ሰበር ዜና - ኣፅዋር ኤርትራ ኣብ ተታሒዙ | ብዓል ስልጣን ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ሃዲሙ | "ፃውዒት ብፅሑልና " እሱራት ተጋሩ | Kulu Media - ኩሉ ዜና

ህፁፅ እዋናዊ ዜና ትግርኛ - Ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kulu news today, ሓዱሽ ዜና
ሓድሽ | ዜና ትግርኛ | ዜና ትግራይ | ኩሉ ዜና | ኩሉ ሚድያ
ኣዲስ ኣበባ
ካልአይቲ ቻናል ኩሉ ሚድያ ዝኾነት @KuluNews Subscribe ብምግባር ምሳና ኹኑ።
#kulumedia
#tigraynews
#ethiopianews
#eritrea
#eritreanmovie
#ethiopianmovie
#tigray
#ethiopia
#eritrea

Пікірлер: 5

  • @KuluNews
    @KuluNews5 ай бұрын

    ክቡራተይ Subscribe, Like, Share & Comment ብምግባር ቤተሰብ ኩሉ ሚድያ ንክትኮኑ ብክብሪ ንዕድም🙏🙏🙏

  • @asfawesenmekonnen6762
    @asfawesenmekonnen67625 ай бұрын

    I appreciate your news variety, quality , and presentation.

  • @user-df4gn7on1j
    @user-df4gn7on1j5 ай бұрын

    ተጋሩ ነበር ዝብሃል ነገር የለን ፣ ኣባላት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩ ተጋሩ ብዝብል ክስተኻኸል ኣለዎ።

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus84315 ай бұрын

    ተጋሩ ብዘይ ኣበሰኦም በቢ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ሙሉእ ጦብያ ተኣሲሮም ዝግፍዑ ዘለዉ:- ፍትሒ ክረኽቡ የድሊ እዩሞ ዓለም ንኽትፈልጦን ንክትሕግዝን ደጋጊሙ ዝሓትት ኣካል ቤት ፍርዲ:- ከምኡዉን ማሕበር ጥብቅና የብልናን ማለት ድዩ? ድምፆም ክስማዕሞ ክፍትሑ ናይ ምግባር ሓላፍነት ብግዝያዊ ምምሕዳር ብዉክልና ዝጣበቀሎም ኣካል ክህልወና የድሊ'ዩ! ተጋሩ ስለዝኾኑ ጥራህ ከም ወንጀለኛ ዝቁፀሩሉን ዝሳቀዩሉን መስርህ ክኹነን ዝግብኦ በደል ከምዝኾነዉን ኣብ ዓለም ይነገር:: ብዘይ ፍርዲ ክእሰሩ ስለዝተገበረዉን ክፍቱሑን ካሕሳ ክረኽቡን ዝገብራ ናይ ፍትሒ ኣካላት ብሕጊ ክሙግታሎም ተሰሪሑሉ ዶ ይፈልጥ? ክርሳዕ ዘይብሉ ጉዳይ እኮ እዩ!!! ፀገማት ህዝብና ብኸመይ ይፍታሕ? ኩሉ ዓይነት ቃልሲ የድሊ'ዩ! ንሕዉዬት ህዝብና ንፅዓር!

  • @ezt2014
    @ezt20145 ай бұрын

    አቱም ሓስውቲ እስካብ መዓስ ብሓሶት ንህዝቢ ትግራይ እናታለልኩም ትነብሩ

Келесі