ማይ- 5 ዘደናግራ ነጥብታት

Пікірлер: 421

  • @Abrahammirach-xd5wk
    @Abrahammirach-xd5wk2 күн бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ቀጽልዮ ዋላ ውሑድ ማይ ሰቲኻ ዕግርግር ዝብለካስ ካብ ምንታይ ኢዩ

  • @michaelmhari
    @michaelmhari Жыл бұрын

    ጽቡቕ ሓጺርን ጽፉፍን መብርሂ ዶክተር ሻሮን "ንሰብነትካ ምስማዕ" ግሩም መግለጺ. የቐንየልና.

  • @yosefgebreslasea9303
    @yosefgebreslasea93038 ай бұрын

    thanks d/r Sharon ol best for you

  • @tsegayabraham2424
    @tsegayabraham2424 Жыл бұрын

    ሻሮን ክሓተኪ ዝደለኽዎ ነገር ኣሎ. 👉 ንልብና ዝግድኡ መግብታትን ልምድታትን. ብሓፈሽኡ ብዛዕባ ልቢ ስፍሕ ዝበለ መብርሂ ሃብኒ. 🙋🏼‍♂️

  • @abelkashay5744

    @abelkashay5744

    Жыл бұрын

    Doctor Sharon elka arema hawey

  • @tsegayabraham2424

    @tsegayabraham2424

    Жыл бұрын

    @@abelkashay5744 ኣጸዋዉዓ ዘገድስ ኣይኮነን... ክሕልፎ ዝደለኹ ነጥቢ ዩ ኣገዳሲ.

  • @abelkashay5744

    @abelkashay5744

    Жыл бұрын

    Entay koynu zeyegeds hawey, kemu tkoynu emo e.x doctor, engineer mbal aymedleyen neru bebshemom mxewaenayom ezias hsebela dea

  • @barkatv6463

    @barkatv6463

    Ай бұрын

    ​@@tsegayabraham2424ኣለዎ እምበር? እንድሕር ማዕርጋ ከይኑ ብእኡ ትጽውዓ።ሸቃሊትካ ድያ ደኣ መልእኽቲ ዝደልዮ የሕሊፈ ኣለኹ ትብል? እሩም ቃላት ውን ኣብዚ ኣይተጠቀምካን።

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d2 ай бұрын

    ብቂ ኣነ ማይ ብጣዕሚይ እየ ዝሰቲ ናይ ኩላሊት ፀፀር ስለ ዘለኒ ግን ካብ ሰለስተ ሊትሮ ንልዓሊ እንተሰትየ ርእሰይ ይሕመኒ ነቲ ፅቡቕ መብሪህኪ የቅንየልና ደኩተስ❤🙏

  • @shewitweldetnsae1221
    @shewitweldetnsae1221 Жыл бұрын

    Bitame xbuk meglxi doctor sharon edman tenan yhabke ftari .

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay27539 ай бұрын

    ThanksDoctorSharon Bless you

  • @hadishmahari8
    @hadishmahari8 Жыл бұрын

    ዶክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ብልጽቲ ትምህርቲ ማራ ተቃሚት ቀጽልዮ ።

  • @gebrehiwotmehari3850
    @gebrehiwotmehari3850 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ ብሓቂ። ስለቲ ንዓና ንምንቃሕ እትገብርዮን እትምህርዮን ኣዝየ የመስግነኪ። ንስኺ ናትና በረኸት ኢኪ። ብዙሕ ጥዕናን ዕድመን ክኾነልኪ ድማ ይምነ።

  • @Wedifish
    @Wedifish Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ዶክቶር ሻሮን ሓፍትና። የቐንየለና ትምህርትኺ ጽቡቕ ኣሎ። ቀጽልዮ። ንሕና ድማ ሸር ምግባርን፡ like ምግባርን ኣይክንሓምቕን ኢና።

  • @user-nv5ot2db4b
    @user-nv5ot2db4b Жыл бұрын

    ዶክተረይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዳግማዊት ንግስቲ ሳባ ማርያም መግደላዊት ተስቲኪ ጸባ ቅዱስ ሚካኤል የጽልለልኪ ብሽቶ ዕምበባ ኣባ ጋብር ምስ ኣናብሱን ነብሩን ገዛኪ ይክበባ ላዛ ቃላትኪ ከም ቅዱስ ፓውሎስ ብዘረባኪ ተመሲጠ ኣነስ ዶክተር ሻሮነይ ፍልይቲ ፍጥረት ልቦናኪ ዲንቂ ተኣምራት ትመስሊ ናይ ኤልያስ ሰረገላ ብስጋዊ ትምህርና ብጥበብ ብሜላ ንመንፈስ ውን ይሕግዘና ት ልኡም ቃላትኪ ተማሂርና ሳላኪ አንኳዕ ተወለድኪ ጓልኪ ዶ ትህልወኪ ኣነስ ክወስደልኪ ሻሮነይ ናተይ ጸጽብቁ ንዓኪ

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 Жыл бұрын

    ናይ ብሐቂ ነዛ ምህርቲ ሐፊቲ ምርካብ ሃብቲ እዩ እሞ ክአ ብዝርደኤካ ቃንቃ ❤ንበርልና

  • @vxivs1023
    @vxivs1023 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዘድንቐክን ዝከታተለክን ዶክተር ሻሮን ስለቲ ትህብዮም ሞያዊ ትምህርቲ

  • @Rahel248
    @Rahel248 Жыл бұрын

    ድኮትርይ መዓርይ ኣምላኽ የባርክ 👍🏻🌹

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 Жыл бұрын

    ዝምስገን ምኽርን ማዕዳን ንጥዕናና ሓጋዚ ንምግባር ክብረት ይሃበልና ። ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።

  • @lidyaamine6676
    @lidyaamine6676 Жыл бұрын

    Selam Doktor bezaba wahdi iron gela Belinda entay kinmgab alina

  • @Tekle9237

    @Tekle9237

    Жыл бұрын

    sbkti hito ya kemu wn kab wahdi Iron zimese Hernia ente aleka ke bkemey kitkenakena aleka. B video melk ente tmlsna des mbeleni. I appreciate you.

  • @user-xl1bj1lb1b

    @user-xl1bj1lb1b

    Жыл бұрын

    አንጀራ ቀይሕ ጣፍ

  • @daniel22126

    @daniel22126

    Жыл бұрын

    ኣይረን ፋታ ተመገብላ ፍቱን መድሃኒትዩ

  • @rahwaembaye4053

    @rahwaembaye4053

    Жыл бұрын

    Broccoli tmgebi

  • @adamia3883

    @adamia3883

    Жыл бұрын

    Me too I need to know thanks 👍

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans Жыл бұрын

    ጽቡቅ እንበር ዝሓፍተይ እንካዕ ብሰላም መጸኪ የቀንየልና

  • @muzameasho2299
    @muzameasho2299 Жыл бұрын

    ተባረኺ ብጣዕሚ አድላይት ትምህርቲ

  • @user-kv3hs8we9i
    @user-kv3hs8we9i4 ай бұрын

    ሃይ ደር ሳሮን ብጣዓሚ ንፍዕቲ ቀጸልዮ

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 Жыл бұрын

    ትክክል ኣብ ስራሕ ብፍላይ ኣብ ቀውዒ ብዙሕ ማይ ንሰቲ በንጻሩ ከኣ ኣብ ክራማት ከኣ ቁሩብ ማይ ንሰቲ ነርና ።

  • @trhas1237
    @trhas1237 Жыл бұрын

    ተንክዩ ምክርተይ ጽቡቅ ዝኮነ ትምህርቲ ንመሃሪ ኣለና ብግብሪ ክንስሪሓሉ ከኣ ኣምላክ ይሓግዘና ንዓኪ ከኣ ኣብ ናብሪኪ ሰላምን ቅሳነትን ጥዕናን ኣብ ስራሕኪ ዓወት ይምነየልኪ ደጊመ ተንክዩ

  • @gaema9673
    @gaema9673 Жыл бұрын

    Nemjemrta eye zeraki zelku Kebrti Doctor sharon Jegna 💪💪💪❤️❤️❤️

  • @mohammedsiraj2636
    @mohammedsiraj2636 Жыл бұрын

    ዶክቶር ብዛዕባ ዓጽረ-ሽንቲ ኣብ መንእሰያይ ዝመጽእ ገለ በልና we love u

  • @user-wq5ij9zv2e
    @user-wq5ij9zv2e Жыл бұрын

    ዶክተር ሻሮን ኣድኒቀ ምጽጋብኪ ስእኒ !!!!! እተዉርድዮም video ንሂወትና ኣዝዮም ጠቀምቲ ብሙኻኖም ምስጋና ይኹንኪ ። ብፍላይ ንሜላ ኣገላልጻኺ ተመሲጠሉ መይተ : እታ video ምስ ተወድአት ክልዓሉ ንዝኽእሉ ሕቶታት ኣቀዲምኪ ትምልስዮም ብምህላውኪ ሕርኽርኽ ዘይብል ንጽርቲ መልእኽቲ ኢያ ። ደጊመ ክብረት ይሃበልና !! ኩሉኻትኩም ነዛ ኮመንት እተንብቡ የሕዋትን ኣሓት ንሓደ ብዓል Chanel እታ እንኮ ክንገብረሉ እንኽእል ምትብባዕ subscriber ከምኡ ዉን like እያ ስለዝስ ክንደይ ካባና ኢና ነዛ vidoe ሪእና ምስ ተምሃርና like ኢልና ዘተባባዕናያ ስለዝስ ሓደራና !!!!

  • @zeragabrgebreamlak1857
    @zeragabrgebreamlak1857 Жыл бұрын

    ብጣዕም ጽቡኽ መደብ ደክተር ሳሮን ብዛዕባ ወሃዮታት እባ ገለ በልና ንትገብርልና ንልብ እንዳመስገና አና

  • @wedsami3187
    @wedsami3187 Жыл бұрын

    ከመይ ዲኪ ኣንበሳ እወ ኣቦታትና ይፈልጥዎ ለባማት ናይ መን ድኣ ክትወስዲ ሳሮነይ ዕድመ ይሃብኪ

  • @user-su8by1vd9s
    @user-su8by1vd9s Жыл бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ዶክተር ሓፍትና ከዳምፅ እየ ❤

  • @rafis1966
    @rafis1966 Жыл бұрын

    ለካ " ገሊኡ ብማይ ገሊኡ ሰኣን ማይ "ዝብሃል ቢሂል 'ሲ መዓት ትርጉም ዩ ዘለዎ ፡ይገርም ዩ ይቀንየልና ጽብቅቲ ሓፍትና ዶክተር ♥️

  • @nazrietkbreab4584

    @nazrietkbreab4584

    Жыл бұрын

    ክክክ

  • @user-yn2ks5sg7b
    @user-yn2ks5sg7b3 ай бұрын

    ዕድመ ይሃብኪ፡ ትሓቢና

  • @medhanezerigabir6527
    @medhanezerigabir6527Ай бұрын

    ዶ/ር ሻሮን ጽቡቅ ሓቤሬታ እዚ ትገብርዮ ዘለኺ ኣብ ሂወትና ኣዝዩ ሓጋዚ ብምኻኑ ምስጋናና ወሰን የብሉን። ሕቶ መርዘን ነዊሕ እዋን መጓዕዝቲ ማሕበራዊ ሂውቶም ዝኾነ ሰባት ኣለው ከም ፍታሕ ትብልዮ እንታይ'ዩ?

  • @selameytesfu5847
    @selameytesfu5847 Жыл бұрын

    ዶክቶር ተከርብዪኦም መዳባት በታሚ ማህረቲ አዪኦም ።ኩሉ ግዘ ደማ የካታተሎም አየ ከምስገንኪ የደለይ በዚ ኣጋታሚ ።ሃንቲ ሀቶ ኣላትኒ ተግደስኪ ምለስላይ ።ኣነ ኣብ 30 አደመ ዘርከብ ምነሳይ አየ በታሚ ደማ ናይ ዉላድ ሀርፋን ኣለኒ ሃኪም ደማ ከም ዘወለድ ንገርኒ ።ከሳብ ህጂ ጊን ከአኮንለይ ኣይካኣለን ።አታ ምሳይ ተንበር ደማ ዘኮነ ጸገም የብላን ሰለዚ ካብ ምንታኣይ የከውን ።ሰርህይ ፈኪስ አካ አንተዝይ ኮነ ከበድ ኣይኮነን ።ናይ ዘኮነ ንጋር ካ ወልፋይ የብልዪን ኣልካላዊ መስተ ካብ ዝግደፎ 8 ኣመት ኣለኒ ሰለዚ ።ገለ መከሪ ኪትህብኒ ብተህተና ይሃተት ።ኣብ ሰርሃኪ ደማ ኣወት ተና የምነየልኪ ።

  • @samsomgebrehiwet
    @samsomgebrehiwetАй бұрын

    ጽቡቕ መግለጺ Dr ኣብታ ብዙሕ ማይ ምስታይ ሕማም ርእሲ ይገብር ዝበልኪያ ግና ኣነ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣለኹ መብዝሕትኦም ዶክተራት ርእሰይ ሓሚመ እንተልካዮም ብዙሕ ማይ ስተ ይብሉኻ ስለዚ ደጊምኪ ዶ መብርሂ ምሃብክና የቐንየለይ።

  • @abadralbadr6370
    @abadralbadr6370 Жыл бұрын

    ኣነስ ክፈትየኪ ሕፅር ዝበለ ሓሳቡ ትገልፂ ምቅርቲ💖💖

  • @NOnonon89325
    @NOnonon89325 Жыл бұрын

    Ohhhhh omg 🤔ኣነ ማይ ማራ እየ ዝሰቲ ንመዓልቲ ዳርጋ 3 ሊትሮ ርእሰይ ከኣ ቡዙሕ ግዝየ ይሕመኒ🤕,የቀንየለይ ክብርቲ ሓብተይ🙌🙌

  • @asmirchanel3905

    @asmirchanel3905

    Жыл бұрын

    Ane kea ksab 5 litro yseti dhri hji gn?

  • @NOnonon89325

    @NOnonon89325

    Жыл бұрын

    @@asmirchanel3905 ohhhhhh 5 ሊትሮ ቡዙሕ እዩ ,,ቁሩም ክንቅንሶ ኣለና, ሎሚ 2 ቲትሮ ጥራይ ሰትየ ዊዒለ ደሓንእዩ መቸም😅

  • @mekonendavid9626
    @mekonendavid9626 Жыл бұрын

    Selamki ybzah Doctor sharon nay behaqi hanatsi zkhone moyawi aflto ikhi thbna zelekhi. Kemakhi zeamsela ybzahalna.

  • @cento628
    @cento628 Жыл бұрын

    Haxiren zeyeselchu tmeherti ❤

  • @medhaneissak1033
    @medhaneissak1033 Жыл бұрын

    የቀኒየልና ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ

  • @zowdi810
    @zowdi8103 ай бұрын

    You are amazing thanks you are right 🇪🇷 Dr god bless to you and your family ❤️

  • @robelz2699
    @robelz2699 Жыл бұрын

    Thanks our Doctor ❤🎉

  • @tesfit1077
    @tesfit1077 Жыл бұрын

    ዶክተር ሻሮን ብጣሚ ነመስግነክይ ዕድመን ጥናን ቅሳነትን ይምነየልኪ 🙏(ሓንቲ ሕቶ አላት ኒ ንሳ ክኣ ድሕሪይ መግቢይ ከልትፍካ ማይ ምስታይ ነትይ ዝበላካዮ መግቢ ነቲይ ቅብኣት ሓፍ ከብሎ ይኽእል እዮ ይብሉዎ ሞ ከመይ ትርያ "ብፍላይ ምልክት ናይ ጋስራይት ዘለዎ ሰብ 🙏🥰?

  • @user-dx3th3bm6d
    @user-dx3th3bm6d Жыл бұрын

    ሓቂ 100% ጥማዕ ቀርቂ ሓብተይ።ብዙሕ ተማሂርና።

  • @mihrettesfay1698

    @mihrettesfay1698

    Жыл бұрын

    Entay dea tima'e elkya tsiryty WERKY eba belia

  • @sdetadigana1887
    @sdetadigana18876 ай бұрын

    Welcome Dr sari!ኣነን ምሸት መሸት ይረስን ብዙሕ ማይ ካኣ ይሰቲ ፥እንታይ 'ዩ ትጠንቂ እባ ኣንፍትለይ🙏ቀትሪ ብዙሕ ማይ ኣይሰትን እየ።

  • @barkatv6463

    @barkatv6463

    Ай бұрын

    ዝበዝሐ ግዜ ኣብ ለይቲ ኣብ ግዜ ድቃስና መግቢ ይሓቅቅ፡ንኽሓቅቅ ድማ ማይ የድልዮ፡ቅድሚ ምድቃስ ማይ ምስታይ ድማ ሓጋዚ እዩ

  • @elhamabdella4339
    @elhamabdella4339 Жыл бұрын

    👍👍👍

  • @destayohanesberaki2970
    @destayohanesberaki2970Ай бұрын

    Habrom! I love the words Tigregna used and presented in a polite way. Your teaching is reached in enjoyable 🎬

  • @user-wm9jf3tu3i
    @user-wm9jf3tu3i Жыл бұрын

    የቀንየልና ዶክተር አነስ ምግቢ ክበልዕ ተኮይነ ናይ ግድን ማይ ክትሕዝ አለኒ ብዘይማይ ዘይወሓጠለይ

  • @noheissak4854
    @noheissak4854 Жыл бұрын

    ኣሜን ሳሮን ሓፈተይ ዕድመን ጥዕናን ያህብኪ ዝሓፈተይ

  • @millionokbamichael4314
    @millionokbamichael4314 Жыл бұрын

    Bravo doc thank you

  • @dawithaile1279
    @dawithaile1279 Жыл бұрын

    Keep it up the good work Dr.sharon 10qs

  • @hiwotmeressa-me1wt
    @hiwotmeressa-me1wtАй бұрын

    ሰላም ዶክተር ሻሮን ስልኪ ቁፅሪኺ ፃሕፍለይ❤❤❤❤❤

  • @sariadonay2072
    @sariadonay2072 Жыл бұрын

    Sharoney berti xbuk tmhrti, GBu. My beloved sister,

  • @amlesomkeleta1244
    @amlesomkeleta1244 Жыл бұрын

    Well done doctor sharon

  • @orthodoxbiblemedia3920
    @orthodoxbiblemedia3920 Жыл бұрын

    ትግርኛ ባዉቅ እንዴት ደስ ይለኝ ነበር

  • @kahassekahsay8531

    @kahassekahsay8531

    Ай бұрын

    ማን ከለከለህ/ሽ? ህወሃት ነው? 😊

  • @user-gc3oo2hj3y
    @user-gc3oo2hj3yАй бұрын

    Edmen tienan yihabki zagualey❤❤❤

  • @biniamfiseha6853
    @biniamfiseha6853 Жыл бұрын

    Dr.Sharon kemakhi yebzihu ze haftey

  • @selamdawit8323
    @selamdawit8323 Жыл бұрын

    Thanks doctor amlka edemen tinaen yihabki 💓❤️💕

  • @abrahamteklay6553
    @abrahamteklay6553 Жыл бұрын

    Wawwwww belux tmhrti u Dr. S haftena,,,, zetwesene gega redit neruni hji gen bemetenu nexur zekone habereta weside aleku,,, nemsgenki.

  • @abbyhabtemariam9490
    @abbyhabtemariam9490 Жыл бұрын

    Thank You Dr Sharoney Marey

  • @gheribau3886
    @gheribau3886 Жыл бұрын

    ምቅርቲ😍ሕቡን ኢየ ብኣኺ😍

  • @user-bb2lf2zi6c
    @user-bb2lf2zi6c Жыл бұрын

    ዶክተረይ ምቅርቲ ። እዛ ናይ ማይ መደብ ሲ ውሒዳ ። በጃኺ ኣስፍሕ ኣቢልኪ ጥቕምታት ማይ 2ይ ክፋል ጌርኪ ግለጽልና። ውድድድድድ 🤩🤩🤩🤩

  • @miag1791
    @miag1791 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ሎሚ መካትዒ ዝነበረ ነጥብታት መሊስክየን

  • @loulgebremedhin8834
    @loulgebremedhin8834 Жыл бұрын

    Good job you are great

  • @ghennethaile4810
    @ghennethaile4810 Жыл бұрын

    Selam. Thanks. God Bless U.

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296Ай бұрын

    Thank you 🙏 ❤❤❤❤ for your time and energy

  • @rahmamuhammad9596
    @rahmamuhammad9596 Жыл бұрын

    Thanks a lot dr Sharon

  • @asmirgalnegash332
    @asmirgalnegash332 Жыл бұрын

    Thank you Dr Sharoney

  • @mamilabinlbrahm
    @mamilabinlbrahmАй бұрын

    Wow በጣም ነዉ የምንወድሽ ቀጥይ

  • @tsehaytekle7332
    @tsehaytekle73322 ай бұрын

    Edmen tienan yhabki fetariy❤❤❤❤❤❤

  • @genetshimekt5390
    @genetshimekt5390 Жыл бұрын

    My God, Jesus Christ bless you. You are a gift from God.💐🙏❤️

  • @garykifle8817
    @garykifle88172 ай бұрын

    Thank you doctor for your share us your knowledge keep going

  • @user-ki8th7fn7p
    @user-ki8th7fn7p Жыл бұрын

    የቀንየልና ዶክተር

  • @mehariasrat7869
    @mehariasrat7869 Жыл бұрын

    thank you Dr keep it up.

  • @tiblezande477
    @tiblezande477 Жыл бұрын

    Tebreki btami nfeti haftna edmen tinan yhabki Ajoki kxlyo Amlak yhagzki🙏🙏🙏🙏🙏💔💔💔💔💔

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg Жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዶክተረይ 👍😍💖

  • @haygetgebutan287
    @haygetgebutan287 Жыл бұрын

    ተባረኺ ጽቡቅ ትምህርቲ ፡

  • @user-rl8kb3ie4m
    @user-rl8kb3ie4m3 ай бұрын

    Thanks Dr sharon

  • @seraytteklay8460
    @seraytteklay8460 Жыл бұрын

    ብጣሚ አየ ዘድንቀኪ፡ጽብቅ ትምህርና ኣለኪ

  • @user-kg7sl3yy7r
    @user-kg7sl3yy7r Жыл бұрын

    Thanks doctorey sleti senay zkone thbna tmhrtkui edmen chienan yhabki fechari 👍♥️🇪🇷 brhan getsa

  • @tiegstigoitomkahsay2125
    @tiegstigoitomkahsay2125 Жыл бұрын

    Kbret yhabeley mkrti Dr

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay27536 ай бұрын

    Bless you nnthanks DrSharon

  • @asmeret-wx6sr
    @asmeret-wx6sr11 ай бұрын

    Thank you doctor sharon edmen tenane yehabki fetari

  • @kkmi9322
    @kkmi9322 Жыл бұрын

    Thank you doctor sharon

  • @kulusebey35
    @kulusebey35 Жыл бұрын

    yekenyenla Dr. Sharon.

  • @Samisami-yy7dl
    @Samisami-yy7dl8 ай бұрын

    Thank you so much shaton sister❤❤❤

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber Жыл бұрын

    ማይ ምሓድ ጸገም ፡ማይ ምብዛሕ ጸገም።

  • @semerttesfazgi2639
    @semerttesfazgi2639 Жыл бұрын

    Dr. Sharon, We really appreciate your! And we are proud of you thank you for everything you do!

  • @adeeldana4399
    @adeeldana4399 Жыл бұрын

    Thank you dr Sharon

  • @tesfaldetbocure6079
    @tesfaldetbocure6079 Жыл бұрын

    Dear Dr. Sharon, your valuable lesson is greatly appreciated and thanks.

  • @wegehekidane326
    @wegehekidane326 Жыл бұрын

    ሰላም ሃብተይ ናተይ የቀንየልና ስለቲ ኩሉ ነገር ቀጺለ ኣነ ክብላ ዝደሊ ንኣብነት ኣነ ሓደ ካብቶም ብዙሕ ማይ ዘይሰትዩ ሰባት አየ ማይ መግቢ አንዳበልዓኩ ክሰቲ ኣይክአልን አየ ማለት ኣይፈቱን አየ ኣብ መዓልቲ ውን ብዙሕ ማይ ኣይሰትን አየ ከምቲ ዝበልክዮ ከኣ ሽንቲ ማይ ናተይ ድምቅ ዝበለ አዩ ክሩብ ከኣ የስጋአኒ ምሉአ መዋአለይ ከኣ ሓሚመ ኣይፈልትን ግን ከኣ ቀጢን አየ ክሰብሕ ብዙሕ ፈቲመ ኣይኮነለይን ማለት ሚዛነይ ይኹን ኩሉስ ኒዓይ ኣይዓግበሉን ሕጅስ ገለ ሰባት ውን ማይ ስለዘይትሰቲ አካ ቀጢንካ ይብሉኒ አሎምኒ አለ ውን ብብዝሒ ማይ ምስታይ ፈቲነ ግን ከኣ ከመይ ገይረ ሞ ማይ ዘይጸማኢኩ ክሰቲ ኣቢኒ አስከ ክንሰብሕ ዝደለና ከ አንታይ ክንገብር ኣሎና መግቢ ከይትብልኒ መግቢ ለዒለይ ዝበሊዕ ዘሎ ከማን ኣይስማዓኒን አዩ ገለ አስከ በልኒ ኒዓይ

  • @barkatv6463

    @barkatv6463

    Ай бұрын

    ተኽሊ ማይ ከይሰተየት ዶ ትዓቢ እያ?ሰብነትና ውን ልክዕ ከም ተኽሊ እዩ ወላ ኣይትጽማእ ማይ ብግቡእ ስተ ነብስኻ ክጉቡዝ።

  • @jakjoker956
    @jakjoker956 Жыл бұрын

    ኣነ ፈጺመ ኣይጸምእን

  • @user-gq8hj1mb1c
    @user-gq8hj1mb1c Жыл бұрын

    መደብክስ መድሃኒት ዩ ጓል ሪመይ!!!

  • @user-be2mr5yz6w
    @user-be2mr5yz6w9 ай бұрын

    Tankes edmen tannen yhabkui

  • @kifleyzaid893
    @kifleyzaid893 Жыл бұрын

    ማይ እንተበዚሑካ ኣብኡ ትጥሕል😅። ግርም ማዕዳ ! የቐንየልና ።

  • @yeyyey5624
    @yeyyey5624 Жыл бұрын

    ኣነ በጣዕሚ እየ ዘከታታለኪ ዘፈትወክን ኩሉ እተቅረብዮ መሃርን ኣገዳስን እዩ በጣዕሚ ጅግና ኢኺ ዶክቶር ሳሮን ከትኽጸልሉ የላቦ ኣገዳሲት ሕቶ ኣላትኒ በጃኺ ተገድስኪ መልሰለይ 1 ከብደይ መዓልታዊ እዩ ዘንፍሓኒ እሰካብ ምንትንፋስ ዘስእን የነፍሓኒ ዋላ ቡን ሰትየ ሕጅስ ገለ በልኒ ዘሓፍተይ ❤️❤️🙏🙏🙏

  • @tiegstigoitomkahsay2125
    @tiegstigoitomkahsay2125 Жыл бұрын

    Tack för allt snälla du är bäst!!!

  • @adyamkidane8557
    @adyamkidane8557 Жыл бұрын

    Brkti haftey tebareki tnana knhlu btami thgzna aleki nberlna

  • @angosomyemame3661
    @angosomyemame3661 Жыл бұрын

    የቐንየልና ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @galdigsa3394
    @galdigsa33949 күн бұрын

    Wuy mstay ke nsbhi yetfio u zbhal shalomey mearey❤ kemey u

  • @rorarorana3999
    @rorarorana3999 Жыл бұрын

    I love this lady very smart.. ❤ her videos are very interesting, short and to the point. Keep it up lady 💪👍☝️

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 Жыл бұрын

    Egzabher yhabelna zhaftey💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @user-xf1zo4oo3n
    @user-xf1zo4oo3n2 ай бұрын

    አን ልክዕ ከምዛ ትብልያ ዘለኺ መድሃኒት ቡዙሑ ሰለ ዝወስድ ማይ በዚሑጨው እዉን ቡዙሕ አይወስድን ኔረ ብመርመራ አብ አካላተይ ማይ በዚሑ ሆስቢታል አትየ ታሐኪመ ሰለዚ ትምህርትኺ ቡቁዑ እየ ቀጽልዮዮዮዮዮዮዮ

Келесі