk1uf1dm7n
    @user-sk1uf1dm7n4 ай бұрын

    Asey deki tegarway shkorinatat edmen tenan yhabkum fetari❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhaskahsayatikemziaytibln5805
    @trhaskahsayatikemziaytibln58053 жыл бұрын

    ሚላወይ ጅግና ምስ ብፆትካ ብዓወት ተመለስለና

  • @user-hf3mw8nq9x
    @user-hf3mw8nq9x3 жыл бұрын

    ኣሰይ እንኳዕ ካብዛ ለምለም ትግራይ ተወለድኩ💝💝😘😘

  • @hanahana4246
    @hanahana42463 жыл бұрын

    Harqi nere gin tigray music bembalkum herqaney nab hagos tekyru hagre tigray ab kereba nerea yegibrna amlak 🙏

  • @wediakeletigray4017
    @wediakeletigray40172 жыл бұрын

    አዋይ አዚ ብሃልና ከጠኣመ 💪🦁Mliway 🦁🦁🐅🐅🐅🐅🐅🥰🥰🥰🥰❤️😍😍😍😍😍😍😍🕺🥰🥰🥰😍😍😍🐅🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁jegena ትግረዋይ 🦁🦁🦁🥰🥰🥰🥰🥰❤️😍😍😍🦁🦁🦁🦁 💋ትግራይ 🦁🦁🦁🦁🐅🐅🐅🐅adi jeganu 🐅🐅🐅🥰🥰❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍💪🦁ትግርኛ 🦁🦁🐅🐅🐅🐅🐅🐅

  • @user-kj3tv3yo8e
    @user-kj3tv3yo8e3 жыл бұрын

    ኣሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ❤❤❤❤❤❤

  • @tdf3074
    @tdf30743 жыл бұрын

    ናማን ድዪ ከዚ ደርፍ ከሰምዕ ሰብ ታራአይዎም ከዚ ልዝርግሕዎ ከንደይ ዓይነት ሰብ አዬ ዞሎ ለማንኛው ደቂ ትግራይ ትግራይና ሃገርና አየኩም ናይና ትግራይናናናና ትዕወት💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @user-rq7pq3jx3d
    @user-rq7pq3jx3d3 жыл бұрын

    ክንካዕ ብሰላም መፃእካ ግን ጊዚኡ እይኮነን 😥😥😥

  • @wnie4525

    @wnie4525

    3 жыл бұрын

    ዋይ ነይ ቀደም እዩኮ

  • @powerlink6511
    @powerlink65113 жыл бұрын

    ዓኽኽኽኽኽ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ ናይ ባሓቆኦም እዮም ባአኽ ቅንእ ሞይቶም ብፀላእት ተወርርኽ ህዝብና ተሳቁዩ አታ ካሓልፊ ዶ ይኸዉን እዝ ፀልማት አነስ ተቃፅለ ሓርረ አዎይ ትግራይ ማዓረይ ሰላምኽ ናፊቅን

Келесі