No video

July 15,2024-ትምኒት ወልዳይ ዓገብ ስርቂ | መጠንቀቅታ ንኤርትራውያን ! |ተፊና ሓድሽ ዋዓሮ ! |

Solo media is an independent and Authentic Eritrean Media Outlet

Пікірлер: 920

  • @freweynitesfamikael9012
    @freweynitesfamikael9012Ай бұрын

    ቲፋኒ ሐድሽ ዋዕሮ ዘሪ ኤርትራ አብዝሀለወ ይሀሉ ሀገረይ እዩ ዝብል❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaraTsegY
    @SaraTsegYАй бұрын

    ሓደ ጥዑይ ዘይብሎም ተጋሩ ኩላቶም ሰረቅቲ ፣ ፎኦኦኦኦ ተጋሩስ ብስርቂ ቀዳሞት ዓቅምኩም እያ ንሳ

  • @nebu5224
    @nebu5224Ай бұрын

    ብራቮ ሶሎ ሓውና👍 ንሕና ኤርትራውያን ኢና ሓበሽ ኣይኮናን ሱዳናውያን እንታ ሓበሽ ዋላ ኤረትራ ኢሎም ይሓቱና ኔሮም ዓጋመ ሰረቕቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066Ай бұрын

    ንሕና ብገርህነትናን ብዘይምስትውዓናን፡ንሶም ብጉርሖምን ብተንኮሎምን ሃስዮምን።ከምቲ ዝበልካዮ ከይፈለጥና ኣዘንቢሎምና።ሰሌ ኣጆኻ ኣነቓቕሓና፡ምፍላጥ የድልየና።

  • @miniaseium8181

    @miniaseium8181

    Ай бұрын

    Bravo❤❤❤❤❤❤😂❤

  • @tesfakirosmirach3948

    @tesfakirosmirach3948

    Ай бұрын

    ቄናን ልቦ ኣምሰሉ

  • @dawitgebrat1878

    @dawitgebrat1878

    Ай бұрын

    ቆሊባ! ኣብ ሃገረ ጥረስጋ ይትረፍ ደርፊስ ወላ ሰለፍ እንዳማትካ፡ ብካራን ደንጎላን ኣፋራሪሕካ መንዚዕካ ጨዊካ ዘመተ ንቡር ኢዩ ኢሎሞ፡ ስለዚ የሕዋት ቤተሰብኩም ብየማነን ጸጋመን ኣስተብሂለን ጎደና ክጎዓዛ ሓደራኩም ምዓድወን፡ ዒሉ ምዓኮርካ ሓሉ ኢዩ ዘሎ! ባሃር በረከት መንግስተኣብ ቆሊባሎ እናደረፈ ድዩ ለለ ዝበለ ሓቀይ😀 🤝❤🕊

  • @tsegayteweldebrhan9499

    @tsegayteweldebrhan9499

    Ай бұрын

    @@tesfakirosmirach3948ኣታ ቖንዳፍ ዓጋመ ቄናን ልቦናስ ካብ ተጋሩ ተሳጊራ ናባና ክትመጽእ ኣይትኽእልን’ያ, ትኽ ተበልኩም ከም ማዕጺድ ኣትማን ኩሉ ጊዜ ብስርቂ, ብሓሶት, ብምቕታል, ብምትላል,,,,,,,,,, እትነብሩ እኩያት ዓሌት , የግዳስ ከምታ ልብኹም ፈጣሪ ይፈድየኩም አሎ’ሞ ነታ ጽዋ ሱቕ ኢልኩም ጨልጥዋን ወሓጥዋን, ህዝቢ ኤርትራ ብኣኹም ደም ጎሲዑ’ዩ።

  • @JohnMehretab

    @JohnMehretab

    Ай бұрын

    ​@@dawitgebrat1878 እንታይ ክትገብር ወድዛ ቆማል ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን ኣዋልእድ ኤርትራ ኣዋልድ ትግራይ ከይ መስላካኣ እንተአ ተንኪፍካይን ጥራይ እንታይ ከም ዝውረድካኣ ኣይትስሕቶን ትከውን ዘይሃሰስ ሰንብራት ኣለዎ ኤርትራዊ በዳናት

  • @betelhemsolomon7624
    @betelhemsolomon7624Ай бұрын

    ሙሉእ ዓወት ❤ንቢኒን ንሀገረዬ ኤረና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yirgalemyohannes4769
    @yirgalemyohannes4769Ай бұрын

    አንታ ሰሌ እዚአቶም ስርቅስ ባህሎም እኮእዩ ሀድሽ አይኮነንንንንንን ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SofiaKeren
    @SofiaKerenАй бұрын

    Tiffany ❤ዋዕሮ ኤርትራዊት ጅግና ሃገራዊት ❤❤❤❤❤❤

  • @selamkebede2924
    @selamkebede2924Ай бұрын

    ጀግኒት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452Ай бұрын

    ሶል ሐወይ ማሕበር ሰራቆ ዋይ ጸገምተዘሚትና

  • @user-tu5ue3vg2e
    @user-tu5ue3vg2eАй бұрын

    የቐንየልን ሶሎ ሓውና:: ናይ ሎሚ መደብካ ነቶም የውሃት ኤርትራውያን ንምንቕቓሕ ዓቢ ተራ ክህልዎ እዩ:: ካብ ስምታ ፍትፍቶ: ሃገረ ኩርዓትን ሓበንን ኤርትራ ንኸይጠቕሱ ብሓበሻ ዝሽፍንዋ: ኣብ ክንዲ ባዕሎም ምሂዞም ዝደርፉ ንደርፊታትና ሰሪቖም ዘበላሽዉ ኢትዮጵያውያን ሽርሖምን እከይ ተግባራቶምን ክንፈልጦን ክንኩንኖን ኣሎና:: ኤርትራውነት ኩቡር መንነት🇪🇷❤️

  • @tsegayteweldebrhan9499

    @tsegayteweldebrhan9499

    Ай бұрын

    Yeah, including me.

  • @user-qq2ml7uf4x
    @user-qq2ml7uf4xАй бұрын

    አሰይ ተመስገን አታ ኩሉኩም አበሳታት ዋዕሮ ኤርትራውያን ቨህ 1000 ንበሩልና

  • @MosheM-ok8bv
    @MosheM-ok8bvАй бұрын

    ኣታ አንታይ ዝበለ ወራር ናይ ስነጥበብ ኣጋጢምና ገለ መዐገቲ ክግበሮ ኣለዎ ኤርትራዊ ኩብር መንነት ኣጆኹም ሪፖርት አንዳ ገበርና ነዐጽዎም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @brhanalem5387

    @brhanalem5387

    Ай бұрын

    ወራር ወራር ይገርም እዩ ዘይናትካ ኣይናትካን እዩ እኮ ሶል ኣይሓቱን እዩ እንተትሓቱ ካብ ናይ ኢርትራ ዝተወስደ ምበሉ ከምናቶም ገሮም እዮም ዝደርፍዎ ዘለዉ

  • @yordankidane74
    @yordankidane74Ай бұрын

    ሶሎ ሓወይ ተፊና ዘይኮነስ ቲፋኒ ሓድሽ ኢያ ትባሃል ከም ማኣረምታ ውሰዳ🙏🏽🇪🇷 ብእተቅርበልና መደባትካ ድማ ነመስግነካ።

  • @yordankidane74

    @yordankidane74

    Ай бұрын

    በስም ኣብ! ደርፍታት ካኣ ክመርጹ ማዓት። ሕማም መንጸሮር ዝኮኑ ጎሮቤት።

  • @tsegayteweldebrhan9499

    @tsegayteweldebrhan9499

    Ай бұрын

    @@yordankidane74Kkkkkk Kkkkkk እዚኦም ቁርዲድ እንድዮም😂😂😂😂

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066Ай бұрын

    በሎም ኣቃልዓዮም።ሓሳዳት።ምስትውዓል የድልየናሎ ሰሊኖ።

  • @user-tm1cl6fo3p
    @user-tm1cl6fo3pАй бұрын

    ንሕና ኤርትራውያን ኢና ሐበሻ አይኮናን 4 ነጥቢ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @yemanegebremedhin1841
    @yemanegebremedhin1841Ай бұрын

    ኣብ ትግራይ ስርቂ ስራሕ ኢዩ

  • @weldemariamzerea5386
    @weldemariamzerea5386Ай бұрын

    ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senay6334
    @senay6334Ай бұрын

    ኩሎም ሰረቅቲኀንዓና ኣብ ውግእ ፈሚዶም ብናትና እንጀራ ክበልዑ ዓጽሚ ኮይኑ ይውግኣዮም ንዘልኣለም ብናቶም ዘይኮርዑ ቋንቛ ኣልቦ ዮም ❤❤❤❤❤

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    Ай бұрын

    🇪🇷💗🦁

  • @selamgebremedhin
    @selamgebremedhinАй бұрын

    ሰላም ሶል ሓዉና ተጋሩኮ እንተዘይሰረቁ እዩ ክገርመና ዝኽእል ምኽንያቱ ባህላዊ ጸወተኦም ስለዝኾነ።

  • @futsum
    @futsumАй бұрын

    ሰሌ ኣንበሳ በሎም ጥራይ ነዞም ሰረቅቲ. 👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @Amber1919
    @Amber1919Ай бұрын

    🇪🇷🥇🇪🇷🥇🇪🇷🥇ሶሎ ሚዲያ ድምጺ ኤርትራን ኤርትራውያንን። ሰሌ እዞም ሰባት መሬት ክሰርቁ ዘይሃፈሩ ደርፊ ሙዚቃ እሞ ቀሊል ። 🇪🇷🥇🇪🇷🥇🇪🇷🥇

  • @elisaabriha
    @elisaabrihaАй бұрын

    ኮነ እሎም እዮም ንዓና ከሕርቁ ቆማላት ኣጋንንቲ

  • @nardosmatusala7576
    @nardosmatusala7576Ай бұрын

    Very informative. We all have to pay attention when we like or subscribe any shows because our enemies have different intention. ❤🇪🇷

  • @Eritrawitshikorina
    @EritrawitshikorinaАй бұрын

    Eziom gorobetena mekanom betami eyu zehzen sereqti . Thank you Solo hawena qexelo abe goneka alena. Eritreawenet kubur menenet Fetari Hagernan hezbenan merahtenan yehalewelna 🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @zaidabraha7877
    @zaidabraha7877Ай бұрын

    🙏 solo ኩሉ ክስቁ እኮ ኣዋሪዶሙና ክንታሐሐዙም ኣለና ብዕቶብ

  • @user-ld9cu1rn8u
    @user-ld9cu1rn8uАй бұрын

    ሶሎ ሓወይ ንሕና ኤርትራውያን በቲ ሓደ ወገን ሕምቀት አለና ምኽኒያቱ ገለ አዋጹ እንተኢሎም ኢትዮጵያውያን ኤርትራውያን ኢና ቀልጢፍና ነዋጽእ ንሶም ግን አብዚአ ንኤርትራውያን ሓጊዝና ክብሉ ሰሚዕና አይንፈልጥን ስለዚ በጃኹም ኤርትራውያን ነስተውዕል ንሓውና ኤርትራውያን ንሓግዝን ሳብስክራይብን ካልእን ንተሓባበር ኢትዮጵያውያን ጽቡቕ ናትና አይደሊን እዮም ብፍላይ ደቂ ተባዕትዮ ብመልሓስ አይትታለሉ ክሳዕ መዓስ በጃኹም በጃኹም

  • @HAREGU1
    @HAREGU1Ай бұрын

    💐 Proud 💕 to 🇪🇷 be ♥️ Eritrea 👏 thank 🎉 you 🇪🇷 Solo 🇪🇷 Jegna 🇪🇷 vivo 🇪🇷 Bini 💐 wedi 💕 Jeganu 💐💕🇪🇷♥️👏🎉 thank you for good information solo Jegna ♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @tesfalemtsegay6145
    @tesfalemtsegay6145Ай бұрын

    Solo wedi ezi sirki derfi nay Tegaru degagimka akaliayom fuluy medeb giberelu Solo hawey good job keep it

  • @betelhemsolomon7624
    @betelhemsolomon7624Ай бұрын

    ካብ ኤርትራ ዘይተወለደ ❤አይኾነ ን ጭዎ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hss2423
    @hss2423Ай бұрын

    ሶሎ ሓውና እዚኦም ኩላ ነብሶም ስርቅን ሓሶትን እቶም ጀጋኑ ኣቦታትና ዝተደረፈን ዝተዘየመን ኣይተባላሽውልና ጠራሮ ኤርትራዊ ኩሩዕ እዩ ኣይሰርቅ ኣይሕሱ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lemlemkidane6135
    @lemlemkidane6135Ай бұрын

    Tegrau & Etopian sirketi eyomi foei blilay dike zakomlate Thanks solo medi 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232Ай бұрын

    Solo Hawena Jigena 💪🇪🇷Eritrawent Kubur Menent 🇪🇷♥️🇪🇷🌿🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷🌹🇪🇷🐪🇪🇷🌹🇪🇷

  • @freweynitesfamikael9012
    @freweynitesfamikael9012Ай бұрын

    ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @user-xf1om1kh9b
    @user-xf1om1kh9bАй бұрын

    ናይ ባሐቂ ማሕተም ገይሩሉ ቢን ጅግና አምላክ ይሐልካ❤❤❤❤❤ ሶል ሜዳ የቀንየልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @merhawigerealfa9204
    @merhawigerealfa9204Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤ Nehna nehna ena belom selo❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zwАй бұрын

    Girmay Beniam is the symbol of hope freedom of ERITREA 🇪🇷. We all learn from him that great future of ERITREA 🇪🇷. VERY good job brother 👏 ERITREA Benyam 👏

  • @user-gb4lx1bo1j
    @user-gb4lx1bo1jАй бұрын

    ናይ በሓቂ ወደይ ናተይ

  • @EriK-gv8jc
    @EriK-gv8jcАй бұрын

    Agame Qomalt serqti Tarik resahat hasadat Gorebet😢 1.5 million ♥️

  • @BiniBini-yx1yh

    @BiniBini-yx1yh

    Ай бұрын

    ኣይትዛረቦምን ኢካ ሓንቲ ጥራይ ኢካ ትጸርፎም ኡይይይይይ ባይደን ባይደን ጥራይ ኢካ ትብሎም ከመይ ድየን ዝሓርቃ 😂😂😂😂😂

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    Ай бұрын

    @@EriK-gv8jc tegaru Gena kineber ena kemzeyntefie dea ariynakum eko kab Alem kitetifuena hasibkum neyrukum gn alena ayntefien💊💊💊

  • @eriboy62833

    @eriboy62833

    Ай бұрын

    ​@@user-nb2he2xw8vተንቀሳቀስቲ ሬሳ እንታይ ክትህልዉ ደኣ ደጊፎም ተለሃይዋስ ዘላ ይመስላ ሻዕብያ ሃልዉ ኣይትሃልዉ ዘገድሶ ኣይኮነን ንኤርትራ ገጽኩም እንተ ጠሚትኩም ግን ከምዛ ሕጂ ዘለኹማ ጌሩ ዩ ዝቀጽዓኩም

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    Ай бұрын

    @@EriK-gv8jc nmulue tgray kitetifuena maxikum gn aytesakelikumn tdf 💊 alo

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    Ай бұрын

    @@BiniBini-yx1yh hgdef nab tgray beyna aytimexien eya mis Ethiopia tedemira enber tdf 💊

  • @nebyatsolomun8296
    @nebyatsolomun8296Ай бұрын

    ዓገብ ዓገም መሰል ዝደኸሙን ዝጻዓሩን ደቂ ሰባት ይተሓሎ ❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @melodinamagdalinastrahl2532
    @melodinamagdalinastrahl2532Ай бұрын

    Congratulations Bini Anbesa wedy ER

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301Ай бұрын

    ትግራዋይ ማለት ማሃይም ለማኒ ሰራቂ ዘይገንዘቡ ድጥምት ሓሳድ ቀናእ ትግራዋይ እሱ እዩ ትርጉሙ ካልእ ትርጉም የብሉን ።

  • @Hzbawigimbar1991

    @Hzbawigimbar1991

    Ай бұрын

    Nay behaqi 💯

  • @erena-africa5909

    @erena-africa5909

    Ай бұрын

    💯 % true God-bless you

  • @user-nj7rj6bt3n
    @user-nj7rj6bt3nАй бұрын

    ቢያ በለልና ገጻ ትርሐቅ አተወ ብርሃን ሰጊድ ክቡር አቦና በቲ ረሳሕ መልሐሳ ተማራሰሖ አላ ዓገብ

  • @legesetteklit353
    @legesetteklit353Ай бұрын

    Thank you so much Tiffani hadish we love ❤️ 😍 💖 ❣️ eritrawnet kubur mennet

  • @Africa2025
    @Africa2025Ай бұрын

    ናይ ስርቂ ጀጋኑ

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254Ай бұрын

    إرتريا الغاليه بلد الصموود والشجاعه 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @eritrea7521
    @eritrea7521Ай бұрын

    ሶል በየመድረኩ የኛን ዘፈን የሚያቀርቡትን ተግሬ ዩቱብ በዘመቻ እናዘጋ አንድሳምን በቂ ነው ጭራሽ ዩቱብ ላይ ያረጉትን ዝም ማለት በጣም ውርደት ነው ለኛ

  • @aziebdawit5129
    @aziebdawit5129Ай бұрын

    Srki serah iyu deki Ere merey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mhreteabisaias8770
    @mhreteabisaias8770Ай бұрын

    ሶል መዲኣ ነዚኦም ድኣ እንታይ ክትዛረቦሎም ስርቂ ሕስድና ዝመንነቶም ተሓፊራን ትኪቢራ ትነብር ሼርትና ኣላትና 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷 ወትሩ ሓገረይ

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309Ай бұрын

    So Emotional ❤❤❤❤❤❤Tiffany you are absolutely 💯 Absolutely really Eritrean spirit helped him to go with him is a blessing from God what you did step in Tiffany you are amazing

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388Ай бұрын

    ሰላም ሶል ሐወና ደቂ ኤረይ ሐላዊና አይታከሰን እዩ ቢኒ ፈጣሪካ ምሳካ አዩ ከትድሃል ነጥቢ ገለመለ ሞራልካ ብዓመጵ ከይትንኩፉካ አጆካ ዉሸጥካ ሰምዓዬ ንጽቡቅካ እዩ ክንደይ ዘይተሰግረ ዝገበሩ ይግበሩ ክትሰዕሮሞ ኢካ ከይትገድፎም ናህሪ ወሲክካ አነ እየ አነ ኤረትራዊ አብ ሐቂ እበር አብ ዓመጽ ዘይአምን ኢልካ ተበገሰ ንኩሉ ከተፍሸሎ ክትዛዝሞ መድሂንአለም ባሪኩ ንቅርሚት አምጺኡካ እዩ ካብዚ ጠጦዉ ከብሉካ ክሰዕሩካ አይክእሉን እዬም እዞም ዓመጽቲ ከይትግደሰሎም ርሰካ ከይተድንን ዓወት ንሐፋሸ🇪🇷🇪🇷👍👍🙏🌹❤️✊👊✍️💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🌹

  • @tzehaneshfoto3388

    @tzehaneshfoto3388

    Ай бұрын

    እወ ተፋኒ ቀጽልዬ ኘጆኪ ዋዕሮ ተሐበኒ ብኤረትራዉነትኪ ዉሰድዬ ክፈልጡና አለዋም ንኪድ ጥራይ ደቂ ኤረይ ሰራሕ አምላክ ብኩሉ መዳያት ምሳና እዩ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💪_👊✊❤️🙏🇪🇷🇪🇷

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906Ай бұрын

    ተኪና ሓድሽ ዋዕሮ ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lifeisagift8504
    @lifeisagift8504Ай бұрын

    Tifani Hadish warooo ❤we proud of you ❤️🙏🏾🇪🇷

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920Ай бұрын

    አገዳሲ!!!! ሃበሻ ዝብሃል ሽም ነበር ኢትዮጵያ እዩ!!! 🎉ኤርትራውያን 🎉 ኤርትራውያን ኢና🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኮብ እዚአ መርዛም ሃበሻ ሽም ኢትዮጵያ ን ጠንቀቅ!!

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206Ай бұрын

    ኤርትራውነት ኩብር መንነት። ☝️❤️🇪🇷✊🦁👑🫶 አንታ ጉድ እንበር ረኪብና ኤርትራውያን። ትግራውያን ዝበሃሉ እዚኦም ስርቂ አብ ደሞም እዮ። በሃቂ ሰረቅቲ ጥራሃ አይገልጾምን። ጓሃሉ

  • @semeregebreyesus6500
    @semeregebreyesus6500Ай бұрын

    Solo bela bela program ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alfooz8964
    @alfooz8964Ай бұрын

    Wow Tiffany Hadish proud to be Eritrea, big respect 🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷

  • @senaitsenaityehdego120
    @senaitsenaityehdego120Ай бұрын

    እዞም ዞባ ለለ እንታይ ምግባሮም ይሓይሽ ሓሳዳት ኤረይ ግን ንቅድሚት❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @freweynitesfamikael9012
    @freweynitesfamikael9012Ай бұрын

    ሰላምካ ይብዛሕ ሶልሎ ሚድያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fu9tl2nf9j
    @user-fu9tl2nf9jАй бұрын

    Tifne hadch thanks so much ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @nebyatsolomun8296
    @nebyatsolomun8296Ай бұрын

    ሶሎ ጅግና ኣጆኻ ብዙሕ ኣሎ ካባኻ ንፈልጦ እሞ ምስ ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡፡ እምበር እዞም ኮረቤታጅን ደኣ መሳቅልን ታቦትን ቡንባ ናይ ማይ ህዝቢ ዝግንገለሉ ክሰርቁ ዘይሓፈሩ ዶ ደርፊ ምስራቅ ክሓፍሩ ኢልካዮም ሶሎ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kidantekle2443

    @kidantekle2443

    Ай бұрын

    What they do they don't have anything that is their culture to steal because Meles chenawi stealing is allowed in their province

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954Ай бұрын

    ትምኒት ወልደይ ሐንቲ ሹሉ ደራፊት ኮይና ምስ ብርጌድ ንከብዶሞ ተሐዊሳ ገንዘብ ክትእክብ እንታይ ዘይገበረት ሕጂ ድማ ምስተሳዕሩ ርእሳ አድኒና አበይ አላ ብዝኮነ አንቲ ሰራቂት እቲ ኩቡር ደርፍና ናይ ኤሪትራ አይተማራስሕዩ ጨሞላቅ ትግራወይቲ ናይ ትግሪይኪ ድረፊ

  • @tedrosandemicael6039
    @tedrosandemicael6039Ай бұрын

    መአረምታ ተፊና ሓድሽ ብ ቲፋኒ ሓድሽ (Tifanny Haddish) ይታኣረም ባሃላይ እየ። ሓድሕድ ምትእርራም ኤርትራዊ ባህሊ። ምስ ብዙሕ ይቕሬታ። ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @Josephsol55

    @Josephsol55

    Ай бұрын

    I was going to say that 😂😂😂

  • @AkliluTsembel

    @AkliluTsembel

    Ай бұрын

    ትማሊ ኣትሒዝና ሓቢርናዮ ስጋብ ሕጂ ተፊና ይብል ኣሎ

  • @rutt6733

    @rutt6733

    Ай бұрын

    Hak!❤🎉

  • @tedrosandemicael6039

    @tedrosandemicael6039

    Ай бұрын

    @@AkliluTsembel ዝሓናጣጡ በዚሖሞ ይኾኑ ነቲ ናትና ዘየስተብሃለሉ።

  • @user-py9pn9ii3h
    @user-py9pn9ii3hАй бұрын

    Solo midia btami xbuk medeb eretrawnet kubur mennet❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Hiyba123
    @Hiyba123Ай бұрын

    Ertirawent kebur menent 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️

  • @eyobmengstab5939
    @eyobmengstab5939Ай бұрын

    ኣብ ዓለም ከም ትግራዋይ ስርቂ ኣመሉ ስ ዩሁሉዶ ይከውን ደቂ ኤረ ኮነ ኢሎም እዮም ግና ኮምኡ ዝገብሩ እዚ ውን ኣካል ነቲ ንኤርትራውይን ሓድነትን ፍቅርን መንነት ንምጥፋእ ዝስራሓሉ ዘሎ እዩ

  • @asmarina8019
    @asmarina8019Ай бұрын

    ንትግራዋይ ስርቂ ግደፍ ማለት ከም መግቢ ማይ ምትንፋስ ግደፍ ከም ማለት እዩ:: ስርቂ ስራሕ እዩ ዝበለ መለስ ጨናዊ ክብ ሲኦል ተመሊሱ ምስራቕ ገበን እዩ ክሳብ ዘይበለሎም ምስራቕ ደው አየብሉን እዮም::

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599Ай бұрын

    Bravo Tiffany Hassish. Thank you

  • @YonasDawit-ie1qm
    @YonasDawit-ie1qmАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰሌ ሐያል ጅግና

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ጉሓቂ ጉሓፋት ጽግዕተኛ ኮይኖም ክነብሩ ደይ የ ሕፍሮም ጉድእኮ ረኺብና ቆራዲት ደም ኤርትራዊ መጢጦም ደይ ጸግቡ እግዝኣብሄር ብዓቢ ፍርዱ ይፍረዶም ኩሉ ነብሶም ሕስድና ወያላት ብምንታይ ትገልጾም ይጠፋካ ስቲን ዳህያ የእትዎም ።

  • @eritrea7521

    @eritrea7521

    Ай бұрын

    ዘመቻ እንክፈታባቸውና እናዘጋ ደቂ ኤሬ

  • @edendiev2823
    @edendiev2823Ай бұрын

    ካብ መዓኮር ጥዑም ሽታ ኣይትጸበ ሶል‼ ካብ ተጋሩ ጽቡቅ ኣይትጸበ

  • @user-oy6pb8gx2o
    @user-oy6pb8gx2oАй бұрын

    Solo 🎯🎯👍🇪🇷🇪🇷

  • @Monkey304Awesomeness
    @Monkey304AwesomenessАй бұрын

    ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eyobgebremeskel7572
    @eyobgebremeskel7572Ай бұрын

    ብሩኽ መዓልቲ የውዕለና ደቂዛ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @JohnMehretab

    @JohnMehretab

    Ай бұрын

    Amen🙏❤

  • @astersanto4001
    @astersanto4001Ай бұрын

    መርሐባ ሰሌ አንበሳ ❤️❤️❤️💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-iu6gh8ko4g

    @user-iu6gh8ko4g

    Ай бұрын

    KKKKKKKK TIMNIT WELDAY SING BY YOUR ACCENT,WAY WAYO LABEY LABEYKKKKKKKK VERY SAD TO HAVE SUCH U BAD NEGBOURE.

  • @user-wv5fj5vo4z
    @user-wv5fj5vo4zАй бұрын

    Degagimka gosgus selomun hawey qexlo Eritreawi enddateredeo eyu zekeyd zelo,,,,, Eritreawi kebur mennet 💪💪💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yors6533
    @yors6533Ай бұрын

    Tifani hadish kebrti haftna beti tegbryo zelki Amlak yehgzki haftna 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌷🙏

  • @mussie-b764
    @mussie-b764Ай бұрын

    ሰላም ሶል ነብሲ፥ አዚኦም አኮ ዘይሓፍሩ ፍጥረትዮም ምህዞ ስነ ጥበብ ን ኤርትርዉያን ባህልና ኮይኑ፥ ን ተጋሩ ድማ ስርቂን ሎቕመጽመጽን ባህሎም ኢዩ። ካብቲ ብብዙሕ ዘለና ፍልልይ ምስዞም ህዝቢ ሓደ ካብቲ ፍልልይ ደርፍታት ምስራቕ ኢዩ።

  • @elisaabriha
    @elisaabrihaАй бұрын

    ተጋራት ተጋሩ ካብ ዓለም ዝደንቀሩ ሰረቅቲ ሓሰውቲ ለመንቲ ፍንፋናት ዓሌት

  • @almazmongusu6231

    @almazmongusu6231

    Ай бұрын

    Gega eu kab Tigerauge zey wield yelen 😮

  • @nebiatmehari9838

    @nebiatmehari9838

    Ай бұрын

    waladona tanagerna abena 7waldona Eritreawen ena ,kemu endabelkum ekum tadferuna zelakum

  • @JohnMehretab

    @JohnMehretab

    Ай бұрын

    ​@@almazmongusu6231ካቦኦም ኣለኪ ዱዩ ኮይኑ ብዓል ንሱኩም ኢኩም ቅልውላው መንነት ሃገር ሕንፍሽፍሽ ክትእትዉ ሂር ትብሉ ዘለኩም ሎቅማጽ ለመጨመጨ ኣይትበሊ

  • @almazmongusu6231

    @almazmongusu6231

    Ай бұрын

    @@nebiatmehari9838 imo kab ertireaen tigerayen zitweildena ki riska aibijo Mast you too be Clever.

  • @tsegayteweldebrhan9499
    @tsegayteweldebrhan9499Ай бұрын

    Our brave sister Tiffany Haddish, you doing great job, we appreciate you, stay blessed ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gomadgodam9421
    @gomadgodam9421Ай бұрын

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @Eri.detective7524
    @Eri.detective7524Ай бұрын

    መርሓባ ሶሎ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሓው ብዓል ቢኒን ካልኦት ጀጋኑን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💪👍👌✍️✅

  • @eritreaforeritreanchanel612
    @eritreaforeritreanchanel612Ай бұрын

    Tegaru kulom serekti eyom

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631Ай бұрын

    Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷💎💎🐪🐪🐪🕊🕊🕊

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873Ай бұрын

    ❤❤❤ ኤርትራዊነት ክቡር ❤❤❤መንነት ሙሉ ዓወት ❤❤❤ ኒቢኒ

  • @EriK-gv8jc
    @EriK-gv8jcАй бұрын

    Sirqi dia amelom indiyu ሰረቅቲ ታሪኽ 😂❤😢🎉

  • @senaitfoto
    @senaitfotoАй бұрын

    Eritrawnet Kubur Meninet 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @busd7688
    @busd7688Ай бұрын

    ብታእሚ ፅቡቅ ንፉእ ሶሎ ልክእ ከም ኢተዮጵያ እዮም ገረም አውፂኦማ እድመን ጠ እናን ይሀብካ ፅቡቅ ሐ በሬታ❤🎉❤🎉

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739Ай бұрын

    Good morning Solo media eritreans chanaal❤❤❤❤

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520Ай бұрын

    Asay tafan hdwshe good job Gal Eriay thank you 🙏 ❤❤❤❤❤

  • @Eritrea4Eritreans
    @Eritrea4EritreansАй бұрын

    Thank you Tifany Hadsh ❤

  • @nazaretabraham9385
    @nazaretabraham9385Ай бұрын

    ሶሎ ሓውና ንሕና ከም ኤርትራውያን ብመሰረቱ ኣብ ናይ ኢትዮጵያውያን ገጻት እንተዘይንሳተፍና ምተመርጸ ይመስለኒ

  • @asmerombelay6640
    @asmerombelay6640Ай бұрын

    Solo ኣምሓራ ተሰልትኑ ኣሜ ሪ ካ ክኸውን አዩ ዝደሊ ትግራዋይ ተሰልትኑ ኤርትራዊ ክኸውን አዩ ዝፍትን

  • @Sillysanriofan

    @Sillysanriofan

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @KaylaHaile-wj7pb
    @KaylaHaile-wj7pbАй бұрын

    እዝይ ፕጅ እዝይ ንሄለን ፖስት ጌርዋ ኢትዮጵያ ዝብል ፕጅ ናይ ተጋሩ እዩ

  • @nebyatsolomun8296
    @nebyatsolomun8296Ай бұрын

    መሰል ናይ ዝደኸመ ሰብ ይተሓሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☔️☔️☔️❤

  • @almazamanil1055
    @almazamanil1055Ай бұрын

    ዋው ዋው ዋው ኤርትራዊ ኩራዕ ተሓበን ቀሊል መንነት ቀሊል ጅግንነት ቀሊል ብልሕነት ኮታ ብኹሉ ነገራትካ ሓያል ኣብ ርእስኻ ትሙርከስ እንበር👏👏👏 ከም ጎሬቤትና ኣብ ካልእ ዘይትሙርከስ ሕቡን ኤርትራዊ መንነት ጎይታ ጥበብ ኢኻ 👌👌👌እወ ጥበብ ኣብ ኤርትራ🇪🇷 ከም ዘላ በዚ ጎሬበትና ዝሰርቁዎ ዘለዉ ደርፍታትና ሚእቲ ብሚእቲ ተረዲኡና ኣሎ❤️🇪🇷

  • @GdeyGeremicheal-nl5ly
    @GdeyGeremicheal-nl5lyАй бұрын

    ኣታ ኣይ ሓፍሩን ድዮም ዋናታቱ ብሂወት ከለውስ ክወርስዎም ፃገብ።

  • @wintaghebreab1152
    @wintaghebreab1152Ай бұрын

    Tiffany good job gaul Eri 👏👏👏🇪🇷❤️

  • @aliedris5958
    @aliedris5958Ай бұрын

    ፈቲና ሐድሽ ዋዕሩ ኤሪትራዊ አጅኺ ቀጽሊዮ አንበሳ ጉል አንበሳ ዓወት ናሐ ሽ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @user-qg7qx7oj7h
    @user-qg7qx7oj7hАй бұрын

    ሶሎ የቐንየልና ኩሉኹም ተኸታተልቲ ብፍላይ ነዛ ናይሎሚ ዝተኸታተልኩም ደጊም ያኣኽለና ወፍሪ ምህማር እዩ ንዓና ዘይደልዩ ነቲ ናትና ኣይተንክፉልና።

  • @user-wr2ed7qb1v
    @user-wr2ed7qb1vАй бұрын

    ቲፋኒ ሓድሽ ዋዕሮ ኤርትራዊት

Келесі