ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ክንማሃረሉ ዲና ክንዕወተሉ፧

Ойын-сауық

ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ክንማሃረሉ ዲና ክንዕወተሉ፧ መደብ ምስ ኣቶ መንግስ ዳኒኤል

Пікірлер: 35

  • @eumungueush7209
    @eumungueush720916 күн бұрын

    ዮዲት ሰላም እዚ ሓው መንግስ ዝኣምሰሉ ብሓቂ ጽጋባ ብዘይ መግቢ ዘዕግብ ከም ብዓል መንግስ ኣቅርብልና የቀንየለይ

  • @alganeshandebrhan4047
    @alganeshandebrhan404716 күн бұрын

    ብሓቂ ብሱል ሰብ ቀጽሎ ከማካ ይብዝሑልና❤❤❤

  • @michealtewelde
    @michealtewelde16 күн бұрын

    እዚ መንግስ ሓውና ዘለዎ ብልሒ ከይድነቃ ምሕላፍ ኣይከኣልን እዩ። ተባረኽ ዕድመ ይሃብካ።

  • @user-qq2mz6yz9w
    @user-qq2mz6yz9w16 күн бұрын

    መንግስ ሓወይ የቐንየልና ተባዕን ንቁሑን 💙💙💙💙💙💙

  • @genetmehari8120
    @genetmehari812016 күн бұрын

    Megsi hawina edimen tienan. Ymineyelika bulixi seb eka💙💙💙💙💐🥰👍

  • @KelatiTemesghen
    @KelatiTemesghen16 күн бұрын

    Mengs a true fighter with really great potential.

  • @mentakeremla7626
    @mentakeremla762615 күн бұрын

    ብሓቂ ጹቡቅ መደብ ዮዲት ሓፍተይ ከምኡውን ሓው መንግስ 💙💙💙💙💙💙

  • @samtikokesete180
    @samtikokesete18016 күн бұрын

    Mgramey wedie ybel nqhat bhaqi bsul seb eka

  • @haqitisier8947
    @haqitisier894716 күн бұрын

    🎉ሓው መንግስ ነዞም ብሕማም ኣውራጃዊነት ዝሳቐዩን መርዞም ክነዝሑ ክልህልሁ መከራ በሊዖም ዘለው "ትምህርቲ።" ሂብካ ዮም ኣለኻ ። የቐንየልና 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ዓወትና ብሓድነትና 'ዩ ዝረጋገጽ

  • @meharikeren9042
    @meharikeren904216 күн бұрын

    Yodita thanks please bring mengs often we need new ganartion like him

  • @user-sw5to5wy1r
    @user-sw5to5wy1r16 күн бұрын

    Begaka zahaway tetenkek kay ketluka meriqm yom zketlu zelewo begaka zahaway 🙏 yaklena blusat yehwatey 🙏🙏❤❤

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab357515 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lydiahagos5178
    @lydiahagos517815 күн бұрын

    Mengis I really admire you son, how can I contact you.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi16 күн бұрын

    ቁዋምዊ መኒግሲቲ ምቆም ኒዲሒነቲ ህዚቢ ኢንባሲ ምፍጣር በዚመሊኪ ኢቲዲግቢአካ ቲሰሪሒ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi16 күн бұрын

    ናቲኺዩ ❤❤

  • @tedrosyohannes834
    @tedrosyohannes83416 күн бұрын

    Good job Mengs

  • @bent.7396
    @bent.739616 күн бұрын

    I can’t get enough of Mengis’s interviews. What a dynamic guy. I always fascinate by his analysis. Young man we love you and keep up with the good work.

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77216 күн бұрын

    Thank you yodit ብሉፀ ስብ ስለ ዘምፃኽልና መንግስት ሐውና እጆኻ ዝሃወይ ክሉ ኽሃልፍ እዩ ሎሚ ከም በዓል ንስኻ መርህቲ ሃገር ክትኮኑ እዩ ዝግባዕ ኔሩ ግን ዕድል እይገበርናን።

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom14 күн бұрын

    መንግስ ብሓሳባት ዝነገሰ በሲሕ መስተውዓሊ ኢዩ ኣነስ ኣብቲ ብስለት። ኣተሓሳስባኻ ቆራጽ ምዃንካ ተዓዚበካ ጸኒሐ ኣለኹ እሞ ኣባይካ የርሕቐልካ ፈጣሪ 🙏💯✅

  • @Zemenemeley
    @Zemenemeley15 күн бұрын

    Mengestab the greatest person

  • @tedrosyohannes834
    @tedrosyohannes83416 күн бұрын

    Good job guys bless you 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha77216 күн бұрын

    በጃኹም እዚ ብእውራጃ ምዝራብ ጠጠው እብልዎ ክንደይ ንፉዓት ድቂ ሐማሴን እለው ዳሃር ከተማ እስመራ ናይ ከሉ እውራጃ ከተማ እያ ንሃማሴን ቀርባ ንእኮለግዛይ ቀርባ ንስራየ ቀርባ ንኩለን እውራጃታትና ርእስ ከተማ እያ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi16 күн бұрын

    ዚባኒ ብርጌዲ ኒሓመዱ።

  • @gatogato2852
    @gatogato285216 күн бұрын

    ክልቴኹም ትስምዑ ኣሎኹም

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane924715 күн бұрын

    ዮዲት ናብ ሃገራውነትኺ ምምላስ ምሓሸኺ አምበር አዞም ትስዕብዮም ዘለኺ ሰባት ሓደ ማዕልቲ ከምዝጉሑፉክኪ ኣይትዘንግዒ

  • @user-rs3gv6pz1n
    @user-rs3gv6pz1n15 күн бұрын

    መንግስ ብሉጽ መንእሰይ ንፉዕ እታ ናይ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ 100% ትዓጽያ ዝበልካያ ግን ገና ብሕጂ 20/7/2024 መዕጸዊ ናይ ባጅላ ክንገብር ኢና ዝያዳ ኣፍልጦ ንምርካብ ምውካስ የድሊ።

  • @realityturth1975
    @realityturth197516 күн бұрын

    how funy you are going against your interest. you are expecting the israel gaverment to impliment a new rule for you.

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e16 күн бұрын

    ነበርቲ እስራኤል🇮🇱💔 ተዓረቑ😢 ከም ቀደምኩም ተኸባቢርኩም ኪዱ ሰስራሕኩም ስርሑ ደቅኹም ኣይ ተዘኽትሙ መጻኢ ሂወት ደቅኹሙን ስድራኹሙን ሕሰቡ😭😭😢 ፣ በቶም ኣብ ሩሑቕ ሃገራት ኮይኖም ዘራስንኹም💔💔 ተጠንቀቑቑሎም፣ ንሶም በቲ ዝነብሩሉሉ ሕጊ ሃገራት ተኣዚዞም ኣኽቢሮም ኢዮም ዝኸዱ ደቆም ሓዳሮም ዝገብሩ ዘለዉ ስለዚ!??? ካብዞኦም ኤሮጳ: ካናዳ፣ ኣሜሪካ ዝቕመጡ፣??? ንስኹም ነበርቲ እስራኤል🇮🇱 እንታይ ትማሃሩ??🙏 ሰላም ግበሩ ካብ ሰላም ዝዓቢ የለን🙏

  • @motherland1510
    @motherland151016 күн бұрын

    ካልእ... ሕድእ... ዝበለ... ኣፍሉጦ... ዘለዎ... ሰብ... የብሎምን... ድዩ...... ዝተሓተቶ... ገዲፉ..... መጥመሪ... ዘይብሉ... መልሲ.... ኮይኑ.

  • @anmeb6220

    @anmeb6220

    15 күн бұрын

    ናይ ምርዳእ ጸገም ጌርካ ከይትኸውን፡ ምስ ናይ ይቕሬታ! እዚ ወዲ ፡ እንታይ ይዛረብ ኣዳዕዲዑ ዝፈልጥን፡ ንዝምልሶም መልሲ ድማ ግቡእ ቃል ተጠቒሙ ፡ ብዝረደኣካ ክምልስ ዝኽእል በዓል ዓቕሚ እዩ። ስለዚ እቲ ሽግር ናትካ እዩ።

  • @motherland1510

    @motherland1510

    15 күн бұрын

    @@anmeb6220 ከምኡ... ኮይኑዶ... ይስምዓካ? ከም ኣብ ሰረጋላ ዝተጸምደ ፈረስ ንቅድሜኻ ምጥማት... ገዲፍካ.... የመነ... ጸጋምካ.. እንታይ ኣሎ ኣስተውዕል... እሞ... ሽዑ.. ክርድኣካ... እዩ. እምበር... ናይዚ.. ሓውኻስ,,,,, ዝጉሓፍ... እምበር.... ቁምነገር... ዘለዎ.... መልስታት... የብሉን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Shidenti
    @Shidenti16 күн бұрын

    መንግስ ረሳሕ። ንዓኹም ብውዲት ደቂ ሓማሴን ኢሎም ክምትእከቡ ጌሮም ንምሸታ ድሕሪ ኣርባዕተ ስዓት ከኣ ሸኽናቲባ ኣትዮም ሰላማዊ ወዲ ሓማሴን ቀቲሎም እዚ ዝገብር ንገበርቲ ዘይኮኑስ ነዞም ደቂ ሓማሴን ኢልኩም ተኣኪብኩም ቀንዲ ተሓተቲ ኢኹም እዘን ዝፈሳ ደለዋ ደም ደቂ ሓማሴን ንኾንቱ ፈሲሰን ኣይተርፋን እየን

  • @user-qx3ku6gz5n

    @user-qx3ku6gz5n

    16 күн бұрын

    ክላ ስቕ በል ባሪያ ንወዲ ወርቑ ቀቲልኩም ቀሲንኩም ክትድቕሱ ትሓስቡ ዲኹም እዚ ዝሞተ ወዲ ሓማሴን ከኣ ተሓኒቑ ኢዩ ሞይቱ ሓሶት ኔው በልዎ

  • @motherland1510
    @motherland151016 күн бұрын

    ዝተሓተትካዮ... ገዲፍካስ... ምንያ... ኮለል. መዕለቢ.. ግበረሉ... መልስኻ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

Келесі