አብ ሽረ አብ ቀረፃ እዋን ኸልቢ አጓይይኒ ፓርቲ 2

Пікірлер: 242

  • @negutesfa
    @negutesfa

    ተሻቅልና ኔርና ኢና እሞ ዕትሮና ብሰላም

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3k

    ጓል ራያ ፅሪቲ ኣጀኪ በርትዒ ቃፅልሉ ደቂ መዳም ጀጋኑ ሽር ላይክ ሳብስክራይብ እናገበርና ልጓል ራያ ሓፍትና ነባራታተዐያ ኣሕዋተይ♥️❤💗

  • @gyfg6119
    @gyfg6119

    ጋል ራያ ጥዕምቲ ላዛ ኩሉ ዘጥዕመላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅረተይ❤❤❤❤

  • @Amesegenalhue
    @Amesegenalhue21 күн бұрын

    እዋይ ዲያሰፖራ ነው ቢልዮ 😄 አሰና ኩሉ ክፅብቅ እት ናይቀደም/ስታምሪ ሁሉ ያምርብሻል እሺ ጎበዝ ቀጥያ እሺ 👉👍👍

  • @user-pr8bm3iv9o
    @user-pr8bm3iv9o

    ጋል ራያዋይ ታዕትሮ ከደይ ግዜ ተውርድያ እለኪ ምስ አተኪ ከትስበር ሱቅ ኢልኪ ገዛኪ እተዊ ፅሪቲ አነስ ክፈትወኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-cj5np1bu6i
    @user-cj5np1bu6i

    ኣሰይ ምቂሪተይ🎉🎉 ዓዲና ኣሪኢኩና ኣሰይ ሸረ ዓደይ❤❤❤❤

  • @jamalgaberut1654
    @jamalgaberut1654

    ጓል ራያ ሽኮር መክበሪት ባህላን ህዝባን❤❤

  • @user-yu6nd9of9e
    @user-yu6nd9of9e

    አየጋራያ ዓሳድ በቃ ኹሉ እዩ ዘጥዒመልኺ ወለላ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @89946
    @89946

    ጓል ራያ መዓረይ ኣነስ ክፈትዋ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-gd5vr1hm3h
    @user-gd5vr1hm3h

    ጉዝጓዝ ኣንኢስኪ ጓል ራያ ሽኮር ዕትሮና እንዳሓሰብኪ ብዝተረፈ ጎበዝ ኢኺ ቀፅልሉ👌👌👌

  • @user-qm3yh1mf2g
    @user-qm3yh1mf2g

    ራያ. ራይማ ጎበዝ አርእኺና. ሺር አይፍልጣይ ነብር❤❤❤

  • @user-cc3wf9sv2j
    @user-cc3wf9sv2j

    አሰይ ምቅሪቲ ከማይ ዝፈትዋ ዶ ይህሉ ❤❤❤❤

  • @slamah8127
    @slamah8127

    ዓደይ ማዓሪይ ዓደይ ፍልሖ

  • @user-sl2ph5jf7j
    @user-sl2ph5jf7j

    ኣሰይ ማዓረይ😘😘😘😘😘

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm

    ሽረ ዓደይ ወርቂ ❤❤

  • @nigistihaftu6450
    @nigistihaftu6450

    ሸረይ ፃዕዳ ገለ ኣለኪ መናፈቂ እወ ሸረየ

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690

    ዴስአለ አርእይና ጎል ራያ ሽኮር❤❤

  • @ahmadk4740
    @ahmadk474014 күн бұрын

    ፅሪቲ መክበሪት ባህላ በርትዒ ጋል ራያዋይ❤❤❤❤

  • @melataskal9201
    @melataskal9201

    ማሓዛይ ሽኮር❤❤❤❤

  • @user-vw8ue6vb9i
    @user-vw8ue6vb9i

    ቁልዕነተይ ኣዘኪርክኒ🌄❤

Келесі