No video

መደብ እንደርታ አብ ጣብያ ድድባ ዓዲቀላቅል❤❤❤❤🙏#

Пікірлер: 560

  • @WediKeshi-wc2ew
    @WediKeshi-wc2ew2 ай бұрын

    ፀገም ህዝባ ይኹን ባህሊ ዓዳ እናፋለጠት ዘላ ጋል ራያ ክትምስገን ዝግባኣ እያ ከምኡ ድማ ናብ ኩሉ ከባብታት እናኸደት ትሓቢኡ ዘሎ ባህልታትናን ተፀጊሙ ዘሎ ህዝብናን ናብ መላእ ዓለም ከምተፋልጠልናን ብዓል ምሉእ ተስፋ እየ ኣጆኺ በርትዒ ክብል ይፈቱ

  • @medhin8187

    @medhin8187

    2 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @Samitrghh

    @Samitrghh

    2 ай бұрын

    እኔ ወታደር ነኝ አብይ እና ኢሳያስ በሰሜኑ ጦርነት አሁን በአማራው ጦርነት ቢኖሩም አይጠቅሙም ብለው25ሺ በላይ ቁስለኛ ወታደር እረሽነው ገለዋል ግማሹን በመርዝ ገለዋል ለወታደር ምንም ክብር የላቸውም ለጄኔራሎች ጥሩ ገንዘብ ሰተው ተራ ወታደር እዴት እደሚሰቃዩ እዴት እደሚስገድዱ የሚበላ የለም ምንም ዘርፈ ብላ ይላሉ ምሳ የሚሰጥ ስንት ስቢል ገደልክ ስንት ቤት አቃጠልክ የሚከሱ ለምን ትምርትቤት ሳታፈርሱ ማሳ ሳታቃጥሉ መጣቹ ነው የሚሉት ፍት ለመከላከያው ሰራዊት😢🎉😂

  • @letshegidey2935
    @letshegidey29352 ай бұрын

    ኣነስ እዚ እደረታ ደስ ክብለን እስቲ ደቂ እደረታ እታሃልክን ብሰላም መሬት ዓድና ይምለሰና ሞ ክተዛውራኒ ኣነ ድማ ሽረ ከዛውረክን እየ ምቁራተይ 🎉🎉❤❤

  • @user-li6ux7dw9p

    @user-li6ux7dw9p

    2 ай бұрын

    ብሰላም ጥራሕ ንመለስ መዓረይ ኽነዛውረኺ ኢና❤

  • @letshegidey2935

    @letshegidey2935

    2 ай бұрын

    @@user-li6ux7dw9p እሽኒ

  • @user-ml8fs3xc4y

    @user-ml8fs3xc4y

    2 ай бұрын

    ማዓረይ ባዕለይ ከዘውረክ እዩ❤

  • @user-qb3zc5ex6o

    @user-qb3zc5ex6o

    2 ай бұрын

    ኣብሽሪ

  • @temesagenamalaka4511

    @temesagenamalaka4511

    2 ай бұрын

    ጨለ እምበይተዋይ ማዓረይ ላዉኡ የብቀዐና❤

  • @Monliaz
    @Monliaz2 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ኖዒ እሰካ 50k ንብፅሕያ ንጋል ራያዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @Eleni-elu5mm

    @Eleni-elu5mm

    2 ай бұрын

    @@AbushEtanbetL-vemenay ewen demuruney eba tagarway please

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    @@Eleni-elu5mm ደሚረኪ ናተይ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    @@Nebu1619 ደሚረኪ ናተይ

  • @user-hb2lt8yv7r
    @user-hb2lt8yv7r2 ай бұрын

    ታእይባ ላይክ ተውሕድላ ላይክ ግበርላ ተጋርዋይ ሰስክራይብ ለ ግበርላ ላኣ ጥቅምይ እዩ ላአናለ ምንም አንግዳእይ❤❤❤❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @medifentaw7513
    @medifentaw75132 ай бұрын

    እኔ አማራ ነኝ ወላሂ አንዲም ትግሬወች በክፉ አይን አይቻቸው አላቅም እወዳችሁ አለሁ ምንም ቢሉ ደሞቻችን ናችሁ እወዳችሁ አለሁ❤❤❤

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn

    @HiwotKidanemariam-bu6yn

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-ok1in4iu2e

    @user-ok1in4iu2e

    2 ай бұрын

    ዘረኘነት። የውደም አድነት የለምልም

  • @liyagebretsadik

    @liyagebretsadik

    2 ай бұрын

    ነበር እድሜ ለፖለቲከኞች ይህን ጀግና ህዝብ አዋረዱት የራሱ ታሪክ ያለው ጀግና ህዝብ ተገፋህ እያሉ የበታችነት ሰበኩት ከአማራ ጋር በሀይማኖት በባህል ተቀራራቢ አንድ የሆነ ህዝብ ነጣጥለው አዳከሙት ለዚህ ሁሉ ተጠያቂ ፖለቲከኞች ናቸው ህዝቡ ለራሱ ሆዱን ያልሞላ መከረኛ

  • @ruhamabarkot4802

    @ruhamabarkot4802

    2 ай бұрын

    አንች አሽቃባጭ እነሱ በጣም ይጠሉሻል ይጠሉናል ታውቅያለሽ ማርያምን ነው የምልሽ አታሽቃብጭ እርፊ😕😕😕

  • @user-jr1vh8mi7m

    @user-jr1vh8mi7m

    13 күн бұрын

    They want to divide us to make it easy for them to enslave us. I war or hate there is no winner. I love all culture I may not like what they stand for, what did Jesus say, forgive them they not know what they doing. If you hate your brothers and sister, you are brain washed.

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ2 ай бұрын

    ጋል ራያ ናይ ኣፅቢ ጥሕሎ እዉን ንፅበ ኣለና ❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ብሓቂ ደምርኒ❤

  • @user-li6ux7dw9p
    @user-li6ux7dw9p2 ай бұрын

    እንደርታ ዓደይ ዓዲ ብላዕ ሰተ በሰመኣም ከብደይ ገልበጥበጥ ኢልኒ 😴 ና ምንጣሮ ነገር ዘኪረለ በይነይ ስሒቀ😂 ኣሕዋተይ መዓረይ ቅዱስ ሚካኤል ናብ እንፈትዋ ዓድና ይኣክበና

  • @temesagenamalaka4511

    @temesagenamalaka4511

    2 ай бұрын

    ኣሜን

  • @DhfggFudtft

    @DhfggFudtft

    2 ай бұрын

    እንካዓ በሰላም መፃኺ ፅሪተይ ጓል ራያ

  • @gualEnderta
    @gualEnderta2 ай бұрын

    እንደርታ ዓደይ ዓዲ ዓበይቲ ድድባ ደርግዓጅን❤❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf92632 ай бұрын

    እቲ ብፍንጃል ዝገበርክዮ ናይ ዝሃፀፀ እዩ እምበ ብኢድኻ እዩ ዝወፅእ እቲ ቅርፂ ካብኡ ለ እቲ መጣቅዕቲ ብኢድኻ ኣይኮነን ዝንገፍ ብመሓስስ ገይርኻ እዩ እቲ ኣላኩሸ ዝበልኽዮ ድማ ኣርጒድኽዮ ኣላኩሸ ርቅቅ ይብል እዩ ብዝኾነ ጎበዝ እኺ 🥰🥰

  • @tirutasfwu8258
    @tirutasfwu82582 ай бұрын

    ዋውውው በርቺ ጎበዝ የማዘርን እንጎቻ አስታወሰኝ ከባህርዳ ነዉ እመከታተልሽ ❤❤

  • @selamhabeshawitselamhabesh3070
    @selamhabeshawitselamhabesh30702 ай бұрын

    ኣርቱየ ብጥዓሚ ኢየ ልፈትየኪ ግን ዛ ደርፊ ማርያም ኢያ ስብኣያ ድማ ገብሪኤል ትብል ኣዉፅእያ ምረይ ኣይባሃልን በስምኣም😢😢

  • @user-ml8fs3xc4y
    @user-ml8fs3xc4y2 ай бұрын

    ዛንቤተዋይ ክብረት ይሃብልና እንደርታ ዓደይ💜🦋

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ❤

  • @user-hw9ui3nx2t

    @user-hw9ui3nx2t

    2 ай бұрын

    በበይ ካባቢ እዩ ኣንደረታ

  • @shraabraham8894

    @shraabraham8894

    2 ай бұрын

    መቐለ ከባቢ​@@user-hw9ui3nx2t

  • @kalu546
    @kalu5462 ай бұрын

    ብመጀመርያ ባህሊ ወለድኺ ልምፍላጥ ትገብርዮ ፃዕሪ ከይድነቕኩኺ አይሓልፍይ አርቱየ ብምቕፃል እቲ ጎጎ ትድምድምዮ ተለኺ ብኽልተ መንገዲ እዩ መጀመርያ አፃብዕቲ ኢድኺ ዓፂፍኺ ካልአይ አፃብዕትኺ ዘርጊሕኺ ትድምድምዮ 👌 3 ጎጎ ጠቂዕኺ እስካብ ላብ ሞጎጎ ልአቲ ንፋስ ከይወቕዖ በዛ ሙጉዲ ትኸድንዮ👌 4 ምስ አተወ መጣቕዕቱ ብማሕሰስ እዩ ልራገፍ ትሕሩፅ ይብለኪ ሓፍተይ ናተይ So አድቒትኺ እየ ካብ ደርጋዓጀን ዓደይ አራጉረ❤🎉

  • @Tigraweyti231

    @Tigraweyti231

    29 күн бұрын

    ገሚተያ ናይ ደርጋዓጀን ጎጎ ሃምዚ ልበልከዮ እዩ ልጥቃዕ እንደርታ ደርጋዓጀን ዓድና ❤

  • @plmm816
    @plmm8162 ай бұрын

    ኣፅቢ ከድኪ ለ ጥሕሎ ምስራሕ ኣቅርብልና ጋል ራያ❤

  • @ኣፅቢ

    @ኣፅቢ

    2 ай бұрын

    ሓቂኪ ጋልእኖ ❤❤❤

  • @user-pe5ei5fs3b

    @user-pe5ei5fs3b

    2 ай бұрын

    እረ ናፍቅ ንሞት ኢልና ኣፅቢ ዓድና❤❤❤

  • @user-dq5kv7bz2q

    @user-dq5kv7bz2q

    2 ай бұрын

    ብሓቂ ኣፅቢ ዓደይ ኣነስ ጥሕኒ ደስ ይብለኒ እሞ ረኪበ ዘይፈልጥ 6ተ ዓመተይ ገይረ😥

  • @plmm816

    @plmm816

    2 ай бұрын

    @@user-dq5kv7bz2q ኣበይ ዲኪ እንየኪ ቃረባ ተኮንኪ ክሰደልኪ ክዓዲ ልመፀ እንየኒ

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu93622 ай бұрын

    ዝዓበኩሉ ኣታዓባቢያይ ብህልና ጥዑም ማርያም ትጥልፊ ምሰ ረአኩ እኮ ኣደዋይ ተራኣያትኒ የቀንየና ጋራያዋይ❤🙏ተጋሩ ኣሕዋተይ ነታባበዐያ እሳኮ ደክምን ተይበለት ናብ ኩሉ ከባቢታት እናከደት ባህልና ናፍለጠትሰ ንምንታይ ለይነታባባዕ❤

  • @FerFerFe
    @FerFerFe2 ай бұрын

    ጋል ራያዊ የኔ ቆንጆ ዓድና 6ተ ዓመት ዝሓድግናያ አርእኪና መርሚእቲ ዓድይ ተናፋቅቲ 😢🥰🥰🥰🥰🥰

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawi2 ай бұрын

    ባህልና ጥዑም ጓል ራያዋይ ተፈታዊት❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @user-sn1du4cp2
    @user-sn1du4cp22 ай бұрын

    ዋውው ጓል ራያዋይ ዋሓላ ብኹሉ ምእዝንቲ ኢኪ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @fhhjf9904
    @fhhjf99042 ай бұрын

    አሰይይ ምሰሊ አደታትና ኩሉ ዝጥዕመልኪ ጋል ራያ ሽኳር አሰይ እንደርታ ዓደይ አናፍቅክና እምበይ ጎጎ አደዋይ❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg66922 ай бұрын

    ቀፅልሉ ጓል ራያ ሓላል ብእውነት ብዙሕ አዘኪርክኒ ደስ ክአ ኢሉኒ ናይ አዴታተይ ናብራ ስለ ዘርአክና❤❤❤

  • @user-gj6rk3og4o
    @user-gj6rk3og4o2 ай бұрын

    ይመ ቸኺ ንልራ ያዋ ❤❤🌿🌿🌿

  • @SlB-bd2jy
    @SlB-bd2jy2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዑሚ ደሰ ባሃለ ጋል ራያ ጣዕማምዋ ቓፅልሉ ባህልና ጥዑም ጋል ዓድይ ዓሳድ ምኾኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin81872 ай бұрын

    ደስ ይብል ባህልና ❤ ዓሳ ክፈቱ ኣነ ድማ 😍 ስደት ኬድና የለን ቁኖ😎 ይበል ቁኖ ኣዴና ❤ ኣደዋይ ለ ትኽእል ከምዚ ዝበለ ብኣና #ስገም ቁኖ ንብሎ ስገም ብዓሳ ❤ ባህልና ንዓቅብ ❤❤👍 ናብ ዓጋመ ዉን ዘወር በሊ ጓል ራያ ዓይነይ ❤

  • @Hareg675

    @Hareg675

    2 ай бұрын

    መድየ ኒዒ ናብ ዲዛን ከተማ ክቁኒነኺ ዛናተይ ሕምሽክክ ከብለኪ🥰🥰🥰

  • @medhin8187

    @medhin8187

    2 ай бұрын

    @@Hareg675 ሃረገይ ዛምበይተይ ወለላ የቐኔየለይ 😍 ዳርጋ ዝቖነንክኒ 😘 ሳምጣ የ ዘለኹ ክትመጺ እንተለኺ ጀዉልለይ😂😂 ሹርጣ ያ ተፍርሐኒ ካብ ገዛ ወጽየ የፈልጥን 😁 በይነይ ድየ ግን ዝፈርሓ🙄

  • @user-be6zm5ik8h
    @user-be6zm5ik8h2 ай бұрын

    እንደርቶት መጀመርታ ገዛና አሸላልሚ ቀይጢ ኢና ነውጽአሉ አደራሽ ገዛና ብስፌት ትሓንጺጹ ደገ አፍ ገዛና ተሸሊሙ መባትና ትሓባቢጽ አሰይ ኩሉ እንደርታ ከምኡ እዩ ❤።አጉደኩም ግን ጓል ራያ አይረርናይ😂❤

  • @user-ml8fs3xc4y

    @user-ml8fs3xc4y

    2 ай бұрын

    እማንኽ ጓል ዓደይ እንደርታ ዓደይ❤😂

  • @jeirejeire8992

    @jeirejeire8992

    2 ай бұрын

    እንደርታ አበይ ከባቢ ዓደክን ❤

  • @user-ml8fs3xc4y

    @user-ml8fs3xc4y

    2 ай бұрын

    @@jeirejeire8992 እንደርታ ደርጋዓጀን💜😍

  • @jeirejeire8992

    @jeirejeire8992

    2 ай бұрын

    @@user-ml8fs3xc4y 🥰

  • @user-be6zm5ik8h

    @user-be6zm5ik8h

    2 ай бұрын

    @@jeirejeire8992 መሳኑ

  • @hakieye5649
    @hakieye56492 ай бұрын

    Thanks!

  • @Massawa2002
    @Massawa20022 ай бұрын

    ክብርቲ ጋል ራያ ኣነ ስጋዕ ሎሚ ጋል ኮረም እየ ዝሓስበኪ ነይረ ለካስ ጋል እንደርታ ኢኺ ? ደስ ዝብል ሕምባሻ ስንኪትኪ ብሓቂ በዓል ሞያ ኢኺ : ዓዲ ዓረብ ገዲፍክዮ ይመስለኒ ? ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ❤️❤️❤️

  • @ndgsr2892
    @ndgsr28922 ай бұрын

    *_ሕምባሻ ብከተማ እዩ ብገጠርና ግን ጎጎ ኢና ንብሎ ጎጎ እንደርታ ናፊቀ😢😂_*

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh71762 ай бұрын

    ጋል ራያ ሽኮር ገወዝ ❤❤ ድርማሞ ኣብ ዓድና ወጀራት ኣደታትና ከይተደርመማ ኣይከዳን።

  • @BhflhkkCjgjkui
    @BhflhkkCjgjkui2 ай бұрын

    ጓል ራያ ሽኮር የቀንየልና ብጣዕሚ ኢኺ ኣሐጊስክና ባህሊ እንደርታ ዓድና ጥዑሙን ሙቁርን እዩ ዓደይ ናፊቀ ነዚ ምስ ረኣኩ😢

  • @UfXy-hx3ws
    @UfXy-hx3ws2 ай бұрын

    አፅቢ ወንብርታ እባ ሚካኤል እንባ ኪዲ እርእይና

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @shraabraham8894

    @shraabraham8894

    2 ай бұрын

    ሚኪኤል እምባ ዲኺ

  • @user-hh6uj8op4s
    @user-hh6uj8op4s2 ай бұрын

    ኣሰይ ከማክስ ሽሕ ይወለዳ መክበሪት ባህላ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-nk5dr7qp9j
    @user-nk5dr7qp9j2 ай бұрын

    ጎጎ ዓድና❤❤❤❤ተናፋቂ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @tekletekle8440
    @tekletekle84402 ай бұрын

    ወይ ግርማ መጎስ ጋል ሪያ ፅሪቲ❤❤

  • @user-lt6zo7mu6o
    @user-lt6zo7mu6o2 ай бұрын

    ዋውው ጋል ራያ ሽኮር ደስ ክብል🥰 ናኣደዋኒ ሕበሻ ኣናፊቅኽኒ😢❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @temesagenamalaka4511
    @temesagenamalaka45112 ай бұрын

    እንደርታ ዓደይ ዒዲ ለዋሃት ጥዑማት ላዛ የቀኒየልና ጋል ራያዋ❤

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet2 ай бұрын

    ባህልናጥዑምልራያዋይተፈታዊት❤❤

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5t2 ай бұрын

    ጓል ራያዋይ ሓቦኛ ትግራወይቲ❤❤❤ ኣብዝሕና እና ንፈትወክን ነኽብረክን ኣይጀኺ ቐፅሊሉ ጓልነይ❤❤❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm2 ай бұрын

    እሰይይይይ ጓል ራያዋኒ ፅሪይቲ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እረ ቀፅሉሉ ዝመደብ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹

  • @MasiHagos-gw2tz
    @MasiHagos-gw2tz2 ай бұрын

    ኹሉ ዳጥዕመላ ቃፅሉሉ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gb5yh5fd7g
    @user-gb5yh5fd7g2 ай бұрын

    የዒስ ፅሪቲ ዓለም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1822 ай бұрын

    አሰይይይይይይ ጓል ራያ ፅሪቲ ባህልና ጡዑም እዩ አጀኪ በርትዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @temesgenkahsay2028
    @temesgenkahsay20282 ай бұрын

    ጎረቤተይ ጎበዝ ኢኺ በርትዒ።

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9j2 ай бұрын

    ኣሰይ ፅብቅተይ ደስ ክብል ❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j2 ай бұрын

    ኣሰይይይይ ፅብቅተይ ደስ ክብል❤❤❤❤❤

  • @asefutadese8145
    @asefutadese81452 ай бұрын

    እንደርታ ዓደይ ጓል ራያ ናይ ኩሉ ግዜ ብልፅተይ ኢኺ መርአያ ብዙሓት ኢኺ😍😍😍

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu23172 ай бұрын

    ክንደይ ደስ ይብል አደዋይ አዘክርክና ቃፅልሉ ጋል ራያ ❤

  • @user-wc7vo5xn2v
    @user-wc7vo5xn2v2 ай бұрын

    ጋል ራያ ሽኮር የቀኒየልና ኩሉ ትክክል እዩ ግን ሕንባሻ ኣይኮነይ ጎጎ እዩ ዝበል ዝሮ ይመችኪ❤❤❤❤❤

  • @HeranKbrom-wf3ss
    @HeranKbrom-wf3ss2 ай бұрын

    ጓል ራያ ናይ ክሉ ግዜ ብልፅተይ ኢኪ ንፍዕቲ መርአያ ብዛሓት ወሓለ❤❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14642 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ራያ ሽኮር አደታትና እበር መስልኪ❤❤❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @user-th7mg9dj2f
    @user-th7mg9dj2f2 ай бұрын

    ጓል ራያዋ ወሓለ❤❤❤ኣነስ ስደት የህሲሱኒ እዩ ብስሩ ረሲዐዮ 😂😂ሓደ ወርሒ ክላመድ እየ ኣብ ግዛዕ ታሓቢአ እምበር😂

  • @SjvsjgxjcsSkvabvelvs

    @SjvsjgxjcsSkvabvelvs

    2 ай бұрын

    ካልኢተይ ረኪበ😂😂😂

  • @Aass-fj3lj
    @Aass-fj3lj2 ай бұрын

    ኣደዎይ ኣዘኪርክኒ ስደትና ኣሕፅረልና ኣምላከይ❤❤❤

  • @weynshetmarem5579
    @weynshetmarem5579Ай бұрын

    ይችን ልጂ ስወዳት በማንነቷ የማታፉር ግን ቋንቋ አልችልም ዝም ብየ ነው የማያችሁ❤❤❤❤

  • @brktihagos1925
    @brktihagos19252 ай бұрын

    ንፍዕቲ ከም ኣዴታትና ናብ ኩሉ ከባቢታት ትግራይ ኬድኪ ስርሕልና ስልጠና ተባሂሉ ብዙሕ ዝሃስስ ዘሎ ባህልና ትውፍትና በርትዒ ዝሓፍተይ ❤❤❤

  • @atakltihaileselassiehagos4265
    @atakltihaileselassiehagos42652 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ገላፂ ምድላው እዩ:: በርትዒ!

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-102 ай бұрын

    ኣይ ምንጣሮ ኣደዋይ ብሽንጣር ሽኩዕ ኣቢላ ትህበኒ ነይራ ኢደይ ከየሕረኒ ችላ ሕዝማ ብስደት ኣሪግና😢😢

  • @melatmelat4316
    @melatmelat43162 ай бұрын

    መግለፂ ሰነልኪ ጋል ራያዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ😍

  • @Yrgu692
    @Yrgu6922 ай бұрын

    ጎቦዝእኪ ቀፅልሉ ምክላስ ጠስሚና ምክላስዜቲ ኣምፅእልና ጋራያዋ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @user-ve6sc6fj5x
    @user-ve6sc6fj5x2 ай бұрын

    መረ ሚኢቲ ዓደይ 🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ🎉

  • @user-ve6sc6fj5x

    @user-ve6sc6fj5x

    2 ай бұрын

    @@AbushEtanbetL-veme ደሚረኪ ናተይ 💖

  • @tarhastube9099
    @tarhastube90992 ай бұрын

    እሰይ ጨለቆት ለማ ውረዲ ቀረባ እዩ ብኡ ዋ ዓዲ ተክሊ ዓደይ❤❤❤🎉

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @alemalarm8788
    @alemalarm87882 ай бұрын

    www nice job 💯💯💯

  • @lixmony1698
    @lixmony16982 ай бұрын

    ጋል ራያዋይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ቀፅልሉ እ ኣጀኺ በሪትዕ ❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @fevenfeven-dv7xc
    @fevenfeven-dv7xc2 ай бұрын

    እንደርታ ዓደይ ዓዲ ሳሓቅ ጫወታ ጋል ራያ የቀኒየልና ማዓረይ ❤

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe3142 ай бұрын

    ብጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ ።ከምዚ ጌርኪ ደአ ባህሊ ዓድና አፋልጥና።አጆኺ በርትዒ አብ ጎንኺ አለና።ላይክ ሳፕስክራይፕ እዚ ኸማን ክውሕደኪ ካልእ ምተገባአኪ። ዋዕሮ ጅግና ጋል ጀጋኑ ክብረት ይሃበልና ኩሉ የጥዕመልኪ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯 ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @hbhf8927
    @hbhf89272 ай бұрын

    ዋውውውውው ጓል ራያ ዋሓሎ ከም አዴታታ 💘💚👸😘😘😘😘

  • @rgfdd8984
    @rgfdd89842 ай бұрын

    ጎጎ በሊ ሕመባሻ ኣንፈሊጥይ ዋ❤

  • @fiyorifiseha3726

    @fiyorifiseha3726

    2 ай бұрын

    ጎጎ ዘይንፈልጥ ከዓ አለና ዋ😊

  • @FgRr-yc1wg

    @FgRr-yc1wg

    2 ай бұрын

    ጎጎ ከ እንታይ ማለት እዩ

  • @reemal1725
    @reemal17252 ай бұрын

    ክዳንኪ ደስ. ክብል❤

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih2 ай бұрын

    ጓል ራያዋይ ድምቅቲ ኩሉ ዘጥዕመላ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @axumtsion9216
    @axumtsion92162 ай бұрын

    Adwayi dess kibela wuhale❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 seamileyi ema asaduwaa❤❤❤❤

  • @sweetbrhanu9661
    @sweetbrhanu96612 ай бұрын

    መረ ሚእቲ ዓደይ ዓይኒ70 💋

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @user-od7kc3db8h
    @user-od7kc3db8h2 ай бұрын

    ኣይይይይ ጋል ራያዋይ ዋሓለ ❤😂

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @user-sf2tb1yd1x
    @user-sf2tb1yd1x2 ай бұрын

    ከፀብቀልኪ በርቲዕኪ ቀፅልሉ🥰🥰🥰

  • @fghi2599
    @fghi25992 ай бұрын

    ኣሰይ እዘውቲ ምቅሪቲ ታይ ገብረኺ❤❤❤

  • @user-nc2oq8eh8p
    @user-nc2oq8eh8p2 ай бұрын

    አሰይይይ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e2 ай бұрын

    ጓል ራያ ሸገ እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q2 ай бұрын

    ዋሓለ ጓል ትግራይና ኣፅቢ ደራናለ ኪዲ

  • @Awet355
    @Awet3552 ай бұрын

    ጓልራያዋይ ክብረት ይሃበልና እንደርታ ዓደይ

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp2 ай бұрын

    ዋው ደስ ባሃሊ❤🎉

  • @user-kp5nl8uj1j
    @user-kp5nl8uj1j2 ай бұрын

    ኣሰይይይ ኣርቱዋይ❤❤❤

  • @user-jk3dt7nf6d
    @user-jk3dt7nf6d2 ай бұрын

    ግን እተን ኣዳና ዘይምሰረሖኦ ምእቲ ባህለ ክትለማመዲ ማለተይ ኣቡኡ ከይዲኪ ዘስርሕ ኣይምነበረክን ኣብ ገዛኪ ከይንኪ ትሰርሑዮ ነይሪኪ ኢኪ ኣብ ትከዱዮ ሰሪሐን ከሪኣኪ ሕተቲ ምሰኣን ኮይንኪ ሓግዝየን ❤ብዙኮነ ኩሉ ግዘ እየ ዝከታተለኪ ማዓረይ ኣብ ባህሊ እትገብሩየ ዘለኪ እፈትወ እዮ ሰላም ብዘለኪየ ጋል ራያ ሽኮር❤❤❤❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ

  • @user-jk3dt7nf6d

    @user-jk3dt7nf6d

    2 ай бұрын

    @@Nebu1619 ደስ ይበልኪ ገይረልኪ ማዕረይ

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    2 ай бұрын

    የቀንየለይ ማዓረይ

  • @user-jx9jn9uo9b
    @user-jx9jn9uo9b2 ай бұрын

    ዋውውው ደስ ክብል❤❤🥰♥️😊

  • @ggdd-xy4qi
    @ggdd-xy4qi2 ай бұрын

    ጋል ራያ ሓቢብቲ ናኣፅቢ እውን ንፅበለና❤❤❤❤❤❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r2 ай бұрын

    ዋይ ጋል ራያ ኣደዋኒ ብንእሽተያ መስልኺ💗🙏💋

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6w2 ай бұрын

    ጓራያዋይ ፅሪተይ ዋሕሎ ኣደዋይ ኮንኪ ተሰሚዕክኒ 😢❤😍

  • @mettik1562
    @mettik15622 ай бұрын

    you are so so beauful!

  • @mdsuuedu5255
    @mdsuuedu52552 ай бұрын

    ጎወዝ ኢኪ ብጣዕሚ❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    2 ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @user-xh4dl7wf3h
    @user-xh4dl7wf3h2 ай бұрын

    ጎጎ ዴስኣና🥀❤

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se2 ай бұрын

    እንደርታ ዓደይ ዓዲ ዓበይቲ 😘😘😘❤️❤️❤️

  • @LH-iu7mx
    @LH-iu7mx2 ай бұрын

    ናይ አደታትና ቁናኖ ቆንጆ❤❤❤❤

  • @tgghhh8473
    @tgghhh84732 ай бұрын

    እንደርታ ዓደይ ማዓረይ😢

  • @theuntoldstory9191
    @theuntoldstory91912 ай бұрын

    የኽብርኺ ኣብዝሓ ትሕዝቶኺ ምፅባቑ። ውቁብ ባህሊ እንደርታ ጎጎ፣ሕምባሻ፣ዕንጉታ፣ምንጣሮ ስለ ለፋለጥኺ ክንእደኪ ይፎቱ።❤ ግናስ ዛእንግሊዝኛ ሕደግያ ኣብ ለይቦትኡ ተእትዮለኺ ሒገን😅

  • @GggGh-kh3jl
    @GggGh-kh3jl2 ай бұрын

    ጋል ራያዋ ኣብ ቀጻሊ ዓድግራት ዓጋመ ከይድኺ ጥሕሎ ኣሰራርሓ ኣርእይና❤❤❤

  • @salmasalm8448
    @salmasalm84482 ай бұрын

    አቤት ውሕልልና መልኡ ፈስሱ ጋል ራያ ዓይነይ❤❤❤

  • @MdsjFjdc

    @MdsjFjdc

    Ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ybelgalraya❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MdsjFjdc

    @MdsjFjdc

    Ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-jr1vh8mi7m
    @user-jr1vh8mi7m13 күн бұрын

    We are so proud of you ❤

  • @fidleytube
    @fidleytube2 ай бұрын

    ዋውው ጓል ራያ ❤❤

  • @aznerahaylay9815
    @aznerahaylay98152 ай бұрын

    Kulu zexmela Asadiway ❤❤❤❤ 🍒

  • @user-hm6ez8dx1x
    @user-hm6ez8dx1x2 ай бұрын

    ወላ ገራዓልታ እዩ ጎጎ /ብርኩታ መሊኡ 😊

  • @user-bd9mj4eq6g
    @user-bd9mj4eq6g2 ай бұрын

    ወሐለ

  • @Sgdyf
    @Sgdyf2 ай бұрын

    እረ ሳብስክራይብ ንግበረለና በጃኹም ንሓግዛ ነዛ ጅግና ሓፍትና ጓል ራያ ኣጆኺ በርትዒ ብ ዘለኪ ዓቅሚ ክሉ ነገራት ናይ ዓድና ከተርእያና ተስፋ ይገብር

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr2 ай бұрын

    ጋል ራያዋይ ፅርይቲ እዝውቲ ከምኣደታታ ኣፅቢ ድሕሪ መስቐል መፀመፀ ልደት ከይድኪ ኣገባብ ኣስራርሓ ጥሕሎ ኣቕርብልና

  • @hakieye5649
    @hakieye56492 ай бұрын

    entay ketefeaky gual raya Bahleky endyu

Келесі