Mestyat Betna | ህይወት ውላድ ውልቀ መላኺ!

Ойын-сауық

Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean KZread channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.

Пікірлер: 84

  • @kiroswoldeselassie9334
    @kiroswoldeselassie93345 ай бұрын

    ሰላም ዘካሪያስ ነቲ ወትሩ የምህሩእዮም ኢልካ ተቅርቦ መደባት ክትምስገን ይግበኣካ ሀብሮም ሰላም ።

  • @mmsaed4630
    @mmsaed46305 ай бұрын

    Zaki you're always the best.

  • @genettedla4209
    @genettedla42095 ай бұрын

    Thank you zack all Africa leaders they don't care about on people most of them they are all same 💙💙💙💙💙💙

  • @biniammihretab922
    @biniammihretab9225 ай бұрын

    ንሕና ሓንቲ ናቅፋ ዘይብልና 😢 ዘሕዝን አዩ

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst40725 ай бұрын

    As African living in diaspora, we need to work together to help our people since we live in nations where can speak out and hold criminals responsible for the exploitation of African citizens resources and goods.. Host nations could only do so much if Africans living there are not speaking up ❤

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw16705 ай бұрын

    ዘገርምን ብጥዕሚ ዘሕዝንንዩ ናይዞም ሕልና አልቦ ዉልቀ መለክቲ አፍሪቃዊያን😢😢

  • @user-kh7vx1qv9q
    @user-kh7vx1qv9q5 ай бұрын

    ዘሕዝን እዩ 😭😭😭

  • @simi118
    @simi1185 ай бұрын

    እዚያ እንድያ ትገርመኒ ኩሉ ግዜ, ብናይ አፍሪቃውያን dictators ክዛረቡ ዘይትሰምዖም አሜሪካ ዶ ጸዓዱ ክቤሉ ክሰምዕ ከለዉ ኩሉ ግዜ እየ ርእሰይ ዝንቅንቅ 🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️.

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu93895 ай бұрын

    Aye Africa ahhhh

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab77535 ай бұрын

    thank you 🎉🎉🎉

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha76305 ай бұрын

    Thx you bravo kebab for incroyable informations

  • @hiwetmilash604
    @hiwetmilash6045 ай бұрын

    Willkommen zaki

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane58535 ай бұрын

    Behelena Albo da Entay. Yegmo

  • @samsem2797
    @samsem27974 ай бұрын

    እውይ 75K ንዓይን ንስድራይን ንምሉእ ሂወትና ምቕለበና

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi73685 ай бұрын

    Zaki bra 💜 🎉🎉🎉

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay95125 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus20115 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣቦየ ፡ ነዞም ናይ ኣፍሪቃ መራሕቲ ፡ በጃኻ ፡ ንዓኻ፡ ንእግዚኣብሄር ክሪኡኻ፡ መንፈሳዊ ፡ ኣዒንቶም ክፈተሎም። ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብለና፡ ትዕግስቲ ኣምላኽሲ፡ ኩሉ ናብ ንስሓ ክመጽእ እዩሞ፡ እዚኦም ናብ ኣምላኽ ብንስሓ እንተ፡ ዘይተመሊሶም፡ ንኹልና ዘይትተርፍ ሞት ኣላሞ፡ ድሕሪ ሞት ከኣ ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎ እሞ፡ እዚኦምውን ኣምላኽ ስብ ዝመዶቦ ግዜኦም ከም ኩሉ ክሓልፉ እዮም። እግዚኣብሄር ዓብይን ሓያልን፡ ቅኑዕ ፈራዲን እዩ። ካብ ኣብ ዘልኣለም፡ ሞት፡ ናይ ዘልኣለም፡ ህይወት ይሕሸና እሞ፡ እየሱስ ዘይብሉ፡ ህይወት፡ የብሉን፡ እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ።

  • @heyabisak6814
    @heyabisak68145 ай бұрын

    💙🌿💙🌿

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq5 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane49435 ай бұрын

    ❤️❤️❤️👍

  • @user-jl9vb3rm3k
    @user-jl9vb3rm3k5 ай бұрын

    Deqi merahti shabya ke kndey bilon Dollar ywnnu ykonu Abu kolokum gemtwo😢😢😢😢

  • @tomorrowisgift7723

    @tomorrowisgift7723

    5 ай бұрын

    ብካልእ ድኣ ጽልኣዮ እምበር ብከምዝስ ኣይሕመን እዩ።

  • @HabeshaICT

    @HabeshaICT

    5 ай бұрын

    ኣብ ባንኪ ስዊዝ። 669 ሚልዮን ዲላር ብ ኤርትራ ፓስፖርት ዝኣተወ ኣሎ።

  • @HabeshaICT

    @HabeshaICT

    5 ай бұрын

    ​@@tomorrowisgift7723 ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ።

  • @tomorrowisgift7723

    @tomorrowisgift7723

    5 ай бұрын

    @@HabeshaICT እንታይ ጭብጢ ኣሎ ካልኣይ ክኣ እንታይ ኮይኑ ጽቡቅ ናብራ ዘይነብር።

  • @user-jl9vb3rm3k

    @user-jl9vb3rm3k

    5 ай бұрын

    @@tomorrowisgift7723 aytgage hawey genzeb hzbi entezey gbtu etom Generalat. qedem maleywo neyrom n isesas qendi rebaom gn genzeb U nabnet ab africa zelewu biznes zgebru kulom deqi halefti eyom azmad haleftn eyom gn kabey amxomo eti genzeb elka hseb bro ember blshwuna ab Eritrea u zelo qendi hanti abnet khbeka gal askalu menqoros se nay milonat dollar 💵 wefri alewa ab africa kaby amxiato ezi kulu melse naka bro?

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576Ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @dejenmahari6781
    @dejenmahari67815 ай бұрын

    Atlas Bericht

  • @user-cl1km4jk6h
    @user-cl1km4jk6h5 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin51765 ай бұрын

    Wulki

  • @selam-291.
    @selam-291.5 ай бұрын

    Kemzi wn alo😊

  • @imissmama3978
    @imissmama39785 ай бұрын

    Africa😢

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan55085 ай бұрын

    🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @HR61919
    @HR619195 ай бұрын

    ናይዚ ወዲ መራሒ ጊኒ ዝበልካዮ ንኣፍልጦ ይኾነና ጽቡቅ መደብ : ካልእ ወዘተረፈ ግን ዘይተነጸረ ከይከውን.

  • @yonasweldetnsae1209
    @yonasweldetnsae12095 ай бұрын

    ዘስደምም አካ አዩ ናይዞም ጋሐላሉ ኩርስስ ።

  • @user-zt6up2cg1v
    @user-zt6up2cg1v5 ай бұрын

    ምስዚ ናትና ዘፈላልዮም ግን ኣብ ኲናት ዘየእትዎም ሙካኑ ኢዩ።

  • @berhanejosef3613
    @berhanejosef36135 ай бұрын

    When you send like this information,could you please send the source of the information b/c of May be you get the source of the information is Disinförmation. So source of the information is very important. With recpect.❤

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos62395 ай бұрын

    ህግደፍ ኣዝያ ምስጢራዊትን ናይ ሕሹኽሹኽ ውድብን ናይ መንካዕ ባህሪን ዘለዋ ስለ ዝኾነት 'ምበር ሓደ መዓልቲ ጉድ ክሰምዕ ኢና።

  • @vivaviv3108
    @vivaviv31085 ай бұрын

    ተዓዊቱሉ

  • @simi118

    @simi118

    5 ай бұрын

    ሕማቕ ትዕድልቲ ካብ ድካታት ደቂ ዓዱ መንጢሉ ዝበልዕ.

  • @vivaviv3108

    @vivaviv3108

    5 ай бұрын

    ​@@simi118 ሓያል ክትከውን ኣለካ ከምዚ ወዲ ወይ ከም ወዲ ኣፎርቂ ዓለም ክትገዝኣ

  • @simi118

    @simi118

    5 ай бұрын

    @@vivaviv3108 ኦይይይ ባርያ ማዓረይ ድካ. ሰብ መሲሉኒ ኔሩ 😂

  • @samuelgebrebrhan8775

    @samuelgebrebrhan8775

    5 ай бұрын

    ​@@vivaviv3108ዓሻ ኢኻ።

  • @adameducation5
    @adameducation55 ай бұрын

    So shall we say Eritrea has been Guinea Equtorialized or Guinea Equtor has been Eritreanized? When was the Guinea Equtor liberation day?

  • @tombosatesfahiwet
    @tombosatesfahiwet5 ай бұрын

    ኣሕ ብሓፈሻ ህዝቢ ኣፍሪቃስ ሓሊፍሉዶ ንርኢ ንኸውን😢

  • @msnabrakalsimskulufkri9849
    @msnabrakalsimskulufkri98495 ай бұрын

    Ezieom kea kabana ygedu

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q5 ай бұрын

    Nay hgdef giber

  • @m.y.g369
    @m.y.g3695 ай бұрын

    ሎምስ ንብሎ'ካ ጠፈኣና፡) ዛ'ዘይ ፍትሓዊት ዓለም ከኣ ትም ሕትም።

  • @YewhansTeferi
    @YewhansTeferi5 ай бұрын

    75 000 dollar nhanti leyti xlale tray eyu kkewn zelewo

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea52765 ай бұрын

    Zaki nayzi yhaysh bejaka, ezis Dollar 💵 tray ember seb ayasirn ayqetlin keman😢

  • @muluemehari6914
    @muluemehari69145 ай бұрын

    መስደመም እዩ

  • @edentsegai5801
    @edentsegai58015 ай бұрын

    መስጣ ድካ ህዝቢ የውርደሎም ኣፍሪቃ ብደቃ አያ ትመውት ዘላ ስአላ ስአሊ ኣጋንንቲ ቀይሮሞ 😢

  • @peterdavid9636
    @peterdavid96365 ай бұрын

    ከም ህዝቢ ኤርትራ ዝሓመቑ ህዝቢ ኸኣ ኣለዉ ኣብ ዓለም ዘገርም እዩ።

  • @user-td5fw8sn5k
    @user-td5fw8sn5k5 ай бұрын

    So sad 😢 ውልቀ መለኽቲ ናይ ኣፍሪቃ ኮስታሪትኩም ትምጻእ

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay52755 ай бұрын

    Ni ametsty gedifkum nitekalesty endaharemkum dia

  • @eritrawitfithawit5875
    @eritrawitfithawit58755 ай бұрын

    Eway Afrika tibehal ahgursi si beka tiuey zebhal merahi yebel werg meas eyu kea kehlfeka nimen ena uyyyyuyyyy kinbel😢

  • @Tesfa325
    @Tesfa3255 ай бұрын

    Zaki Thank you for sharing this disgusting life of African leaders. ዛኪ አነ ንሐደ መዓልቲ ስልጣን ተዋሂቡኒ ፍረድ ንአፍሪቃ መራሕቲ እንተዝበሀል ብወዲመድህን ጀሚረ ንኹሎም መራሕቲ አፍሪቃ ጋህሲ ኩዒተ ላምባ አፍሲሰ መቃጸልክዎም አዚየ ኸአ ምተሐጎስኩ::

  • @frewengelmesfn1637

    @frewengelmesfn1637

    5 ай бұрын

    Ane keman kemza natka mgeberku

  • @Tesfa325

    @Tesfa325

    5 ай бұрын

    @@frewengelmesfn1637 Thank you buddy

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet18725 ай бұрын

    ይገርም እዩ! ናትና ውን ዝተመስጠረ ነገር ኣሎ ! ናይ ኢኳተራል ጊኒ ጋዜጠኛታት ይግርልጹና ይኾኑ።

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet18725 ай бұрын

    ናይ ኤርትራ ይኸፍእ

  • @salinaeri936
    @salinaeri9365 ай бұрын

    ናትና ድማ ንብረትና ምግባት ጥራሕ ዘይኮነስ ኮነ እልካ ኤርትራዊ ምጽናት ዘዓለም ምዃኑ ዝያዳ ናይ ካልኦት አፍሪካ ሐለፋ ስቃይ አለዎ ን33 ዓመት ጸኒትና

  • @selam7603

    @selam7603

    5 ай бұрын

    You are 💯 Right the dictator of ERITREA his plan is to destroy our people and Eritrea 😂😂😂

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32825 ай бұрын

    ሰላም ዘካርያስ ክብረኣብ ሰላምካ ይብዛሕ። ንስለሓበሬታኻ ነመስግን። ናይ ኣፍሪቃና መራሕቲ ገበናት እሞ እንታይ ኢልካ ክግለጽ። ንሃገራቶም ግራት መዝመዝቲን ገበትን ጌሮም ንሳቶም ግን ኣፍ ህዝቢ ዓቢሶም ከምዚ ትገልጾ ዘለኻ ናይ ብዕልግና ምቾት ይነብሩ። ዘሕዝን ዘንብዕ ነገር እዩ። 😢😢😢😢😢😢 እንተ እዞም ንሓርነት ህዝቢ ንቃለስ ዘለና እሞ ማይ ቀጠነ ዝዓይነቶም ዘረግቲ ዘረባታት እንዳምጻእካ ዘዝተሰርሐ ክንፍጥሕ ስራሕና ኢሎም ዝሓዝዎ ሰባት ኣለውና። ነዚ ካብቲ ሕብረተስብ ክትውጽእ ድማ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኮይኑ ይስመዓኒ። እምበር ናይ ኤርትራ ብልሽውና ዝወዳደር ዘሎ ኣይመስለንን።

  • @michaelmichael3613
    @michaelmichael36135 ай бұрын

    Nay Hagerna Genzeb ke Abey kon yatu yhlu

  • @user-yp6oh9mq9u
    @user-yp6oh9mq9u5 ай бұрын

    እሞ ህግደፍ ይሓይሽ 😂😂

  • @mussiefshaye8203

    @mussiefshaye8203

    5 ай бұрын

    Hegdaf da entaye kehash elkayo eke naye hegadfes zayewxa enber kab ezey zekfa enber hezbna may xuray zenu zalo

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn21915 ай бұрын

    በዓል ወዲ ኢሰይያስ 'ውን ክንደይ ዝኣክል ገንዘብ ኣብ ባንክታት ደርዲሮሞ ኣሎዉ ማለት ኢዩ ምግማቱ ዝጽግም ኢዩ።

  • @SleepyElephant-qs4lj
    @SleepyElephant-qs4lj5 ай бұрын

    ሕስብ እንተበልካዮ,ሲ እቶም ቐንዲ ዝተዓመጹ ሰባት,ሲ ንቲ ረጋጺኦም ከጣቁዑ ይጅምሩ. ክምዚ ድማ ትብል ወላ ዓማጺ ንምኻን ውን ትብዓት ብልሒ ቆራጽነት ይደሊ እዩ እዛ ዓለምና ድማ ናይ ጎባጥን ተጎባጥን መድረኽ እያ ። ግን እቲ መድረኽ ኩሉሻብ ንጎባጢ ጥራይ እንተኾዩኑ ባእ ኣይትቆዮሙኒ ደቐደይ ጎባጢ ምኻን ያሓይሽ😆 እዚ ግን ሕልናኻ እንተመይቱ እዩ. ግን ካኣ መብዛሕቲኦም እዞም መለኽቲ ዝባሃሉ ስራዓታት ድሕሪ ባይቶም ምስተንብብ ዝተበደሉ እዮም ዝባሃል . ስለዚ ደቂ ሰባት ድማ ብተፎጥሮና ተቐይምቲ ኢና እዛ ዓለምና ድማ ናይ ሎዋሃት ምድረኽ ኣይኮነትን ስለዚ እቶም ረገጽቲ ስራዓታት እቲ ዝነብርዎ ኣካባቢ ሎዋሃት ኮይኖም ንኸመርሑ ስለዝይዕድሞም እዩም ረገጽቲ ኮይኖም ዝመርሑ ኢለ,የ ዛኣምን. ስለዚ ፍታሓዊ እንተኾንካ ኣብ ኣፍሪቃ ክትመርሕ ኣይትኽእልን ኢኻ. ምክንያቱ ናይ ሞጋትን ተመጋትን ኣይኮነን መድረኽና ናይ ቐታልን ተቐታልን ዳኣ እምበር. ሓቂ,ዩ ግን ንዚ ሓቂ እዚ ኣይፋሉን ዝብሉ ካኣ ብዛሓት እዮም.

  • @saba770
    @saba7705 ай бұрын

    How depressing..African mindset is just pathetic😢

Келесі