🛑 ሚልዮን ሓሞኽሽቲ 'ዮ።ን በገና ኣዛሪብዋ ዘይተፀበናዮ ዓባይ ኣብ መደብ ተኣምራውያን።ርሑስ በዓል።

share..like..subscribe ብምግባር ቤተሰብና ይኹኑ መደባትና ይከታተሉ።

Пікірлер: 359

  • @rahwahrahwah1899
    @rahwahrahwah1899Ай бұрын

    ኣሰይ ምቁረይ ብጥበቡ የዕብካ ቅዱሰይ ከምዚኦም ዝበሉ ኣምጸልና ትብሉ 👍👈 ብሓቂ ወለዲ ውን ክብሪ ይግብኦም ✅

  • @user-hx5ye1gs3q

    @user-hx5ye1gs3q

    Ай бұрын

    እወ መንፈሳውያን ቀልዑ ናዕና ውን የምህሩና እዩ❤

  • @JemBer-hm4ik
    @JemBer-hm4ikАй бұрын

    ብጥበብ የዕብካ መን አለባ ብቤተክርስትያን ተመርዕዩ ብቤተክርስትያን ደቁ ከዕቢ ዝደሊ የስምረልኪ እስቲ በልኒ ካብ ስደትመልሱ ትምንት አለኒ👏❤❤

  • @user-gh6bq1xq9q

    @user-gh6bq1xq9q

    Ай бұрын

    የስምረልኪ የስምረልና ካብ ስደት መልሲ ፅጋበይ

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    Ай бұрын

    ናይ ኩላትና ትምኒት እዩ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ክብረተይ🙏❤❤❤

  • @user-hx5ye1gs3q

    @user-hx5ye1gs3q

    Ай бұрын

    የስምረልኪ ❤ የስምረልና🙏

  • @user-gf4kg9tt2t
    @user-gf4kg9tt2tАй бұрын

    ንመምህር ዳዊት ከየድነቅክዎ ክሓልፍ የደሊይ ቀፅለሉ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እመብርሃነይ ትሓግዝካ🌹

  • @dawityohanns21

    @dawityohanns21

    Ай бұрын

    ኣሜን የኽብረልና!

  • @kidantube11
    @kidantube11Ай бұрын

    ኣሰይይይይ ዝወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @Atsbiii
    @AtsbiiiАй бұрын

    ካብ ስደት ተመሊሰ በገና ክላመድ እየ ሕልሚ ኣለኒ እፍ ፈጣረቦይ ሕልመይ ኣግህደለይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamSelam33-ll1bs

    @selamSelam33-ll1bs

    Ай бұрын

    አጆኪ ከግግሕደልና እዩ❤❤❤

  • @selamSelam33-ll1bs

    @selamSelam33-ll1bs

    Ай бұрын

    ነዚ መምህር ሓውና ግን ብከመይ ይርከብ

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    Ай бұрын

    ብሓቂ ክብረተይ ዋላ አነ ትምኒተይ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብና የስምረልና❤

  • @selamSelam33-ll1bs

    @selamSelam33-ll1bs

    Ай бұрын

    @@user-kn8yy7wy9d ንመን አሉዎ ፈጣሪ አጆና የዋያ ብመንፈስ ክንዓቢ ኢልናስ ፈጣሪ ብዕልልልልታ ይቅበለና እዩ🙏🙏🙏🙏

  • @selamSelam33-ll1bs

    @selamSelam33-ll1bs

    Ай бұрын

    ብሓቂ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅለሉ ከምዚኦም ዝበሉ ህፃውንቲ አብ መንፈሳዊ ሂወት ታአትዩም ፅቡቅ እዩ 🙏🙏❤🙏🙏

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cwАй бұрын

    ኣሰይይይይ ተመስገን ከምዚኦም ዝበሉ እዮም ዘድልይዋ ንትግራይ ብዝተከኣለና ነባራታተዐዮም ኣሕዋተይ ቅዱሰይ ለደሞ ጥበቡ ይዓድልካ ካብዚ ንላዕሊ ማዓረይ

  • @Atsbiii

    @Atsbiii

    Ай бұрын

    ብሓቂ ❤❤❤❤

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5vАй бұрын

    ዮም ፍስሓ ኮነ ሰንበተ ክርስቲያን እስመ ተንሥኣ ክርስቶስ እሙታን ሩሑስ ባዓል ትንሳኤ ህዝበ ክርስትን 🙌

  • @user-uz6pv1ol1q
    @user-uz6pv1ol1qАй бұрын

    ብጣዓሚ ደስ ክብል ዳኒ ሓወይ ብጀካ ከም ቁዱስ ዝበሉ ህፃናት ኣምፀአና ብጣዓሚ ደስ ኢልኒ ለማዓንቲ🙏 ❤❤❤

  • @MerryHaogos
    @MerryHaogosАй бұрын

    ተጋሩ ዝወልድዎም ኩሎም ንቁሓት ዕድመይሃካ❤❤❤

  • @selamhadush1799

    @selamhadush1799

    Ай бұрын

    ሰብ ሰብ ዶ ኣይኮነን እዩ እግዚኣብሄር ንሰብ ይፈላሊ ማለት ድዩ ኣምላክ ይቅር ይበለልና

  • @user-wt5gh5ub2l
    @user-wt5gh5ub2lАй бұрын

    ክርስቶስ ተንስአ ምነ ምዉታን ብኣብይሃይሊ ወስልጣን ኣሰሮ ለሰይጣን ኣጋኣዞ ለኣዳም ሰላም እምዚሰ ኮነ ፍስሃ ወሰላም እንኳዕ ኣብፅሐኩም ክበራታትዕ ዝግብኦ ስራሕ 💜

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519Ай бұрын

    እሰይይይይይይይ ክንደይ ደስስስስስ ይብል ተመስገን አምላክ ነዙይ ዘርኣኻና ብጥበቡ ያዕብኹም ህፃናተይ ትግራይ ዓዲና ካብ ጭፈራን ዳንኬራን ወፂና ናብቶም ህፃናት ንጠምት ብሓቀይ ክንደይ የሓጉሱኻ ተመስገን ፈጣሪ ❤❤❤❤መ/ር ዳዊት በገና ከዓ ክብር ይግኣኩም መልሲ ስደት ንመሃር ይግበረና

  • @user-rn1mp2mh2x
    @user-rn1mp2mh2xАй бұрын

    ተመስገን ኣምላከይ ከምዚ ዝበለ ህፃን ዘርኣኻኒ እግዚአብሄር ብጥበቡ የዕብየልና ንመምህርና ካብ ልቢ ኣመስጉልና በጃኹም ከማኩም ዝበሉ ግዱሳት መምህራን የብዘሐልና🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰በጃኹም ኣብ ጎኒ መምህርና ንሰለፍ❤❤❤❤

  • @dawityohanns21

    @dawityohanns21

    Ай бұрын

    ኣሜን የኽብረልና

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4wАй бұрын

    ተመሰገን ትግራይ እኮ ዝተባረከት እያ ብ ደቃ ❤ ኣሰይ ዝሓወይ ይዕብካ ፍጣሪ ❤❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweytiАй бұрын

    እሰይ ዝወደይ ፈጣሪ የዕቢካ💜✝️💜

  • @user-kq3zd4dh6m
    @user-kq3zd4dh6mАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብረካ ዛሓወይ ክንደይ ከ ደስ ይብል ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏 እንካዓ ኣብፀሐና/ኩም ንባዓል ትንሳኤ ደቂ ተዋህዶዋይ ❤❤❤❤

  • @deradubai1754
    @deradubai1754Ай бұрын

    በአማን ቅዱስ እግዚአብሔር ቅዱስና የብዘሐልካ ማዓረይ

  • @MHRETAMARE-et1xt
    @MHRETAMARE-et1xtАй бұрын

    ማርያምን ደሰ ክበሊ😢❤❤ ቀፅሉ

  • @Hlifit
    @HlifitАй бұрын

    አሰይይይይይ ዝወደይ አምላክ ይባርካ 🥰❤🥰❤ እንኻዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም አብፀሐኩም ደቂ ተዋህዶ አሕዋተይ🥰❤🥰❤

  • @user-uw2kb9ng8e
    @user-uw2kb9ng8eАй бұрын

    እሰይይይይይይይ ዝወደይ የዕቢካ ❤❤ ከምዚኦም ዝበሉ ብሉፃት ቆልዑ ብመንፈሳዊ ክተጥሪ አለዋ ትግራይ❤

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505Ай бұрын

    ሓደ ነገር ወሲደ ካባኻ እሜቤተ ማርያም ንድኻታት ብበረከት የፅግበም ኢላ እያ ትፅሊ ተባረኽ ❤እቱ መደብ ብጣዕሚ ደስ ክብል ኸምዙኦም ዝበሉ ህፃናት ንኽርኢ ገይርና

  • @user-fk6nz1iq2y
    @user-fk6nz1iq2yАй бұрын

    ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢካ ዝሓወይ ዳንዋይ ንተቅርቦ መደባት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ናይ ሎሚ ግን ብጣዕሚ ይፈለ እዩ ነብስካ ክትምርምር ናብ ፈጣሪካ ክትቀርብ ዝገብር ከምዚ ዝበለ ኣበርቲዕካ ክትቅፅለሉ ተስፋ ይገብር የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤

  • @gs6su794
    @gs6su794Ай бұрын

    ኣስይ ሃሞኖትና ጥበብና ነዕቢ ህዝበይ ወርቲ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Mebrahtey
    @MebrahteyАй бұрын

    ዳኒ ሓወይ ክባራታዓ ዝግባ እዩ ግእዝ ት/ቲ ብሓቂ ብጣዕሚ ድስ ዝብል እዩ💒✝️🌿🍀

  • @FatemaMehamed
    @FatemaMehamedАй бұрын

    ካልኣይ ጊዜ ኣቅርበልና❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675Ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዝወደይ የዕብኻ❤🤲

  • @fotofoto378
    @fotofoto378Ай бұрын

    የዕብይካ ዝወደይ ፈጣሪ ብጥበቡ የንብርካ እግዛብሄር ኣብ ቤቱ የንብርኻ ህፃን ቅዱስ ቅዱስ እውን ኢኻ ከም ስምኻ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @hdjf4
    @hdjf4Ай бұрын

    ሰናይ ኣዉዳኣመት ይግበረልና ተጋሩየይ ብጥበብ የዕቢካ ጎይታዋይ❤

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317Ай бұрын

    ንመላእ ተኸተልትን ኣመንትን ክርስትና እንቋዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና። ርሑስ ብዓለ ትንሳኤ ይግበረልና 🙏 እግዚአብሔር ብጥበብ የዕብካ አሰይ ክንደይ ደስ ይብል ዳኒ ቃፅለሉ❤

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6wАй бұрын

    እንካዕ ናብ ብርሃነ ትንሣኤ አብፀሐኩም ርሑሰ ባዓል ይግበረልኩም ህዝበይ 💒 የዕቢካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕደመን ብጥዕናን ይሓልወልና ዝሓወይ ምቁርን ከምዚ ዓይነት እዮም ዘደሉና ቆልዑ ትግራይ ከምዚ ክማህሩ አለዎም ብእወነት አነ ቅዱሰ ቀኒኤ ካማካ ዝበለ ወላድ ይሃበኒ ፈጣሪ😢💙 ለሎመይ ብጣዓሚ ኢካ ጎበዝ ቀፀለሉ ከምዚ ዓይነት 👌💗

  • @GggYy-vx4ie
    @GggYy-vx4ieАй бұрын

    አሰይ ዝሓወይ ዝማለአክ መላአክ ይስመዐና ቀፅለሉ 🥰🥰🥰🥰⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️💒💒

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5eАй бұрын

    ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ዝወደይ 😊❤❤❤❤

  • @YoDaha
    @YoDahaАй бұрын

    እግዚኣብሔር ብጥበቡ የዕቢካ ምኣረይ ተባረከለይ እሰይ. መንፈሳውያን ተምሀሮ ህፃውንቲ ኣምፀአልና ዳንየይ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2ehАй бұрын

    አሰይ ብጥበቡ የዕበይካ እቶም ከምዚ ዝበሉ ክባራትዑ አለዎም❤❤❤❤❤❤❤ ብፍላይ ህፃውንቲ ነትክረሉ አለና❤❤

  • @user-gf4ze4ez1s
    @user-gf4ze4ez1sАй бұрын

    እሰይ ህፃናት ብከምዚ ብጥበብ ኣምላክ ክዓብዩ ኣለዎም ህዝበይ ሰኣን ፍላጥ እዩ ዝጠፍእ ዘሎ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ምቁረይ

  • @selamSelam33-ll1bs

    @selamSelam33-ll1bs

    Ай бұрын

    ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህር

  • @TsegaBERHE-fm7dk
    @TsegaBERHE-fm7dkАй бұрын

    ኣሰይይ ሙቁር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi1287Ай бұрын

    ዋው ደስ ክብል እግዚኣብሄር ብጥቡቡ የዕብኩም ከምዚ ቀፅልሉ በይዛኩም ኣብ ኩሉ ትግራይና ከምዚ ተዝመሃሩ 🙏💚💚💚

  • @user-it9pm9nk8z
    @user-it9pm9nk8zАй бұрын

    ዳኒየ ብጣዕሚ ኢኻ ጎበዝ ከምዚኦም ዝበሉ ህፃዉንቲ በብሞየኦም ናይ ባዕሎም ተዉህቦ ዘለዎም እናኣለሽካ ኣቅርበልና❤❤❤❤❤

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3rАй бұрын

    ኣሰይ ጹቡቀይ ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወሲኹ ጥበቡ ይግለጸልካ ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሙቁረይ

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r21 күн бұрын

    እግዚአብሔር ብጥበቡ ያዓብኻ አብ እምነትኻ ያፅንዒኻ እዚ ወደይ🙏💗

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    ትግራይ ዓደይ ብኩሉ ሃፍታም ነይርኪ እንታይ እሞ ጸላእቲ በዚሖም እግዝኣቢሔር ብጥበቡ የዕብይኩም ተስፋ ጽባሕ ትግራይና🙏❤❤😍😍😍

  • @user-gh5vq6lg7m
    @user-gh5vq6lg7mАй бұрын

    ዳንየይ ኣሐጊስካና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 እግዛኣቢሀርኣምላክናከብማዚቃይሰወረናዓድናይባርከልኣሐጊስካናበቃ ከምዚእም ኢና ዝልና እግዛኣቢሀር ኣምላክና ከብማዚቃ ይሰወረና ዓድና ይባርከልና

  • @JemBer-hm4ik
    @JemBer-hm4ikАй бұрын

    እንኳዕ #ንብርሃነ_ትንሣኤኡ በሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሓና ፡ "ወተንስኣ እግዚአብሔር ከመ ዘነቅሓ እምንዋም ወከመ ኃያል ወኅዳገ ወይን'/መዝ ፸፯:፷፭/ "ኣይቴ ሀሎ ቀኖተከ ሞት ወኣይቴ መዊትከ ሲኦል": ሞት መውግኢኻ ኣበይ ኣሎ? ሲኦል ከ ሰዓርነትካ ደኣ ናበይ ከይዱ።" ከምዝተባህለ /1ቆሮ ፲፭:፶፭/። ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን፣ በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን፣ አሠሮ ለሰይጣን፣ አግዓዞ ለአዳም፣ ሰላም፣ እምይእዜሰ፣ ኮነ፣ ፍሥሐ ወሰላም። (ቅዱስ ያሬድ አክሱማዊ)

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4mАй бұрын

    ኣሰይ ሙቁረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤🎉

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5vАй бұрын

    ብጥበብ የዕብካ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ 💖

  • @TdDc-ri1yf
    @TdDc-ri1yfАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝወደይ 🙏👑

  • @Hadastesfay-jd5vz
    @Hadastesfay-jd5vzАй бұрын

    ክሕገዙ ዝግበኦም ህጻውንቲ❤ ምክንያቱ ጽባሕ ንጎሆ ናዓናውን ክምህርናዮም❤

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sxАй бұрын

    ጎይታዋይ ደስ ክብለካ 👑እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዒና ይሃብካ ፍጣሪ 👏👏♥️♥️♥️💒

  • @rosehama
    @rosehamaАй бұрын

    አሰይ ዝሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዳኒኤን ሓዉና ደማ ቀፅሎ

  • @Ucsufufsys-zw5qi
    @Ucsufufsys-zw5qiАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-vy4yg3gn9n
    @user-vy4yg3gn9nАй бұрын

    አስይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ አሜን❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yiitui5517
    @yiitui5517Ай бұрын

    ኣንካዕ አብፅሑኩም ና🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyuАй бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይ ዕደመን ጥዕናን የሃብካ. ሙቅረይ❤❤❤እግዚአብሔር ኣምላክ ዎሲኩ ጥበቡ ይግለፀልካ❤❤❤❤❤ ኣነስ መግለፂ ሲእነሉ❤❤❤❤ ልሎሞይ ከዓ. ፀባየ ሰናይ❤❤❤

  • @JerbyAnneAbragan
    @JerbyAnneAbraganАй бұрын

    አሰይይይ ዝሓወይ ፈጣሪ የዕቢካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pl7xt6jg4r
    @user-pl7xt6jg4rАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና💚🙏💚💚💚💚

  • @user-cg5kn7en4j
    @user-cg5kn7en4jАй бұрын

    ኣሰይ ደስ ክብል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ከማካ ስ የብዛሓዮም🙏🙏

  • @AlemTadese-bv1xn
    @AlemTadese-bv1xnАй бұрын

    ከምዚ ዘበለ ይልመድኩም መሰረት ሃይማነትካ ዘምህር

  • @user-hb1vb8qm4q
    @user-hb1vb8qm4qАй бұрын

    እግዚአብሔር ብጥበብን ሞጎስን ይዕብካ ሙቁረይ 🙏❤❤❤

  • @Mebrahtey
    @MebrahteyАй бұрын

    ኣሰይይይ ብጣዓሚ እዩ ድስ ዝብል ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዞኩም አብ ስደት ዝለናለ ንዓኩም ይምስለና 🌿🍀✝️💒

  • @user-qm3yv6ds8r
    @user-qm3yv6ds8rАй бұрын

    አስስስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ዝወደይ ማዓረይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤

  • @brktitkabo2588
    @brktitkabo2588Ай бұрын

    እግዚአብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ ፈጣረ🙏🙏🙏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rkАй бұрын

    የዕቢካ ሙቁረይ እግዚእብሔር ኣምላክ እናወደስካን እናመስገንካን የንብርካ ኣምላክ ጥበብን መስጥርን ይግለፀልካ❤❤

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7xАй бұрын

    _ብጥበቡ የዕቢኻ ማዓረይ💐💜_

  • @suhhd
    @suhhdАй бұрын

    ኣሰይይይይይይይይ እግዚአብሔር በጥበቡ ያዕብኻ ወለላይ❤❤❤❤❤

  • @mmn7636
    @mmn7636Ай бұрын

    ኣሰይ ፅቡቃተይ እግዝኣቢሔርኣምላኽ ብጥበቡ የዕብኽም ❤❤❤❤❤❤

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen6583Ай бұрын

    እግዝኣብሄር ይዕብካ ቁዱሶይ ❤❤❤ደሰ ዝብለ ግዜይ ♥️♥️♥️

  • @Slama-yv2ei
    @Slama-yv2eiАй бұрын

    ኣሰይይይ የዕቢካ ዝወደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GenetLayla-ul8xz
    @GenetLayla-ul8xzАй бұрын

    እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና✝️😍

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wdАй бұрын

    ሰናይ ኣውዳኣመት ይግበረልና✝️🤲❤

  • @FatemaMehamed
    @FatemaMehamedАй бұрын

    ሕጂ ግርም እሰይይይይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3qАй бұрын

    ተባረክ ምቁረይ ዕድሜ እና ጤና ይስጥህ ከምዚኦም ቆልዑ ክተባብዑ ይግበአና መንፈሳውነት ነዐቢ በጃኩም ❤

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9uАй бұрын

    ኣሜን እንካዕ ኣብፀሐና❤❤❤

  • @mahojohnson8763
    @mahojohnson8763Ай бұрын

    ኣስይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ እግዚአብሔር ኣምላክ ምቁረይ ❤❤❤❤

  • @hugfjfuhhg1555
    @hugfjfuhhg1555Ай бұрын

    ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢኻ ማዓረይ

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9iАй бұрын

    ኣሰይይይ ዕድመ ያሃብካ ዕሸልይ❤🙏

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479Ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጎታዋይ❤ 🙏ዳኒዋይ ለ ቃፅለሉ ማዓረይ❤🤗

  • @gsjshd3479

    @gsjshd3479

    Ай бұрын

  • @user-wk8vd9zl8n
    @user-wk8vd9zl8nАй бұрын

    ኣሰይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ መተደሊ❤👏

  • @SadaSada-nm5jc
    @SadaSada-nm5jc24 күн бұрын

    ቅዱስ ከም ስምካ ይፈፅመልካ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @lixmony2719
    @lixmony2719Ай бұрын

    ብጥበቡ የዕብይኻ ፈጣሪ ሙቁረይ ❤🙏❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229Ай бұрын

    ኣሰይይይ ጥዑም ልሳን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሓልኩም ብሩካተይ❤❤❤

  • @HiwanHailay
    @HiwanHailayАй бұрын

    ኣሰይይይይይይይ. ዝወደይ. ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ማሙሸይ. ❤❤❤

  • @biteweded2256
    @biteweded2256Ай бұрын

    እንኳዕ ንበዓለ ትንሳኤ ኣብፀሐኩም። ርሑስ በዓል!❤❤❤

  • @emmaq1588
    @emmaq1588Ай бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ ቤቱ የፅንዕካ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና

  • @MmMm-fh9hp
    @MmMm-fh9hpАй бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ተጋሩዋይ ❤❤🎉🎉

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238Ай бұрын

    ብጥበቡ የዕብካ እግዚአብሂር አምላክ❤❤❤❤

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176Ай бұрын

    እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምዝኦም ዝበሉ ኣምፅኤልና ❤❤❤❤❤❤

  • @user-nc4us9ft7b
    @user-nc4us9ft7bАй бұрын

    ኣሰይይ ብጥበቡ የዕብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ቡሩካተይ 💚 እንኳዕ ልባዓል ትንሳእየ መድሐንና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ልኩላትና ህዝበ ክርስትያን 👏💚🌿

  • @user-pv4yl6ty6m
    @user-pv4yl6ty6mАй бұрын

    እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብካ ዝሓወይ ❤👏

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855Ай бұрын

    አሜንንን እንካዕ አብፀሐና❤❤

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5t8 күн бұрын

    ኣሰይ እግዚአብሔር አምላክ የዕብካ ማዓረይ❤❤❤

  • @user-te3op2xb8l
    @user-te3op2xb8lАй бұрын

    እንኳዕ ኣብጸሐኩም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ብስም ፋስካ ደስ ዝበለኩም ሳብስክራይፕ ግበርለይ

  • @sahalalgg999
    @sahalalgg999Ай бұрын

    ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ብጥበቡ የዕቢካ ዝሓወይ ቀፀሉሉ

  • @deradubai1754
    @deradubai1754Ай бұрын

    wowww ጥቀ ያሥተፌሥሕ ዝማሬ መላእክት የሥምዕ ለነ እኁነ

  • @Sara-ie8pe
    @Sara-ie8peАй бұрын

    አሜን አሜን አሜን አሜን አሜንንንንን

  • @user-xv8fu7xt9i
    @user-xv8fu7xt9iАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ ዛሓወይ❤❤❤

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum7997Ай бұрын

    ብሓቂ ፀጉኡ የብዝሕ

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngleyАй бұрын

    ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @user-th1jn4rf2y
    @user-th1jn4rf2yАй бұрын

    እስይይይይይይይይይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wi6er8cg3u
    @user-wi6er8cg3uАй бұрын

    እስይይ ዝወደይ ፈጣሪ የዕቢካ ❤❤❤❤❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kvАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤

  • @user-te9kv8ce1s
    @user-te9kv8ce1sАй бұрын

    አሰይ ሽኮረይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ አብ ቤቱ የንበርካ ካብ ስደት ተመሊሰ ክራር በገና ክመሃር እዩ ድሌተይ ግን ብከመይ ንረክበኩም ተሓባበሩና ባ ምዕራብ ትግራይ እየ መዝሙር ጀሚረ አለኩ አምላክ ይመስገን

Келесі