Mekonen Ezra (ማክ እዝራ) - Humeray (ሑመራይ) - New Tigrigna Music 2022 (Official Video)

Ойын-сауық

Mekonen Ezra (ማክ እዝራ) - Humeray (ሑመራይ) - New Tigrigna Music 2022 (Official Video)
Ethiopian Music: Check Out New Musics, Tigrigna Comedy and More Videos by Semay Entertainment.Facebook :- / semay_music_ethiopiasu... :- / @semayent #tigrignamusic #Tigray#SemayEnt Make sure to subscribe to Semay Ent and turn on notifications to stay updated with all new uploads!
🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2021: Semay Ent
-~-~~-~~~-~~-~-Please watch: "Zemen Alemseged -Mesmerna Atsniena Nmekete( መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ) : New Tigrigna music 2021." • Zemen Alemseged -Mesme...

Пікірлер: 1 000

  • @user-tx3zn2mj7b
    @user-tx3zn2mj7b Жыл бұрын

    ደቂ ሑመራ ሽኮር like ሃቡኒ ጥንሰቲ እየ 😍😍😍

  • @bsreman6822

    @bsreman6822

    Жыл бұрын

    ካብ ወዲ ሑሞራ ድዩ 🙄

  • @philemonkiros7503

    @philemonkiros7503

    Жыл бұрын

    ሊ ሊ ማርያም ሑመራ ብሰላም ትግላግልኪ

  • @user-tx3zn2mj7b

    @user-tx3zn2mj7b

    Жыл бұрын

    @@bsreman6822 ewe

  • @user-tx3zn2mj7b

    @user-tx3zn2mj7b

    Жыл бұрын

    @@philemonkiros7503 amen 😍

  • @Mahletgrim

    @Mahletgrim

    Жыл бұрын

    Wedi weldimo mels belyo meles ❤️😀

  • @Asmarino1987
    @Asmarino19875 ай бұрын

    ብዘይ ምግናን ነዛ ደርፊ ልዕሊ ደቂ ሑመራ ሰሚዐያ ይኸውን'የ ብሰንኪ እዛ ደርፊ ቃንዛን ስቓይን ተጋሩ ብፍላይ ደቂ ሑመራ ዝያዳ ከቐንዝወኒ ክኢሉ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ደቅኻ ኣድሕን 🙏🙏🙏

  • @muhmmedabdu102

    @muhmmedabdu102

    3 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @senaitabraha7443

    @senaitabraha7443

    3 ай бұрын

    Me too bitaemi des

  • @AmanualHumera

    @AmanualHumera

    Ай бұрын

    ልዕሌና ክትሰምዖ ኣይትኽእልን ሓወይ ቁርሲ ምሳሕ ድራር እዚ ደርፊ ኢና ንሰምዕ

  • @cuzz2777
    @cuzz27776 ай бұрын

    Love from Eritrea 🇪🇷 ጥዑም ዜሜ ደስ ዝብል ቃና። ሰላም ይፍጠለና ኣብ ዘለናዮ ህዝቢ ኤርትራ፤ ትግራይን። ☮️ ✌🏾

  • @samuel.tadesse1256

    @samuel.tadesse1256

    4 ай бұрын

    Tg

  • @kidist1955

    @kidist1955

    4 ай бұрын

    🙏

  • @brged885

    @brged885

    3 ай бұрын

    ብሉጽ ብዓል ሕልና💙💙

  • @HeriTv265

    @HeriTv265

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @Senayt-jz3ri

    @Senayt-jz3ri

    23 күн бұрын

    አሜን 😢

  • @helulve1698
    @helulve1698 Жыл бұрын

    ሑሞራይ ተናፋቂት ♥️😘 ዓወት ንስራዊትና ትግራይ ትስዕር።♥️💛

  • @SaymonAbrhale
    @SaymonAbrhaleАй бұрын

    i love you tigray people from eritrean💙💙💙💙💙

  • @amanielaraya1970
    @amanielaraya197011 ай бұрын

    Eritea🇪🇷🙏 Tigray 😢😢 ane Tigray hiwetey eya Selam kitrekib kela Selamey u zimla ❤❤❤❤❤❤

  • @alexanderkiros8588
    @alexanderkiros8588 Жыл бұрын

    ማክ ሓወይ በዛ ብልፅቲ ስራሕኻ ከይደያ ዘይፈልጥ ሑመራ ንክፈልጣ ገይርካኒ:: ይበል ግጥምን ዜማን😍✌ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ጸበባ ህዝብና ሓጺሩ ዝተማዛበለ ህዝቢ ሑመራ ናብ መረበቱ ተመሊሱ የርእየና🙏

  • @debonairtf7953
    @debonairtf7953 Жыл бұрын

    ዘይትሙኖ ደርፊ ን ዘይትሙኖ ሑመራና 💛❤️💛

  • @TheNUTTERS28
    @TheNUTTERS285 ай бұрын

    ሑማራ ክንመልሳ ኢና! ትግራይ ክትዕወት ​​እያ!!

  • @tigrayasmelash4516

    @tigrayasmelash4516

    2 ай бұрын

    ናይግድን💪

  • @user-vy1fv2em4c

    @user-vy1fv2em4c

    28 күн бұрын

    😂😂😂600 ሚኢት ሰብ ርሽንኩም ከይድኩም ናበይ ክትምለስ zeyrsae ቁስል አለና ወልቃይት ይፅብየቁማሎ 💪💪

  • @TheNUTTERS28

    @TheNUTTERS28

    14 күн бұрын

    @@user-vy1fv2em4c idiot

  • @Samdes
    @Samdes6 ай бұрын

    ዘይፈልጣ ኮለኹ ናፊቐያ ሑመራ ❤

  • @AbrhamShishay

    @AbrhamShishay

    3 ай бұрын

    ዋላ ኣነ❤

  • @Bahgi_
    @Bahgi_16 күн бұрын

    We Miss you - Humera ❤💛 We Miss you - West Tigray ❤💛 We will meet you SOON! ✌ You will meet us SOON! ✌ Thank you Mekonen Ezra for this Beautiful Music. 💙

  • @helenhelen9419
    @helenhelen9419 Жыл бұрын

    ሑመራ ማዕረግ'ትግራይና ኣጆና ክወግሕዩ'ፅቡቅ ድምፂ

  • @winnerasefaw3530
    @winnerasefaw35306 ай бұрын

    አይዞኩም ደቂ ሑመራ አሕዎተይ ነፃ ከየዉፃእናኩም ኩላትና ተጋሩ ደቂስና አይንሓድርን ቃል ንሰማይ ንምድር 😢🙏

  • @user-yh5vk1gd2i

    @user-yh5vk1gd2i

    6 ай бұрын

    ደናቁር ካድረ ና መፅእሃ ፈትን

  • @RahelDebesay-ju7vx

    @RahelDebesay-ju7vx

    5 ай бұрын

    ዓጋመ እንታይ ዝበልኩም ፍጥረት ኢኩም በጃኩም ሑመራ ናይ ወልቃቶት እዩ ናትኩም ኣይኮነን ለያቡ ምሽ ሑመራ ኣስመራ ኢልኩም ፈኪርኩም ኔርኩም ግንሲ ወላ ሓቲ😂😂😂

  • @senaitabraha7443

    @senaitabraha7443

    3 ай бұрын

    ​@@RahelDebesay-ju7vx kidi ab daski saesie yehwatki dleyi stupid dormant mind on your business beach

  • @LwamhaftomAlex

    @LwamhaftomAlex

    2 ай бұрын

    ይመቸካ

  • @amanualabrha

    @amanualabrha

    5 күн бұрын

    ወድዛ ደንቆሮ ፅባሕ ናባካ እዮም

  • @yohanesbrehane6481
    @yohanesbrehane6481 Жыл бұрын

    ሞኬ አስላዊ ወዲ ሑመራ አጆና ክወግሕ እዩ ባቢሎን አፍሪካ ዓይጋ ክሳብ ርደም ሆቴል ሓውዜን ሃያስኩለይ ሓሊፍ ግዜ ንድሕሪት ረጂዕካኒ ናይ ብሓቂ ነቢዕ ደቂ ሑመራ ደቂ ዓደይ አለኩም ዶ አጆና ፅባሕ ካልእ ግዜ እዩ ትግራይ ትስዕር

  • @dc8625
    @dc8625 Жыл бұрын

    ጅግና ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘ ሑመራ 💜🥰❤️ ወዲ ሰሜን ትግራይ (ኤረትራ ) ትግራዋይ

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 Жыл бұрын

    ሑመራይ ወለላ ዓይኒ ሃገረ ትግራይና 💛❤🙏✅️

  • @wedidesta-oj3jn
    @wedidesta-oj3jn7 ай бұрын

    ተጋሩ ትደርፍዎ ደርፊ ሲ ናይ ብሓቂ ንኹሉ ዝገልጽ ነገር እዩ ተዓዲልኩም❤❤❤❤❤

  • @danielnaizgi3188
    @danielnaizgi31887 ай бұрын

    I am from Eritrea but I love tigray people our brother and sister Humera is tigray land forever

  • @AA-kt5zj

    @AA-kt5zj

    7 ай бұрын

    🙏❤

  • @mebrahtugungulmeba7026

    @mebrahtugungulmeba7026

    6 ай бұрын

    ❤❤

  • @GualTigray-xd3ke

    @GualTigray-xd3ke

    4 ай бұрын

    🥺❤️🙏🏽

  • @F.mebratu

    @F.mebratu

    3 ай бұрын

    Terewai agamme

  • @GualTigray-xd3ke

    @GualTigray-xd3ke

    3 ай бұрын

    @@F.mebratu view zelezehabkana betami ena nemesgen😂😂resahhh sijemer nementay eka nab videona teatu 😂😂

  • @BrhaneNe7
    @BrhaneNe7 Жыл бұрын

    ዓደይ ሑመራ ብሉፅ ሰራሕ ዝሓወይ ኽብሪ ንዓኩም ከየንቲ ተጋሩ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏 ትግራይ ትሰዕር✊

  • @fitsumbitew5027
    @fitsumbitew5027 Жыл бұрын

    ረዚን መልእኽቲ...ሑሞራ ተናፊቂት እያ ብሓቂ !!! እዝራ🙏😍🙏

  • @user-md7ez5ol8e
    @user-md7ez5ol8e Жыл бұрын

    ሓራ ክትወፁ ኢኪ ብTDF ብጀጋኑ ደቅኪ ሐመራዋይ እወ ዘይትምነው 💛✊❤🙏

  • @finally5782

    @finally5782

    Жыл бұрын

    Bokirki kab tdf si, kal'e zemed yeblkn?😄😄😄😄

  • @yohannesg7008
    @yohannesg7008 Жыл бұрын

    _ሰላምኪ ይመለስ ነፃነትኪ የርእየና ሑመራ ዓዲ ኹሉ ትግራዋይ ይበል ስነ ጥበብ ሞኬ ጅግና: ኣዬኹም ናይና ሸጥ ማዓንታና ከም ቀደምና ቀሪብና ኢና ትግራይ ትስዕር 💪✊💛❤🌻🙏💙_

  • @user-yj7hn2ez1v
    @user-yj7hn2ez1v Жыл бұрын

    አወ ይዓኪ ለይትምኖ ሑመራይ 💛❤️🥰

  • @AbealGebrehiwet

    @AbealGebrehiwet

    22 күн бұрын

    ኣጆና😢

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 Жыл бұрын

    ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ሑመራ ሽኮር ብሓቂ ዘይትምኖ ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ዓደይ💔💔

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын

    ሑመራ ትግራይ ❤💛

  • @Tadewosyohanes

    @Tadewosyohanes

    7 ай бұрын

    Never

  • @TheNUTTERS28

    @TheNUTTERS28

    5 ай бұрын

    @@Tadewosyohanes IMBECILE 🤮

  • @hawiali6803

    @hawiali6803

    3 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @paulosgetachew6359

    @paulosgetachew6359

    3 ай бұрын

    @@Tadewosyohanes wr will see it🤣🤣🤣🤣

  • @Atalemjo

    @Atalemjo

    2 ай бұрын

    ​@paulosgetachew6❤❤❤359

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 Жыл бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ሓውና🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊እወ ዘይትመኖ ሑመራና ትግራይ ኹላ💋💋💔💔🌻🌻🌻

  • @jossyg-3009
    @jossyg-3009 Жыл бұрын

    ይበል ስራሕ ይበል ግጥሚ ይበል ዜማ ይበል ኢዲት እምባሕ በሉ ደቂ ሑመራ ዓይኒ ትግራይ በዚ ግሩም ድምፅን አቀናባርን እግረ መንገድኻን ን ሸራሮ ቃፍታ ሸራሮን አይትጋደፈና ሸራሮ አብዞም ዱሁላት ወዲቃ ኣላ እሞ አይተጋንይዋ 😢❤

  • @gziehayal9422

    @gziehayal9422

    Жыл бұрын

    ትግራዋይ ዉን ዶ እምባሕ ይብል እዩ? ንሱስ ንቶም ከፍቲ

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr7 ай бұрын

    ብዛደርፊ ዘይፈልጣ ሑሞራ ክሪአ ብሂገ❤

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab32814 ай бұрын

    ደቂ ሑመራ ሽኮሪናታት ተጋበዙለይ❤❤❤

  • @mahletmahi5993
    @mahletmahi5993 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ሰላምና ይምለሰልና ይኣካክበና ደቂ ዓደይ 💛❤️⛱🙏

  • @teweldegidey5007
    @teweldegidey5007Ай бұрын

    ሑመራ ትግራይና ❤️❤️❤️

  • @senaitabraha7443
    @senaitabraha74433 ай бұрын

    Uffff eza derfi touch my heart ❤❤❤

  • @wediabreha5066
    @wediabreha5066 Жыл бұрын

    ዘይትምኖ ሑመራ ❤💛❤💛

  • @mimo3439
    @mimo34397 ай бұрын

    Let's spread this song on every platform Tegaruwani❤

  • @assdf1779
    @assdf1779 Жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይሰመዐና ሑሙራ❤❤❤❤❤

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын

    ጅግና ትግራዋይ ❤💛

  • @genetraya9799
    @genetraya9799 Жыл бұрын

    ሑመራ ርስትና ረስቲ አቦታትና✊ ዘይትምኖ 😍❤💖💖

  • @user-nv6mn1nj3g
    @user-nv6mn1nj3g Жыл бұрын

    ሑሞራና ዘይትሙኖ❤💛

  • @EnkuWeldu-wu4ek
    @EnkuWeldu-wu4ek16 күн бұрын

    ሑሞራይ ተናፋቂት ወጋሕታኺ የሪአና ፈጣሪ😢💊💊

  • @wiretareda7399
    @wiretareda7399 Жыл бұрын

    God Bless and Protect for Tigray and Tigrigna People and TDF ❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤💛❤💛❤

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 Жыл бұрын

    ሑመራ ናፃ ትወፀሉ ግዜ አይርሕቅን ኣጆና ዓወት ንስራዊና

  • @user-gr2nl4dz2g
    @user-gr2nl4dz2g Жыл бұрын

    ዘይትምኖ ብሓቂ ተናፋቂት ሑመራይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይምለሶ

  • @Bob-hj4ss
    @Bob-hj4ss6 ай бұрын

    ሰሚዕ ዘይጸግባ ደርፊ ንኹሉ ገላጺት ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና ተስፋ ይገብር ሑመራ ባዓይነይ ክሪኣ :: ኣውኩም ሰብ ሕልና እየ 💙💙💙

  • @fishcollection1837
    @fishcollection18376 ай бұрын

    I m ertrean and Humera for tigray and his land . I love my people ❤❤❤love .

  • @tesfayohanneshaile252
    @tesfayohanneshaile252 Жыл бұрын

    እስኪ መን እዩ ከማይ ነዛ ብልፅቲ ስራሕ ምስ ህልዉ ኩነታት ኣዛሚዱ ደጋጊሙ ዘስተማቐራ?? ዓደይ እወ ህዝበይ እወ ራህዋኹም ኣብ ቀረባ የርእየና። ኣሜን የቐንየልና ሞኬ

  • @ngistiteklay6985

    @ngistiteklay6985

    6 ай бұрын

    Ane wen

  • @mitageb8132
    @mitageb8132 Жыл бұрын

    What a beautiful lyrics and singer ♥️💛 ኩለና ናብ ዓድና የብቀዐና

  • @miliyengebreyewhans5017
    @miliyengebreyewhans5017 Жыл бұрын

    ሑመራ 😍❤😍😍ዓይኒ ትግራይና

  • @hailetareke4342
    @hailetareke4342 Жыл бұрын

    Wow it's wonderful song keep it up my brother ኣጆካ ካዓ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ኣሎ ክወግሕ እዩ ፀልሚቱና አይነበርን Tigray will prevail God bless tigryans and Tigray

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын

    ሑመራይ ❤❤💛💛

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w Жыл бұрын

    ሑመራ ትግራይ 💛❤️🙏

  • @user-wx2tg8nb1d
    @user-wx2tg8nb1d7 ай бұрын

    ሰላምኪ ይምለሰልኪ ዓደይ ትግራይ ሑመራ❤❤❤❤❤

  • @user-mt1fj6iw9b
    @user-mt1fj6iw9b6 ай бұрын

    ናፊቀ ክዞራ ፈቃር መፈጠራ ዓደየ ሕሞራ ዘይትምኖ ዘይትምኖየ ተናፉቂት እያ ዓደይ ዘይትምኖ2 ዘይትምኖ ተናፋቂት ፃሓይ ብምዕራብ ትግራይ በሪቃ ሳላ ፍረ ሳላ ፍረ አብራካ ሎምስ ድማ ደሚቃ ጓና ዘይትፈልጦ የዋህ መረበታ ዓዲ ዉን ከም ሰባት ይንፈቀ ድዩ ታ ናፊቀ ክዞራ ፈቃር መፈቀራ ዓደየ ሕሞራ ዓደየ ሕሞራ ዓደየ ናትኪ እንድየ ወሲደ መን እሞ ንፍቅሪ ከማየ ሉምሉምዩ ከርስኪ ዓዲ አዝመራ ሽሻየ ፀጋ ተፈጥሮ ታዓዲልክዮ ሳላኪ ዓደይ ኩሉ ሪኦዮ አይንተርፍን ተፋላሊና ክወግሕ እንዶ ክንራከብ ኢና ዓደየ ናተይ አነ ዶ ተከዘ ዕባየ ጥሪ ማርያም ኮይኑ ከመይ አለኩም ሰብ ራዉያነየ ከመይ ኢለ ክርስዕ ሰብ ባዕከር ሰብ አዳባየ ኩስሚ ንማይካድራ አዉነ አረጋዊ ፃሓየ በረከት ዘለዎ ሕሉፍ ጣዕሚ ሕሉፍ ሽሻየ ፉል ሓጃ ነብሲ ምስ ሞነክያ ንብል ነበርና በሊዒካ ጉያ2 ስጋይ ስጋካ ገዛይ ገዛካ ንብል ነበርና ሰበይ ከቢድ እዩ ምፍላይ ካባካ2 ታይ በልኒ ታይ በልኒ ተይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒ ከላዕሎ መረባኪ ዝዕበየኒ ታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒ ተከዘ ባዓባይ እምኒ ዘክሪ ፈዚዘ ባቢሎን ዓይጋ አፍሪካ ፍትሕ ኢልና ዚ ሕለት ሳምረ ምክአል አቢኒ ሓምለ ዘኪረ ዳባፂን ዳማርያም ኮይነ ኩሉ ጠሚተ ሕሞራ ፊኪዑመር አለዉኒ ዝያራ ዓደየ ተናፋቂት ዓደይ ትግራየ2 ዓደይ ክብላ ዓደይ ዳመተና ዘክረወ ዝዓበኩላ ዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላ ፈቃር እንዶ ሰብኪ ሓላል ዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላ ሕለት ግርሽ ምስ ኩዳር ኩሉ ብኩላ ፍለይ ዝበለ እግሪ አሪሒቁ መን ዘይተመልሰ ሰብኪ ናፊቁ መን ዘይተመልሰ ማይኪ ናፊቁ ታይ በልኒ ታይ በልኒ ታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒ ከላዕሎ መረባኪ ዝዕበይኒ ታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒ መዋልድ አፍወርቂ ኢለ ሚካኤል ክከድ ዳጋብር ሽምዓ ሓቢርና ንግሲ ክናሓድር ሓዉዜና ኩዕሶ ሜዳ ክንደይ ዘሊልና መስቀልና ናብ አዳባባይ ታአካኪብና ሓሊፉ እዉ ክንደይ ጡዑም ሓሊፉ ዕርክነት አብ ሃይሱኩል ክንደይ ዝክሪ ገዲፉ ምሕዝነት አብ ሃይሱኩል ክንደይ ዝክሪ ገዲፉ ዓደይ ክብላ ዓደይ ክብላ ዳተቡሆይ ከዋልካ ኩሉ ቡኩላ ዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላ ጎደና ቀሺ ገብሩ ክዞራ ዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላ ረደም ምስ መናፈሻ ኩሉ ብኩላ ዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላ ፈቃር እንዶ ሰብኪ ሓላል ዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላ ዳገዮረገስ ምስ ጉና ኩሉ ብኩላ ፈሊ ዝበለ ሰብኪ አሪሒቁ መን ዘይተመለሰ ሰብኪ ናፊቁ መን ዘይተመልስ ማይኪ ናፊቁ

  • @RobelRoba-mw7cq
    @RobelRoba-mw7cq7 ай бұрын

    ሑመራ አደይ❤❤❤❤

  • @addisreaction
    @addisreaction Жыл бұрын

    ሑመራ ተናፋቂት ኣጅኹም ክንራከብ ኢና 💛❤ ✊ Mak Thank you for this amazing work for our hometown Humera.

  • @yodetdejene6440
    @yodetdejene6440 Жыл бұрын

    ዋላ እንዳነባዕኹ ሰሚዐዬ 😢✊️ኣጆና ተጋሩዋይ ክወግሕ ዩ 💛❤️

  • @tesfatsbah6394
    @tesfatsbah6394 Жыл бұрын

    Welcome wedi tigray jgna💪💪💪

  • @merabahutbarahhai3391
    @merabahutbarahhai3391 Жыл бұрын

    I Miss 💔💔💔 my Country Great music 🎶 God bless 🙏🙏🙏 #Tigray One Love

  • @tigestigerzgher3589
    @tigestigerzgher3589 Жыл бұрын

    Humeray maerey natey merebetey❤❤, I will always miss you. As soon as we will meet. Nice work moke!

  • @kassazegeye269
    @kassazegeye269 Жыл бұрын

    ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዎ ኩሉ ጊዜ ናነባዕኹ እየ ዝሰምዓ ኣምላኽ በቃ በለና ኣኻኽበና ትግራይ ህዝበይ ኣይንተርፍን ተፈላሊና ክወግሕ እዩ🙏🏾

  • @AbelGhirmay-t8o
    @AbelGhirmay-t8o10 күн бұрын

    ወዲ ኦምሓጀር እየ ግን ከም ሑመራ ዝፈትዋ የብለይን ❤❤❤❤❤❤

  • @user-nm9cr8kc4q
    @user-nm9cr8kc4q Жыл бұрын

    Good job bro ❤❤ ፈጣሪ ንዓድናን ንህዝብናን ናፃ የውፅአልና

  • @robeltab2603
    @robeltab2603 Жыл бұрын

    I love love love this music 😍😍😍 ... Thank you Mekonen for z's amazing work.

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b Жыл бұрын

    ጥዑም ድምፁ ተጋሩ ጀጋኑ

  • @SimonBerhe-xl1gn
    @SimonBerhe-xl1gn2 ай бұрын

    Amlak tegaru yebarek ❤❤❤❤❤❤ Seb koynka tigraway kitk ewin keleka tsega eyu 💯 Respects 🙏 💯 forgiveness 🙏 💯 ❤️ love 🎉 💯 faithfulness

  • @temesgenassefa4945
    @temesgenassefa4945 Жыл бұрын

    Ma feeling on this amazing track is sth ever even i cry gonne back to the time we spent together in our home town humera❣️

  • @kalebnaod6324

    @kalebnaod6324

    Жыл бұрын

    Not your hometown. Humera is Gonder. Go back to Agamistan and starve. Lemagn.

  • @thomashailegebrehiwet815

    @thomashailegebrehiwet815

    Жыл бұрын

    same here bro...ሑመራይ ♥💛 ናብ ዓድና የብቀዐና :: abey kon yehulu sebey

  • @asmelashtesfu6837

    @asmelashtesfu6837

    6 ай бұрын

    hop we will bake home soon

  • @senaitabraha7443

    @senaitabraha7443

    2 ай бұрын

    Ajona kinmelsa Ena adinan hizbnan ajona deki adey

  • @user-gq1is1eh2s
    @user-gq1is1eh2s Жыл бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ሪመይ 🤴❤💛❤✊ሑሞራና

  • @merd5722
    @merd57225 ай бұрын

    Better day will come very soon. Am feeling it!! Just have a faith and hope! ሑመራ will be free soon 💕

  • @user-dp5dn4rx4l
    @user-dp5dn4rx4l7 ай бұрын

    ሰላምኪ ይመለስ ሑመይ ዓይነ ትግራይና❤💛✊😢

  • @djjfjrnnr6004
    @djjfjrnnr6004 Жыл бұрын

    ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ሑመራ ዘይትምኖ🥰🥰🥰💛❤

  • @yoditwoldeselassie9454
    @yoditwoldeselassie9454 Жыл бұрын

    😢So beautiful. Thanks for the beautiful song memories of my hometown Humera adey❤️💛

  • @danieljacob1820
    @danieljacob1820 Жыл бұрын

    ዓድ ኣቦኻ የርግፅካ ዝሓወይ። ውሽጥኻ ዝትንክፍ ደርፊ፣ ምእዝዉ ኣጠቓቕማ ቃላት፣ ኮታስ ዝወፆ የብሉን። ኣነ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ዘናስሐኒ፣ ክንድቲ ነታ ሰናዕ ዓዲ ዝፈልጣ ትግራይ ዓደይ ዘይፈልጣ ምዃነይ እዩ። ተስፋ እገብር ድማ ድሕሪ ናፅነት ዓደይ ብምልእታ ዘይረ ኣብ ሕልናይ ከስፍራ። #ትግራይሃገርእያ።

  • @Nunush123
    @Nunush123 Жыл бұрын

    Am crying 😭 Tigray 💔💛

  • @helpthem230
    @helpthem230 Жыл бұрын

    Bro why you do this to me 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 I cannot stop crying I miss all the time When I was in my home sweet home Humera I cannot wait until I go back Good job bro legend ❤❤❤❤❤❤ Keep going You make a good job 💯 ❤❤❤❤❤❤

  • @gs6su794
    @gs6su7946 ай бұрын

    መፀባዓ የኩነኑ ካብ ስደት መስተመለስኩ ሕሞራ ከሪኣ ተስፊ ኣለኒ 😢😢😢😢😢😢

  • @user-zg1sd4li4s
    @user-zg1sd4li4s6 ай бұрын

    ደጊመ ደጋጊመ ክመንዋ ኣይከኣልኩን ይበል ድምፂ 🙏🙏🙏🙏

  • @aidaghidey8132
    @aidaghidey8132 Жыл бұрын

    Ajokum deki Tigray yehwatna keribna eina Maraitna temelisu selamba bezihu abta nifetwu Tigrayna ninebrela gizai kereba eiyu Tigray Tisihir

  • @tigrayrimey6418
    @tigrayrimey6418 Жыл бұрын

    ሰበይ ከቢድ ዩ ምፍላይ ካባኻ! ይበል ግጥሚ! ኣጅኹም ደቒ ዓድይ! ዝገርም ብቕዓት ናይ ምድራፍ ኽእለት ኣለካ፡ ቐጽለሉ! ብዙሕ ንጽበ ኻባኻ ሓው፡ ገለ ገለ ተጋሩ ዝገርም ብቖዓት ኣለኩም! እቲ ግጥምኻ ውን ስጥም ዝበለ ዩ ብጣዕሚ ሓሪፍ።

  • @semereayahuney661
    @semereayahuney661 Жыл бұрын

    Mak brother you are the number one I know with best talent in the profession out there, this is just wholesome. I can assure you once again you can deliver us more great works. I am so happy for the beginning and I can't wait to see what the future holds for you. Tigray adey shall prevail 💪💪

  • @berhegdesta4659
    @berhegdesta465917 күн бұрын

    ሑመራ ዓደይ እስኪ 1m ነብፅሓያ !

  • @blengetachew5874
    @blengetachew5874 Жыл бұрын

    #1 zetimuno derfi eya behaki esekab hezi kab lisemaekuwen ne tigray zetezema derfi🇻🇳 number one song 🤞👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @Saratigray
    @Saratigray Жыл бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ውድኖ ፅብቅ ስራሕ ተናፍቂት ምድርገነት ዓደይ

  • @meseretkidu7242
    @meseretkidu7242 Жыл бұрын

    Bravo Mak!! ቀጽለሉ!!

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey16 күн бұрын

    ሑመራ እምነኹርናዕ ትግራይ💛❤️

  • @user-ck6un1ru5p
    @user-ck6un1ru5p8 ай бұрын

    Zeyflta humera eza derfi kseme keleku ynafka i hope hade mealti kria eye 💛❤️

  • @temesgenassefa4945
    @temesgenassefa4945 Жыл бұрын

    ዝገርም ስራሕ ዝገርም ድምፂ ዘደንቕ ምስልን ዝኽርን ሞኬ ዓርከይ😘❣️😘❣️

  • @user-fs5gh7sp2l
    @user-fs5gh7sp2l Жыл бұрын

    ሑመራ ዓደይ ክትወፂኽ ሓራ♥🙏

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 Жыл бұрын

    ሑሞራይ መረበተይ ርሑቅ ኣይኾነን ብርሃንኪ ክበርቅ ♥️💛🙏

  • @Takegallant
    @Takegallant6 ай бұрын

    ምዕራብ መረበተይ ❤

  • @yowhannesrobel4158
    @yowhannesrobel4158 Жыл бұрын

    ብሓቂ ብዓል ጡዑም ድምጺ ዜማን ሙዚቃ ቅንብርን ቀጽለሉ ካባካ ጽቡቅ ነገር ንጽበ 100% ሂበካ ኣለኩ ብወገነይ

  • @ezansayzan5195
    @ezansayzan5195 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k22 күн бұрын

    ሑሞራይ ተናፋቂት ዓይኒ ትግራይና 😥🥰

  • @GEB301
    @GEB301Ай бұрын

    ሑመራ ትግራይ!መረበት ተጋሩ❤❤❤

  • @yaralax
    @yaralax6 ай бұрын

    እዛ ደርፊ ንነብሰይ ወዲ ሑመራ ገይረ ክሳብ ዝቆፅራ እየ ዘስተማቕራ🥺 ማክ ቀፅለሉ...እና ካባኻ ብዙሕ ክንፅበ ኢና✌️

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey2771 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኢዱ ያንብረልኪ ዓደይ ሀገረ ትግራይ

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d17 күн бұрын

    #ሕሙራና ዓይኒ #ትግራይና😢😢😢 መን ኣሎ ከምዝ ከመይ ሕሙራ ክበሃል እንከሎ ንብዓት ዝቕድሞ😢😢😢😢

  • @user-bj3ce8qv5k
    @user-bj3ce8qv5k Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙን ይመልስልን የቤተሰቦቻችነን ድምፅ ያሰማን 😭😢💔

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v Жыл бұрын

    Welcome 💊❤💛 ኣነ ዕባይ ገራዓልታ እየ ግን ብዛ ደርፊ ገይረ ሕሞራ ማዓር ክንደይ ተፈታዊት ምካና ፈሊጠ ዋላ ኣነ ክሪኣ ነፊቀያ 😢

  • @ethiopiae2392
    @ethiopiae2392 Жыл бұрын

    አንካዕ ብሰላም ምጸካ ሓዉና ጽብቅ ስራሕ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @hntsaalem2736
    @hntsaalem2736 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤ክወግሕ እዩ ጅግናና ይበል ጥዑም ድምፅን ግጥምን 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽

  • @MerhawiDestalem-jr3uw
    @MerhawiDestalem-jr3uwАй бұрын

    ❤❤❤❤❤ ኣነስ ሓመራ ብዙሕ እይፈልጥን እየ ግን በዛ ደርፊ ፈተያ

Келесі