ማይ ምእታው ዒባ ምጥፍጣፍ ብጓል ራያ😂❤🙏

Пікірлер: 322

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel9851Ай бұрын

    ባጃኹም ተጋሩዋይ ሸር ናበልና ንዕብየላ ቻናላ ንሰደት ዘለናስ ክንደይ ደስ ይብለና ባህሊና ዝዓበናሉ❤ 😢

  • @user-dy4bq2it8k

    @user-dy4bq2it8k

    Ай бұрын

    Right 👍👍👍

  • @HlekaAraya

    @HlekaAraya

    23 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @user-du3lc7to8d
    @user-du3lc7to8dАй бұрын

    አበይ አለኩም ተጋሩ ላይክ ሳብስክራይብ እናገበርና ነታባባዓያ ባ❤

  • @fidleytube
    @fidleytubeАй бұрын

    ተጋሩዋ ጓል ራያ ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ ትሰርሕ አላ ናይ ዓድና ባህልን ማንነትን ዝገልፅ እዩ ሞ እስፖሰር ግበሩላ ተሓባበርዎ ባዓል ሃፍቲ ዲያስፕራ ዘለኹም ❤❤❤🙏

  • @MeriGeber
    @MeriGeberАй бұрын

    ያአኪ እዙ ኩሉ ካርተት እንዳበለት ናዓና ክተረእስ ኣታባብዕዋ ተጋሩ ድክመት አለና እፍ😢❤❤❤❤

  • @AsA-me8uy
    @AsA-me8uyАй бұрын

    አሕዋተይ. ደቂ. እንደርታ ንሓፍትና. ላይክ. ሳብስክራይብ. ኮመንት. ኩሉ ሪኢቶና. አይነዉሕደላ.

  • @fevenfeven-dv7xc
    @fevenfeven-dv7xcАй бұрын

    ጋል ራያ ማዓረይ የቀኒየልና እቲ ብልብና ናናፍቆ ዓድና ስለዘርአክና ዓዲ ከይድኻ ከምቲ ትደልዮ ስራሕ ስለዘየለ ከምዚ ሰሪሖም ንዘርኡዩ ገንዘብ ንዘይክፎሎ ላይክ ናገበርና ነተባበዕዮም ላኣቶም ሓገዝ ዘለዝኮና ደቂ ትግራይ❤❤❤❤❤❤

  • @user-le6mc1mj8q
    @user-le6mc1mj8qАй бұрын

    እንድርታ & ዴሰኣ ዓዲ ዓብይቲ ❤ዓዲ ዓዎሶ ጎጎ ❤ዓዲሊይ ዓሳዲ❤

  • @ormooapss442
    @ormooapss442Ай бұрын

    ኹሉ ላጥዕመላ ጓል ራያ ማዓርይ ላብ ዓድናለ ኸዲ ላብ ጨርጨር ባላ ቃርሶሌ አከባቢ ኸዚ ሰላም ኾይኑ እንሆ🕊🌹🕊🌹🕊🌹🕊🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹

  • @gualEnderta
    @gualEndertaАй бұрын

    እንደርታ ዓዲ ዓበይቲ ቀፅልሎ እንደርታና ብዓል ብዙሕ ባህሊ እዩ ❤😢

  • @uyth8675
    @uyth8675Ай бұрын

    እፍፍፍፍፍ አቤት ትዝታ ዓደይ ማዓረይ ሃም ማይ ምእታው ዘፅልኤኒ የነበረይ ንግሆ ምልዓል የፎቱይ ነይረ አደዋይ ኩሉ ግዜ ብልማኖ እየ ዝኸደላ ነይረ ከዚ ግን መጫወቲ መዳም ኮይነ😢😢😢

  • @user-kr7qs4tm7e
    @user-kr7qs4tm7eАй бұрын

    አቤት ግርኢ ምግራእ ክፎቲ አነ መንከበብያ ገዛና ናዞርኹ ይግርኦ ነይረ❤❤❤❤

  • @Tigraweyti231

    @Tigraweyti231

    Ай бұрын

    ገርኢ ኸረምቲ ኽረምቲ ምስ ዕነጸይቲ ናማሰር ነድዶ ዓድና ከም ሓሰር ኢና ነወጸኦ ኹልሳስ

  • @thekanfamily-qr4bj
    @thekanfamily-qr4bjАй бұрын

    Gaul raya shkor btaemi eye zfetweki. Des zbl video nay agereseb adna yekenyelna haftki gaul 🇪🇷

  • @hgf6568
    @hgf6568Ай бұрын

    ጋል ራያ ማዓረይ ናይ ብቆልዓይ ተዘኪርኒ❤❤❤❤❤🎉

  • @user-qd8ee8zt2g
    @user-qd8ee8zt2gАй бұрын

    ጎበዝ ዝዓድናስ ብሩክ ዝኮነ ዓዲ ኩሉ ነገሩ ተፈጥራኣዊ ❤😊

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zlАй бұрын

    ዋይ ጓል ራያ ቆንጆ ገዛና ኮ ኣዘኪርኽና 😂

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246Ай бұрын

    አባራትዕዋ ተጋሩ አበይ አለኩም ገዛኹም ዓድኩም ረአዩ አባራትዕዋ ስደተኛ ሓፍትና እዩ

  • @gualEnderta
    @gualEndertaАй бұрын

    እንደርታ ዓዲ ዓበይቲ ቀፅልሎ እንደርታና ብዓል ብዙሕ ባህሊ እዩ ❤

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740Ай бұрын

    ኣየ ጋል ራያ ኣያዋኺ ኹሉ የጥዕመልኪ ❤️❤️❤️😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @user-xi9en4qu3c
    @user-xi9en4qu3c28 күн бұрын

    እሰይይይ ጋል ራያዋ ዕድመይ ጥዕና ያሃብክ ፈጣር ዓስብኽ ይኽፈልኽ ብጣዕም የና ነመስግነክ ልስደተኛ የሕዋትኽ ተርእለኽና ግዜኽ መስዋእት ገይርኽ 👏🥰

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182Ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስስስስ እልኒ ግን ናፍቀ😢😢አጀኪ በርትዒ ቀፅልሉ ጓል ራያ ሓለለይ❤ ብህልንና ሃይማኖትናን ካባኪ ብዙሕ እናተማህርና እና ዓድካ ጥዑም😢❤❤❤

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3gАй бұрын

    አንደርታ ኮይኑስ ኣበይ ከባቢ አዩ

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231Ай бұрын

    በጃኺ እንደርታ ደርጋዓጀን (ኣራጉረ)ኽዲ ጓል ራያዋ ❤

  • @Tesgabrhanaregwi
    @TesgabrhanaregwiАй бұрын

    ጎል ራያ ዓይነይ ዓጋመ ሰወነ ወልዋሎ ሳዕሰዕ ለ ኪዲ ከምዚ ጠመተ ዘድልዮም

  • @fayaz3598
    @fayaz3598Ай бұрын

    የቐንየልና ጓል ራያ ፅፁይቲ ❤ ዛ እንደርታ ዓደይ ዓዲ ፅፉፍት😍እፍፍ ህንደይ ደስ ይብል እዩ ዙ ዓድና ዋላ ምስ ሕመቑ😢 ናድኻማ ፍረ ፃማ ግን ኣይንህባለናይ ሃምዚ ኣብ ሞቻ ኮፍ ኢልና ብቐሊሉ ንሪኦለና ብቐሊል የኾንትይ ሰሪሓቶ ብጣዕሚ ድኻም ልሓትት video እያ ተቕርበልናላ so Subscribe like share ላበልና ነተባብዐያ ደቂ ዓደይ plz❤

  • @roorogarah-dz8cq
    @roorogarah-dz8cqАй бұрын

    ጋል ራይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @samrtsegurbit
    @samrtsegurbitАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ነዘን ክምዚኤን ጀጋኑ ኣሕዋትናን ሚዲያናን ነዐቢ ነዛ ሚዲያ ዒስራ ሽሕ ክትበፅሕ ኣለዋ❤❤❤❤❤ዳይ ጋይስ ሸር

  • @RShaN-kiki
    @RShaN-kikiАй бұрын

    አሕዋት ነተባብዐያ ባህልና ንክዓቢ 🙏❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-lu2is3gs6r
    @user-lu2is3gs6rАй бұрын

    ዋይ ትዝታ ማርያምን 9ይ 10ይ ኣብኡ ኾይነ ተማሂረ ለምለም ዝኾነ ዓዲ ናይዛ ማይ ቡንባ ነገር 😌ግን ፆምኻ ዉዕልኻ ኣይትልዓልይ ናመንገዲሞ ሸተት ተይልካ ትቃባሊኻ ገደል ባሕረይቲ እካ ትዓርፍ ሶ ንበርለይ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኽምን ሰድራ ❤❤❤❤

  • @ssll7812
    @ssll7812Ай бұрын

    ጋል ራያ ሸኮር ትፍለዪ ኢኪ ❤❤❤❤ነተባባዓያ ተጋሩዋይ🎉🎉❤

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231Ай бұрын

    እንደርታና ጠበብኮ አዚ ኣደራሽ ደስ ክብል ሓቅኺ ዒባ ዓድና ኣይድበረይ ነውሪ እዩ ጠፍጢፍና ኢና ንግረኦ ❤🎉

  • @user-yh2pp9xn2z
    @user-yh2pp9xn2zАй бұрын

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን እንደርታ ዓደይ ዓዲ ዓበይቲ ❤❤ዒባና ብጥብቂ ኢና ንሕዞ ኣይይ ኸዝስ ናፊቅና😢❤

  • @AbebuNigus
    @AbebuNigusАй бұрын

    27:01

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858Ай бұрын

    ዓደይ ኣዘኪርክኒ ጋል ራያዋይ ማዓርይ❤

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawiАй бұрын

    የቐንየልና ጓል ራያዋይ ለዕበየና ዝናፈቅናዮ ተምጽእልና ኣለኺ ብልጽቲ ጠንካራ ቆልዓ ብሓቂ❤❤ ግን ኣምታይ ድኺ ኣስሒክኒ ዕባ ናደርኳዕ ኽዮ😅

  • @user-cz2vy1yn2p
    @user-cz2vy1yn2pАй бұрын

    እሰይ ምዕርግቲ ኹሉ ዘጥዕመላ ምቅርተይ ኣነስ ኣደዊተይ መሲልኺ ትስምዕኒ ክፈትየኪ ማዓት❤😘

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1jАй бұрын

    ጓል ራያዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ደስ ክለብል❤❤❤❤ ኣታ ዘንደርሁስ ክሕስዳ ብቲ ላኣከበትስ ብቲ ለለይብትና ይመችየን ጊን😂😂😂😂

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121Ай бұрын

    ድድባ ቖራሪ ነፋስ እውን ብዝሕ ይብሎ እዩ ሎሚ ግን መወዳእታ ጉንበት ሙቐት እዩ ሃመይ ኢሉ እዩ ቖሪሩኪ መዓረይ ማይ ብዕትሮ ወሪድና ዒባ ካብ ጌር ኣኪብና ብንእሽተይ ሓሰር ጠፍጢፍና ምስ ነቐፀ ገሪእና ኢና ዓቢና

  • @kalu546
    @kalu546Ай бұрын

    እንደርታኮ ዘየለ ባህሊ የለን ማርምን ደስ ክብለካ አርቱየ ዋርዒለ አዲአ የኽብረልና❤🎉

  • @user-zx6tg8if6r
    @user-zx6tg8if6rАй бұрын

    ቤተ እንደርታ ዓድካ ጡዑም ጓል ራያ መክበርት ባህላ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-nc4us9ft7b
    @user-nc4us9ft7bАй бұрын

    ጓል ራያዋይ ምቅርቲ መክበርት ባህላ 💚🥰

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2prАй бұрын

    ቻነላ ነዕብየላ ተጋሩዋይ ልጋልራያ መኽበሪት ባህላ❤

  • @AbebuNigus
    @AbebuNigusАй бұрын

    ኣሰይ,ደስ,ክትብሊ,ምቅርቲ,ኣነብጣዕሚ,ልፎቲዒባ,እወ,ሓቅኺ,እንደርታና,ሸለልኣይባሃልይዒባ,እና,ብጣዕሚ,ደስ,ባሃሊት

  • @zufanbeshir4098
    @zufanbeshir4098Ай бұрын

    ❤❤❤❤ጏል ራያዋይ ዓሳዲ እነይ ኩልሻዕ ማይ ገረብ ሳእነልባ እያ ትብል እሞ በይዛኺ ኣርእይና🙏🥰ትግራይ ዓደይ🌏🌎💊🌍🏖️

  • @sarayan525
    @sarayan525Ай бұрын

    ጓል ራያዋይ ሽኮር ቀፅልሉ ማዓረይ ዓድና ናፍቕና ❤❤❤❤

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532Ай бұрын

    Gual Raya jegna adi aboki yetkelki etu nay Endetta menebabiro kab tinti kisab heze lewti lebilu malet leabeye miqanu eyu kesilu bihaki etu hizbi Endetta hamey tenkara mukanu eyu emo keslulu nifetweki ena edme mis tiena temeniye haftina ❤

  • @user-zh5lj4ex3k
    @user-zh5lj4ex3kАй бұрын

    ጓል ራያዋይ ሽኮር በርትዒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470Ай бұрын

    እሰይ ጓል ራያዋ ቃሕ በሃሊት ደርጋዓጅን አራጉረ እውን ክዲ❤

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3kАй бұрын

    ጓል ራያ ማዓረይ ቃፅልሉ ጎብዚ♥️❤♥️

  • @lemlemhagos8644
    @lemlemhagos8644Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 👌👌👌👌👌🎉🎉🎉🎉

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9uАй бұрын

    ጋል ራያ ጅግና ኢኪ ቀፅሉሉ❤❤❤

  • @Brhaney-Tigray
    @Brhaney-TigrayАй бұрын

    ጓል ራያ ሽኮር😂 ብሓቂ ነቲ ሓቂ እኺ ትሰርሕዮ ኩሉ ነገር ንፍዕቲ ❤ ኣብ ዓድና ጥራሕ እዩ ዒባ ዘይጥፍጠፍ ዕንጨይትና ኣሪና እና ነነድድድ የጭላ ኣበርገለ ጣብያ ለምለም ዒባ ድኹዒ ንመሬት ከም መዳበርያ እና ንጥቀሞ

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7Ай бұрын

    ናፍቆት ብቻ ❤ጓል ራያዋ ይመቺክ ❤❤❤

  • @destagood1479
    @destagood1479Ай бұрын

    ገዛና ክንዲ ፋሓምና ክንዲ እለቴሪክና ኾታስ ክንዲ ኹሉ እዩ ዝጠቅመን ዓደይ😥ስደት ሕሱም

  • @desirefaithbelieve6720
    @desirefaithbelieve6720Ай бұрын

    Beautiful work, gualno❤. Job well done!! Beautiful 70 Endertana ❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qsАй бұрын

    ጋል ራያ ዋይ ዓደይ ስለ ዘርአክኒ ዝያዳ ፎትየኪ ዓዳይ😢😢❤❤😊

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834Ай бұрын

    እሕ እሕ እሕ እሕ እታይ ክነብል😢😢😢😢😢😢 እዙይለ ናብራ ኢልለን ይነብራ ዓደታትና ዋይ ኣነ 😢😢😢😢😢

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2cАй бұрын

    ጓል ራያ ሽኮር ዓባይ ሰበይቲ ኮይንኪ ናፊቁና እኮ ዓድና ወዲ ቀሺ ፀውዕዮ 😉

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626Ай бұрын

    70 eniderita adey ❤❤❤🎉🎉🎉gale Raya shikor

  • @gualEnderta
    @gualEndertaАй бұрын

    እንደርታ ዓዲ ዓበይቲ ዓዲ ምዓር ፃባ ዓዲ ጎጎ ❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880Ай бұрын

    ጓል ራያ ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ ቀፅልሉ ንፈትየኪ ኢና❤❤❤

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858Ай бұрын

    ድድባ ደርጋዓጀን እውን ኣርኤና

  • @user-wi2it9gz8l
    @user-wi2it9gz8lАй бұрын

    አሰይ ደስ ክብል እዝዓድና ናፊቅና እንበር ለሙስ ❤❤

  • @Galgulomkaka
    @GalgulomkakaАй бұрын

    ንእስነተይ አዘኪርክኒ ድሕሪት ዓመታት መሊስክኒ አብ ኩሉ ጅግና ተፈጥሮ ዝዓደላ አብ ከባቢና ከባቢ ጉለምካዳ ድማ ድጉድጎ ይበሃል

  • @bege8567
    @bege8567Ай бұрын

    ጓል ራያ ጅግና ኣይይይ ትዝታ ዓድናኮ ናፍቅና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fvАй бұрын

    የኔ ትዝታ😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eriilove2812
    @eriilove2812Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @berry-lc8lt
    @berry-lc8ltАй бұрын

    መረ ዓደይ❤❤❤

  • @user-qb3zc5ex6o
    @user-qb3zc5ex6oАй бұрын

    ላብ መሳኑለ ክዲ ዞብጀነተር ለልምዑ ርኸብዮም

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    ጓል ራያዋ ቆንጆ መክበሪት ባህላ ብልቢ ኢና ነመስግን ዓሳድዋ እንደርታ ዓጀፈድና ሰለዘርአክና ቀጽሉሉ ተጋሩዋይ ንዑስቲ ነታባበዐያ በጃኩም ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ደቂቅ ኣይትወስድን እያ❤❤❤❤❤

  • @user-vk2vz8iy6j
    @user-vk2vz8iy6jАй бұрын

    ዓደይ ኣዘክርክን😢ቀፅልሉ ፅሪት❤

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147Ай бұрын

    ጓል ራያ ዓሳዲ ኹሉ ትኽእሊ ኣዛኻኽርኽና ባህልና ❤❤

  • @GalTigrai
    @GalTigraiАй бұрын

    እሰይ ዓሳዲ እንደርታና❤❤❤❤

  • @user-tf5ko7nq8r
    @user-tf5ko7nq8rАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኤኽይ ጓል ራያዋይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbrahaАй бұрын

    ኩሉ የጥዕመላ ኣርቱዋይ ናፍቆትና ይገድዳኣሎይ ገጠርምዕባይኮ ትዕድልቲ እዩ ኩሉ ተፎጥራዊ መንኣላ ጀሪካን ተሸኪማ ሳዓትሙሉእ ላውገዐት ትድንጊ ምስማሓዙታ😂ሳብስክራይብ ላበልኩምኒ ሕለፍ🎉

  • @user-dj1ge7in9z
    @user-dj1ge7in9zАй бұрын

    ጓል ራያ ሽኮር ሓላል ጓል ዓደይ ፅሪቲ ኣትዮ ዓድና እንዶ ናፊቅናን ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5eАй бұрын

    እንደርታ ዓደይ ናፍቆት❤

  • @SelamKahsay-iv5vu
    @SelamKahsay-iv5vuАй бұрын

    አይ ዓድና ናፊቅና ❤

  • @MmMm-fh9hp
    @MmMm-fh9hpАй бұрын

    ❤❤❤🥰🥰🥰

  • @user-du3lc7to8d
    @user-du3lc7to8dАй бұрын

    አደይዓባይ አናፊቅክና እኮ❤❤❤❤🎉

  • @user-kv4fr3ue2w
    @user-kv4fr3ue2wАй бұрын

    አስይይ ጓል ራያዋይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-te2yv8tu5y
    @user-te2yv8tu5yАй бұрын

    Embeyti enderta😢❤❤❤

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4bАй бұрын

    ❤❤❤

  • @user-lj5ft8rf3c
    @user-lj5ft8rf3cАй бұрын

    ጎበዝ ቲክቶክ ላይ ስትሳደቢ ትውይ ነበር ሀገር ስገቢ በራስሽ መምጣሽ ሀሪፍ ነው በርች

  • @mabRihit
    @mabRihitАй бұрын

    ❤❤❤❤

  • @rfduv1457
    @rfduv1457Ай бұрын

    ጓል ራያዋ ለባም ❤❤

  • @HiwetBerhe-gg3lb
    @HiwetBerhe-gg3lbАй бұрын

    ዓድና እንዶ ናፊቅናይ❤❤❤❤❤

  • @ህያብ
    @ህያብАй бұрын

    ኣየወቲኽ❤❤❤

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hfАй бұрын

    👍

  • @Tigraweyiti12.19
    @Tigraweyiti12.19Ай бұрын

    ❤❤

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9iАй бұрын

    እንደረታ ዓዲ ኣቦና ጋል ራያ ዓባይ ሰብ ቀፅሉሉ ናይ ማሕበረሰብና ጩቆና ዓለም ይሮኦዮ ትግራይ ቅዲሚ ዓለም ፈደል ዝቀረፀት ዓዲ ናይ ኣብ ድኽነት ዘላ ዓዲ እያ😢

  • @mazimazi6786
    @mazimazi6786Ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕዩ ትሰርሕዮለኪ ጋልራያዋ

  • @user-uw2yp9nn3f
    @user-uw2yp9nn3fАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GuwaTube
    @GuwaTubeАй бұрын

    ጓል ራያ ሃየ ድኣ ማይ ሂወት እያ ዋ ብዙሕ ማይ ኣይታፍስሲ

  • @user-km9dc1ue4l
    @user-km9dc1ue4lАй бұрын

    እሰይ ደስ ክትብሊ❤❤❤❤❤❤

  • @siymongebrebrhan276
    @siymongebrebrhan276Ай бұрын

    Galrya good job

  • @user-im9wv4xh1j
    @user-im9wv4xh1jАй бұрын

    ኣርቱዋይ ንሕና ተጋሩ ኣሕዋትኪ ፍትው ኢና ነብለኪ በርትዕልና❤

  • @HH-pf8vr
    @HH-pf8vrАй бұрын

    የኔ ማርርርር❤❤❤❤

  • @andertawit
    @andertawitАй бұрын

    ኣርቱዋይ ዛንግስተይ የቀንየልና❤❤

  • @deradubai1754
    @deradubai1754Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @FgFg-dg6ej
    @FgFg-dg6ejАй бұрын

    የኔ ማር❤❤❤

Келесі