#sleep #eritrea #ethiopia #tigray #health
ኣነ ብጣዓሚ እቲ ዝገርመኒ ነገር እንተ ዳኣ ሃሊዩ ኣገደስቲ ዝባሃሉ ነገራት ተምጺ ብምኻንኪ
ኣቲ ጅግና መን ነጊርኪ እታ ሽግና ኣነ እኳ ድሓን እየ ቀትሪ ተደቂሰ ግን ለይቲ ይኣብየኒ ዓለም ሙሉእ እየ ክጅርራ ዝሓድር
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ኣዝዩ ጠቃሚ ትምህርቲ።
Dr sharon እዚ ኣፍልጦኺ'ስ ኣብ ረድዮ ኮላይ እንተዝዝርጋሕ ኣብ eritrea ሕክምናን መድሃኒትን ዘየብሉ ዝነብር ህዝብና ብዙሕ ምድሓነን ምተጠቅመን ፕሊስ ፍትኒዮ
❤ክብረት ይሃብኪ ዶክተር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ❤
ዶክተር እግዚአብሔር የክብረልና ኣዚና ኢና ነመስግን። ናይ ማዳ ዝኮነ ክትብልና ክዓ ይላበወኪ
ኣነ ወላ ክሓታ እንዳበልኩ ተቀዲመ ተገዲስኪ መልስልና ደጉተር ሻሮን ሓፍትና
Wela ane beza mada zbluwa asteres gyruley tgdiski melslena d/r salom
የቀንየልና፤ዶ/ጽብቅቲ ስለ ትህብና ትምርቲ።ብዘዓባ ሕማም ዓይኒ))ኸኣ ገለ ኽትብልና እንተ ክኢልኪ ጽቡቅ ኔሩ😍🙏😍በዝን ኾምፒተር ዓይንና ሓሚምና።
ኣምላክ ይባሪኪ ፡ ክብር ሓስባትን ጽብቅ መዳባቲን ኣለኪ እም ቐጽሊ ።
kzread.info/dron/U1_tYX049Wg4aC6gElz8VQ.html
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ሓብትና፣ብጣዕሚ ነመስግን። እግዚአብሔር ድማ ንልብኺ ዘይውዳእ ጸጋን እምነትን ይምልኣዮ።
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ዶክተር ሓፍትና
ጽቡቅ ትምርቲ ዩ ቀጽሊዮ መምህረይ ጓል ኤረይ
አዝዩ ኣገዳሲ ምኽሪ ብራቮ ዶ.ሻሮን
ብዙሕ ናይ media ሰብ ኣይኮንኩን በቲ ተቕርብዮ መደባት ግን ለባም ሰብ ኢኺ እሞ ቀጽልዮ ዓባይ ሰብ keep going ❤❤❤❤❤❤❤!!!
Doctoreyyy selamki ybzah hto alatni kalay gzei yxhfelki alku ጸጉርና ናይ ዝበዝሓና ይረግፍ አዩ አታይ ክንጥቀም ንክእል ብጃኪ ገለ በልና ከም ባኣል ቅርፋ ረዝማሪኖ ሰብ ጽቡቕ ይብል አዩ ገለ በልና ባ ዶክተርይ እታይ ዓይነት Shampoo ክንጥቀም ንክአል sorry tegediski melslna habibti
ናይ ማዳን ፈጸጋን ሓፈሻዊ ናይ ገጽ ቆርበት ኣተሓሕዛ በጃኪ ዶክተር ሻሮን
ኣብ ናይ josias denden tube aleki ናይ መዳን ናይ ፈጸጋን totes meer schlamm maske ኣብቲ ናቱ chnnel atike nezia xhifelki zeleku mis xehafkya ktrekbyo eki kbri haftey
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ክብርት ሓፍትና ዶክተር የቀንየልና
Edmn. Tenan. Yhabky. Hanteu ..marey. dkuter. Sharon
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዶክተር ሻሮን ጠቃሚ ዝኮነ ትምህርቲ ኢኪ ተቅርብዮ ኩሉ ግዜ የቀንየልና ኣጀኪ ቀጽልዮ❤🙏🙏🙏
Thanks to social media ዶክተረይ ምሳኺ ዘራኽበና 🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክቶረ ❤
እዝጋቢሄር ፅድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
እስከ በሊ ኣብ ዘለኽዮ ሰላምን ቅሳነትን ንዓኺ ..ሳሩ ዓይነይ
💝🌹💞❣️💝🌹💞ሰላም ኪ ይብዛሕ ኣጆኪ በሪትዒ💓❤️💕❣️💝💞💓💝❤️
ነመስግን ዶክቶረ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ
Dott.sharon.God blessed you
#ዶክተረ ሳላኺ ሂወተይ ተመሓይሻ
ዶክተር ብትህብና ትምህርቲ ብጣዕሚ ኢና ንመስግነ ብጣዕሚ ኢና ድማ ንማሃር ብምቅፃል ሕቶ አለኒ ክትምልስለይ ድማ ተስፋ ይገብር አነ ለይቲ ካብዘይድቅስ ክባቢ 7ዓመት ገይር አለኩ ለይቲ ዘየደቅሰኒ ምክንያት ድማ ሱዑዲያ እየ ዝነብር ስራሐይ ድማ ለይቲ እዩ ስለዚ ዘምፆኦ ሳዓብየነ ይህሉዶ ይከውነ plis ተገዲስኪ መልስለይ ሰላም ናዓኪ
ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
Thank u Dr Sharon Amlak edmen tinan yhabki,kirekbeki delye nere bkemey kirkbki ykea👋
ዶክተር ብእትህብዮ አስተምህሩ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ : ክሐትት ደልየ ዘለኹ ፍቃደኛ እንተኾንኪ ብዛዕባ ሕበጥ እግሪ ካብ ምንታይ ይመጽእ እንታይ ከ መድሃኒቱ ሐብርና: ብዝተረፈ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ቀጽልዮ::❤
የቀንየልና🙏🏽❤🇪🇷🌷
አብ ሂወተይ ዘጋጠመኒ ነገር ብቐጥታ ይዂን ብተዛዋሪ ትፈልጢ ኢኺ
ዶክቶር ሻሮን ኣብዚኣ ሕቶ ኣላትኒ ሓደ ሓደ ግዜ ዝኮነ ሓጺን መሳሊ ከም ማዕጾ መኪና ክሕዝ ከለኩ ኢድ ሰብ ክትንክፍ ከለኩ ከም ኤለትርክ ቀጽ ይብለኒ ካብ ምንታይ ኮን ይከውን ።
ሰላም ዶክተር ሳሮን ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ቃንዛ ናይ ብርኪ አንታይ አዩ ፈውሲ
ሰላም ዝሓፍተይ ብተቕርብዮ ጥዕናዊ ዝኾነ መልእኽትኺ ብጥዓሚ እየ ደስ እንዳበለኒ ዝከታተሎ፡ ሕጂ ግን ፍቓደኛ እንተኾይንኪ ሓደ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ በዚ ዘለኪ ሞያ ተጠቂምኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር። እምበኣር ናብ ሕቶይ ኽኣቱ- ኣነ ስርሐይ ናይ ለይቲ እዩ ፡ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ናይ ለይቲ ጥራይ ሰሪሐ ይሰርሕ ውን ኣለኹ ፡ግን ቀጥሪ 8 ሰዓት እየ ዝድቕስ ፡ ሕጅስ ኣብ ለይቲ ዘይምድቓሰይ እንታይ ጽገም ከምጽኣለይ ይኽእል ፡ወይ እንታይ ክገብር ኣለኒ ግዜ እንተሃልዩኪ ተገዲስኪ መልስለይ።
እዚኣስ ክላ ናተይ ሕቶ ኢያ ለይቲ ምልኡ ኣብ ስራሕ እየ ቅትሪ እዩ መድቅስየይ።
አብ ሱዑዲ ለለና መብዛሕቴአና ቀትሪ ኢና ንድቅስ ሳዕቤን ተልይዎ ይስተረና
ዋላሓደ ኣይትኸውንን ኢኻ ቀሲንካ ስራሕ ዋእ
leyti zserhe seb nmsker aybqen u zbhal.nska 1kabom eka!
ሰላም ዶክቶር ሻሮን ንትህብርዮ ትምህርቲ ይከታተሎ እየ። ኣዝየ እየ ዘድንቀኪ ብምቅጻል ሓንንቲ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ ኣብዚኣ ናይ ምሕርናኽ ኣብ ቆልዑት ከመይ ይጸልዎም ብምንታይ ከ ክሕከሙ ወይ ክፍወሱ ይከኣል፧ ብዝተረፈ ቀጽልዮ ስራሕኪ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ ንሕብረተሰብና ከማኺ ይብዝሑ።
ብጣዕሚ የመስግን ዶክተር ሻሮን ተውርድዮ ቀጻሊ ኢየ ዝከታተሎ ኣገዳስን ሃናጽን ኢኺ ተምጽልና ዘለኺ፡ Thank you.
ብራቮ ዶ/ ሻሮነይ የቐንየልና ፣
Thank you so much God bless you Doctor
That long sleeping hours can can cause stroke never crossed my mind. GOOD TO KNOW.
Thanks more Dr.sharon
ዶክተር ሻሮን ፡ ነዓይ ኪትብሊ ዝመጻእኪ ኢኺ ትመስልኒ ናይ በሓቂ። 11 ዓመት ናይ ለይቲ ይሰርሕ ኔረ ፡ ሕጂ ናይ ቀትሪ ቀይረ፡ ካብ ዝቕይር ወርሐይ፡ ድቃስ ግን ተዛናቢሉኒ፡ ብጣዕሚ ብድቃስ ምሰኣን ለይቲ ተሳቕየ፡ ቀትሪ ግን ፈዘዝ ኪብል ይውዕል። ብመሰንጀር ጺሒፈልኪ ኣይረኣኽዮን ዘለኺ ናይ ቅድሚ ሒጂ ፡ እንበር ነይ ግለይ ምኽሪ ደልየ ኔረ ካባኺ ። ስለቲ ንህዝብኺ ትገብርዮ ዘለኺ ኣበርክቶ፡ ብልቢ የመስግነኪ፡ በኣምላኽ ርኸብዮ ጻዕርኺ።
You are amazing please don’t stop!
የቐንየልና ዶክተር ሻሮን ብጣእሚ ኢና ነመስግን
Dr Sharon continue the good work your briefing on medical aspects is benefiting every individual who attentively listen to you. Thank u
ምኽርቲ ሃፍትና አድመን ጥእናን ይሃብኪ
Tankes sis
Tnx more sis
Tanx♥️💏🥰🥰
Nice job
Thank you doctor sharon
Good job dr
Thank you dear sis
Thanks More
Good job.
God bless you blxti habtey
Thank you dr
Thanks Sharoney mkrti
Thanks more
Good job abayy sebbbb
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ
Thanks sister ❤
Wooooow very interesting ❤❤
Thanks 👍
Sharon thanks
Good job Gal eri .Thanks Sister
Thank you D'r sharon Very Good Job
ዶክተር ሻሮን ብልጽቲ🌷
አምላኽ ይባርኸኪ ብጣዕሚ ጥቃሚ ዝኮነ ትምህርቲ ሰለ ተምህርና ነመስግነኪ፡
Wowww i am speechless
Bravo
❤❤❤ my love
God bless you ftewti haftna
🙏🙏🙏 doctereyyy
ዘመንኪ ኩሉ ብሩክ ይኩን ደ/ር ሻሮን
ዶክተር ሻሮም ሺኮር ሓበን ኤሪት4ኣዊት ኣዝየ የድንቀኪ
Thank you sister
God bless u sister
ኣምላክ ዕድመ ጥዕና የሃብኪ ዶ/ ር
Thanks
Edmen tenana yhbki 👍👍👍👍
Thank you Doctor.
well come
God bless you 🙏
Thank you doctor. Sharon
Thank you doctor Sharon.
God bless you doctor saron 🥰🥰🥰🥰👌
Thank you god job 👍👍👍🌷🌹🌷🌹😂🌻👍Dr
God bless you blessed sis thankyou
GBU more and more
Thanks 😊
Thank you doktor sharon edmen tienan yhabki fetari
Thanks Dr.🙏🏾💐
If can sleeping 🛌 please read bible message and frist thing pray to god 🙏 Thanks Sister saron god blessed
Brhan getsa
Thanks more doctor Sharon God bless you
ኣምላክ ይባርኪ
Thank you Dr. Sharon
Thanks u dr dor saron❤
Thank you Dr.Sharoney 🥰
You are so smart
Пікірлер: 362

@tititse3419
Жыл бұрын
ኣነ ወላ ክሓታ እንዳበልኩ ተቀዲመ ተገዲስኪ መልስልና ደጉተር ሻሮን ሓፍትና
@msganamehari1105
Жыл бұрын
Wela ane beza mada zbluwa asteres gyruley tgdiski melslena d/r salom
የቀንየልና፤ዶ/ጽብቅቲ ስለ ትህብና ትምርቲ።ብዘዓባ ሕማም ዓይኒ))ኸኣ ገለ ኽትብልና እንተ ክኢልኪ ጽቡቅ ኔሩ😍🙏😍በዝን ኾምፒተር ዓይንና ሓሚምና።
ኣምላክ ይባሪኪ ፡ ክብር ሓስባትን ጽብቅ መዳባቲን ኣለኪ እም ቐጽሊ ።
@divoramedia
Жыл бұрын
kzread.info/dron/U1_tYX049Wg4aC6gElz8VQ.html
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ሓብትና፣ብጣዕሚ ነመስግን። እግዚአብሔር ድማ ንልብኺ ዘይውዳእ ጸጋን እምነትን ይምልኣዮ።
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ዶክተር ሓፍትና
ጽቡቅ ትምርቲ ዩ ቀጽሊዮ መምህረይ ጓል ኤረይ
አዝዩ ኣገዳሲ ምኽሪ ብራቮ ዶ.ሻሮን
ብዙሕ ናይ media ሰብ ኣይኮንኩን በቲ ተቕርብዮ መደባት ግን ለባም ሰብ ኢኺ እሞ ቀጽልዮ ዓባይ ሰብ keep going ❤❤❤❤❤❤❤!!!
Doctoreyyy selamki ybzah hto alatni kalay gzei yxhfelki alku ጸጉርና ናይ ዝበዝሓና ይረግፍ አዩ አታይ ክንጥቀም ንክእል ብጃኪ ገለ በልና ከም ባኣል ቅርፋ ረዝማሪኖ ሰብ ጽቡቕ ይብል አዩ ገለ በልና ባ ዶክተርይ እታይ ዓይነት Shampoo ክንጥቀም ንክአል sorry tegediski melslna habibti
ናይ ማዳን ፈጸጋን ሓፈሻዊ ናይ ገጽ ቆርበት ኣተሓሕዛ በጃኪ ዶክተር ሻሮን
@berhaneteklehaymanot7663
Жыл бұрын
ኣብ ናይ josias denden tube aleki ናይ መዳን ናይ ፈጸጋን totes meer schlamm maske ኣብቲ ናቱ chnnel atike nezia xhifelki zeleku mis xehafkya ktrekbyo eki kbri haftey
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ክብርት ሓፍትና ዶክተር የቀንየልና
@user-oe1zl2tv1u
Жыл бұрын
Edmn. Tenan. Yhabky. Hanteu ..marey. dkuter. Sharon
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዶክተር ሻሮን ጠቃሚ ዝኮነ ትምህርቲ ኢኪ ተቅርብዮ ኩሉ ግዜ የቀንየልና ኣጀኪ ቀጽልዮ❤🙏🙏🙏
Thanks to social media ዶክተረይ ምሳኺ ዘራኽበና 🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክቶረ ❤
እዝጋቢሄር ፅድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
እስከ በሊ ኣብ ዘለኽዮ ሰላምን ቅሳነትን ንዓኺ ..ሳሩ ዓይነይ
💝🌹💞❣️💝🌹💞ሰላም ኪ ይብዛሕ ኣጆኪ በሪትዒ💓❤️💕❣️💝💞💓💝❤️
ነመስግን ዶክቶረ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ
Dott.sharon.God blessed you
#ዶክተረ ሳላኺ ሂወተይ ተመሓይሻ
ዶክተር ብትህብና ትምህርቲ ብጣዕሚ ኢና ንመስግነ ብጣዕሚ ኢና ድማ ንማሃር ብምቅፃል ሕቶ አለኒ ክትምልስለይ ድማ ተስፋ ይገብር አነ ለይቲ ካብዘይድቅስ ክባቢ 7ዓመት ገይር አለኩ ለይቲ ዘየደቅሰኒ ምክንያት ድማ ሱዑዲያ እየ ዝነብር ስራሐይ ድማ ለይቲ እዩ ስለዚ ዘምፆኦ ሳዓብየነ ይህሉዶ ይከውነ plis ተገዲስኪ መልስለይ ሰላም ናዓኪ
ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
Thank u Dr Sharon Amlak edmen tinan yhabki,kirekbeki delye nere bkemey kirkbki ykea👋
ዶክተር ብእትህብዮ አስተምህሩ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ : ክሐትት ደልየ ዘለኹ ፍቃደኛ እንተኾንኪ ብዛዕባ ሕበጥ እግሪ ካብ ምንታይ ይመጽእ እንታይ ከ መድሃኒቱ ሐብርና: ብዝተረፈ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ቀጽልዮ::❤
የቀንየልና🙏🏽❤🇪🇷🌷
አብ ሂወተይ ዘጋጠመኒ ነገር ብቐጥታ ይዂን ብተዛዋሪ ትፈልጢ ኢኺ
ዶክቶር ሻሮን ኣብዚኣ ሕቶ ኣላትኒ ሓደ ሓደ ግዜ ዝኮነ ሓጺን መሳሊ ከም ማዕጾ መኪና ክሕዝ ከለኩ ኢድ ሰብ ክትንክፍ ከለኩ ከም ኤለትርክ ቀጽ ይብለኒ ካብ ምንታይ ኮን ይከውን ።
ሰላም ዶክተር ሳሮን ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ቃንዛ ናይ ብርኪ አንታይ አዩ ፈውሲ
ሰላም ዝሓፍተይ ብተቕርብዮ ጥዕናዊ ዝኾነ መልእኽትኺ ብጥዓሚ እየ ደስ እንዳበለኒ ዝከታተሎ፡ ሕጂ ግን ፍቓደኛ እንተኾይንኪ ሓደ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ በዚ ዘለኪ ሞያ ተጠቂምኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር። እምበኣር ናብ ሕቶይ ኽኣቱ- ኣነ ስርሐይ ናይ ለይቲ እዩ ፡ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ናይ ለይቲ ጥራይ ሰሪሐ ይሰርሕ ውን ኣለኹ ፡ግን ቀጥሪ 8 ሰዓት እየ ዝድቕስ ፡ ሕጅስ ኣብ ለይቲ ዘይምድቓሰይ እንታይ ጽገም ከምጽኣለይ ይኽእል ፡ወይ እንታይ ክገብር ኣለኒ ግዜ እንተሃልዩኪ ተገዲስኪ መልስለይ።
@user-of8lg1yi9o
Жыл бұрын
እዚኣስ ክላ ናተይ ሕቶ ኢያ ለይቲ ምልኡ ኣብ ስራሕ እየ ቅትሪ እዩ መድቅስየይ።
@user-iv2fy5so7y
Жыл бұрын
አብ ሱዑዲ ለለና መብዛሕቴአና ቀትሪ ኢና ንድቅስ ሳዕቤን ተልይዎ ይስተረና
@lukasweldu6781
Жыл бұрын
ዋላሓደ ኣይትኸውንን ኢኻ ቀሲንካ ስራሕ ዋእ
@tesfomgebremedhin4145