Aregawi Tesfay (Wedi Babu)"ሙድ ኣይትሓዚ" ኣረጋዊ ተስፋይ ሓዱሽ ትግርኛ ደርፊ 2015 New Tigrigna Traditional Music 2023
Ойын-сауық
Suzan_Multimedia_KZread_Channel _Like_Share-Subscribe
© Copyright: Suzan Multimedia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Follow Us
Facebook - suzan.meltimedia
Telegram - t.me/suzfilms
#Wedding #Tigrai# #Tigraimusic
Пікірлер: 1 657
ትግራይ ሃገር እያ እልኹም ትአምኑ Like ግበሩ ❤❤❤❤
@tigraywerki1355
Жыл бұрын
ጌቻቸዉ ትግራይ ሃገር እንተገይርዋ ክነግስ እዩ ሃገር ምኳና ምእምን ዘይኮነ ክንሓትት ኣለና እንበር
@letishkebede5965
Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 Ok
@lovefamily846
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@iloveyoujesus6986
Жыл бұрын
ብሕልምኺ ድዪ?
@letishkebede5965
Жыл бұрын
@@iloveyoujesus6986 ኣልግሲ ቆንዳፍ😅😅
ኣነ ኤርትራዊ እየ ንተጋሩ የሕዋተይ ክኣ ከምዛ ነብሰይ እየ ዘፍቅረኩም 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@user-en9rb2kq3t
Жыл бұрын
ሪግፅኛ ድካ 😊 😮
@Bahgi_
Жыл бұрын
ኤርትራዊ ዝብሃል መንነት የለን። ትግራዋይ ኤርትራዊ ዲኻ? ትግረ ዲኻ? ኩናማ ኤርትራዊ ዲኻ? ሳሆ ዲኻ?
@Meleytiv
Жыл бұрын
@@Bahgi_ rashida eye ertrawi
@Bahgi_
Жыл бұрын
@@Meleytiv ጽቡቕ። መንነትካ ምግላጽን ብእኡ ምኹራዕን ኣድላዪ እዩ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዙሓት ብሄራትን ብሄረሰባትን ዘለዎን ናይ ዜግነት ሃገራት እምበር መንነት ዝገልጻ ስለ ዘይኮና እየ ሓቲተካ። ሰላም ንዓኻ!
@red-sea-cavalier
Жыл бұрын
@@Bahgi_ኤርትራዊ መንነት የለን ኢልካ ዓንገረር ክትብል ትኽል ኢኻ። ኤርትራውነት ንዓና እቲ ዝዓበየ መንነትና'ዩ። ከም ናትኩም ብብሄራዊ መንነት ጅሆ ንተሓዝ ኣይኮናን።👋🏼
🇪🇹 ናዓኪ እዩ ኣቲ ካሕዳም ሃገር ወለድና ናብ ማካናት ዝቐየረት😭😭 ወዲ ባቡ ጅግና ወዲ ህዝቢ♥♥
@zufantesgay8861
Жыл бұрын
😂😂😂ሕወሓት ዩ አዛ ካሕዳም
@Akele534A
Жыл бұрын
🦓🇪🇹🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@Akele534A
Жыл бұрын
💪🦁ወዲ ባቡ እኮ ትግራዊይ እዩ 🦁ወዲ ህዝበይ ትግራይ TDF 💪🦁ወያናይ እዩ ባቡ 🦁🥰🥰😍😍😍😍🥰 . 🦓🇪🇹❌️
@nigistilove6976
11 ай бұрын
እወ😂😂😂😂😊😊
@zofnazof
11 ай бұрын
@@zufantesgay8861ኽዲ ባይዳ
🇪🇷❤️ዕልልልል ዕልልልልልል ዘመና ክምለስ እዩ ደቂ ክልተ መረብ ምላሽን ኣልወሃ ምላሽን ትግርኛ ተጋሩ
ዝገርም።ስራሕ እዩ።ወዲ።ባቡ የክብረልና❤
@Atsbiii
Жыл бұрын
ፍቅረይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
Жыл бұрын
ክበረልና ንስኻ እውን ኩርዓትና ኢኻ ዝሓወይ❤🎉
@hshshzhhsh4437
2 ай бұрын
I love you aregawi hawey from Eritrea your music is very special 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-zd9xd9uk1o
Ай бұрын
God bless all ethiopia🤲🤲🤲🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትግራይ የሕዋተይ ሰላምኩም የብዝሓዮ ናትኩም ሙዚቃ ኢንጆይ ዩ ዝገብረኒ ይበል ጥበብ 🥰❤️
@saxshsdt2039
8 ай бұрын
ግዜ ኮይኑ እምበር ሓደ እንዲና ታይ ዘፍሊ ኣለና እዩ🥰🥰😢😢💔
10 ግዜ ሰሚዐያ🥰🥰ጥዕምቲ ድርፊ በሓቂ ቀፅለሉ ጅግና ሓወይ ካብዚይ ንላዕሊ ብዝሕ ክትሰርሕ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ እዩ🙏
ቱርጉማ ዝተረደኦ ብቻ 👍👈😘 ወዲ ባቡ 😘🙏😌🇪🇹👍😀ንዓኪ እዩ😀
@agamawit
Жыл бұрын
ንሓረጉ እያ ወሪድዋ ኢትዮጵያ 😂
@user-hq7ik9kh9l
Жыл бұрын
@@agamawit በሉ ዘም ኣርቴስታትና ኣብ ሕማቅ ከይተውድቁልና ናብ ከምዚ ኣይትስሓሕብዎም 🙏 ኣርቴስት ወዲ ህዝቢ ጥራሕ እዩ
@agamawit
Жыл бұрын
@@user-hq7ik9kh9l ንሱ እውን እኮ ንህዝቡ እዩ ወጊኑ ዘሎ !!
@gidenaaregawi
Жыл бұрын
ን ሽዋየ (ሓረጉ ሕንጉጊ)እዪ ፡ ነታ ናይ ትግራይ ኢትጦጵያ ዝኮነት ውድብ እዩ
@Akele534A
Жыл бұрын
@@user-hq7ik9kh9l 🤮🤮🤮🤮🤮🇪🇹🦓🇪🇹❌️🤮🤮🤮🤮🤮
ኣብ ቲክ ቶክ ሰሚዑ ዝመጸ like ርገጸለይ❤❤
ማሕበራዊ ሚድያ ዝተቆፃፀረት ደርፊ ይበል ወዲ ሓላል መሬት ሃገረ ትግራይ 💛❤💪
@Abdulhakim-xe2nb
Жыл бұрын
😮8i8j😅hot 5e
@user-nf1kg7yc8h
Жыл бұрын
DBE TBS❤😅😂
@RobelTewelde-dk3fs
2 ай бұрын
ዝድ 🎁 በቀጥታ ስኬታማ ምክትል ብቸኝነት ሙሉ ምክትል ምረጡ ተሳትፎ ሸሹሺሻሼሽ አባታቸው ሳቂታ ውውውውውውውውው ዝውውር ተቋቋመ ተቋቋመ
@RobelTewelde-dk3fs
2 ай бұрын
፱፫፯❤
አደይ ማአረይ ትግራይ ❤❤ ከትግሬ ውጭ አላገባም ቁሜ ልቅርጅ ጌታን😢❤ስወዳቸውኮ ሪምነኝ ወሎየዋ😊
@alemgereziher1544
7 ай бұрын
ከየት ነው እኔላግባሽ
@user-bo8wm5bb9f
6 ай бұрын
Thanks ❤
@Abirajraj-nu6lo
2 ай бұрын
Eniem 6 ametye woloye aychie ke wolo wuchi mnm. Tigray negn
@dgftugg4166
Ай бұрын
😂😂😂ለምን እደጨት ተገትረሽ አቀሪም ገልቱ ሸርሙጣ ወሎዬ ወድ የለምዴ
ወዲ ባቡ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ .ኩሉ ህዝብና ናብ መረበቱ ተመሊሱ ዝስሕቀሉ ግዘ የምፀአልና🙏❤
@user-ex1gd5cf1q
Жыл бұрын
ወዲ ባቡ ምቁር
@Slam-bc9lz
Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@beriheariya5436
Жыл бұрын
D
@hdhdhhdr6694
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@hahshehehe3561
Жыл бұрын
ጀጀጀጀጀጀጀጀጀጀጀጀጀጀጀጀጀፀፀኘፀሰጀፀጀረሠየፀመ😊
ተጋሩ ናብ tik tok ወሲድኩም ዝርእ ኣቢልኩም ሰብ ናብዚ ምምፃእ ገዲፉ ናብ tik tok ከይዱ ይርኢ እዞም ደረፍቲ ክኣ ብዘይ view ተሪፎም ልቢ ግበሩ በጃኹም ደርፊ ብሓድሹ ናብ tiktok ኣይትውሰዱ ንሶም ይህሰዩ ኣለው ናይ ድኻሞም ከማን ኣይረክብን ብዝተረፈ ቀፅለሉ ወዲ ባቡ ሽኮር❤💛 ❤💛
@rahsienterteiment1491
Жыл бұрын
Ytekimom enber ayhasyomn bro
@hagoshabte8920
9 ай бұрын
ኖ ጌጋ ኣብ ጢቕጦቕ ሪኡ ዩ ሰብ ናብ ደርፊ ዩቱብ ዝመጽእ
ወሎዬ ነኝ የደሴ ልጅ ናፍቃችሁኝ ነበር ሰላሙ ይሻለናል
iam oromo love you tigray🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️😘
ወዲ ባቡ ከምዝከማይ ዝፈትዮ like ከይገበረ ከይገበረ ከይሓልፍ❤❤❤❤🙄
@jdjjsn4047
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsadeydelaytifkernselamn5484
Жыл бұрын
Embi bahyli deyu 😂😂
@gfcjcdfgyu9565
Жыл бұрын
@@kidan5256 geyrelki gal adey❤
@kidan5256
Жыл бұрын
እሽኒ ቀሱየ ሓፍተይ ናተይ ክበርለይ🙏😍😍😍
ተጋሩ ወፀዓ ካብ ዝመፀና መዓልቲ በዛ ሙዚቃ እዚአ ዝተሓጎስኩላ መዓልቲ እያ ደስ ዝብል ስራሕ በሓቂ ንፉዕ።
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ወዲ ባቦ ሓወይ ኣነ ብስሩ ዞም ተጋሩ ክፈትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣብ ዘለኽምዎ ማርያም ፅዮን ትሓልይኹም🙏❤❤🎉እስቲ ብላይክ ከመይ ፍቅርኹም ግለፁ😮
@BirhanuBekele-cv2mr
11 ай бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌼🌺🌸🌧☔️🍊🍓🍇🍉🍎
ትርጉም አላውቅም ግን ሙዚቃው ምርጧ 2023 1ኛኛ ብዬ አለሁ የኛ የኢትዮጵያ ትግራይ ልዩ ናቸዉ Respekt ❤
@mulualemayehu6576
8 ай бұрын
ለሚስቱ ነው ሙድ አትያዢ ከፈለግሽ ሂጂ ሽክሙ በዛበኝ ለእኔ የምትሆን አላጣም ይላታል ከአንቺ የሚበልጡ አሉ መከርኩሽ አትሰሚም እኔ ነኝ ያሳደጉሽ ይላታል ።ቻየለኝ አለችው እንዴት አርጌ ይላታል ተባረክ አንተም
@LetayG-sn7vn
8 ай бұрын
10q demo tichila
@kidanhayleslase1885
7 ай бұрын
@@mulualemayehu6576 ልታ ካሕዳም ሃገር አዩ ልኢቶጵያ
@ghgje9790
7 ай бұрын
😢😢
@ghgje9790
7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
ኣበይ ኣለኩም ኣታ ፈተዉቲ ባህሊ ትግራይ ሪከርዲ ከም ትሰብር ንግበራ ወዲ ባቡ ዝፈትወካ ፅቡቅ ስራሕ❤❤
ትግራወቲ ምክነይ ሓበን ይስመዐኒ ኣቲ ጅግና❤❤❤❤❤❤
ኣርጋት ዓይነይ ኮንፊደንስ100% ግጥሚ100% ቀፅለሉ ብሉፅ ኢካ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ❤
ብጣዕሚ ሰሓብን ኣዘናጋዕን ጥበብ ዝመለኦ ኣቃራርባን!❤❤❤❤
ኣይይይይ ናፍቆት😢 ህዝበይ ከምናይወትራካ ስሪሕካ ትዕንገለሉ ግዜና ይምልስልና ፈቆዲኡ ዘለና ህዝብናለ ናብመረበቱ ተመሊሱሰ ምሉእ ስላም ይግበረልና💊💘🙏💔
ዋዉ መን ኣሎ ትርጉሙ ልተረደኦ 😂 እወታ ኣይትመዳሞድለይ👌 ዉዱእ ስራሕ፡፡ ካብ ኪሊፓ ጀሚሩ ዋዉዉ👌👍❤❤❤❤
Love this musicians . I am Amhara💚💛❤
@danayithabte4733
8 ай бұрын
Me too 😂and classic ❤
@user-zd9xd9uk1o
Ай бұрын
Me to❤🇪🇹
I love Tigrayan Music from Eritrean 🙏🏾❤️❤️
@WenniTube
Жыл бұрын
Aren't you a Tigrayan Eritrean? This is Tigrigna music and you can simply say "I love my Tigrigna music"!
@fruitsarelife7073
Жыл бұрын
@@WenniTube yes i am, you are right hawey ❤️❤️
@Akele534A
Жыл бұрын
@@fruitsarelife7073 🥰😍😍👍👍👍👍👍👍👍
@Akele534A
Жыл бұрын
@@WenniTube👍👍👍👍👍👍
@Halamadr146
11 ай бұрын
Yessssssss❤bro❤🇪🇷
I am half Eritrean 🇪🇷 but I love tigray music ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@saxshsdt2039
Жыл бұрын
🥰🥰
@yonastesfay1365
Жыл бұрын
And half where😊
@gualtigrina5944
Жыл бұрын
Ajoka kulu hizbi Eritra half eyo.kab tigray zeywled si aychiwanp❤️
@yonastesfay1365
Жыл бұрын
@@gualtigrina5944 ኣይትታሃወኺ!ጭዋ ሓፍተይ
@kakamhari1433
Жыл бұрын
Entai newram eritrawi zibshal yelen
ጅግና ወዲይ ህዝቢይ ወዲይ ባቡ ዓይነይ ❤ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅሉሉ❤
ኣብ መዓልቲ 5 ጊዜ እየ ዝዳምፃ ትርጋማ ፍለጥዋ ብላይክ ግጩት 5k💛♥️Wedi Hizbey I'm so proud of you 💛 ✊
ወዲ ባቡ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ትግራይ ዓደይ ወርቂ❤❤❤
ኩሉ ግዜ ተሓጎስሉይ ተጋሩዋኒ ❤❤🎉🎉🎉🎉
ተጋሩ ደመይ❤ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና❤💛 የርእየና አምላክ
@anuhero2801
9 ай бұрын
😢😊😊😊😊
@user-pp5mx3xh8y
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@magdarodriguez6778
6 ай бұрын
Amen Amen Amen
እኔ ተማራነኝ ግን ትግሬወችን ሞቸ ነወ እመወዳችሁ ሰላማችሁይብዛ
I like Tigrayan music 🎶 🥰God bless them my people from Somalia 🇸🇴
@WenniTube
Жыл бұрын
This is not Tigre Music. This is Tigrayan music. Tigrayans people who are found in the Tigray region of Ethiopia and in Eritrea. Their mother language is Tigrigna/Tigrinya. So, you can say "I like Tigrayan Music" or "I like Tigrigna/Tigrinya Music". Tigre are another people found in Eritrea and they have their own music.
@user-oy6io5md2o
Жыл бұрын
@saraa2501
Жыл бұрын
❤❤
@Akele534A
Жыл бұрын
🦓🇸🇴🤮🏳️🌈🇸🇴💩💩💩💩💩💩💩💩💩
@mohaahmet7235
Жыл бұрын
@@WenniTube ok thanks so much 🙏🥰
በስማም ጀግና ዚኾነ ወድ ሂዚብ ሰላምካ ይብዛም አብየት ድምፅ ድህዊሓት ሙኳኑ እዩ ተተረዱኡዎም ዳአ ፁቡቅ ነዩሩ ጀግና ወድ ባሓቂ አብ መሪዓይስ እዛ ዳሰይ ድምቅ ታብለለይ እኻ ክፅወዐካ ግድን እዩ ❤❤❤❤❤❤❤
@siedhaggaz3970
Жыл бұрын
hilmis kitiim😅
@yashikonju8805
Жыл бұрын
@@siedhaggaz3970 ምን 🙄
ትግራይና ናብ ዝነበሮ ክምለሰ ለዋህ ህዝብና ፈጣሪ ምስ ህዝብና ጅግና ሓወይለ እንካን ብሰላም መፃእካ♥♥♥♥💊💊💊💊💊❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mkkmk8413
9 ай бұрын
😊😊
@user-bv4ly1tl8z
9 ай бұрын
@@mkkmk8413፣
@tsigeareaya6710
7 ай бұрын
❤
@antenehgemta8186
4 ай бұрын
o
@antenehgemta8186
4 ай бұрын
@@mkkmk8413 illegal illegal Illinois illegal l ll
I i m from Eritrea but i like tigray music🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤misssss and love ❤🎉
ተጋሩዋኒ ፀላይኩም ዓይኑ ይድፍን 😍😍😍😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
@alenaberhie5158
Жыл бұрын
Amennnnnn , gual rimey, gual tigray mearey
ወዲ ኣሕፎሮመይ ✊️ጅግና ዘሓወይ እንካዓ ናትና ኮንካ ማ ♥️💛
@Segged-ok7ji
2 ай бұрын
Wedi ahferom aykonen wedi wukuro eyu zehaftey
My love Tigray music ❤❤
Waww @Aregawi amazing song 👏👏👏 I love tigrigna❤💛 songs &ppl am from amhara 💚💛❤️ god bless ethiopian ppl🙏🙏🙏
ስወዳቹ ጌታን ፍቅር ይስጠን❤❤❤
መርሃዊ ዘይምለሰ እንዳ ተሐሸ ሪኦዮ ደሰ ኢሉኒ ደሰ ክትብሉ ዞም ናተይ 🎉❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃካ ኣሬዋይ ሰላምን ቅሳነትን ንውፅዕ ህዝብና 🥰🙏😢 ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣለኩሙ ዶ እስቲ 👍 ግጨዩ 🙏🥰
ጀግንነት ቁጂና አሟልቶ የሰጣቹህ ሺአመት ኑሩልኚ❤❤❤❤
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስዝብል እዩ እና ቀፅልሉ ጀግና ወዲ ትግራይ ዓደይ❤❤🔥⛱⛱⛱⛱⛱⛱
እረ ደስ ክትብል ሙድ ኣይትሓዚ😊 ናሮሞዳን ኣቁሑት ብለይ ዉነይ ላሰማዕኩ ዛደርፊ ሃፀልፀል ኣቢለዮ😊❤❤
@vjhh5191
Жыл бұрын
😁😁😁😁ab kulena ayu mearey
@GenetGenet-xt7hr
Жыл бұрын
😂😂😂❤❤❤
ኣሬዋይ ማዓረይ ብጣዒም ፅብቅ ስራሕ ወዲ ዓደይ ማዓረይ ኣለና ዲ ተጋሩ 💊❤️
ኣበራ በየነ ጎረቤት ገዛኩም ድዩ(ኩረጃ ግደፍ)
Wow❤❤❤❤ ወዲ ባቡ ዝገርም ስራሕ ❤❤❤🎉
ወዲ ባቡ ጅግና ኣንኻዕ ብሰላም መፃኩም አሕዊተይይይ❤❤❤❤❤❤
Welcome ወዲ ባቡ መዓረይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ደስ ዝብል ሰራሕ❤❤❤❤❤
ዋይ አታ ኣነ ሕጂ አፍቅርካ ናፃ ዱካ መድ ኣይሕዙኒን እየ😂 ምቅር ፈጥረት ❤ ትግራዊይ ምካን እኮ እታ ዝዓበዪ ሃፍቲ እዩ ። ተመስገን ፈጣሪ👏👏👏💖💖💊💞💞💞💘
@kidan5256
Жыл бұрын
ሜሪየ ብፕሮፋይለይ ጠውቅኪ ስብስክራይብ ግበርለይ🙏😍😍
@merigualtigraytemben8659
Жыл бұрын
@@kidan5256እሺኒ 💖🌹
@kidan5256
Жыл бұрын
@@merigualtigraytemben8659 🙏😍😍😍የቀንየለይ ሜሪየ ሽኮር🙏💞💞
ስላም ንህዝቢ ትግራይ ❤🇻🇳
ወዲ ባቡ ዓይነይ እንኳዕ ናትና ኮንኻ ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏♥️♥️💊💊💊💊
ኣሬየይ ብሉፅ ወዲ ትግራይ ዓደይ እንካዕ ብዳሓን መፃካ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሰላም ንህዝበይ ትግራይ💖💖💖💖
ምርጥ ትግርኞ ዘፈን የአመቱ ናት
@DanRock-ml7xp
8 ай бұрын
Lik neh
ሙድ ኣይትሓዙ like ተጋሩ ግን😍😂😄
ሙድ ኣይትሓዚ 🥰ገለ ዓይነት ስራሕ ተጋሩዋኒ በርትዑልና ❤
ቀፅለሊ ወዲባቡ ሓወይ
እንኳዕ ድሓን መፃእካ ወዲ ባቡ ጅግና💛❤️😍
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኣሬዋይ ሰላምን ቅሳነትን ንውፅዕ ህዝብና ❤️🙏😢
@kinghaylu1245
Жыл бұрын
አንታ ጀግና ትግረዋይ ዘየቃብጥር ዘይሙዱ"
Music industry in tigray growth from time to time I'm very happy enjoyed tigrayan music keep it up my brothers❤
ዝገርም ስራሕ ወዲ ባቡ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርና ተጋሩዋኒ ፍሉያትን ብሉፃት💊❤😍
እንኮዕ ሰላም መፃካ ወዲ ባቡዋይ ጅግና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ስቃይ ህዝብና ይኣክለኩም ይበለና🙏❤ እንታይ ዝኮንተ ኢያ ንዓካ ሙድ ትሕዝ 😂
ይበል ስራሕ ወዲ ባቡ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ♥️👑😊
ደቂ ሓላል መሬት ሰላምኹም ይብዛሕ ደስባሃሊ 😍😍💗💗💗🕊
_Amazing. ደቅ ትግራይ ዓድ ነብሪ የሕዋተይ ♥♥♥♥♥♥♥_
_እንካዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ ባቡ🥀💜_ _ኣሰይይ ከጸብቀልኩም ተጋሩዋይ❤_
ይበል ግጥም ይበል ድምጽ♥️♥️ ደጋገመ ተሰማኩዋ ዘይጸግባ ❤❤❤❤
Asey ybel derfi asey asey
🎧♥️👌ወዲ ባቡ ዓይነይ ምሉእ ሰላም ይግበረልኪ ሃገረይ❤️💛
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ህዝበይ የዋህ ዝኩሉ ፀገም ተፃዊሩ ፈገግ ይብል❤❤❤❤❤ወድ ባቡ
ወዲ ባቡ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ መን ከም ትግራዋይ 🙏❤️❤️🥰
I love Deki tigray shkorr
ብኹሉ ሙሉእ ተፈታዊ ጅግና ወዲ ህዝቢ እኻ💪💪💪
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ❤❤❤
ወዲ ባቡ ይበል ቡሉፅ ስራሕ ❤❤
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ።
Hager Tigray is must
ትግርኛና ምጥዓሙ ሰይ ደቂ ዓደይ ላይክ ሼር ኮመንት ግበሩ ሙድ ኣይትሓዙ ተጋሩዋ
ወዲ ባቡ የኔ ጅግና በርትዕ ፍልያት ኢኩም ኮ ተጋሩዋይ♥️♥️♥️♥️🥰🥰
Atum sebat beza derfi yhamm aleku
Kulu melaliu zihabekum Tegaru ayiney . Bitaemiiii nifu sene tibebegna Tigraway Eka . Gitmi 💯 Zema 💯 Tilhit 💯 Albasat 💯 Keep it up ✌🏾
ወዲ ባቡ ፍቅሪ ብጣዕሚ ፅብቁ ስራሕ ቀፅለሉ❤❤❤❤
እንቋዕ ዳሕና መፃኻ ወዲ ባቡ ወዲ ህዝቢ😘❤ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ተጋሩዋይ ደስ ምባሎም 🎉❤❤❤❤
💪💪💪💪👏👏👏👏💔💔💔💔 عاشت أرتيريا وتقري وإثيوبيا تحياتي من اليمن
WOW WEDI BABU GREAT SONG!!! TEGARUS BACK IN THE ARENA, KINGS OF TIGRIGNA MUSIC 💯
ተጋሩዋኒ ፉሉያት ፍጥረት ኣነስ ኣብዝሐ ይሕጎስ ካብዚ ሓላል ፀዋር ጀግና ወናኒ ጡዑም ባህሊን ዝኾነ ህዝቢ ብምፍጣረይ መሉእ ሰላም ንዚ ፀዋር የዋህ ጀግና ህዝብና ይኹን ወዲ ባቦ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ♥️♥️🙏
I like tgergna music from Gondor god blass Ethiopian
@A.D.540
10 ай бұрын
curse ethiopia
ኣዮኻ ጅግና ወዲ ኣሕፈሮም
❤❤❤❤nay bhaki
እውይይይይይይይ ሲስስስስስስ ዕልልልልልልል ተመስገን ውዲ ባቡ አታ ጅግና 💪ድምጺ መረዋ ❤😍😘
@ggiorgisberhanetemanu1796
Жыл бұрын
መረዋሕ= ትግርኛ
የተጋገካይ ወዲ ባቡ አብ ስዓታ አይፅእካያ እዛ ደርፊ ሙድ ይሕዘናሎ ናይ ሮሞዳን አቁሑ ይመችክም ተጋርዋይ ፅርያት ዘርኢ 😘❤💊💛😍✌
Woww nice music kemzi eu zexebkelna politics kino haxur yiderbe from Eritrea 🇪🇷🇪🇷
@yonyidcartoon7210
11 ай бұрын
30 ዓመት ናይ ፖሌቲካ ደርፊ ዝድረፍ ኣብ። ሃገርኩም እዩ ፤ዓድና ምስጋር ከምዚ ትሪኦ ዘለኻ እዩ ጡዑይ ህዝቢ እዩ።
እንኳዕ እሰይ ድቂ ከመይ💊💊💊😍😍😘😘😘🙏🙏💙💙💙💗💖💖💋💘💘❤❤
እንካዕ ብሰላም መጻኻ ወዲ ባቡ ጀግና 💛❤️❤️❤️ ብዝተረፈ ፅቡቅ ስራሕ👌 ዝሓወይ 🥰